መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, July 1st, 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ก.ย. 2024
  • መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, July 1st, 2023
    Saturday at 1:45 PM Eritrea Time. Join us. Like & Share!
    Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
    Follow us on Telegram t.me/DendenMedia
    Follow us on facebook: / dendenmedia
    To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedi...
    To access ERi-TV Official TH-cam Chanel visit / eritveritreaofficial
    To access DimTsi Hafash Official TH-cam Chanel visit
    / @dimtsihafash-official...

ความคิดเห็น • 30

  • @tsehaineshberhane6279
    @tsehaineshberhane6279 ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ኤረይ ♥🇪🇷🇪🇷♥🙏♥🇪🇷🇪🇷♥

  • @senait4255
    @senait4255 ปีที่แล้ว

    Wow wow wow ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ ‼️‼️

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 ปีที่แล้ว

    Deki Eri shikornatat 💯👍👍👍❤️🇪🇷❤️

  • @bereketamharaybereketamhar3135
    @bereketamharaybereketamhar3135 ปีที่แล้ว

    Denden smart boy I like you

  • @Abdalla..adulis
    @Abdalla..adulis ปีที่แล้ว +1

    Welcome back selman abe

  • @TESFITMHTSUNLOVEERI
    @TESFITMHTSUNLOVEERI ปีที่แล้ว

    Welcome medeb melsi ab mesmer ❤

  • @tesfamichaelmebrahtom9489
    @tesfamichaelmebrahtom9489 ปีที่แล้ว

    Medeb Ab Mesmer kab Asemera

  • @Seysey770
    @Seysey770 ปีที่แล้ว

    nwedikeren hasikayo sma felitwa endu.

  • @ghergshmebrhatu3066
    @ghergshmebrhatu3066 ปีที่แล้ว

    Selam adalewti medeb abza nay Holland axewa nederland eya wey dima hollandska eya tibhal. Pollaska nay porlande eu enta zeytegagye

  • @kibreabrussom2564
    @kibreabrussom2564 ปีที่แล้ว

    ሰላም ደቂ ሪመይ እዛ መደብ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ሓንቲ ግን ኣብዚ ናይ ሎሚ ሕቶታት ዘይተዋሓጠትለይ ሕቶ ኣላ ብናሕሲ ዝፈለጥ ጎቦ ኔፓል ከይትከዉን ይብል እሞ ተመሊስኩም ድሕስስ ኣቢልኩም ንጹርን ጹጽይ ሓባሬታ ይጽበ ካብ ጀርመን

  • @adhanomabrha3860
    @adhanomabrha3860 ปีที่แล้ว

    ሰላም ደቂ ኤረ

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 ปีที่แล้ว

    Haicaica tarekena icab woerky alemiena yebelies nwoeldo nhiezb eritreAN🇪🇷✍🏼📜 nenbeb meniseyna nwoericaw tarikena🇪🇷✍🏼📜degagmna nbubo

  • @ابراهيمآدم-ر5و
    @ابراهيمآدم-ر5و ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤🥰

  • @yemanemogos9463
    @yemanemogos9463 ปีที่แล้ว

    16/2/1990

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤
    🎉🎉🎉🎉
    Sabia
    Sabia
    Ikalo
    Nikemete

  • @yemanemogos9463
    @yemanemogos9463 ปีที่แล้ว

    Candle

  • @thesprinter7644
    @thesprinter7644 ปีที่แล้ว

    Nay daniel 2016 aykonen deu deki abeyti

  • @yemanemogos9463
    @yemanemogos9463 ปีที่แล้ว

    20023

  • @jossykennedy7406
    @jossykennedy7406 ปีที่แล้ว

    sle aman dyu esayas dyu akribwo ezi htotat?

