ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Very interesting, I am highly inspired to know our history way back from people like you. Thank you and keep telling to this new generation the long journey of Eritrea!!
Thank kubur abo
A humble person. Unlike ሕግደፍ leaders how they tell.
Samiyelin abdun kulukum yikeniyelna kemzi aynet Tarik kitawtsu kelekum Kem zibelo Abdu yikfa yitsbek kulu zitegebre Tarik nay eretrawiyan iyu abzi giziye kinriyo inkelena nay wuhudat eritrawoyan tirah iyu zisined zelo firki zitefo Tarik Tarik kikewin zile zeykil kulu kizined alewo izi welodo tsubuk kifelto Montan.
ሓደሓደ እዋን ገለ ሰባት እዚ ፖለቲካ ኤርትራ ድንግርግር ከብሎምሲ ንቡር ኮይኑ ኣሎ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ፡ ካብ ተዋሳእቱ ብዙሓት ዓያሹ ተበልጽትን ደናቑርን ስለ ዘለውዎ ውን እዩ። ገለ ካብዚኦም ፡ ነቶም ንዘመናት ብኩርዓትን ሓበንን ዝነበሩ ኣቦታትን ኣዴታትን ያኢ ሓድሽ "ፖለቲካ" ዝብሃል መታለሊ ሓሳብ ክምህርዎም እተበገሱ። እዞም ኩሩዓት ኣቦታትን ኣዴታትን ካብ ጥንቲ መን ምዃኖም ዝፈልጡ ፡ ብቋንቋታቶም ሕግታቶም ዝጽሕፉን ዝዳነዩን ፡ ብልሳኖም ዝጽልዩ ፡ ብፊደሎም ዝድብትሩ ፡ ብቋንቋኦም ዝምጕቱን ማሰ ዝብሉን እዮም። ስለዚ ገለ ካብዞም ዓያሹን ተበለጽትን ቋንቋታቶም ዝፈንፈኑ ፡ ብልሳኖም ዘይምጕቱ ፡ መጽሓፍቶም ዘንደዱ ፡ ሕግታቶም ዝነዓቑ ፡ ብታሪኽ ኣበዋቶም ሓፊሮም ብጽዋጽዋይ ስግሪ ባሕሪ ዝፍክሩ ፡ መበቆል ዓዶም ዝኸሓዱስ ያኢ "ፖሊቲካ" ዝበሃል ሓሳብ ኣንቂሎም ፡ መን ምዃኖም ዘይፈልጡስ ነቶም ብቋንቋታትና እንዛረብ ፡ ብጓይላና እንጭፍር ፡ ብልሳና እንምህለል ፡ ብሕግታትና እንዳነ ያኢ ብዛዕባ ሃገራዊ መንነትን ስርዓትን ሕጋውነትን ክምህሩና ላዕልን ታሕትን ክብሉ ይገርመና ኣሎ። ሓደ ሰብ ፡ ካብቲ ንታሪኽ ኣባሓጎታቱ ፣ መንነቱ ፣ ቋንቋታቱ ፣ ስርዓተ ሕጉ ፣ ልምድታቱ ፣ ተውፊቱ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ ካብቲ ብናይ ክራይ መንነትን ስርዓትን ወደኽደኽ ዝብል ዓሻ ወይ ተበላጺ ጥራይ እዩ ፡ ክፈርህ ዘለዎ።
"ህዝቢ ኤርትራ ብፍታዉ ኣብ ባርነት ዝነብር ዘሎ ህዝቢ እዩ" ይብሉ ገለ ኢትዮጵያውያን። እዚ ገለ ሓቅነት ኣለዎ ፡ ዝብሉ ለባማት ኣለዉ። ከመይ እንተልኩም ፡ እዚ ይመስል፥እንተደኣ ኩሉ ኤርትራዊ ነቲ ዝዓጠቖ ብረትን ነቲ እተማህሮ ትምህርትን ሒዙ ፈቐድኦ ብጓሳ ጤልን ገመልን ቤጃ ሃደንደዋ እናተገርፈ : ናብ ስደትን ናብ ወጻኢ ሃገር ሃዲሙ። ንእግሪ መገዱ ንብረቱን ሰበይቱን ሓውቱን ንዓረበ ራሽያዳ በድዊንን ኣረኪቡ ፡ እሞኸኣ ብድሕሪ እዚ ኣብ ስደት ብማዕዶ ጥራይ ብዛዕባ ኤርትራ ኣብ ከንቱ ናይ ሓሶት ፈኸራ "ኤርትራውነት ኩቡር መንነት" እናበለ ዝግዕር ኮይኑ ፤ ገለ ውን ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ፈንፊኖም ብሓዊ ኣንዲዶም "ዓረባዊት ኤርትራ" ካብ ሓለሙ ፡ እዞም ኢትዮጵያውያን ከምዚ እንተሉ ከመይ ጌሩ የገርም?
