ዘይተነግረ'ምበር ዘይተገብረ የለን ኣቦይ ሓዎቦይ ኰይኑ ጸኒሑ ንዘይሓድገሉ ሓድጉ ተባሂለ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
- ዘይተነግረ'ምበር ዘይተገብረ የለን ኣቦይ ሓዎቦይ ኰይኑ ጸኒሑ ንዘይሓድገሉ ሓድጉ ተባሂለ
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት facebook page
/ dehaysport1
Instagram / zarafltet
Eritrean Entertainment channel:
Emil Advertising & Business
zarafltet@gmail.com sweden
zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍
ሕጂ ውን ርግጸኛ ኣይኮንካን መኽንያቱ እቲ ሓወቦኻ ካብ ብዙሓት ፈቲኑ ኣይወለደን እታ በዓልቲ ባር ናይ ተሰነይውን ነጊራትካ ፡ ስለዚ ኣቦኻ ቅድሚ ብሓደጋ ምሟቱ ምስ ኣዴኻ ተራኺቡ እንተ ኔሩ ወላ ሓወበኻ ይዓምጻ እቲ ጥንሲ ናይ በዓል ቤታ ክኸውን ተኽእሎ ኣሎ ስለዚ ዝሓሸ ኣማራጺ ምስ የሕዋትካ DNA ቴስት ጌርካ ምርግጋጽዩ ይብል ኣነ ብወገነይ ።
Senai hasab!!
ብልክዕ ከረጋግጽ ኢዩ ዘለዎ
ትክክል ኣሎኻ
ብርግጽ
ብልክዕ ንምርግጋጽ ምስተን አሕዋቱ በቦ ይህዋት ድዮም አይኮኑን DNA የድልዮም እዩ
DNA እቲ ዝበለጸ አማራጺ ገሊኡ አብ ማአልቱ ይውለድ ገሊኡ ቀዲሙ ይውለድ ገሊኡ ድማ ደንጉዮ ይውለድ ። እቲ ፋልልይ ናይ አዋርሕ ተዘይኮይኑ DNA ክትገብር አለካ ። ነዴካ ጽቡቅ ጌርካ ተወከሳ ምስ አቦካ ማአስ ተራኪባ ከምኡውን ሓወቦካ ማአስ አሚጽዋ ሽኡ ዘሎ ፍልልይ ናይ ማአልታት ወይ ሰሙናት ጥራሕ ተኮይዮኑ ብልክዕ DNA ከድልየካዮ።
Ewe ane bwegeney wedi aymeslenin
If your mom tells you who's the dad it's done my brother
@@josiderulo5801 not all the time
@@josiderulo5801 not work all the time!!!
ትክክል አለኻ
ዘገርም ታሪክ
Agioka hawei kulu ab gheghezhu alowo zubuk Iakun imber tenazizu zeinazezu zeinazeza dea intai kbehaliu bsciufunu nadi izghiher zkedu alowo mflatu zubukiu ❤️❤️❤️🙏
ሓድጉ ናይ ክልተ ኣሕዋት ሓድዚ።
Kkkk
❤️❤️❤️❤️🙏🙏
እቲ ክላስካል ትጥቀመሉ ብጣዕሚ ደስ ትብል
ግርም ጽንጽዋይ ዝተሓዋወሰ ድማ
እዋይ በስመኣብ ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ከ ኣሎ ድዩ ኣቱም ሰባት 🥺🤦♀️
Selam zara fltet selam nkthlwu nay nay wetru tmnitey eyu 🙏 qexile kabakumn kab tekatatelti zara fltetn mekri delye neyre emo bkemey krekbekum ykel pls tegediskum melsuley 🙏
We'll come
እዚኣ ካን ጽውጽዋይ ሓሊፋ ካልእ ክትከውን ኣይትክእልን እያ። ምናልናት ሓቂ እንተኮይኑ ግን DNA test ምግባር እዩ እቲ ፍታሕ.
