Eritrean Tv Sened BG Tekeste Haile answer public questions Part 8 May 14 - 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ก.ย. 2024
  • Tv Sened BG Tekeste Haile answer public questions Part 8 May 14 - 2022
    ኣገዳሲ መደብ ሕቶን መልስን ብጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 8 ግንቦት 5 - 2022
    Tv Sened
    Antonio Tesfay

ความคิดเห็น • 110

  • @Tv.senedNews
    @Tv.senedNews  2 ปีที่แล้ว +14

    GoFundMe, BG Tekeste Haile
    GoFundMe,
    I thought you might be interested in supporting this GoFundMe, htt
    facebook.com/1375479556026594/posts/3217186165189248/?sfnsn=mo
    Even a small donation could help Tv Sened Eritrean reach their fundraising goal. And if you can't make a donation, it would be great if you could share the fundraiser to help spread the word.
    Thanks for taking a look!

    • @teweldehabtesus9485
      @teweldehabtesus9485 2 ปีที่แล้ว +1

      Can we get a Gofundme link for USA ?

    • @zaragrocery7868
      @zaragrocery7868 2 ปีที่แล้ว

      ኣገዳሲት ሕቶ
      ናብ ሓለዋ ሰውራ እንተኣቲኻ ናይ ምውጻእ ዕዱል ነይሩ ዶ ወይስ ብኡ ኣቢልካ ኢኻ ትሓቅቕ? ክብርን ሰላምታን ንኹልኹም ኣይረሰዕኹን ::

    • @Tv.senedNews
      @Tv.senedNews  2 ปีที่แล้ว +1

      @@teweldehabtesus9485
      Hi
      it is the same just change the rate or country you live.
      Thank you

    • @filiawlya1135
      @filiawlya1135 2 ปีที่แล้ว +1

      p

    • @negodatatselam443
      @negodatatselam443 2 ปีที่แล้ว +1

      Mezekakeri Antonyo Abti nay GoFundMe Comment Kabzi Xehafun Zewefeyun Hade Eye Emo Degimika Kitrieyo Yilabo $ 102.00 Dollar Wey $ 1010 .00 SEK Malet Eyu Ezi Kidmi 5 - Mealti Eyu Zikewn Zelo Silezi Mebxeay Si gere Eye Kibleka Ele Eye .N Etigebrulina Zelekum Astemhiro Tarik Kea Misganay Wesen Yebilun.

  • @ghebrezghimikle1134
    @ghebrezghimikle1134 2 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ወዲ ሃይለ ይቅረታ ምሕታት እቲ ዕቢይ መምህር ኢዩ ኪብረት ይሃብካ

  • @john9192
    @john9192 2 ปีที่แล้ว +4

    ሃብሮም
    ሃብሮም፡የ ሃብሮም፡የ ከመይ ኢኻ
    ከም ቡርቱዕ ቀላይ ዘይትሕምበስ ኢኻ
    ከም መሳልል ሰማይ ዘይትድየብ ኢኻ
    ሰማዒ ተደኒቑ ባሕሪ ታሪኽ ኢኻ
    ከም ሉል ገበል ዘይትርከብ ኢኻ
    መዘና ኣልቦ ትብዓት ጅግንነትካ
    ቁሩብ ደኣ ተሪሩ እዚ ባህርያትካ
    ዓይንኻ ዘይርኣዮቶ ዘይትዛረብ፡ታ ልሳንካ
    ርእይቶ ዘይተቐምጥ ተባህለ ቢልካ
    ብጢጥ ቂሚጥ ዘይትልዓ ኣድሃ ኢኻ
    ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
    እምበር ብሓቂ ደስ ዝብል ባህርያት ኣሎኻ።
    ወዲ ሰብ ዘይረኣኹዎ ኣይዛረብን ክብል ከሎ፡
    ንማዕተቡ ክምስክር ከሎ ብሓቂ ጸጋ ኢዩ እሞ ኣዚዩ ደስ ዝብል ባህሪ ንዉሑዳት ጥራይ ዝተዓደለ።
    ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @aynealem6220
    @aynealem6220 2 ปีที่แล้ว +1

    ይበል ታሪኽ ወዲ ሃይለ. ኣብ ነብሲ ወከፍ መደብኩም ንመሃር ኣለና. ጀብሃ ኣብ እዋኑ ንስድራ መስዋእቲ መቕርቦም ይነገሩ ምንባሮም ኣፍሊጥካና ኣብ ልዕሊ እቲ ኩሉ ከቢድ ታሪኽ.

  • @wedihaile6997
    @wedihaile6997 2 ปีที่แล้ว +1

    Thanks more B/G Tekeste Haile •

  • @tesfaybiniam6828
    @tesfaybiniam6828 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ኣያና ዕድመን ጥዕናን ❤❤

  • @zerhansdebesay6525
    @zerhansdebesay6525 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ እንቃዕ ደሓን መጻኩም ።ነዞም ጀጋኑ ኣያታትና ከኣ እንቃዕ ስም ጸሓፍኩምሎምምም።

  • @napoleongherezgiher902
    @napoleongherezgiher902 2 ปีที่แล้ว +1

    እዛ ናይ gofound me ብጣዕሚ ጽብቕቲ ሓሳብ እያ፡ ኣልሜኖ ኩላትና ዓቕምና ከነወፍን እንተ ወሓደ ዋጋ ናይ ሓንቲ መጽሓፍ ከነበርክት ጽቡቕ ኮይኑ ይስመዓኒ።

  • @ER-gx5pl
    @ER-gx5pl 2 ปีที่แล้ว +2

    አንቃኦ ብስላም መጻኹም ወዲ ሃይለ .ኣንቶንዮ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @ak4ever818
    @ak4ever818 2 ปีที่แล้ว +2

    Dear b/g wedi haile, you mentioned Tereke Beraki, please tell us his history. I realy admire your service.

  • @john9192
    @john9192 2 ปีที่แล้ว +2

    ዝኸበርካ ሓርበይና ጀነራል ወዲ ሃይለ ብመጀመሪያ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኮምኡ ውን ኩቡር ሓርበይና ኣንቶንዮ ሓውና ዕድመን ጥዕና ይሃበልና።

  • @mikecuba9386
    @mikecuba9386 2 ปีที่แล้ว +1

    Well come......... no words.

