Breaking ጉባኤ ህወሓት ኣበይ በጽሐ? ወርዳታት ራያን እንደርታን ዝሃብዎ መግለጺ august 7 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 49

  • @Yonas-qy3zy
    @Yonas-qy3zy 2 หลายเดือนก่อน +24

    ማለሊት ኣብ ኤርትራ ዝጸመቅክዮ ዕረ ዋሓጥዮ እንበር ናበይ ድሕር ድሕር የ ኣምላኽ ናይ ኢዶም ሂብዎም ንተጋሩ

  • @ha800
    @ha800 2 หลายเดือนก่อน +13

    ማህለሊት ንኤርትራ ዝጸሞቕክዮ ዕረ ስተይዮ እምበር ናበይ ድሕር ድሕረ'የ (በረኸት መንግስትኣብ 1998-2000)

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte2492 2 หลายเดือนก่อน +4

    Byyyyyy hiwahat game over hizbi tigray selam yfterelka

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 2 หลายเดือนก่อน +4

    Game over

  • @eliaskeleta9962
    @eliaskeleta9962 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዝገርም ታሪኽ እዩ እዞም ናይ ምዕራባዉያን መራኸቢ ብዙሓን ብትግርኛ ዝምሓላለፍ ንህውሓት ከም ወዲ በጃኽን ኡፍ ኡፍ ከምዘይበልኩሞ ኣብ 50 ዓመቱ ኣብ ኢድኩም ሓዉዩ ::
    ኣዴኻ ዝበለትካ ዘይኮነስ
    ዕድጋ ከምዝጸንሓካ ከምዚ እዩ

    • @hagosfessehaye31
      @hagosfessehaye31 2 หลายเดือนก่อน

      Poor weyane 😢😂😂😂😂

  • @Aersena
    @Aersena 2 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ህዝቢ ዉን ጸማም እዩ

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte2492 2 หลายเดือนก่อน +1

    Referndom tigray zraye

  • @ftsumfachie-jf6iq
    @ftsumfachie-jf6iq 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @Habeshapeace
    @Habeshapeace 2 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome kb

  • @tesfaldetzerom2697
    @tesfaldetzerom2697 2 หลายเดือนก่อน

    Hwehat zbehal wdb endhr tefiu ms hagerna eritrea selam kkewn eu

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብዘይ ሕጋዊ ንብረት ናይ ህዝቢ ዳሸጡ ሃፍቲ ይእክቡ ኣለዉ ህዝቢ ግን ጸገሙ ዝፈትሓሉ ሲኢኑ

  • @semerebrhane1978
    @semerebrhane1978 2 หลายเดือนก่อน +2

    👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
    መወዳእታ ጁንታ ኣኺሉ።ሕጂ ግርም😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @semirabdu6615
    @semirabdu6615 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሻዕብያ ባዕሉ ሰሪሑ በቲንዋ

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ሰላም ክቡር ሀቀኛጋዜጠኛ

  • @ChifuNamerod
    @ChifuNamerod 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤🇪🇷

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rutanegash5195
    @rutanegash5195 2 หลายเดือนก่อน +1

    Eway foooooo nefskum ayslwna

  • @tsegazeabzemichael3784
    @tsegazeabzemichael3784 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቤት!!! ጉድጓድስ ንኳዓቲኣ ዝብሃል ከምዚ እዩ። ሎምስ ገብረማይክ ሃመርውን ጠፊኡ ።

  • @FTt-jw5qm
    @FTt-jw5qm 2 หลายเดือนก่อน

    ጉባኤ እንታይ መለት እዩ

  • @Ahmedinhussein
    @Ahmedinhussein 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wayane hasad😂😂😂😂😂

  • @JoyfulGramophone-gt7iv
    @JoyfulGramophone-gt7iv 2 หลายเดือนก่อน

    ከመይ ዝበለ ሓሳባት ዝሓውስን ናይ ክልቲኡ ወገን ሓሳባት ብግልፂ ይቅረብ ነቲ ውድብ ፐማማዓይ ሓሳብ እተቅርቡ በዕልኩ ሚድያታት ኢኩም።