  • @kibreabrussom2564
    @kibreabrussom2564 ปีที่แล้ว

    ምሳሕን ድራርን ክክክክክክ

  • @mensuradem2031
    @mensuradem2031 ปีที่แล้ว

    Polsh eyom zblwa polska aykonen 😮

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 ปีที่แล้ว

    መልሲ ኣብ መስመር! @Eri-TV ❤️👍👌

  • @yemanemogos9463
    @yemanemogos9463 ปีที่แล้ว

    Hiroshima

  • @yemanemogos9463
    @yemanemogos9463 ปีที่แล้ว

    Pollish

  • @adhanomabrha3860
    @adhanomabrha3860 ปีที่แล้ว

    እዋይ ቀዲሞምኒ

  • @AfricanPolitics1
    @AfricanPolitics1 ปีที่แล้ว

    ንምንታይ ጎስጓስ "ለውጢ ስርዓት ኣብ ኤርትራ" ብሲ.ኣይ.ኤ? ስለምንታይከ ሕጂ?
    ንወያነ ከም መሳርሒ ተጠቒምካ ብቐጻሊ ናይ ኲናት ስግኣት ብምፍጣር ንቁጠባ ኤርትራ ጅሆ ንምሓዝ ኣብ ዝግበር ጻዕሪ ስራሕ ኣመሪካ/ምዕራብ እንታይ ከምዝነበረ ብሩህ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ 2020 ወያነ ብኣሜሪካ ተደፋፊኡ ኣንጻር ኤርትራን ኢትዮጵያን ኲናት ምስ ጀመረ፣ ኤርትራ ድሕሪ 30 ዓመት ንወያነ ብምጥፋእ ነቲ ዝነበረ ናይ ልእላውነት ስጋኣት መዛዘሚ ጌራትሉ።ኤርትራ ብኡ ንብኡ ትኹረታ ካብ ምሕላው ልኡላውነታን ስግኣት ኩናት ወያነን ናብ ቁጠባዊ ምዕባለ ኣሰጋጊራቶ። እዚ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምብጻሕ ኤርትራ ናብ ቻይናን ሩስያን ክርአ ይከኣል። እዚ ምብጻሕ እዚ ንኣሜሪካ ከም ኣብ ራእሱ ዝተሃርመ ተመን ከንፈርፍራ ይርአ ኣሎ። ኣብዚ ቅንያት እዚ ንኤርትራ ናብ ናይ ነብሰ ምክልኻልን ምሕላው ልኡላውነትን ኩነት ንምምላስ ብሲኣይኤ ንሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ስግኣት ንምፍጣር ዝግበር ፈተነ ንርኢ ኣለና። እዚ ስጉምቲ'ዚ ዉዱቕን ተስፋ ዝቖረጸን ጎስጓስ "ለውጢ ስርዓት ኣብ ኤርትራ" ብዝብል ስም ዝካየድ ዘሎ ኮይኑ ኣብዚ ግዜ'ዚ ድማ መሊሶም ነታ ኣብ ኣፈፌት ሞት ዘላ ወያነ ንውግእ ክጥቀሙላ መሪጾም ኣለዉ። ከምኡ'ውን ብፍሉይ ኣብ ዲያስፖራ ዝርከቡ ደገፍቲ ወያነ፣ ገለ ቅልውላው መንነት ዘለዎም ኤርትራውያን፣ ብጸቢብ ትሕተ-ሃገራዊ ኣውራጃዊ መንነት ዝሳቐዩ ኤርትራውያን፣ ነቶም መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ እቶም ኣብ ግዜ ኲናት ንሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣብ ሓደጋ ኣውዲቆም ኢሉ ስጉምቲ ዝወሰደሎም ዉልቀ ሰባት፡ ካብ ኣውራጃኦምን ወይ ሃይማኖቶምን ስለዝኾኑ በቲ ዝተወስደ ስጉምቲ ዘሓመሙ ሰብ ጸቢብ ኣእምሮ፣ ብውልቅን ብጉጅለን ዝተጠርነፉ ኤርትራውያን መሲሎም ሰብ ዘጋግዩ ተጋሩ ከም ብርጌድ ንሓመዱ(ኣድጊ ንሓመዱ) ኣብቲ ኣንጻር ኤርትራን መንግስታን ብ ሲኣይኤ ተጠጅኡ ዘሎ እዉጅ ኩናት ከም ዝሳተፉ ይግበር ኣሎ።
    እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ጉጅለታት ብኣሜሪካ ዝምርሑን ዝምወሉን ኮይኖም ብውልቂ ብሲኣይኤ ኣብ ትሕቲ ዶክተር ማይክል ሩቢን(ሲኣይኤ)፣ ዳን ኮነል(ሲኣይኤ)፣ ፕሮፌሰር ጆን ያንግ(ሲኣይኤ)፣ ማርቲን ፕላውት(MI16፣ ዘይወግዓዊ ልኡኽ ሲኣይኤ)፣ዱክ በርብሪጅ(ሲኣይኤ)፣ ፕሮፌሰር ሚርያም ቫን ራይዘን(ዘይወግዓዊት ልእኽቲ ሲኣይኤ) ዝምራሕ እዩ።