  • @weditkabo5716
    @weditkabo5716 2 ปีที่แล้ว +4

    Wedi halie seb kihgzo alewu asnanu keman tezgbrelu ane kem seb des mbleni jegaun abitatna kibri ygbeum u

  • @trustinthelord2993
    @trustinthelord2993 2 ปีที่แล้ว +1

    እንቋዕ ብሰላም መጻእኹም ክቡራት ኣቦታትና እዚ ከይተሓለልኩም ትገብርዎ ዘለኹም ታሪኽ ናይ ምስናድ ስራሕ ከየመስገንክኹም ክሕልፍ ኣይደልን ቀጺለ ነዞም ሓደስቲ ወለዶ ድሕሪ ናጽነት ዝተወለድና ኣፍልጦ ይውሕደና እዩ እሞ ብዛዕባ ኮማንዲስ ናይ መን ውድብ እዩ ንመን ይውክል ኔሩ

  • @samielmelash6311
    @samielmelash6311 2 ปีที่แล้ว

    Btami Xbuk

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብድሓን መጻእኩም ነመስግን ወዲ ሃይለ

  • @semerebelay3059
    @semerebelay3059 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ክቡር ብ/ጀ/ ወድሃይለ ከመይ ቀኒኻ ከም ኡውን ሓው ኣንቶንዮ ተስፋይ ፡
    ብዛዕባ ወድ ነጋሽ ገለ ክብል፡
    ቀንድ ሽሙ ተስፋስላሴ ነጋሽ ገብረታትዮስ ይበሃል (ወድ ነጋሽ ) ይበሃል ኣብ ክ/ሰራዊት 61
    ቦጦሎኒ 3 ኣዛዚ ከምዝነብረ ይፈልጥ ካልኣዩ መን ከዝነበረ ግን ኣይፈልጥን ቤተሰበይ ኢዩ ፡
    ስለ ዝኮነ ኣብ ድግድግታ
    ተራኪብና ኔርና ብ ኣጋጣሚ ናይ ሓለፍቲ ኣኼባ ኣብ ባጽዕ ጸኒሔ ኢሉ ሓደ ሰዓት የዕሊልኒ ኔሩ።
    ምሉእ ኮ/ል ማዕርግ ተውሂቢ ኣዛዚ ክ/ሰራዊት ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ጸኒሑ ፡
    ብዕለት 13/04 /2022 ብሕማም ምክንያት ካብ ዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡ ኣሎ፡
    ትውልዲ ዓዱ ድርኮ ዝተባህለ ኣብ ንኡስ እምኒሓይሊ
    ዞባ ደቡብ ኢዩ ተውሊዱ ዓብዩ፡
    ብሩኽ ቅነ፡

  • @shabaymender9126
    @shabaymender9126 2 ปีที่แล้ว +3

    ብዛዕባ እዛ ስዉኣት ናይ ጀብሃ ተጋደልቲ ዝተሓተተት ፡ ኣነ ኣብ 1997 ዝምስክሮ - ጀብሃ ተበታቲና ንሱዳን ክትኣቱ እንከላ 2 ኣብ ጽባሕ 1 ድማ ብዕድመ ካብኦም ፍርይ ዝብል ኣብ ከባቢ ላዕላይ ባርካ ብለይቲ ንዓዶም እንዳተመለሱ እንከለዉ ፡ ንሓደ ካብኦም ኣብቲ ጸልማት ሓራስ ዝብኢ ከብዝጎበጠቶ ፡ ብረት ይኹን ኣካላዊ ድልዳለ ዘይነበሮም ፡ ጥሜትን ድኻምን ዘሰነፎም ፡ በቲ ምረት ኲናት ሓድሕድ 'ዉን ኣዝዮም ዝተዳህሉን ብምንባሮም ንዕዑ ንምድሓን ኣይተኻእሎምን ። ብድሕሪኡ እቲ ሓደ ናብ ስቪላዊ መነባብሮኡ ፡ እቲ ዝተረፈ ናይ ጽባሕ ተጋዳላይ ድማ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ተሰሊፉስ ናጽነት 'ዉን ኣርኪቡ ። ክልቲኦም ኣብ 1997 ድማ ምስክርነት ቦታ መስዋእቲ ን ግዜን ንስድራቤቱን ነቶም ነቲ ጉዳይ ስዉኣት ተጋደልቲ ዘሳልጡ ሰብ መዝን ሂቦም ። እቶም ስድራ ድማ መንግስቲ ኤርትራ ምስክር ወረቐትን ደበስ ስዉእን ሂብዎም ።
    #

  • @aynealem6220
    @aynealem6220 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣንቶንዮ መደብ ዕረፍቲ እንተ ትወስዱ ጽቡቅ ይመስለኒ. ቁሩብ ኣስተርሕይ ኣቢልኩም ክተዕርፉ. ከባቢ 2 ሰዓት ብዘይ ዕረፍቲ ክትዛረቡ ቀሊል ኢይኮነን. ናይ ወዲ ሃይለ ኩነታት ጥዕና ኣብ ግምት ይእትው ኢኻ. ዕድመኡ ክነውሓልና ኣምላኽ ንስኻ ከአ ተኸናኸኖ. ኣገዲዶ ዕረፍቲ ክወስድ. ለበዋ ኢየ ዘቅርብ ዘለኹ. ክብርኹም ይስፋሕ ብሉጻት ውጻእ መዓት ተረኽትና.

  • @ghebrezghimikle1134
    @ghebrezghimikle1134 2 ปีที่แล้ว +2

    ክብሪ ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @halamadrid7779
    @halamadrid7779 2 ปีที่แล้ว

    Welcome deki sewra Eritrea

  • @ak4ever818
    @ak4ever818 2 ปีที่แล้ว +2

    Dear wedi Haile, I never heard you talked about colonel Hanfolom Tekle Wedi Tekele. Can tell us about him? Thank you

  • @tsegaysbhatuteklemariam7436
    @tsegaysbhatuteklemariam7436 2 ปีที่แล้ว

    Harbena wedi Haile mara ena n fetweka nkbreka kebret ehabelna kulu tgebro zelak our hero ever and ever

  • @ramadanmohamed8176
    @ramadanmohamed8176 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ትቭ ሰነድን ጅግና ወድ ሃይለን ኡንቃዕ ብሰላም መጻኩም!
    ኢታ ጣቅዕት
    ካብ ጥዑም ድቃስካ ኢቴስእ ከይትከውን ክክክክክ
    ዓባይ ዓባይቶ አጻብዒትን ኢታ ዝነወሕት አጻብዕት የማናይ ኢድና ገርና ንፈትን!
    ካብ ዝጣዓመ ጥዕም ሕልም ንተበገስ ወይ ተዳሎ ወይ ተስእ ኢንጥቅመላ ገና ዊን ኣላ!

