ህፁፅ መልእኽቲ፣ ንህዝቢን ፀጥታ ሓይሊታት ትግራይን!
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
- ኣብይ ድቃስ የብሉን፣ ፀጥታ ሓይሊታት ትግራይ ኣይትታኸሱ!
Abiy Remains Sleepless, TSF Must Stay Vigilant at All Times!
GoFundMe Link: gofund.me/c3a2...
02/04/2025 © 2025 Tigrai Press
Please join this channel to get access to perks: / @tigrai_press
Please support TP via Zelle: 1 945-444-0102
Please consider supporting Tigrai Press through Super Chat & Super Stickers! / @tigrai_press
Email: TigraiPress@gmail.com
Twitter Page: / tigrai_press
Facebook page: / presstigrai
Facebook Profile: / bisrat11
#Ethiopianews #Eritreanews #SeifuOnEBS #Tigraitv #BBC #VOA #EAL #JawarMohammed #KushMedia #OMN #CNN #Somalinews #Somaliland #AsmaraEritrea #IsiasAfewerki #TheHeritageFoundation #GetachewReda #DebretsiyonGebremichael #Biden #GeneralWorede #GeneralTsadkan #AwrambaTimes #DawitKebede #DrShinn #LidetuAyalew #StalinZaraMedia #EthiopianAthleticsFederation #EphraimIsaac #RedSea #Asmara #Mekelle #DiasporaAgainstChildHunger #Canada #InternationalCommissionofHumanRightsExperts #TigrayanChurch #EOTC #OromiaChurch #TPLF #TigrayGovernment #IntremAdminstrationofTigray #TDF #DawitWeldegiorgis #OLF #ENDF #TDF #SudanWar #StateDept #WaElaTigray #TigrayGlobalProtest #AmharaProtest #FestivalTigray2023 #Ashenda2023 #Amhara #EthiopianParliament #Weyane #ZeresenayAlemseged #EmperorHaileselassie #MengistuHaileMariam #MelesZenawi #HaileMariamDesalegn #TigraiPress #UAE #SaudiArabia #KingCharles
ኣታ ሰራዊት ትግሪይ ብጣዕሚ እኾ ከቢድዎም እዩ ኩሉ ወዮ ኾይንዎም ዝጠመዬ መንእሰይ ይገዝኡ ስለ ዘለዉ ሐደገና ኮንዎም እታ ውሳኔ ቀላልን ከባድን እያ እሞ ንምውሳን ኣምላኽ ይሐግዞም ሰላማዊ ምትሕል ላፍ ክገብረሎም ይጽሊ ሰላም ሰላም ንሕዝቢ ኤረትርያን ትግራይን
የቀንየልና ብስራት ንሓበሬታኻ ❤
Hi.bsiert.nrhan.ayrakon.dhn.deuo.💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤❤
ብስራት ጅግና ኢኻ ትገብሮ ዘለኻ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ሞኻንካ ታሓቢና ❤❤❤❤❤❤
መሽረፈት ከም እቡድ ከልቢ እዩ እቡድ ከልቢ ሀደ ነገር ከይገበርካዮ ሰላም አይበካን፡፡ ሰላም ልህዝበይ ይኩን፡፡
tigray press and fetle are dedicated to ignite war
ሕጂ ዝዋጋ ወጣት የለን😢😢😢 ፈጣሪ ሰላም የውርደልና እበር
ተነሓናሕቲ ውድባት 😂😂 ተፃረፍቲ ፓርትታት እየን ዝበሃላ ክቡር ሐው ተፃረፍቲ ፓርትታት እኮ ናይ ግምፍት ደገፍቲ እየን
Selam ❤❤
እይትፍራሕ ይምፃእ
ንህዝቢ ትግራይ ንምጥፋእ ንመሬት መቃቂልካ ምጉዛይ ለይትን ቀትርን ይጹዑሩ ኣለዉ ሰለዚ መርሓቲ ትግራይ ነዚ ተገንዚቦም እዋናዊ ስጉምቲ ምውሳድ ኣለዎም
ክቡር ሐው እዚ ዝርሰዕ ትግራዎት ገጢሙና ብጣዕሚ ይህዝን በጃኹም ተጋሩ ሶሻል ሚድያ ምክትታል ልመዱ አይትደቅሱ በጃኹም በጃኹም💪💪💪
Thank you bisirat
ንኽም ንዓድዋ ኢኽም እትድግፉ ኢኽም እንካብዙይ ውጼኽም ንኽሎ ሓኽመ እንካብ እዛይ ወዕፅኡ ኩልና ናብሓደ ንይዓዕ።
,,እንግሊዝኛ ቃላት ኣብዚሕካ።
ክክክል እዪ ትብሎ ዘለኻ ስራዊት ትግራይ ንምንታይ እዩ ስጉምቲ ዘይወስድ እታይ እዩ ዝፀበ ዘሎ ኣይርድእንን ❤❤❤
ናይ ዓድዋ ሰራዊት ገይርካዮ ብአኹም ዝግናሕ
@SMC1Marion you don’t make sense!