ዑጉመይ ሓደ ደርፉ: ነየናይ ትምሀርቲ ንስኻ ትምካሓሉ : ብፊደል ኣምሓርኛ ስለዝጻሓፍካ? ቢጃ ሰብ ሸጀሊ(ጥባሕጥባሕ) የሕውተይ'ዬም : ሰነፍ: ዓቅምኻ እዚኣ'ያ ::
@@stephanieadams9702 ሓደ ሰብ ፡ ካብቲ ንታሪኽ ኣባሓጎታቱ ፣ መንነቱ ፣ ቋንቋታቱ ፣ ስርዓተ ሕጉ ፣ ልምድታቱ ፣ ተውፊቱ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ ካብቲ ብናይ ክራይ መንነትን ስርዓትን ወደኽደኽ ዝብል ዓሻ ወይ ተበላጺ ጥራይ እዩ ፡ ክፈርህ ዘለዎ።
@@stephanieadams9702 ... እሞኸኣ ብድሕሪ እዚ ኣብ ስደት ብማዕዶ ጥራይ ብዛዕባ ኤርትራ ኣብ ከንቱ ናይ ሓሶት ፈኸራ "ኤርትራውነት ኩቡር መንነት" እናበለ ዝግዕር ኮይኑ ፤ ገለ ውን ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ፈንፊኖም ብሓዊ ኣንዲዶም "ዓረባዊት ኤርትራ" ካብ ሓለሙ ፡ እዞም .... ከምዚ እንተሉ ከመይ ጌሩ የገርም?
እዚ ሰብኣይ ድብሎ ደሎ ንሱ ድተሰለፈሉ1966ንለውቲ ንሰርሕ ነርና መሪሕነት ን ሜዳ ይእቶ ማለቱ እዩ ጉባኤ ይገበር ንብል ነርና ዓይነት ኣቅሪብዎ እዚ ድብሎ ድተጸውዐ ኣብ መወዳእታ 69 እይ እቲ ጌጋታት ኣብ ደቂ ከበሳ ኮነ ኩናማ ድተፈመ ካብ61 ክሳብ 1969እዩ ንልዕሊ 3ዓመት እንታይ ይገብር ነይሩ ደሓር ብዛዕባ ልዕሊ 10000 ከብቲ ድተዘረፍ ብመሪሕነት ቅያደል ዓማ ናብ ሱዳን ድተሸጣ ናይ 47 ገባር ኣብ ከባቢ ኣንቶረ ምሕሪድ ድቂ ሓማሴን ብሓንቲ መንጠቃ ናይ ዓማ ብዛዕባ 200ስርያ ኣዲስ ተባሂሎም ድተቀተሉ 27 ደይ መደይ ኢልካ ድተቀትሉ ናይ 5ክፍሊ ኣባላት ንምንታይ እየም እትም ደቂ ከበሳ ክንዲ ጋንዴ ምርት ካላሽን ድስቲ በራድ ከምድስከሙ እግበር ነይሩ አብርሃዮ ትብዓት ተለካ ዓካ ዓካ ሕተቶ ኒክነም እንዳገበርካ ፍሉት ብዛዕባ መንካዕ ሓቲትካ ትኸውን ኢኻ ከምቶም አሕዋትካ ድገብርዋ ኢንተለክችዋል ስለ ድኻንካ ኒክኔም ትጥቀም እንበር እቶም ከምዚ ከማይ እኮ ኣይሕቡእን እዮም ከምቲ ኣነ ብዛዕባ የሚን ድግደስ
Very interesting, I am highly inspired to know our history way back from people like you. Thank you and keep telling to this new generation the long journey of Eritrea!!