  • @007dc7
    @007dc7 2 ปีที่แล้ว +1

    እቲ gofund me.. Click ቅሩብ ጸገም ኣለዎ.. አነ እኮ ንስሊ ብምጽካት ረኺበዮ እየ..ግን ብዙሕ ክረኽብዎ ከምዘክሉ ተዛሪቦም.ኣብት ትሕቲ gofund me እንትዝሰሓፍ ጽቡቅ ይብል
    ሽሙ ክፍለጥ ዘይደሊ anonymous ኢሉ ክህብ ይኽእል እዩ ፍርሒ እቲ መንግስቲ ምክንያት እዩ
    ጅግና ከሎ ኢኻ ትኽብሮ ን ትገብረሉ
    ወዲ ሃይለ ሓደ ካብ ሺሕ እቶም ጀጋኑ. አብ ተዋጊ ሰራዊት ዝነበሩ እዩ.. ኩሉ ድሕሪ አብ ተዋጋእ ሰራዊት ንነዊሕ ዓመት ዝተዋግኡን ምርሖም ዝዋግኡን እዩ.. እቲ ኩሉ ካልእ ክፍልታት ዋላ ዓቢ እጃም ይንበሮ ሂወቱ ግን ከም እቶም ንነዊሕ አብ ተዋጋእ ሰራዊት ዝነብሩ ኣይኮኑን. ዋላ እቲ ምሪሕነት ቤት ጽሕፈት, ደረፍትን ካልእን
    ክርዮ እየ እዚ Gofund me ከመይ ይኸይድ.. ንወዲ ሃይለ ምድጋፍ ንኹሎም ጀጋኑና ምድጋፍ እዩ.. ሰምናዮ እና ታሪክ ጅግንነቱ.. ስለዚ ንወዲ ሃይለ ሓሚሙ እልካ ካብ ምድጋፍ ሕጂ እቲ. ዓይነት ደገፍ እንተዘርየ.. ን ጅጋኑናን ስንኩላትና ክብሪ ዘይምሃብ እዩ.. ወዲ ሃይለ ውን..8 ጉዜ ተወጊኡ ብዙሕ ስንክልና ኣለዎ
    አብ ሂወተይ ዓቢ ትምህርቲ እዩ.. አነ ውን ናይ ሂወተይ እምበር.. ንህዝቢ ክረብሕ ኢለ ድሕሪ ሕጂ ዝኾነ..ግዜይን ሓንጎለይን ኣየባክንን
    እዚ ክሳብ ሕጂ ተርኣዩ ዘሎ gofund me ብዙሕ ዘሕዝን እዩ..ንህዝቢ እልካ ምስ ሰንከልካ.. ህዝቢ ሐንቲ ከምዘህበካ ኢኻ ትርዳእ
    ወዲ ሃይለ ግን እንኩዓዕ.. Sweden ሓለካ.... ከፊኡ ኣይከፍእን.. ሓወይ ካብ 74 ኽሳብ 91 ተውግኦም ኣውግኦም.. ሕጂ ስንክልና ኣግትምዎ. ዙሰኣኖ የለን.. ግን ምስሐቅ ከናሽውዎ እየ ርእየ
    ምንቲ ህዝቢ ኢለ ዝገብሮ ሐንቲ ኣይህልውን
    Multi ሚልዮነር ናይ ሙካን ዓቅሚ ኣለኒ
    I ll just do that
    Very very sad.. ሓቀኛ ጀጋኑ ዘይድግፍ ህዝቢ!!!"

  • @yonatanbokristion7598
    @yonatanbokristion7598 2 ปีที่แล้ว +1

    ክብሪን ምስጋናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብርጋዴር ጀነራል ወዲ ሃይለ ሳጋ ነይርካ ዶ ኣብ ሜዳ ከልካ ? ምስ ጋዜጠናካ ኣንቶሮ ቦሲ እዛ ሕቶ ዝሓተትክዎ ሕተቶ ?

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ቫይናኽ ምዓንጣስ ፍልይቲ እያ፡ ናይ ኣምበሳ ሓሞት ደኣ ኔርዎ ከይከውን፡ ደስ ዝብለኒ ኣብ ኩሉ በዳሂ ምንባሩ እዪ ።

  • @kidaneghebrekidan3499
    @kidaneghebrekidan3499 2 ปีที่แล้ว +1

    I'm so proud you B/General wedi haile.....
    Bkulu aziye eye zedenikeka biabiu eti sowra tewefainetun aberkutun biflay kia B/General vainak ane ni vainak akimi bikat yeblay kigeltso elka tewesaki wedi police aine suwur deki arawit ditsihafe abhzibawi gnbar bikara nifalamay kikales zireakuwo vainek eyu elu eti tsegem vainak ayzarebineyu elu niska kia lomi asmirkala emo ezi aribeja suwu'e B/General vainak kemey aynet seb minbaru buruh eyu nikulu slezi slekulu yekenelna B/General wedi haile

  • @hailetekeste9112
    @hailetekeste9112 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ስእሊ ዘለዉ እታ ኣፍሮ ጨጉራ ማርታ ጓል ጀነራል መብራህቱ እያ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሓንቲ ካብቶም ብርቱዓት ተማሃሪት ና ሕክምና ነይራ። ዶክቶር ኮይና ክትምረቕ ሓጺር ግዜ ተሪፉዋ ነይሩ። እቲ 2ይ- ዋለልኝ መኮነን ናይ ፖለቲካዊ ሳይንስ ተነሓራይ ኢትዮጵያዊ እዩ። ክልቲኦም ኣብ December 1972- ምስ'ቲ ንካልእይ ግዜ ነፋሪት ክጨዊ ወዲቡ ኣብ ነፋሪት ውሽጢ ብጸጥታ ኢትዮጵያ ዝተቐትሉ እዮም። የቐንየልና

  • @adihekin4556
    @adihekin4556 2 ปีที่แล้ว +1

    ካልእ ንኩቡርን ሓርበኛ ብ/ጀ ተከስተ ሃይለን ከምኡውን ኣርካን ኣንተንዬ ተስፋይ ንኩቡር ብ/ጀነራል ተከስተ ሃይለ ሕቶ ኣለኒ
    ሃይለ በርሄ ተስፋጽዬን
    ዕለተ ምስላፍ 29/07/1977
    ዕለተ መስዋእቲ 14/04/1978
    ኣሃዱ ብርጌድ 4
    ዝተሰዉኣሉ ቦታ እምባ ደርሆ
    ገለ ኣፍልጦ ኣለካዶ ? የቀንየለይ❤❤❤❤

  • @keletafutur6658
    @keletafutur6658 2 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏 wedi haile Gbu

