TPLF will win. May the Lord God bring the TPLF people on the Highest, in Jesus' precious name I pray. May the Lord God's anger come upon Getachew Reda, Sadikan, Redae Holfom, Teklay Ashber, Kindya, Gdfay Hagos and more
This is late, but it is always better late than never. We are on your side. Be alert always of those who work and bow to the those who done genocide to Tigray. We stand with the wish of Tigray people.
ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና:: ❤ ዓወትና ናይ ግድን እዩ::❤❤❤❤
ዔወትንሕዋሓት ንህዝቢይ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዐወት ንህዝብና ውድብናን ( TPLF )
✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊
TDF
FOR LIFE
💛❤️❤️💛
ዓወት ንህወሓት ዕንወት ንጠላማት❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትዕግሰቲ መራር እዃ እንተኸነት መጨረሽትኡ ብወርቃዊ ዓወት ስለትዛዘም ግዜ የለን ቃል ብተግበር ።
ሰላም ሰላም ሰላም እሰይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መድረክ ነይሩ ደስ ዝብል ውሳነ እዩ ዓወት ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ካብ መክፈቲ መድረክ እስካ መዛዘሚ መድረክ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ነይሩ ኩሉኩም መራሕቲ ውድብ ሕወሓትን ደገፍቲ ሕወሓትን ነቲ ገጥሙና ዘሎ ፀገም ብጥበብን ብብልሓትን ከም እትፈትሕዎ ሙሉእ ተስፋ ኣለና። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤ወይን
አጆኩም ጀጋኑና አምላኽ ይሓግዝኩም❤❤❤❤❤እንቢ ንምልኪ
አጀኹም አብ ጎንኹም አለናና❤❤❤ ጀጋንና💪💪💪
proud of you TPLF Jeganus 💯💯Stand for Tigray 💛❤💛✌✌✌✌
አጆኹም👌👌
🎉🎉🎉🎉🎉 💪💪 ትግራይ ትስዕር
❤❤❤❤❤good job
🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉 ሓንጊዱ ዘይታሓዝ ኢዱ ....
❤❤❤❤❤❤❤🍾🍾🍾🍾🍾🍾🍾 we proud of you. T PLF is the winner. !!!
ገዲም ዳሕና።!!!!!።ተመሰገንካ ፈጣሪ ።
እንኳዕ ደአ ካብ ምጋጋ ታዃሉ ደሓነት ወድብ ህወሓት እምበር ዝቀረዩ ዕማማት ህዝቢ ትግራይ ሒዛ ኽተሰታኻኽሎ እያ እታ ብዓፅም ደምን ህዝቢ ትግራይ ዝተነደቀት ህወሓትና።!!!!!!።
❤❤❤
Hwehat nkdmet Again 👌❤️🔥💊✊✊💊❤️🔥👌✊💊❤️🔥👌
አጆኩም ቀፅሉሉ
ጀጋኑና ኣጀኹም❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ትዕግሰቲ መራር እዃ እንተኸነት መጨረሽትኡ ብወርቃዊ ዓወት ስለትዛዘም ብግዜ የለን ቃል ብተግበር ።
ዓወት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪👋
ዕንወት ንከዳዐት ዓወት ንሕዝቢ ትግራይ ንሕዋሕት ንቶሞ ብሕዝቦም ነግ ፈረግ ዘይብሉ ጀነራትናን ሰራዘዊትናን ውድቀት ንከሐቲ ዓወት ንሐቀኛ ተቃለስቲ ትግራይ ትስዕር።
እወ እምቢ ንምልኪ
Yessssss hiji girm 💪💪💪💪💪💪💪
Hzbi Zehaze yeewet 👌👌👌💛❤️👍👍👍👍
Exactly
👍👍👍
❤️❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️
✌️✌️✌️
ዓወት ንህዝቢ ትግራይን: መሪሕ ውድቡ ህ.ወ.ሓ.ት.ን: ሓይልታት ምክልኻሉን/ጸጥታኡን!
God bless Tigray!
Thank you.
መትከል ህዝባውነት ኽዕምብብ ቃል ብተግባር ተፈፃሚ ብምግባር ፃምእ ፍትሕን ሰላምን ህዝብና ክዓስል ንዕሰል!!
VIVA TDF & WEYEN TIGRAY TEEWT ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ይበል ቀፅልሉ
Yes Wayne keep the great work ❤❤💪💪💪💪💝💝💝💝💝💝💝
ምስ ህወሓት ንዓቢ
ከም ህወሓት ንነብር
ከም ህወሓት ንሓልፍ!!