Thank kubur abo
A humble person. Unlike ሕግደፍ leaders how they tell.
Samiyelin abdun kulukum yikeniyelna kemzi aynet Tarik kitawtsu kelekum Kem zibelo Abdu yikfa yitsbek kulu zitegebre Tarik nay eretrawiyan iyu abzi giziye kinriyo inkelena nay wuhudat eritrawoyan tirah iyu zisined zelo firki zitefo Tarik Tarik kikewin zile zeykil kulu kizined alewo izi welodo tsubuk kifelto Montan.
ሓደሓደ እዋን ገለ ሰባት እዚ ፖለቲካ ኤርትራ ድንግርግር ከብሎምሲ ንቡር ኮይኑ ኣሎ።
እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ፡ ካብ ተዋሳእቱ ብዙሓት ዓያሹ ተበልጽትን ደናቑርን ስለ ዘለውዎ ውን እዩ።
ገለ ካብዚኦም ፡ ነቶም ንዘመናት ብኩርዓትን ሓበንን ዝነበሩ ኣቦታትን ኣዴታትን ያኢ ሓድሽ "ፖለቲካ" ዝብሃል መታለሊ ሓሳብ ክምህርዎም እተበገሱ። እዞም ኩሩዓት ኣቦታትን ኣዴታትን ካብ ጥንቲ መን ምዃኖም ዝፈልጡ ፡ ብቋንቋታቶም ሕግታቶም ዝጽሕፉን ዝዳነዩን ፡ ብልሳኖም ዝጽልዩ ፡ ብፊደሎም ዝድብትሩ ፡ ብቋንቋኦም ዝምጕቱን ማሰ ዝብሉን እዮም።
ስለዚ ገለ ካብዞም ዓያሹን ተበለጽትን ቋንቋታቶም ዝፈንፈኑ ፡ ብልሳኖም ዘይምጕቱ ፡ መጽሓፍቶም ዘንደዱ ፡ ሕግታቶም ዝነዓቑ ፡ ብታሪኽ ኣበዋቶም ሓፊሮም ብጽዋጽዋይ ስግሪ ባሕሪ ዝፍክሩ ፡ መበቆል ዓዶም ዝኸሓዱስ ያኢ "ፖሊቲካ" ዝበሃል ሓሳብ ኣንቂሎም ፡ መን ምዃኖም ዘይፈልጡስ ነቶም ብቋንቋታትና እንዛረብ ፡ ብጓይላና እንጭፍር ፡ ብልሳና እንምህለል ፡ ብሕግታትና እንዳነ ያኢ ብዛዕባ ሃገራዊ መንነትን ስርዓትን ሕጋውነትን ክምህሩና ላዕልን ታሕትን ክብሉ ይገርመና ኣሎ።
ሓደ ሰብ ፡ ካብቲ ንታሪኽ ኣባሓጎታቱ ፣ መንነቱ ፣ ቋንቋታቱ ፣ ስርዓተ ሕጉ ፣ ልምድታቱ ፣ ተውፊቱ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ ካብቲ ብናይ ክራይ መንነትን ስርዓትን ወደኽደኽ ዝብል ዓሻ ወይ ተበላጺ ጥራይ እዩ ፡ ክፈርህ ዘለዎ።
"ህዝቢ ኤርትራ ብፍታዉ ኣብ ባርነት ዝነብር ዘሎ ህዝቢ እዩ" ይብሉ ገለ ኢትዮጵያውያን።
እዚ ገለ ሓቅነት ኣለዎ ፡ ዝብሉ ለባማት ኣለዉ። ከመይ እንተልኩም ፡ እዚ ይመስል፥
እንተደኣ ኩሉ ኤርትራዊ ነቲ ዝዓጠቖ ብረትን ነቲ እተማህሮ ትምህርትን ሒዙ ፈቐድኦ ብጓሳ ጤልን ገመልን ቤጃ ሃደንደዋ እናተገርፈ : ናብ ስደትን ናብ ወጻኢ ሃገር ሃዲሙ። ንእግሪ መገዱ ንብረቱን ሰበይቱን ሓውቱን ንዓረበ ራሽያዳ በድዊንን ኣረኪቡ ፡ እሞኸኣ ብድሕሪ እዚ ኣብ ስደት ብማዕዶ ጥራይ ብዛዕባ ኤርትራ ኣብ ከንቱ ናይ ሓሶት ፈኸራ "ኤርትራውነት ኩቡር መንነት" እናበለ ዝግዕር ኮይኑ ፤ ገለ ውን ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ፈንፊኖም ብሓዊ ኣንዲዶም "ዓረባዊት ኤርትራ" ካብ ሓለሙ ፡ እዞም ኢትዮጵያውያን ከምዚ እንተሉ ከመይ ጌሩ የገርም?
