ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጽቡቕ ምሃሪ ዛንታታት ኢዩ ኣብታ ሓጻር ሙዚቃ ዘላ ዓው ኢሉም ፊስካ ጌሮም ዝጭድሩዋ ናዓ ገለ ዝብሉዋ ንሳ ኬፍ ክትህበኒ ክክክሃሃ ረሲዕኩምላ
ብጣዕሚ ጽቡቕ
ናይ ብሓቂ መሃሪ ዛንታት ቀጽልዎ !
Thanks bro you make my day
ብጣዕሚ ፅቡቅ
13:52 ኣብ እንዳ ዝብኢ ደኣ ዝብኢ ይመውት እምበር ክክክ ጽቡቅ ቀጽልዎ
Waaaaaaa des zbl mhari❤❤❤❤❤
Good job 👍
Nice 🇪🇷❤️👏👏
I love you so much God bless you ❤❤❤❤❤
Waww nisnetey azekirkumni
ጽቡቕ እዩ ቀጹሎ።
Selam zara fltet melekti kemahalalf dele bmntay krekbekum ykel.
ብድሓን ምጽኣና
subuk behlo kedamot
Bhaki des zibl zanta qexlo hawey natey
😍😍🇪🇷😍❤🇪🇷
Naybhaqi mesatht zanta
Btaemi eyu des zbl bhankewta nxbe
Nay bhaqi mehari zantata
❤
Subuk tihzto
I love you zara filte qxlwo
👍👍👍👍👍🥰🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ደስ ትብል ቻነል ቀጽልዎ!
ራእሲ ኣሉላ ጅግና ናይ ጀጋኑ ኢዩ ቲ ሓቀኛ ታሪክ ከኣ ሕጂ መሰስ ይብል ኣሎ ብህግድፍ ናይ ሓሶት ታሪክ ተሃንዲሱ ግን ኣይሰረሐን ፈሺሉ ታሪክ ሰለሙን ወልደሚካኤል ታሪክ ክድዓትን ታሪክ ጭካነን ኢዩ ኣንስትንብቆልዑን ዘባሳብው ዝነበረ ከዳዕ ምስ ግብጻውያን ወጊኑ ዓድታትና ዘድፈረ ረሳሕ ታሪክ፡ኢዩ ዘለዎ ወሓጥቆ
ሓቂ በልኻ ኢሰያስ ሰራዊት አሉላ ስድርኡ ስለ ዝቐተልሉ እዩ ዘይ ጅግና ጅግና ኾይኑ አብ ሃገርና !!!
ኣነስ ድምጽኻ ፈትየዮ ድምጽኻ ክሰምዕ የ መጽየ
😂😂😂😂kab enda zbi seb ymewt emo 😂😂😂😂😂😂
ታሚታይ ኣይኮነን ዝበሃል,ተሚታይ እዩ መበቆል ኣዱ ድማ ዓደቡር ሓደግቲ እዩ temit
Kkkkkk
እንታይ ማላት እያ እዛ ሰራውያን ማለት
Deki seraye malet eyu zarkey
ኣየ ዛራውያብ መቅሰናት ንህዝብኩም ንምሕጋስ ካብዛኣተኩም ኣቲኩም ኢኩም ተምጹኡልና የቀንየልና ግን እዛ ምስጢር ኣርማጌዶን ትብል ብክፋላት ተትዝርጉሒልና ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ ኩሎም ጀጀሚሮም ይጠፍኡ ኣለው እቱምስጢር ምርዳእ ኣብዩኒ ወረ ገሊኦምስ ቻነሎም ድዩ ተደምሲሱ ኣይርደኣንን ዘሎ
አይ ከምአን ኢያ ሃመታይ ታሚንታይ መረታይ እየን ዝባሃላ እተን ዓድታት። ቀታሊ መረታይ መዋቲ ሃመታይ ወዲ ታሚንታይ ዳአ አምንተምንታይ
አደ ቕንጭ ደም ከይራአኪ አትቅበጽ አድ ቱኽን ወዳ ቀትሎም ዘጭኑዎ ከም ርሓን
አይተወለዕዝራይ አብሓጉኡ ክኾኑ አለዋም ን ኢሰያስ ክንድዚ ዓመጽን ተንኾልን ድአ ካበይ አምጺእዋ ?