  • @wedigerye556
    @wedigerye556 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome back

  • @hidardige379
    @hidardige379 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome B.G Tekeste Haile 👍🌷❤

  • @libeymidrebeda2580
    @libeymidrebeda2580 2 ปีที่แล้ว

    Selam selam 2 jegano so tnx

  • @ጆጋር
    @ጆጋር 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም እንቃዕ ብሰላም መጻኩም።

  • @bereketsium9868
    @bereketsium9868 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ክቡር ተ/ጋ ሓርበኛ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለን ፡ ክቡር ጋዜጠኛ ተ/ጋ ኣንቶኒዮ ተስፋይን ፡ትሰርሕዎ ዘለኹም ስራሕ መዘና የብሉን ። ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ኣብ ምትራኽን (ዋላ ውን ብጭልፋ እንተኾነ) , ጅግንነትን,ቖራጽነትን,ኣቦታትናን,ኣደታትናን ፡ኣያታትናን, ተቐቢሩ ከይተርፍ ብትገብርዎ ዘለኹም መስዋእቲ ክብርን,ምስጋናን ይግባኣኩም'ዩ ።
    ክብርን,ሞጎስን ነቶም ክብርቲ ሂወቶም
    ዘበጀዉ ሰማእታት ኤርትራ !!

  • @veronicaeyob3150
    @veronicaeyob3150 2 ปีที่แล้ว

    Greetings to both our heroes. My question today is about those who restrained, ab halewa sora, for example Martyr Mussie Tesfamicael and many more. Where is their remains? Did their corps get collected like the rest of Suwuat? Were their bodies put to rest. Proper burial by their families members, I often wonder. As Harbena Mesfin Hagos mentioned Suwu Tewelde Eyob’s remains in Dekemhare. Still hasn’t been put to rest 😭. Thank you BGTH for everything you do. Journalist Antonio as always ajokum ajona.

    • @abrahamtsegay6569
      @abrahamtsegay6569 2 ปีที่แล้ว

      Mesfen was told about abraham tewelde not on tewelde eyob

    • @veronicaeyob3150
      @veronicaeyob3150 2 ปีที่แล้ว

      I am sorry I got mixed up. Thank you for catching my mistakes brother Abraham Stagy.

  • @peaceforall
    @peaceforall 2 ปีที่แล้ว +1

    Welcome our Heroes !!

  • @smilesmile2096
    @smilesmile2096 2 ปีที่แล้ว

    Godblased you brather .

  • @eritimes
    @eritimes 2 ปีที่แล้ว

    Can anyone put a link of Ato Meharena (the one Br. General Tekeste is referring)?

  • @yemaneberhane5720
    @yemaneberhane5720 2 ปีที่แล้ว

    Worm greating and God give live long life for eritrean hero wedy hail
    Pls say some about tekle atsbha( tekle hanksh)

  • @zemebr3114
    @zemebr3114 2 ปีที่แล้ว

    Long life dear B/G Tekeste Haile

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝከበርካ ብ/ጀ/ ተኸሰተ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ስልያ ሕጽረት ኣይነበረን ህዝባዊ ቃልሲ ብምንባሩ ልዕሊ ኩሉ ካብ መድፍዕ ክሳብ መርፍኢ ሓበረታ ብደቂቕ ካብ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ነይሩ ። ኣብ መረትን ባሕርን ኤርትራ ብምንባሩ
    1 ሓራስ
    2 ቀሺ/ሸኽ
    3 ናይ ዕድመ ሰብ ጸጋን ካብ ሓረስቶትን ጋሶትን ካብ ኮትረባንዳ ዘካዩዱ ወዘተ
    4 ኣብ ትካላት ስርዓታት ኢትዮጵያን ኣብ ትካላት ህዝባዊ ትካላት

  • @samsondaniel7313
    @samsondaniel7313 2 ปีที่แล้ว

    mes bezuh selamta natey heto ab semen denkel aso ila zetebahle bota kinat hedehed gerna neyrna ane ab jebha eye neyre mes ansehabna buxot gedifna bezyada hade bexayna dehay yebelnan semu Kinfe Hagos wedi kohayen betami gezif eyu sewuen heluyen selezeyfeletna menalbat marikmwo do tekone natu feley zebele meleleyi kab meten nelaeli gulbut eyu

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ሰላም ኩቡራት ኣሕዋት። እንቛዕ ድሓን መጻእኩም።

  • @aregaigirmai4563
    @aregaigirmai4563 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ ሃይለን ኣንቶንዬ ሕጂ እውን እንቆዕ ደሓን መጻኩም መቸስ ወዲ ሃይለ በዚ ዘመን ኣምጾኦ ቴክኖለጂ ማለት virtual reality ተጠቂምና ካብ ኣዲስ ጀሚርካ ምስ ጅግና ስውእ ኣብርሃም ተክለ ብምቅጻል ምስ ጀጋኑ ስዋኣትና ከም በዓል ወዲፈንቅል ወዲ ፍላንሳ በርሃ ጻዕዳ ከም እውን ስወኣት ጀጋኑ ኣባላት ናይ 73 ደሞክረሳዊ ምንቅስቃስ እታ ሽም በዚ ናይ ዘሎ ገዛኢ ተዳናገጽቲ ዝተዋህበት ክጽዋዓ ኣይደልን ምክንያቱ ተቃሎም ዘላ ትመስለኒ ብሒጺር ክትዋጋ ከለካ ተምሳልካ ወሪስና ንዋጋእ ንመሰልካ ክትማጏት ምሳ ንማጎት ኣብ ጊንዳዕ ምስ ሓርበንኞ ኣዴካ ቡን ስቲና I hope ድሕሪ ናጽነት ብዓይና ስጋ ምስ ክብርቲ ኣዴካን እቦካን ተረኪብካ ክትከውን
    ከጠቃሎ ኣማን ብኣማን ኣብ ውሽጢቲ እትትርኮ ዘለካ ኣእቲካ ንክንፈልጦ ኣብቂዕካና ኢካ ደጊመ እንቆዕ ካብ ኩሉ ውግኣት ከም ጎርቢ ጥጥቆ ዘውጻካ ኣምላክ ይመስገን ተዘይኮነ ተዓቢጡ ምተረፈ ነይሩ

  • @michaelgebre4522
    @michaelgebre4522 2 ปีที่แล้ว

    ምልክያስ ዝሓተትካ ብዛዕባ ወዲ አበባ ዓዱ በለዛ ድዩ?