ህ.ወ.ሓ.ት.T.P.L.F. T.D.F.ይስዕር ብሄራዊ.ምንነትና ነክብር ብደምና.(4) ህዝቢ ዝአመነ ይዕወት.💊💊💊💛💊💊💊.
Be trong don't sleep .
Time is gold
ዕወት ሕዋሐትን ጀጋኑ አቦታትና ጀጋኑ ትድኤፍ ህዝብ ትግራይን ኣጆክም ኣብጎንኩም እና ትግራይ ትስዕር 💪💪💪💪💪💪💪💪
Yeah that’s right good job 👏 keep it up 👍
ግንቦት ሰባት ( 7 )አታደናግሩ
ኣየኹም ጸሪኹም
ሓቢርኩም ጸኒዕኹም ተቃለሱ ትግራይ ትስ ዕር
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉T p f is 13:52 the winner, proud of weyane🍾🍾🍾🍾🍾!!!
Viva TPLF👏👏👏👏💜💜💜💜
ሕወሓት ለዘላለም ትንበር
ሓሳብ አለኒ .እዞም 29 ባዳታት ናብ ህዝቢቀሪቦም አብቀይዲ ክአትዉ አለዎም ህዝብ ትግራይ ይፍረዶም.(4) ትግራይ .💊💊💊💛💊💊💊.ትስዕር
ንበሩልና ክቡራት መራሕቲ
ኣብ መስመርና ዓሲልና አብ ጎንኹም ኣለና
T.P.L.F and T.D.F 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ከም እስራኤል ጠንካራ ንኩን
ሕልሚ ነፃ እዩ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
When weyane tigrai TPLF stand up all East Africa peace will prevail ❤❤❤❤❤❤
አሳታዊስክሞ ዘይትፈልጡ ቢሄር እንኳዕ ንምስትዋስ አብቃዓኩም
ግርም ንቀጽል👍
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ዝሮ ዝሮ ጎቦዝ መበባይ
ኣነ ብ ውድበይ ኣዝዩ ዝኮርዕ ዝነበርኩ ሰብ እየ ነይረ ግን ጌጋ እዩ ነይሩ ልዕሊ እዚ ውድብ እዚ ጽረ ህዝቢ የለን ህዝቢ እናነበዕ ምንም ዘይግድሶ ደናቁር ስብስብ ምንም ክእምቱ ዘይክእሉ ዘክእላ ጉጅሉ እዩ ግን ብክብሪ ናብ ሓዲሽ ዎለዶ እንተተሰጋግርዎ ንመክር😢
Yes ውድብና አጆኹም ፅንዓት ጥራሕ
TPLF will win. May the Lord God bring the TPLF people on the Highest, in Jesus' precious name I pray.
May the Lord God's anger come upon Getachew Reda, Sadikan, Redae Holfom, Teklay Ashber, Kindya, Gdfay Hagos and more
ደብርጭ ዕደ😂
Long live TPLF
Weyane weyane and weyane for life 😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡TPLF tigraians
እዚ እቲ ዝሓመቀን ዝተወሳሰበን እዩ ዘመኑ ዝጠልቦ ቃልሲ ከዓ ይደሊ ንምንታ ክንደይ ዋጋ ከምዘክፍል ብስልጡን ኣገባብ ተረባረቡ ንረባረብ
👏👏👏👏👏👏👏👏👏
Wayen keep the great work
Thanks
መዳነገርቲ ጉጅለ ኢኩም
This is late, but it is always better late than never. We are on your side. Be alert always of those who work and bow to the those who done genocide to Tigray. We stand with the wish of Tigray people.
Viva TPLF 💛 ❤
መሕፈሪቶም ኣዕሚቆም ዝቐበሩዋ ሕሱራት ፍጥረት😅😅😅😅😅
እምቢ ን ኸዳዓት እምቢ ን ዑሱባት ሽዋውያን ግን ክንድዚ
ቦሎሎል ኣውሎ ዝኮነ መግለፂ ከም ዓሚ ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን
👍👍💖💝💊💯👍✍️
💪
ምስ ህወሓት ንቅድሚት
ትግራይ ትስዕር
❤🎉👏👏👏👏💊
❤✊🏽✊🏽✊🏽
አብኡ ርገፅ
ኣጀኩም ዓወት ንዉድብና ህዋሓት
ትግራይ ንቅድሚት ሓድነትና ንሓዝ ንሕና ክዓ ንስዕር ምስ መንግስትናን ውድብናን ኢና ንሕና መናእሰይ ትግራይ ትዕወት
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏
33
ጅግና ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
DW&Tigray Television entay da hasban
Awet nitgiray🎉🎉🎉🎉🎉
ቅቡልነት ዘለዎ ቅዋም መግለፂ
TPLF the winner.