ዛደርፍስ አኽልብቲ ግምት ገይራ ተጉርዖም
ፃድቃን: ጌታቸው መዓልቶም ይጸበዩ::
ካብ ኣምሓርኛ ብጥታ እናቐየርካ ዘይኮነ ናይ ቋንቋ ትግርኛ ኣጠቓቕማ ኣይተበላሹ።" ፀጥታ ሓይልታት ትግራይ " ዘይኮነስ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ እዩ እቲ ቅኑዕ አገላልፃ ።
Focus on the main issue
እዞም ውድባት ሕጂ ኢና ንዕወት ክብሉ ብጣዕሚ የሕዝን መርዓት ከይሐዝካ ዓርኪ ምሐዝ ምሕሳቦም ጌጋ ህዝቦም መረቶም ን ከተወድኤ ንመን ድዮም ከማሐድሩ ህዝብን መረትን ከይሐዝካ ?
👍🌄🌿💐💯
Bsira. Hwina. Jegna. Ika. ❤❤
you are right no questions
ክዛናጋዕ የቡሉ ኩሉ ህዝቢ። ዘድሊ ነገ ይገበር።
❤️💛☘️❤️💛☘️❤️💛☘️❤️💛☘️❤️💛👋
👍👍👍👍👍👍👍👍
ፅቡቅ ኣለካ ክብር ሓው
ትኺክል እኻ ብስራት ሓወይ
እንታይ ኢና እሞ ንብሎ መራሕትና ተባላሽዮም ህዝብና ኣብ ክልተ ኻፋፊለምዎ ብጣዕሚ ልብኻ እዩ ዝሰብር😢
አንታ ብስራት ፃድቃን ዝብልዎ ሰብ ምስ ጉጅልኡ ምህታት አይኮነን ባዕሎም እዩም ዝቀትሉና ዘለዉ፡፡
#Really❤❤❤🥰🥰🥰🙏🙏🙏
ሰራዊት ትግራይ ይታኸስ አሎ ትግራይ ደሞ ብናይ ፀላእቲ ድኹዒ ትመልእ አላ ናምታይ ሐጥያት ምኻኑ አይፈልጥን
ሐሳዊ ሰብ ካብኡ ሰበይቱ ኤልዛቤት ድማ ሕዚ ግን ፀላእትና ግዝያዊ ምምሕዳር ጌታቸዉ ፃድቃን እዬም
እወ ክቡር ሓው
እወ እኒ ፃድቃንን መሻርኽቱ እኒ ጌታቸውን ካብ ብልፅግና ገዛእቲ ብዝገደደ ንህዝቢ ትግራይ ዘጨፍጨፉን ዘፅነቱን ኢዪም
ታሪኽ ይፈረሽ ኣይተ ፃድቃንገ/ተንሳይ ካብ መጀመርትኡ ብመስርዕ ብኢቫን ጀሊካን ዝረሰርዐ ደላሊ ስለላ ዝነበረ ፋሺሽት ኢየየ
ሰርዓት ዓድዋ መጥፈኢትኩም እያ
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
That is is true
👌🏼👌🏼👌🏼👌🏼👌🏼👌🏼
ጸጋይ ገብረመድህን ዝብሃል ኣብ fb ጸሓፊ ክልተ መስመር: ምስ ሓው አደብ ክሕዙ ይገበር:: ንአብነት እየ ጠቂሰ እምበር ብጣዕሚ ብዙሓት እዮም ‼️
ብሲራት ሓወይ ታደሰ ወረደ ምንም ናምውሳን አቅሚ የውሉይ መን ሓምለሸንፉ እዩ ልፂበ ለሎ
ብስራት ተጋሩ ኮእዪም ዘጥፎኦና ዘለው
ብስሬ አብዚአ አይትሰሐሐት ተቃወምቲውድባት አብትግራይብፍፁም የለዋን ተለአአኽቲእየንዘለዋ ረአዮምእስቲ ናይሐሶት ዶ ር ዝበሐሉእዮምዘለዉ