ሕጂ'ውን ኣቡኡ ኣይኮነን። ምኽንያቱ 3ተ ግዜ ተመርዒዩ እሞ ምስ ብዙሓት ኣንስቲ ምእንቲ ውልድ ክረክብ ኢሉ ዝወጸ እሞ ሓደ ውላድ ዘይረኸበ መኻን ስለ ዝኾነ ኮይኑ ይስምዓኒ። እታ ኣደ ግን ተዋጃቢሩዋ ኮይኑ ይስምዓኒ።
ዋላ ክልቲኦም ኣብ ሓደ ወርሒ እንተረኸብዋ እቲ መኻን ክወልድ ኣይክእልን ኢዩ። ግን እታ ኣደ ናይ ፍርሂ ነገር ገይራቶ''ምበር እንተ ዝምርመሩ ኣቡኡ እሲ እቲ ናይ ቀደም ኣቡኢ ማለት ነቲ ከይተወልደ ዝሞተ ኣቡኡ ንሱ ኢዩ ኣቡኡ።
Hadgu hiji win haw aboka weladika aymeslenin kis gerka axari erdani u Levi’s u bflay ab adna ms nay dna hzret gin bzuh srah aloka good luck my brother
ክትኣምኖ ዘሸግር ዛንታ። ብዙሕ ፈቲኑ ከምዘይወልድ፡ ዘረጋገጸ ሰብ፡ ከመይ ኢሉ ክወልድ ይኽእል? እሞ ከኣ ካብ ሰይቲ ሓዉ?
ሕጂ ኸማን ርግጸኛ ክትከዉን D N A ግበር ሓወይ ናተይ
ከመይ ከመዩ ዝዘረባ ልብወለድዩ?ኣብ ሰለስተ ኣንስቲ በጺሑ ዘይወለደ፡እሞ ዘዋር ዝነበረስ ናይ ሓንቲ ለይቲ ሰይታሓዉ ሰሪቑ ወሊዱ ክታኣምኖ ዘጸግምዩ
Gin haki aymeslenin mknyatu mekan u do aytebahlen?
Behaki mehari ayu tgbro kolu behaki amlak yhagzka
ኡዋይ ታሪኪ አጅካ ዝሕወይ
💗💗💗
🙏🏽
ሓድጉ !!
Selam zara fltet Selam nkthlwu nay wetru tmnitey eyu qexile mekrkumn nay zara fltet tekatateltn btaemi yedleni alo emo bejakum bkemey krekbekum ykel tegediskum melsuley pls 🙏
Fetera eyu
ሽለት
አዋይ ሞውሲባ
ንስኻ ኣይትሕዘን ኣይትሕፈርን ናትካ ካኣ ኣይኮነን እቲ ጌጋ።ሓወቦኻ ውን ሰብ እዩ ተጋግዩ
ተናሲሁ ንስሁኡ ኣምላኽ ይቀበለሉ።
እዚ ስለዝዓመጻ ኣጋጣሚ ካኣ እቲ ሓደጋ ስለዝገጠሞ እምበር ይፈላለ እዩ ክሳብ 9 ወርሕን 10 ማዓልትን ይድንጒ እዩ ስለዚ መኻን ተኾይኑ ካላስ ናቱ ኣይኮንካን፡ናይቲ ብሓደጋ ዝዓረፈ ኢኻ።ክበርሃልካ DNA ምግባር ድማ ጽቡቕ ኔይሩ፡ንኣዴኻ ኣጸቢቕካ ሕተታ ሓደጋ ቅድሚ ምግጣሙ ኣብቲ እዋን ንሱ ተራኺብዋ እንተኔይሩ ናቱ እዩ።ብስም ማዓልቲ ንጽብጻብ ጥራይ ኣኻሊ ኣይኮነን ።
መኻን እዩ እንዳበለ ከመይ ገይሩ አቦይ እዩ ዝብል
Amlak tehaboke?
Higi ewin rigsena aykonkan kiwelid entezeikilu entay meregagesi aleka????
💕💕🙏
ሂወት ስነ ፍጥረት ዓለም ።ላዕልን ታሕትን ።ገሊኡ ጸገም ገሊኡዉን ሓጎስ።ሓጎስ ስ ኩሉ ግዜ ሓጎስዩ ።ግን ኣብ መንጎ ሓዘን ምህላዉን ኣይንረስዕ።ክቡራን ህዝቢ ዓለም።
Mekan ente neru si kemey geru yewled. eti mealti hersie kekltef wey kedengie ykel eyu bekemu teray nay hawbiu kekwine aykeline eyu
Zegerimi eye naybhaqi aziu xubuk medebi alikum qexilwo.