  • @ቆሓይቶከስከሰ
    @ቆሓይቶከስከሰ 2 ปีที่แล้ว +1

    ታባ ዓሰርተ ብከመይ ስም ወጺእዎ ንዝብል ኣብ ግዜ ሃይለስላሰ ናይ 10 ወተሃደራት ማለት ኮማንደስ መዓስከር ስለ ዝነበረ እዩ ታባ ዓሰርተ ወጺእዎ፡፡

  • @gebremeskelgebrehiwet4230
    @gebremeskelgebrehiwet4230 2 ปีที่แล้ว +2

    ኩቡር ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብመጀመርያ ኣብ ህይወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ድማ ኣሳልጦ ይምነየልካ። ኣብ መበል 18 ክፋል ብዛዕባ ወዲ ጋፎ ዓዱን ሽሙን ሲ ኣይፈልጥን እየ ኢልካ ኔርካ፡ ንሱ እንተ ኮይኑ ኣብ መበል 44 ክፋል ጊላይ ጋፎ ዓዱ ድማ ሽማንጉስ ታሕታይ ምኻኑ ጽሒፈልካ ኔረ። ንሱ ኣብ 52 ብርጌድ እዩ ነይሩ መስዋእቱ እውን ኣብ ከባቢ ከረን ከም ዝኾነ እሰምዕ፡ ዝተሰለፈሉ ናብ ተጋድለ ሓርነት እዩ ኣብ 77 ምስ ፉሉል ኣብ ህዝባዊ ግንባር ከይዱ፡ ብዛዕባ መስዋእቱ ገለ በለና። ካብ ገብረመስቀል ገብረሂወት።

  • @kesetegedey6728
    @kesetegedey6728 2 ปีที่แล้ว

    ከሰተ ሃይለ
    የቀንየልና ምቅናይ ጥራይ ውዲሃይለ ጊንጢ እዩ ዝብሉና ዝነበሩስ ጀምዚ ጌርካ ቅኑዕ ስለ ትዛረብ እዩ
    በል ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኮረኔል ኣየለ ትኩእ ምራጭ ( ፊዳ ) ኣብ ከቢድ ብረት እንዳ 85 ዝነበረ ኣብ 3ይ ወራር ዝተሰውኤ ኣዛዚ ብርጌድ ከቢድ ብረት ዝነበረ ገለ በከና ረሲዕካዮ ከይትከውን

  • @yohannesyemane8701
    @yohannesyemane8701 2 ปีที่แล้ว

    ሰላምታ ብምቕዳም፥ ንብዙሕ ክፋላት ኣይተኸታተልኩዎን። ናይ ስራሕ ኩነታት ዝፈጠሮ ድማ ኢዩ። ኣብዚ መደብ ሕቶን መልስን ከምዝተኸታተልኩዎ ጽቡቕን ኣዕጋብን መልስን ነይሩ እብል። ብዛዕባ'ቶም ኣብ ጢዖ ዝተማረኹ ወተሃደራት ደርግ ዝቐረባ ክልተ ሕቶታት ግን ብወዲ ሃይለ ዝተዋህበ መልሲ ኣዕጋብን ቅኑዕን ነይሩ። ከም ሕቶ ግን ኣገዳስነት ኣይነበሮን በሃላይ ኢየ።ወተህደራት ደርግ ናበይ ኣበሉ ኢልካ ካብ ምሕታት ነቲ ተበርቢሩ ዘይውዳእ ታሪኽ ብረታዊ ተጋድሎና ንምፍላጥን ንምስናዱን እንተነድህብ ዝበለጸ ምኾነ ምበልኩ ነቶም ኣብ ሃናጽን መሃርን ዘይኮነ ዛዕባታት እተልዕሉ ሰባት ኢየ ዛዛረብ ዘለኹ።የቐንየለይ

  • @amanbahlbi4397
    @amanbahlbi4397 2 ปีที่แล้ว

    Selam Selam nkulkum
    Bmktsal kubur BG Tekeste Haile HUTEY NAI MUSIE (MEHARI TEKLE) Tgrawai kab shabya nab weyane zkede ebai nai Asmera Nweyane abti mejemeria ab wetehaderawi medai Abi tera kem znebro yglets dehar wun merhnet weyane kem zketeleto eyu zznto bzaeba Musie ab shabya kelo aberktu entai tblena.

  • @ሠርወመንግስት
    @ሠርወመንግስት 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ተክለ ዓደንን፡ዘምኪኤል ከተማን ገለ በለና ወዲ ሃይለ

  • @adihekin4556
    @adihekin4556 2 ปีที่แล้ว

    ዝከበርኩም ኣርካናት ብ/ጀ ተከስተ ሃይለ ከምኡውን ኣንተንዬ ተስፋይ ነዚ ትገብርዎ ዘለኩም መደብ ከመስግነኩም ይፈቱ

  • @meratv618
    @meratv618 2 ปีที่แล้ว

    Semieka zayxgeb tarik

  • @tamrathadgu5690
    @tamrathadgu5690 2 ปีที่แล้ว

    ፈጂ በረከት ኣብራሃ ይባሃል

    • @tamrathadgu5690
      @tamrathadgu5690 2 ปีที่แล้ว

      ኣብ ዞቦ ማእከል ሓላፈየይ ነሩ ሓላፊ ምክቲታል ዞባ ማእከል ቦታ ስራሕ ቀሓውታ ( ወዲ ኣክሪያ ) ማዓርግ ሙሉእ ኮነረር ::

  • @tegadelketsali5184
    @tegadelketsali5184 2 ปีที่แล้ว

    ኣብርሃም ተክኤ ወዲ(ተክኤ ) ኮሚሳር ሓይሊ ኣብ ብርጌድ 49 ቦጦሎኒ 2 ናይ ወደልመደ እዩ ነይሩ ።ዓዱ ዛግር ካርነሽም ኮይኑ ቅድሚ ምቋም ክ. ሰራዊታት ከኣ ብርጌድ 58 እዩ ነይሩ ።ግዜ መስዋእቱ ግን ልክዕ ኣብቲ ሓታታይ ጠቒስዎ ዘሎ ዕለትን ሰዓትንዩ ።

  • @simontekle9704
    @simontekle9704 2 ปีที่แล้ว

    Welcome wedi haile

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 2 ปีที่แล้ว

    Tegadalay Kesete Hedrom Hailu

  • @yasinosman4674
    @yasinosman4674 2 ปีที่แล้ว

    Eeeh niminty melsi zay nerekeb zelena?

  • @ramadanmohamed8176
    @ramadanmohamed8176 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣደረስቶ ዜይ ኮነ ሴይ?
    ዓደረሶ ኢዩ።
    ኣብ ሕቶ 48 መረምታ!