    ወፍሪ "ስርዓት ለውጢ ኣብ ኤርትራ" ክካየድ ተመሪጽሉ ዘሎ ግዜ ኮነ ኢልካ ምኻኑን፣ ኤርትራ ናብ ናይ ምክልኻል ኩነት ክትምለስን ቁጠባዊ ንጥፈታታ ደው ከተብልን ንምግዳድ ኮነ ተባሂሉ ዝተመርጸ እዩ። እዚ ንኣሜሪካ ዓቢ ኣገዳስነት ኣለዎ ምኽንያቱ ኤርትራ ደው እንተዘይኣቢሎማ ኣብ ቁጠባዊ ዕብየት ንብዙሓት ብሰንኪ ምትእትታውን ኣሰንካሊ ረዲኤትን ግዳይ ምዝመዛ ኣመሪካን ምዕራባውያንን ኮይነን ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብነት ናጽነትን ልኡላዊ ውሽጣውን ናይ ወጻእን ፖሊሲታት ክትከውን እያ። እዚ ድማ እቲ ኣሜሪካን ሃገራት ምዕራብን ኣብ ኣፍሪቃ ፈጺመን ክርእየኦ ዘይደልያ ንረብሐኣን ዘየገልግል መንገዲ ሙኻኑ ክስመረሉ የድሊ።
    ስለዚ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ዲያስፖራ ኣንጻር ኤርትራን ኤርትራውነትን ዝካየድ ዘሎ ምንቅስቓሳት ብጥንቃቐ ክዕዘቦን ከጽንዕን ይግባእ።
    ገለ ጉጅለታት ብስም ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ብግልጺ ኣንጻር ኤርትራን ልኡላውነታን፡ ምስ ወያነ ወጊኖም ይሰርሑ ከምዘለዉ ምጥቃስ ኣገዳሲ እዩ። እቶም ዝተረፉ ድማ ንሰብኣዊ መሰላት ኤርትራውያን ዝሰርሑ ተመሲሎም ሓቀኛ መንነቶም ብምሕባእ ብሽም ኤርትራውያን ዝሽቅጡ ናይ ሓሶት ተሓለቅቲ እዮም።
    ኣብዚ ሕጂ እዋን ደገፍቲ ኣንጻር ተቓወምቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝብል ሕቶ የለን። እቲ ጉዳይ ብዛዕባ ልኡላውነት ኤርትራን ሃገራዊ ድሕነትን ኤርትራን ኤርትራውነትን ኢዩ። ኩሎም ኤርትራውያን ርእይቶኦም ብዘየገድስ ተጠርኒፎም፡ ነቶም ልኡላውነት ኤርትራ ኣብ ሕቶ ምልክት ንምእታው ዝተዋፈሩ ባዕዳውያንን ካሕዳማት ኤርትራውያን ንምቅላዕ ክሰርሕ ኣለዎ። እዞም ኣንጻር ኤርትራን ልእላውነታን ደው ኢሎም ዘለዉ " ኤርትራውያን" ኢና በሃልቲ ድማ እቶም ቀንዲ ጸላእትና ንሳቶም ምኻኖም ምግንዛብ የድሊ። ኣብ ዲያስፖራ ዝርከቡ ኤርትራውያን ተኣኪቦም ነዚ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ዝግበር ዘሎ ወፍሪ ኣንጻር ኤርትራዊ መንነት ንምግጣም ስትራተጂ ከውጽኡ ይግባእ።
    እዚ ህሞት’ዚ ትግሃትን ዕላማ ዝሓትት’ኳ እንተኾነ፡ ኣብ መወዳእታ ግን እዚ ወፍሪ’ዚ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ናይ መጀመርታ ይኹን ናይ መወዳእታ ኣይኮነን። ኤርትራውያን ሓቢርና ክንገጥሞን ክንስዕሮን ኢና። ምኽንያቱ ንኤርትራ ንምምብርካኽ ዝእከቡ ጉጅለታት፣ ብዙሓት ካብኣቶም ነንሕድሕዶም ዘይቃደዉ ዕላማታት ዝሓዙን ንሓድሕዶም ክፈላለዩን ክበኣሱን ነዊሕ ዘይወስደሎም ስለ ዝኮኑ። መንግስቲ ኤርትራ’ውን ነዚ እኩይ ዕላማታት ናይቲ ሓድሽ ዝተወደበ ጉጅለ ብምቅላዕ ህዝቢ ከም ዝነቅሓሉን ኹሉ ኤርትራዊ ብኸመይ ክገጥሞ ከምዘለዎ ንምሕባርን ዝከኣሎ ጻዕሪ ክገብር ኣለዎ።

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere ปีที่แล้ว

    10 11ለካቲት ኢያ ማሳዋ አብ ትሕቲ ቁፅጽር አትያ

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere ปีที่แล้ว

    ሺማን ሺም አባአንዶ ይብል አሎ ኢዩ ኢቲ ሕቶ ቅሳነት ኢንተሊካ ምሉእ መልሲ ኢዩ መሊስልካ ኢስኻ ግን ሽማን ሽም አባአን ኢልካዮ ደርቢሽካዮ

  • @stighehanaghebreyesus1696
    @stighehanaghebreyesus1696 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤መርሓባ መርሓባ መርሓባ❤❤❤
    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