የብሎም ንዊስኪን ንወርቂን ሸይጦምና፡፡
ልክዕ ኢኻ ብስራት ሓውና
ክቡ ሓው ኣይንጎትጉት ናይ ብስራት ስሕት ዘይኮነስ ናሃትካ ኣተረጓጉማ
ናይ ፀጥታ ሓይልታት ትርጉሙ ናይ ሰላምንህድኣትን ሰራዊት ኢዩ ብትግርኛ
ንስኻን ከማኻን ካሊእ ጎስጓስ ምንጋዕ ኣየድልን
❤❤❤❤
፣👍❤💛💪
Thank you
ጌታቸዉ እኮ ነጊርና እዩ መሬት ማንም የማሐድር ፀገም የለን ኢሉ ፃድቃን እዉን ትግራይ ነፃ ኮይና ኢልኒ አብይ ይብለና እዚ ማለት ንዕዑ እዩ ዝአምን ብሐፂሩ ሕቶና አይምልሰን ።
I hope TDF is being alert for the past two years, I hope alliances have been made and infos have been collected on Ethiopian government.
Your alarming is quite right and timing take care pay attention who are concerned!!!
Thank you
ክሰርቀኒ ዝረኣኽዎስ ክመልሰልይ ነይኣምኖ
ከም ዝተባህለ ትማሊ ከም ናይ ሕጊ ተሓላቓይ ሕጊ ምኽባር ዝብል ሰበብ ሕጂ ኸኣ ዝነበረቶ ምዝራእ ሕንፍሽፍሽ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ትግራይ ብውክልና ባንዳታት ተጋሩ እናተጸንቀቐቶ ስለ ትኸይድ ስለ ዘላ ኢዩ
ንምግራህ መልሓሱ እናኣጥዓመ ከታልል ዝፍትን ዘሎ'ሞ ሰራዊት ትግራይ ውሽጡ ኣትዓራርዩ ኣብ ተጥንቀቕ ክህሉ ኣለዎ።
ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ተጠርጠርቲ ኣብ ጽኑዕ ሓለዋ ክኣትዉ ኣለዎም።
Thank u beserat tigray tesear
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኪናት ማ ናይ ግድን ነዚ እሚንካ ክድቀስ
ጊዚያዊ አስተዳደሩ የትግራይን ግዛታዊ አንድነት ሳያስመልስ አክሱምን ከማን ለማስመለስ ነዉ የፈለገዉ?
✋✋✋✋✋✋✋✋✋✋✋✋✋
ናትኩም እጃም ንህዝቢ ምንቃሕ እቲ ኹነታት እንታይ ይመስል በብግዚኡ ኣንቅሑ ስቕ
ነክሱም ዘመሃዳዲሮ ዝነበር ውዲይ ኢሮሞ ስለዝነበር ከይኮውን፡ ንምንታይ ዲልየት ዝይብሎም ናይ ኣርዳዲኣ ክእለት የለን፡
ሰላም ብስራት ከመይ አሎ ተጋዳላይ ብርሃነ ድሐን ዲዩ?