  • @gebrumengstab-zu4do
    @gebrumengstab-zu4do 7 หลายเดือนก่อน

    Tako ane yfelto

  • @FASEAful
    @FASEAful 2 ปีที่แล้ว

    Aysemaekwon gn btaemi eye zfetwo hakenia tarik abal meka 74 eye nere ny wedi segid zanta ms negere sbuk enda 42 keleku sb Asseb tekeyre n enda 47 ms kedku kaliay merahi kfleserawit natey koynu neru wedi segid b hmam mknyat tesewiu kblo zdeleku neger tsehaye mokonene wedi mokea tariku tetgels des mbelena neru kebid bret ayneberkan gn tfelto teleka please

  • @aronmhretab324
    @aronmhretab324 2 ปีที่แล้ว

    Ewawawa behki atenyo brgader general tekeste

  • @nakfashell1573
    @nakfashell1573 2 ปีที่แล้ว

    Enty da eza heto nay Iebrham Afa shelal elkuma

  • @chaytekle3918
    @chaytekle3918 2 ปีที่แล้ว

    Enkae dahan mexaka jgna tegadaley general tekeste haile

  • @neftalemghebretensaie3940
    @neftalemghebretensaie3940 2 ปีที่แล้ว

    በርገደ. ተከስተ.. ሃይለ. ናብ. ሓቂ. አድንቀካ. ናይ . ሰለስተ. መራሕቲ ክፍለ ሰራዊተይ ፈሊጠ. ናይ.. ቓ ን ቁ ናይ. ወዲ. ሊቀ . ና ይ. መኮን ን. ባር ያ.

  • @teklaymehari8110
    @teklaymehari8110 2 ปีที่แล้ว

    ክቡራት ኣሕዋት እንቓዕ ድሓን መጻኹም

  • @efremghebresilasie5554
    @efremghebresilasie5554 2 ปีที่แล้ว

    ዝኸበርካ ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብሂወት ከለኻ ትፈልጦ ታሪኽ ንህዝቢ ምግላጽካ ክብረት ይሃብካ:: ቀጻሊት ሕቶይ :ክፍለማርያም ገብረስላሴ (ኣባ ሰልዒ ) መበቆል ዓዱ ሔቦ ጽንዓደግለ ኣብ 1974 ወይ 1975 ዝተሰለፈ ኣብ ብርጌድ 4 ድሓር ካኣ ኣብ ክ/ሰራዊት 85 መራሕ ሓይሊ ከሎ ኣብ ወፍሪ ባሕረ ነጋሽ ገጻት ኣብ ሰ/ሳሕል ኣብ ቀይሕ መሬት ዝተሰውኤ: ትፈልጦ ታሪኽ እንተለካ ከተካፍለና ብኽብረት ይሓተካ ::

  • @berhaasme8536
    @berhaasme8536 2 ปีที่แล้ว

    Paw jigna mexe

  • @gebremedhnfere
    @gebremedhnfere 2 ปีที่แล้ว +4

    ክብርርን መጎስን ምሳኩም ይኩን :ኣሕዋት ብ)ጀነራል ተከስተ ሃይለ :ኣንተንዮ ተስፍይ። ንትገቦርዎ ዘለኩም ምስናድ ታሪክና :መዋዳድርቲ ኣልቦ እዩ እሞ ,ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም።
    ቀጺለ ብዛዕባ ወዲ ክፍለ መራሒ ቦጦለኒ 23-2
    ምስ ብ) ጀነራል ሓዱሽ ኤፍሮም እዩ ዝመርሕ ነሩ: ብለት 2-22-1984 ረቡዕ ማዓልቲ ኣብ እታ ዝፈሸለት :ኣብ ኣውጌት ሰምየናዊ ምብራቅ ሳሕል እዩ ተሰዊኡ። ቅድሚ ሕጂ ውን ጺሒፈ ነረ :
    በዚሕኩም ይከውን።

  • @robelmehretab9442
    @robelmehretab9442 2 ปีที่แล้ว

    tigrigna temehar wala ab atehatateta 0 alka ...Anthony..

  • @habtomyohannes5153
    @habtomyohannes5153 2 ปีที่แล้ว

    Kubus jeneral. Kidanemariyam weykea barba merahe heyli znebere ab rama tigray zteseweai tfelto do?

  • @mokonenbrhane8992
    @mokonenbrhane8992 2 ปีที่แล้ว

    ዘወንጌል ወልድ ገብርኤል እውን ምስ ብዓል ወልደንኪኤልን ኣብርሃን ኔሩ እዩ ኣብኡ ተሰዊኡ

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 2 ปีที่แล้ว +1

    ፐርኔንተ 🤣🤣🤣🤣🤣
    ርእሲ ኣድጊ: እቲ ሰብከ ነቲ ጸርፊ ተቐቢሉዎ ይኸይድ ኔሩ ማለት ድዩ።
    እዚ እውን እኮ ክብሪ ናይቲ ሰብ ዝትንክፍ ሳጓ እዩ ኔሩ።
    ጌጋ ክዝረብ ይኽእል እዩ
    ምስቲ ኩሉ ዝግለጽ ዘሎ ታሪኻት
    ክመሳሰለካ ይኽእል እሞ ክትዛረቦ ትኽእል ኡኻ።
    ስለዚስ ምእራሙ እዩ እቲ ኣገዳሲ እምበር ካብ ዚ ኹሉ ትረኻ ገለ ገለ
    ጌጋታት ክህሉ እዩ። ነቶም ዝእርሙ ነመስግኖም። ኩቡር ተጋዳላይ ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ድማ ንጌጋ ብዘይ ምምኽናይ ጌጋ እዩ ኢሉ ምቕባሉን ምግላጹን ንኣና እውን ዓቢ ትምህርቲ እዩ።

    • @aynealem6220
      @aynealem6220 2 ปีที่แล้ว

      ዘገርመኪ ጋል ኢያ.