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER 2 หลายเดือนก่อน

    ዘርዑሠናይ ዝቦ ዘሎ "መፍትሒ" ዝጎደሎ እዩ። መፍትሒ ጠፊዕዎ እውን ኣይኮነን። ኹላህና ናይ TDF ንፈልጥ። እዙይ ኢልካ ዘረባ ስኽኢሉ ኽይብሃል ጎባጎቦ ይኸይድ አሎ። ንምንታይ?
    1. ኽይድካ ምስ መራሕቲ እንዳትሓቋቀፍካን እንዳሰተኻን ሓቂ ምዝራብ የስክፈካ እዩ
    2. ምንጻፍ አንጺፎም ንተቀበሉኻ ምራሕቲ ኽተቅይም ዘይምድላይ እዩ
    3. ንናይ ቅድሚት ናይ ባዕልኻ ጥቅሚ ዘሽንፍ ኣይፍለጥን ኢልካ ሞንጎኛ መንገዲ ሒዝካ ናይ ምኽያድ በለጸኛ ምዃን እዩ
    4. ዛንታ TDF ሕዝቢ ድሰርሖ ቅያ እዩ። ነጋሪውን አየዳልየናን። ሰብኣይ ተኾይኑ ቀጥተኛ መፍትሕ ሒዙ ይቅረብ!
    ኣብ መፍትሒ ኽንሕግዞ ተደልዩ ተቀበል፡
    1. ህወሓት ን50 ዓመታት ብሥልጣን ስለዝባዕለገት
    2.. አብ ዘየዳሊ ኹይናት ህዝብና እንዳእተወት ስለተጽንት
    3. ብሔራዊ ቃልሲ ሕዝቢ ትግራይ ጠሊማ ንውልቀ ሥልጣን ኣግፊሓ ኽችገዝእ ኽትብል ኣብ ኢትዮጵያ ስኣን ኽእለታ ጣንያ መንዕስይን ሕዝብን ስለዘጣነየት
    4. ናዕቢ ሕዝቢ ፈርሃ ጎያ ናብ መቀለ ብምህዳም
    5. መድፍኣን ታንካን ጦር አውርፕላናን ንጸላኢ ገዲፋ ኸም ሸርሙጣ ብሙኽብላላ
    6. ናብ ትግራይ ኽተዕቁብ መጺኣ ፍከራ አብዚሓ ጸላእቲ ብምስሓባ
    7. ንኤርትራ ነፃ ኣውጺኣ ንትግራይን ኦርማያን ርዕስ ውሣነ ሕዝቢ ብምኽላኣን ብምጭፍላቃን
    8. ቅድሚ ኹይናት ጽንተት እን ሥዩምን ዓባይን መንእሰይ አሠልጢና ንጽናሕ እንተበሉዎ ንደብርፅዮን፣ እምቢ ኢሉ ናብ ጽንተት ስለዝኣተና
    9. TDF ካብ ባይታ ተላኣሉ ንዘምጽኦ ዐወት ስኣን ውሕሉል ውሳነ ዝህብ መሪሕነት ደ/ፅዮን ምእራባውያንን ዓእራብን ኤርትራን ቱርክን ቻይናን ኢራንን እስራኤልን ወዘተ ገይሩ ተወቂዕናስ
    10. ድሕሪ PRETORIA ስምምዕ ደ/ጽዮን ኣብሥልጣን ንኽጸንሕ ጉጅለ ጠጠው ኣቢሉ ንብኣርሱ አምሪጹ ተነጺጉስ
    11. ማዕኸላይ ኮሚቲ ወይን ታብ መሪሕነት ተውረድዎ ብጥቅሚ ጀነራላት ገዚኡ ኣይወርድን ኢሉስ
    12. ሕዚ ድማ ጌታቸው ንምግምጣል ውድብኩም ፈረሰት፣ ፒፒ ወሰዳ፣ እዙይ ዶ አበይዶ ዝብል ዘሎ ደ/ፅዮን ምርዳእ የዳል ይ፣ ብንእሽትዑ!
    ዘርዑሠይጣን: እዙይ ጠፊኡካ አይኮነን። ግንከ ወይ መልዕኽተኛ ሰላሊ ኢኻ ወይ ንጥቅምኻ መንገዲ ተንጽፍ አለኻ።
    ብሓፈሻ ኹሎም ውድባት ን ሕዝብን ኮይኖም ሕዝባዊ መሪሕነት ይሃሉ። ደ/ጽዮን ፈትሊ ዓለም ገ/ዋህድን ጌታቸው ኣስፋን ግን ተታሒዞም ናብ ፍርዲ ይቅረቡ!
    ጉባዔ ዘሰልቸወና ኣኼባ እዩ።
    ጌታቸው ረዳ ኸም መራሒ አብ ዞም ደቂ ኾመርቲ ACTION ኽወስድ ኣለዎ።
    በዞም ጓእጻጻት መሃይማን ኽንሕንከር የብልናን።
    ሐቁ ናይ ህወሓት ደ/ጽዮን ደንቖሮ እዩ!
    ትግራይ ብደንቖሮ ኣይትምራሕን!
    አገብ ዘመንፈስ ስይጣን!!!!
    አወት ንሕዝቢ ትግራይን ጀግና TDFን!!!!