🎉🎉🎉
I will never ever do that do i heard federal government 😅😅
ከሓድቲ ፣ መለኽቲ ፣ በተንቲ!
ግን ድማ ከሰስቲ ፤ መደናገርቲ።
ይኾኖ!
ዓያሹ እኹም ኣብ መሬት የለኹምን
ተካላት እዚ ተካል ማርክሲስት ቃላትኹም ሰልችውና ተምላስ እዩ ዘምፀኣልኻ መራታት
እቲ ድሕሪ መረጻ ሓዲኣ ብዛላበሳ ኸ ንሰላም ዶ ኔሩ ሽዑ ተጣቁዑ ኔርኩም እሞ ቅድሚ ኩናት ድኣ እንታይ ኢየ ተደልዩ ብዛላበሳ😂😂😂😂
Trah zereba Tegbar leyle 😢
Long live TPLF❤😂🎉
ሕጂ ከ መንእሰይ ናበይ ናብ ሓዊ ከእትውካ ይረዳኣካ እዛ ሓዊ ሕጂ ዘንክስዋ ዘልዉ ኣይተዋጻካን ኢያ ብዓንተቦ ብሰላማዊ እምብውር ብፈከራ ንፈትሖ የለን ብቀደሞ ዊን ኣብጊኤጋ መንገዲ ኢዮም ኣጥፍኦምካ ሕጂካኣ ንሕዋሓት ከተድሕን ክትጠፋ ኣይሰምዓኩም እምቢ ንመስዋኣቲ በል ንስካ መንእሰይ ካኣ እምቢ ንምልኪ ክብሉካ ከለዉ ንምርሒነት ኢልካ ተዋጋኣልና ይብልካ ኣለዉ ሕጂ ውን ይረዳኣካ ካብ ሕሉፍካ ተማሃር መንእሰይ ሰላም እምበር ኩናት ኣይደልን በሎም ኣብጣውላ ጉዳይኩም ወድኡ ኣነ ዘልዕለሉ ብረት የብለን በል መንእሰይ ኣብ ቅድመይ ከመይ ዚበሉ ዕሸላት መንእሰያት እግሮም ስኢኖም ቁሊሕ ዚብሎም ዘየለ ሕጂ ከ ናበይ ዚሓለፈ ያኣክል ቆጠባይ ኣብዕሸላት መንእሰይ የሕልፎ እምበር ንብረት ንኩናት ትከውን ዚኮነ ቅርሺ ግልበት ዘፍስሶ የለን ተጠንቀቁ መርሓቲ ሕውኣት በሎም መንእሰይ ናይ መጠንቀቅታ ደውል ደውለሎም ኣብሂወትካ ናይ ጥፋኣት ኩናት ኣይተፍቅደሎም መንእሰይ
Hewahate tewet tsenate teray kulu kahalef eu emo awete nwetsate wedeqet ni melkety
ቃልሲ እምቢታ ፀረ ብሄራዊ ክሕደት ብተጋድሎ ህዝቢ ትግራይ ክዕወት እዩ።
አጀኹም አብ ግንኻ ም አለና ውድብና ነድሕን ክንስዕር እይ ።
ጉጅለ መግለፂን ሰረቅትን ውድቀትኩም ንምቅልጣፍ እትገብርዎ ዘለኩም ተግባራት ከየድነቅና አይነሓልፍን
ዓወት ህ ወ ሓ ት
መበል 6ወርሒ ናይ ውድብኹም(እድርኹም) ዲኹም ተኽብሩ የካቲት 11
ፈሽኳላትኣየወያነኩሉግዜ ኩናት ክጅመርኮሎውዱብንምዳሓን ምስበለእዩሓሶትያኣክልበል መንእሰይእቲ ናይቀደምቭድዮታትረአዮ ሕዋሓት መላክትእያ ኣበይ ኣበይ ኮይኖም እባ እዮም ዝፈካከሩ ዘለዉ በጃኩም እባ ንገሩኒ እምቢንስላም እንዳበሉ ሰላም ሰላም ይቡሉ
ሳብስክራይብ ሸር ንግበረሎም እታ እንኮ ዘይበልፀገት ኣብጎኒ ህዝቦም ደው ኢሎም ዝቃለሱ ዘለው ናይ ህዝቢ ሜዲያና ሜዲያ ፅንዓት እያሞ ሳብስክራይብ ጌርም እተው
😀😀😀😀 አረ ናይ ሓሳብ ኹረጃ ልያቡ ተነቂሕኩም እዩ
ፎሽዃላት
ሸቐጥ😂