  • @mussiemesfin9804
    @mussiemesfin9804 2 ปีที่แล้ว

    Wed isak malet halafi betmaeserti eraero zinebere malet diyu zikewun zelo

    • @dddf2605
      @dddf2605 2 ปีที่แล้ว

      ማኦ መነዩ ተአሲሩ ዘሎ ተከይኑ ተወልደመድሂን እዩ

  • @mebrahtomhabte3660
    @mebrahtomhabte3660 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ብ/ ጀነራል ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ ጋዜጤኛ ኣንቴኖ ንሓደ ቡሩህ ሕቶ ክትሕትን ዙርያ ጥምጥም ኣይትኪድ ከመይ ከም ዝሕተን ናይ ጋዜጠኛታን ኢንተርቪው ስማዕ ክትሓትት ከለካ ኣዚካ መሰልሸዊ ኢካ
    ናብ ሕቶይ ክምላስ
    1 ናይ ባህታ በርሄ ( ጫዓሎ) ሓቲተ ኔረ ኣበርክቶ ኣብቲ ገድሊ ሓደ ግዜ ውን ካብ ሓላፍነቱ ወሪዱ ኔሩ ክትገልጸለይ ገሊጸዮ ካይትብል ወዲ ኮርስካ ከም ዝኮነ ጥራይ ኢልካ ሰጊርካዮ
    2 ኣማረ ቱኩእ ምራጭ ምስ ሜንካዕ ከም ዝተኣስረ ዩ ዝነገር ምስ ስዋኣት ውን ኣይተነግርውን
    3 ኮረኔል ኣየለ ቱኩእ ምራጭ ኣብ 3 ወራር ሻዕብያ ኣብ ግንባር ዓሰብ ዝተሰወኤ ገለ በለና

  • @007dc7
    @007dc7 2 ปีที่แล้ว

    እዚ gofundme.. ካብ ብ krr.. ብ us ዶላር እንተዝኸውን.. እሞ... ን $50,000 እንትዝኸውን ዝያዳ ውጽኢታዊ ምኾነ ይብል.. ካልእ ኸምቲ normal gofundme ኣተኣትዋ.. Link gofundme click ገይርካ ምከለለ.. በቲ ልሙድ.. ሕጂ እኮ ድሓን አብ ካልኣይ ግዜ ክግበር ስለዝኽእል ምትዕርራይ.. ካልእን.. ማለት ካልእ media.. እውን ክህወሳ.. ብሕልፊ ናይ ወዲ ሃይለ ታሪክ ስነዳ ዝድግፉ ብዙሓት ስለዘለዉ... አብ media ናቶም.. ከፍልጡ ይምሕጸን.. ዓቢ ታሪክ ከይሓልፈና.. ን ሞራል ወዲ ሃይለ.. ላዕሊ ክንሰቅሎ ኣለና... አነ እኮ ከም ናይ ወዲ ትኹል ወይ ልዕሊኡ ክዋጻእ ኣለዎ እየ ዝብል
    ንወዲ ሃይለ ረኺበዮ ኣይፈልጥን.. ኣዝየ የምስግኖ ከምኡ ሓቀኛ ታሪክ.. ገላጽ.. Sound mind ዘለዎ ኮይኑ ረኺበዮ
    Thank u.. ኣንቶንዮን ወዲ ሃይለን.. ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @tecleabtewolde5766
    @tecleabtewolde5766 2 ปีที่แล้ว

    ርእይቶ ርእሲ ኣድጊ ኣመሓዳሪት ናይ ባጽዕ፡ ድሕሪኡ ናብ ዝቦ ደቡብ ተቐይራ ዝነበረት ፋና ተስፋማርያም ዶ ኣይኮነትን።

  • @sigemsewura2988
    @sigemsewura2988 2 ปีที่แล้ว

    ብመጀመርያ ሰላም በቲ ትገብርዎ ዘለኹም የመስግን ቀጺለ ድማ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልኩም መሓሪ በርሀ. እምባየ ኩማንዲስ. ካብ መንደፈራ ሰራየ. ምስ 5ተ ርእሱ ጂብ ብራዉን ዝጸዓነት ሒዙ ብቅናፍና ጌሩ እና ከደ ከሎ ተጋደልቲ ጀብሃ ምስኦም ክጋደሉ ምስ ሓተትዎም ነቲ ብራዉን ኣቕኒዑ የሕልፉና ተዘይ ኮይኑ ካልእ ከይ ፍጠር ኢሉዎም ሽዑ የሕሊፎሞም ካብ ጸሮና ክኸዱ ስለ ዘይ ከኣሉ ነቲ ነዳዲኣ ከስኪሱ ኣቃጺሉዋ. ናብ ህ ግ ሓ ኤ ተሰሊፉ ኣብ ብርጌድ. 23. 44 ኔሩ ገለ ዶ ምበልካና

  • @ramadanmohamed8176
    @ramadanmohamed8176 2 ปีที่แล้ว

    መእርምታ ጋንጎ ማለት ሴይ!
    ማንታ ማለት ኢዩ።
    ኢሞ ሳልሕ ጋንጎ አርእማ አንተንዮ ተስፋይ!

  • @tfanus6421
    @tfanus6421 2 ปีที่แล้ว

    ብዛዕባ ተወልደ አድሓኖም፡ ንኢሰያስ ተወልደብርሃን ማለት ወዲ ፍላንሳ ትምልከት፡ ሃለው ባሕሪ ዘርእስታ እብቲ ግዜቲ ናይ ራድዮ ኦፕረተር ዝነበሩ ወጺአ ኔራ፡ስለዚ እዚአቶም አጸቢቆም ስለዝፈልጡ እንተዝገልጽዋ ጽብቅቲ ምኾነት፡፡

  • @kabuzanko5740
    @kabuzanko5740 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብራሃም ተወልደ ብውዲት ናይ ኢሰያስ ኣፎርቂ እዩ ተቀቲሉ ዝባሃል ክሳብ ክንደይ ሓቅነት ኣለዎ ክትገልጸለይ ብትሕትና ይሓተካ ኩቡር ጀነራል

    • @zerutesfaendrias4277
      @zerutesfaendrias4277 2 ปีที่แล้ว

      ክቡር ሓው ሓርበኛ ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ኣብ ቃለ-መጠይቕ ( ኣብ ቲቪ ሰነድ ) ማለተይ'ዩ ገሊጽዎ'ሎ ስምዓያ፡ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ዝያዳ እንተብሪህዋ ከኣ ጽቡቕ።