  • @tesfaldetzerom2697
    @tesfaldetzerom2697 2 หลายเดือนก่อน

    vaires zkone wudb kedami mrebawyan

  • @hagosfessehaye31
    @hagosfessehaye31 2 หลายเดือนก่อน

    Weyane oromay abqai 😂😂😂😂.
    Game over hjie 100%bhzbie tigray,ab mfxmta bxhai.poor weyane

  • @Hermela-md3ez
    @Hermela-md3ez 2 หลายเดือนก่อน +4

    ህወሓትን ህግደፍን የጥፋልና ፈጣሪ😂😂😂

    • @humhum3511
      @humhum3511 2 หลายเดือนก่อน +4

      Qondaf ms hwahatka tebenqos . Hgdef nay Ertrawuyan eyu nay tgrayka gber

    • @ahmaduhfyui2521
      @ahmaduhfyui2521 2 หลายเดือนก่อน

      Amen

    • @Yonas-qy3zy
      @Yonas-qy3zy 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@humhum3511 ከመይ ምስ ሕዋሓትካ ጥፋእ ሩኩስ ጁንታ ናይ ኤርትራ እንታይ ይምልከተኩም

    • @dejendejenkeshi3576
      @dejendejenkeshi3576 2 หลายเดือนก่อน

      ሕርር ድኣ በሉ እንዳ ትግራይ ትዕወት።

    • @wegahtabereket4994
      @wegahtabereket4994 2 หลายเดือนก่อน

      ንዓኻን ንሕውሓትን ባ ካብ ገጽ ምድሪ የጥፍእኩም ዕድመን ጥዕናን ንህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow 2 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ጋዘጣኛ በይዛኻ ንዓና ፍልሊያት ጁንታ ጉባኤ ኣሻባሪት ወያነ ዝብል ኣይኮነን ንሕና እንደልዮ ከምቲ ጅግኒት ሊያ ካሳ ዝበለቶ * ቑረጽተቖራረጽ * ኢዩ ዘድሊ ዘሎ ነኣብነት!!!!
    ጻድቓን ንደብረ ጽንተት ክልተ ዓይኑ ዓንቚሪዎ
    ወዲ ዋራዳ ንኣለም ገብረ እከይ ክልተ እግሩ ቖሪጹዎ ደጀን ንምሉእ ወርቒ ኪዳነ ሸይጣን ናብ ገሃነም ኣፋኒዩዎ ጆን ቑርዲድ ንኣስራሃላቓ መግበይ ክሳዱ ክሳድ ዮሃንስ ገሩዎ ወዲ ኣሸብር ንገብሩ ዕዉር ኣቃቢጩዎ ፍሳሃ ማንጆስ ንኣብራሃ ድንኩል የማነይቲ ኢዱን ጸጋመይቲ እግሩ ቖሪጹዎ ሃይሉ ጎደፋይ ንክንዲያ ክልተ ዓይኑ ኣፍሲሱዎ ኣብ በተክርስትያ ኮይኑ ከም ዝልምን ገሩዎ ንክትብለና ኢና ንጽበየካ ለለና !!!!!!

    • @ZekariasZeke-yn9ul
      @ZekariasZeke-yn9ul 2 หลายเดือนก่อน

      @@UseurtimeNow ቆማልባርያህግደፍ

    • @UseurtimeNow
      @UseurtimeNow 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@ZekariasZeke-yn9ul ኣይተ ዛካርያስ ኣድራሻ ተጋጊኻ ቑማል ቑንጪን ትዃንን ኣበይ ድዩ ሞቦቖሉ መረበቱ ? ? ? ኣይ ኣብ ክልል ዓጸቦ ትግራይ ዶ ኣይኮነን በይዛላ ተማሃር ንክትፈልጥ !!!!!

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul 2 หลายเดือนก่อน

    ህወሓትን ህግደፍ ንያጥፈአልና

    • @ahmaduhfyui2521
      @ahmaduhfyui2521 2 หลายเดือนก่อน

      Amen

    • @Yonas-qy3zy
      @Yonas-qy3zy 2 หลายเดือนก่อน +1

      ጁንታ ምድ ሕውሓትካ ንስካ ጥፋእ ጁንታ

    • @humhum3511
      @humhum3511 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@ZekariasZeke-yn9ul ህወሃትካ ሒዝካ ግስም በል ። ህግደፍ ኢርትራዊ እዩ ፡ ጉዳይ ማሌሊትካ ግበር ። ቆንዳፍ ኣጋሜ

    • @asmerthabte2492
      @asmerthabte2492 2 หลายเดือนก่อน

      Hiwahatka hizka da a gb bel

    • @WediDani-np9sh
      @WediDani-np9sh 2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን የጥፍኣልና እዘን ክልተ ርኹሳት ውድብ

  • @asmeraeritrea1241
    @asmeraeritrea1241 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤

  • @amanmeko
    @amanmeko 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @gemilaabdela8778
    @gemilaabdela8778 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