ሞይቱኮ
ናብ ትግራይ ፕረስ ፡ኣቀዲመ ሰላምታይ ስቅርብ።ይግረምካ ዝኾነ ህዝቢ ብፍላይ ህዝቢ ትግራይ ከም ኡ አውን ካል አ ዝኾነ ህዝቢ ዉግ አ ከጋጥሞ ዝደሊ የልቦን፡ብፍላይ ህዝቢ አርትረያ ኩሎም ተጋሩ ትርሰማሚዕም ሰላም ህዝቢ ትግራይ አምነ።ግደ ሓቂ ግን ስለምንታይ አሊታት ትግራይ ንሰላም ህዝቢ ትግራይ ዘይትጉስጉሱ።ሕጂ ርውን ከመታ ንሰሜን አዚ ዝሃረምኩሞ ከይትቅደሙ ዕለኣ ግበሩ ትብል ስሎኻ አዝ ግን ኣይዘረባን፡፡ስለ አዚ አሊታት ትግራይ ነዞም ክልተ ኣንጽር ዘለዉ ሓይልታት ኣረዳዲኩም ንጽቡቅ ገስግሱ፡ከም አቲ ኣብረህስም በላይ ዝበለ ጸገምከም አናፈታሕኩም ጽቡቅ ክትሓስቡ ሰባት ሓሳባት አህብኹም፡፡ሰራዊት ተበገስ ዕልዋ ግበር ገበን አዩ።ህዝቢ ትግራይ አዉን ኣሚኑሉ ኣይደሊኦን፡፡ጽቡቅህዝቢ ትግራይ ዝደሊ ኣቦኻ።
እዚ ለኽባጥ እዙይ ድዩ ንመንእሰይ እንደርታን መቐለን ጉግማንጉግ ዝበለ።ዓሌት ሙሩኽ ሰብሓት ካባኹም ንላዕሊ ፀላኢ የብልናን።
True
Please #challengereport this war promoters.
ኣብ ትግራይ ናይ ኩናት ምድላው የለን።ብኣኼባ ን ምትህልላኽን ተፀሚዶም ነንዶ ህዝቦም ከድሕኑ ንባዕሎም ከድሕኑ እዮም ኢልኻ ዘይትግምቶ ኩነት እዩ ዘሎ ።ኣብ ክንዲ ውህደት ክሕደት:ኣብ ክንዲ ምትሕልላይ ምፍልላይ ነንባዕሉ ክናቆር ይውዕል ኣሎ። መርገም ግዲ ኾይኑ ሐዚ ውን ሎምዶ ፅባሕ ውግእ ክውላዕ እናበለ ዓቅሚ ዘለዎ ደቁ ንኣዲስ ኣበባ ዓቅሚ ዘይብሉ ድማ ኣብ ጭንቀት እዩ ዘሎ። መዋፅኢ ይፍጠረልና እምበይ ናይ ሐዚ ዝኸፍአ ዝገብሮ ዓይነ መርፍኡ ዝጠፍኦ መን ምስ መን ክዋጋእ ንዝብል ላንጋላንጋ እዩ።
1
ይሄ ሰላቢ ውሻ ምን የማይለው የማያደርገው ነገር አለ!
ክሳዕ መዓዝ ኢዩ እዚ ሰራዊት ስጉምቲ ዘይወስድ !! ካልኣይ ግዜ ክንጠፍእ ዲዩ ድልዮቶም፡በይዛኹም ቶሮግ ኣብልዎ ነዚ ባንዳ፡ጌታቹው !
That means he is testifying that he is incapacitated to rule even the already compromised areas.
🫶🫶🫶🫶🫶🫶👍👍👍👍🙏🙏🙏
ክልቲኦም ጉጅለ አክላብ ኢኹም! ብህዝቢ ሽም ሸቅጡ! ናይ ግዜ ጉዳይ እዩ
ሰማዒ. ዝሰአነ. አውያት አይኮነን. አብይ ከይመጸ ቕድሚኡውን. ዝበልና እንተበልና ዝማዒ ስኢንናስ እዚ ኹሉ ዝራእናዮ ብርሰትን ጽንተትን. ወረዱ ብድሕሪኡውን እንተኾነ አብይ ብፍጹም መሬት ትግራይ ከምዘይመልስ አስሚርና የእዊና ሰማዒ የለን ፣ ቮድካቸው ዘይትግበር መብጽዓታት ክድርድር. እንኮሎ ከምዘይትግበር ዝበልናዮ እዮ ፣ ሕጅውን ወተሃደራውያን መራሕቲ ኮኑ ውድብ ዘሎ ምቅርራባት ካብ ሕሉፍ. ጌጋታት ዝተማህሩ አይኮኑን ፣ ህዝቢ ትግራይ መዋጽኦ ይፍጠረሉ