ዑጉመይ ሓደ ደርፉ: ነየናይ ትምሀርቲ ንስኻ ትምካሓሉ : ብፊደል ኣምሓርኛ ስለዝጻሓፍካ? ቢጃ ሰብ ሸጀሊ(ጥባሕጥባሕ) የሕውተይ'ዬም : ሰነፍ: ዓቅምኻ እዚኣ'ያ ::
@@stephanieadams9702 ሓደ ሰብ ፡ ካብቲ ንታሪኽ ኣባሓጎታቱ ፣ መንነቱ ፣ ቋንቋታቱ ፣ ስርዓተ ሕጉ ፣ ልምድታቱ ፣ ተውፊቱ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ ካብቲ ብናይ ክራይ መንነትን ስርዓትን ወደኽደኽ ዝብል ዓሻ ወይ ተበላጺ ጥራይ እዩ ፡ ክፈርህ ዘለዎ።
@@stephanieadams9702 ... እሞኸኣ ብድሕሪ እዚ ኣብ ስደት ብማዕዶ ጥራይ ብዛዕባ ኤርትራ ኣብ ከንቱ ናይ ሓሶት ፈኸራ "ኤርትራውነት ኩቡር መንነት" እናበለ ዝግዕር ኮይኑ ፤ ገለ ውን ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ፈንፊኖም ብሓዊ ኣንዲዶም "ዓረባዊት ኤርትራ" ካብ ሓለሙ ፡ እዞም .... ከምዚ እንተሉ ከመይ ጌሩ የገርም?
እዚ ሰብኣይ ድብሎ ደሎ ንሱ ድተሰለፈሉ1966ንለውቲ ንሰርሕ ነርና መሪሕነት ን ሜዳ ይእቶ ማለቱ እዩ ጉባኤ ይገበር ንብል ነርና ዓይነት ኣቅሪብዎ እዚ ድብሎ ድተጸውዐ ኣብ መወዳእታ 69 እይ እቲ ጌጋታት ኣብ ደቂ ከበሳ ኮነ ኩናማ ድተፈመ ካብ61 ክሳብ 1969እዩ ንልዕሊ 3ዓመት እንታይ ይገብር ነይሩ ደሓር ብዛዕባ ልዕሊ 10000 ከብቲ ድተዘረፍ ብመሪሕነት ቅያደል ዓማ ናብ ሱዳን ድተሸጣ ናይ 47 ገባር ኣብ ከባቢ ኣንቶረ ምሕሪድ ድቂ ሓማሴን ብሓንቲ መንጠቃ ናይ ዓማ ብዛዕባ 200ስርያ ኣዲስ ተባሂሎም ድተቀተሉ 27 ደይ መደይ ኢልካ ድተቀትሉ ናይ 5ክፍሊ ኣባላት ንምንታይ እየም እትም ደቂ ከበሳ ክንዲ ጋንዴ ምርት ካላሽን ድስቲ
በራድ ከምድስከሙ እግበር ነይሩ አብርሃዮ ትብዓት ተለካ ዓካ ዓካ ሕተቶ
ኒክነም እንዳገበርካ ፍሉት ብዛዕባ መንካዕ ሓቲትካ ትኸውን ኢኻ ከምቶም አሕዋትካ ድገብርዋ ኢንተለክችዋል ስለ ድኻንካ ኒክኔም ትጥቀም እንበር እቶም ከምዚ ከማይ እኮ ኣይሕቡእን እዮም ከምቲ ኣነ ብዛዕባ የሚን ድግደስ