  • @ariamgirmay5204
    @ariamgirmay5204 2 ปีที่แล้ว

    ኣቤት እዛ ምደብ እዚኣ ከተሕጉሰኒ!!!!!!! ካብ ዝገርምኩም ናጽነት ኤሪትራ ንመበል 31 ዓመት ክኽበር እዩ::ግናኸ ናብዚ ዘብጽሐ ታርኽ ክጽሕፍ ወይ ክግለጽ ይድለ ኣይነብረን::ሕጂ ግን ሳላ እዚ ሙዑት ኣብ ኩሉ ዝወፈሮ ዘይብገር ጅግና ወዲ ሃይለ ድፋዕናን ብጾትናን ክንርኢ ኪኢልና::
    ኣብ ለንቅነ ኣብ tv ኢረ ከምገለ ሕልፍ እንተልኩ ንታባ ውፍያት ከርእዩ ቀንዮም:ነቲ ንእስነተይ ዘብለየን ብጾተይ ዝቐበርኩሉን እቶም ዝተረፉ ብጾተይ ድማ ብመውጋእቲ እርጋን ኣርኪብዎም ዳዕስሶም ግፈፍ እናበሉ ንስዋኣት ብጾቶም ክበጽሑ ናብቲ መፈየጽ ጎቦታት ንቕፋን ክሪኦም ከለኹ ዝተሰማዓኒ ትዝታን ናፍቆትን ክግልጾ ኣይክእልን እየ::
    እዚኣ ተርኪባ ዘላ ውን ሳላኻ ስለዝኾነት ቀጽሎ ድኣ ተርትሮ ጽወዮ ዝሓለፍ ታሪኽ ወዲ ሃይለ ጅግና!!!!!!!
    thank you ኣንተንዮ ንዚ መደብ ክውን ኮይኑ ክትገበር ዘይሕለል ጻዕሪን ግዜኻን ብምውፋይካ ደጊመ የመስግነካ
    ❤❤❤❤❤❤

  • @zaragrocery7868
    @zaragrocery7868 2 ปีที่แล้ว

    ኮማንድስ ማለት እንታይ ማለት ዩ ? ውድብ ድዩ ነይሩ ወይስ ናይ ጉጅለ ሳጋ ዩ ? ውዳበ እንተኾይኑ መዓስ ተመስሪቱ ? መዓስ ከ ቂሂሙ ? ስምንታይ ? ይቅረታ ብቅዓት ላዛ ኣማላልሳኻ ኣሚነ የ ኣብዚሔልካ :: ከማኻ ይብዝሑ ::

    • @bahgialeni1183
      @bahgialeni1183 2 ปีที่แล้ว

      Ms haileslase etqat zneberu eyom

    • @lasksegid8926
      @lasksegid8926 2 ปีที่แล้ว +2

      ኮማንድስ እክብካብ ኣጉባዝ ስርሕ ዝሳኣኑ ባኒ ዝብላዕ ዝሳኣኑን ገለ ጻባ ጸገም ዕሽው ዝበሉን ውሑዳት ንስራዓት ሃሌስላሴ ብኮብዶም ዝተዓስቡ ብዝበዝሑ ክርስትያን ኮይኖም ነቲ ከፋፍልካ ግዛእ ንሕብረተስብ ኤርትራ ንምትግባር ሕብኡ ቆላማ ደጋማ ዘተግብር ፖለቲካ ኣጀንዳ ንምስልሳል ነቲ እንቢታ ሕቶ ናጽነት ኤርትራ ንምድቃስ ዝቆሞ ወተሃደራዊ ትካል ኢትዮጵያ እዩ ነይሩ

  • @ሓደአርትራዊ
    @ሓደአርትራዊ 2 ปีที่แล้ว

    ካብ መግዛአቲ ኣብ ድሕሪ ናጽነት ዝጠፍአ ሂወት ሰብ ይበዝሕ ። ስለዚ ናጽነት ዘይኮነ ባርነት ኦዩ ክብሃል ዘለዎ።

  • @habtomtsegay9115
    @habtomtsegay9115 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ፡ሃይለ ኣብ ትገብሮ ትረኻ እንዳ እንዳመስገንኹ ብዝዓባ ወዲ ኣድሓኖም ንዘላትኒ፡ንእሽቶይ ኣፍልጦ ክሕበር ኢለ እየ ። ተወልደ ኣድሓኖም ካብ ሰገነይቲ ኣብ ከባቢ 1977 ዝተሰለፈ ኮይኑ ፍልጠተይ ኣብ ብርጌድ 58 ናይ ኤምዳድ ሓላፊ፡ኮይኑ ን ጠባይን ን ትብዕቱን ዝምልከት ግን ብዝያዳ ወዲ ሃይለ ገሊጽዎ፡ኣሎ ብዝያዳ ክገልጾ ዝደሊ ግን ወዲ ኣድሓኖም ድሕሪ መስዋእቲ ወዲ ፍላንሳ ኣብ ግንባር ሓልሓል ኮለና ኢዩ ናብ ጽላኢ1984 ኢዱ ሂቡ ምስ ኣተወ እውን ንወዲ ፍላንሳ ቅቲሎም ዝብልን ካልእ ሓበሬታ ከምዝተዛረበ ይሕበር ኢዩ ብድሕሪኡ ግን ኣብ ከባቢ 1986 ኣቢሉ ንወጻኢ ናብ ጀርመን ክኸይድ ናብ ስዳን ምስ መጼኤ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስዳን ከምዛተወ ይፈልጡ እሞ ብባዓል ወዲ ፍተውራሪ ኣብ ሱዳን ናይ 72 ዝነበረ ቀንዲ ዑሉል ቀታሊ ምክትታል ክግበረሉ ስግምቲ ክውሰዶ ስለተሓበረ ብባዓል ወዲ ፊተውራሪ ኣብ ከሰላ ተቀቲሉ።
    ስለምንታይ ምቅታል ተደልዩ ግን ዝፈልጦ ሓበሬታ የብለይን ። እዚ ውውዳሓንኩም

  • @tesfaybiniam6828
    @tesfaybiniam6828 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ኣያና ዕድመን ጥዕናን ❤❤

  • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
    @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ንኹሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም, ብ ጀ ናይ ኣብርሃም ተወልደ ብኽብሪ ዘይተቀብረ ኢልካሞ ቅድሚ ናጽነት ንዝተሰዉኡ ብፉሉይ ብኽብሪ ዝተቀብሩ ኣለዉ ድዮም?

  • @Rocky-life518
    @Rocky-life518 2 ปีที่แล้ว

    Dear brigadal General! Why did General wechu try to kill Simon gebredengel?

  • @ramadanmohamed8176
    @ramadanmohamed8176 2 ปีที่แล้ว

    ኮምነሽነር ኢዩ ንኩሉ መፍትሕ!
    ንብነት ዋና ጸሓፍይ!

  • @eyobelghebrhiwethambir1491
    @eyobelghebrhiwethambir1491 2 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ኩቡራት ❤🌹🌹❤🇪🇷

  • @abubekeribrahim3629
    @abubekeribrahim3629 2 ปีที่แล้ว

    Taba aserte shim nay nati buta eu aserte u zebahal taba wesikom ela ember shabya

  • @ahmedhag469
    @ahmedhag469 2 ปีที่แล้ว

    متاعك الله بالعافية جنرال