ብሰራት አነ ዝብለካ ናይ ቲዴኤፈ ይቅደሙ አለው ምክነያቱ አብ ዓፋር ብበዝሒ ሰራዊት ያሰልጥኑ አለው ግዜያዊ መንግሰቲ ሰለዚ እንታይ እዩም ኮይኖም
እወ ነሰልጥን አለና ንሰርዓት ሰብሓት ሓመድ ነሰሕኖ
ፃድቃን አይተልዕል አደመ ኢኻ ።ንስኻን ከማኻን ዝበልኩም ፈላለይቲ ኢኹም አብዙይ አብፂሕኩሙና።
አብ ትግራይ ንቁ ዝኮነ፡ ዝትምሀረ፡ ብሄርተኛ ዝሆነ፡ ዝትንትን፡ ቀዲሙ ዝሀስብ ፡አብቲ ሪጅን ዘሎ ኩነታት ዝፈልጥ፡ ኢኮኖሚ ዝአቢይ ፡አመራራ ያድልያ እዩ፡፡
ክክክክ ኣየ ተጋሩ ሃለለው በቃ ኣይስልችወኩምን ዩ ርጉማት ሕብረተሰብ ተንኮለኛታት። ኣምላክ ናይ ልብኩም ርእዩ ዩ ዘላኣለምኩም ለምነቲ ክትኮኑ ጌሩኩም ዘሎ ሓሳዳት ረሳሓት።
TDF ድሕሪ ዘውጽኦ መግለጽ ኣብ ግብሪ ንምእታው ዶንጉዩ። ድሕሪ ውሳኔ ብቕልጡፍ ኣብ ምቅያድ ጌታቸውን ጻድቃንን ክዋፈር ነርዎ። TDF ደቂሱ እዩ ዘሎ። እዚ ኸኣ ሓደገኛ እዩ።
ኻሕዳም
Besrat you right. TDF the gave them enough time to destroy Tegray
አርዬሰ
አንታ አፍታ መኸተ ዝተሳተፈ ማንኛውም ትግራዋይ ኢዩ ዝህረድ ዋላ ፃድቃኑ ጌታቸው ወድባት ሀይሊ ከጥፍኦም ኢዩ ተዘሪቡ ዝተወደእ ኢዩ ናኢትዮ ወታደራት ዘጨፍጨፉን ዝጨፍፉን ኢሉ ዝተወደእ ኢዩ ዱንዙዛት መራህቲ ትግራይ መራህቲ ሰራዊት አሰኩም ኢኹም አፍታ ትህቲ መሬት ተሰሪሓ ዘላ አሰርቤት አዱሽ ቤተመንግሰቲ መንበሪኩም ኢያ ትኾን እንህና ውጪ አለና ምንም አይነኸውንይ ግን ፈጠኑ ዱንዙዛት አትኮኑ
ካሳ ምርጫ ለጥቁር ነፃነት ላይ ታች እያለ ህይወቱ አለፈ።እሳት አመድ ይወልዳል እና የካሳ ልጅ ለምንልክ ገበረ።አሉላ እነደ እሳት በምፋጀው ክንዱ ምንልክን እጅነሳ።የትግራይ ህዝብ ውርደትም ሀ ብሎ ጀመረ ።ብዙ መከራም ደረሰ።የትግራይ ወንድም እህቶቼ ከታርክ ተማሩ ። አደራ አደራ!!
ትትዛረቦ፡ስሉዘሕሞም፡እኮ፡ዩ፡ስቕ፡ኢልካቐፅል፡
አብይ ምስ ኢሳያስ ዝኮነ ስምምዕ ገይሮም እዮም ዝብል እምነት እዩ ዘለኒ አነ:: እሞ ድማ ኣብ ከባቢ ራያን መቀለን ንገንዘብ ዓዱ ዘሕልፍ ብዙሕ መንሰይ እዩ ተፈቲሩ ዘሎ::
ልዕሊ ዓሌት ሰብሓት ፀላኢ የብልናን
እቲ ኣጀንዳ መራሕቲ ህወሓትን መራሕቲ ሰራዊት ትግራይን አጥፊአካ በቲ ቓውንሰል ቤተ ምኽሪ አለና እልካ ብአዋጅ ደገፍ ኒ ዐቢይ እህመድ ሂብካ ኩናት ምስ ንኤርትራ እዩ እቲ አካይዳ ::
ኩናት ካብ ህዝቢ ትግራይ ንላዕሊ ዝፈልጦ የለን ህዝቢ ትግራይ ያአኽሉ ኩናት ::
እዚ ጉጅለ ጭፍራ አብ መሬት ትግራይ ኩናት የእውጅ አሎ ::
ኣይኾነሎምን እምበ ሓሳቦም እማ ከምኡ እዩ
❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛
❤❤🎉🎉🎉❤❤
👏👏👏❤
Thanks ❤
👍👍👍
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