ፍረ ዘይብሉ ዛንታ ሃለውሎው
ኣሕዋት ኣዛናጋዕቲ መሃርቲ ኣገረምቲ ኣሳሓቅቲ ምስ እትደልዩ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት የቀኔለይ
ሓወቡኣ ኣቡኣ ኮይኑ ጸኒሑ ዝብሃል እንበር ኣቡኣ ድኣ ከመይ ኢሉ ሓወብኣ ጸኒሑ ኣቡኻ ሓወቦኻ ይከውን ድዩ ?
ኣሕዋት ኣዛናጋዕቲ መሃርቲ ኣገረምቲ ኣሳሓቅቲ ምስ እትደልዩ ሳብስክራይብ ግበሩለይ llልልል
ኣነስ ዋላካ ኣዴኻ ካብታ ዝደፈራ ምዓልታ ጸብጺባ ናይ ሓወቦ እንተበለት 100 ካብ ሚኢti ግን ክውን ኣይክከውንን እዩ ምክንያቱ ሓዎቦካ ዘዋሪ ከምዝነበረ ክነሱ እሞ ክኣ ውላድ ዘይረከበስ ካብ ወላዲትካ ውን ክወልድ ኣይክእልንዩ try DNA
DNA 50% each እዩ። ናይ ኣብኡ DNA ከ ካበይ ይረኸብ ግን 100% ምስ ናይ ኣሓቱ DNA similarity እንተ ሊዎም ክኸውን ይኽእል ዩ
*ዘይተገብረ ምበር ዘይተነግረ የለን ዶ በልካ።ኣብ ዘመነ 21 ዘመነ ኮምፒተር ኤርትራዊ ገላዮ ባርያ ክሽየጥ ኣብ እስሩቤት ኣትዩ በብሓደ ከም በጊዕ ይወርድ ኣሎ ካብዚ ዘሕዝን ውርደት ኣሎ😱😱😱😱😱😱😱ኩልኻ ኤርትራዊ ደም ሓውኻ ዝስምዓካ ነዞም ሰብ መድያ ኤርትራውያን ንኩሎም ካብዚ ጀሚርና ንውቐሶም ምስ ህዝቦም ኣሕዋቶም ደው ዘይብሉ ጥራይ ቅጭኦም ከብስሉ ዝጥሙትኻ ኣስተውዕል ሎሚ እዚ መድያ ብጉዳይ ሊብያ ዘሎ ሓዎም ንዓለም ከናውጽዋ ይግብኦም ኣቤሎ ኤርትራውነት🙃🙃🙃🙃🙃🙃🙃🤒🤒😱😰😱😱😱😱😱😱😱?????*
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣለካ ዝሓወይ እንታይ እሞ ኩሉ ነንጥቅሞም ጥራይ ኮይኖም እዞም ሰብ ቻነንንየሕዋትና ኣብ ልብያ ዝሳቀዩ ዘለዉ እግዚብሄር ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ።
ሃቕኻ በጃኹም ድምጺ ንኽኖም ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረሎም
@@merharik767 ንሕና ምስኦም ደው ተዘይ ወቒስናዮም ወይ ብኮመንትና ተዘይ ተቖጻጺርናዮም ብፍጽም ቆላሕትኦም ረብሓኦም ጥራይ እዚ ድማ ቭፍጽም ዘይከእን ዩ ንኩሎም ኣይኮንኩን ግን ንመብዛሕትኦም
Men blablew keblelom
Kemey elu mo ykewun ezi kab kalie kkewun zelewo teklo abi u wey kea sebaya teerakibwa keydu lo
Ezi kone elu family kizerig delyu enmber ezi susue mekan eyu. Degimka hisebelu
Eza ktmewut keleka mnzaz entay aynet lmdi eyu ahdiru ezi hbretesebna. Ttsntsway u znebr zelo Abat nebasi gele zbhal yelen kabtswutsway wetsina hakena hiwet nmrah.
Kemey Aboau Haweboau zekewen ?
Aresti u gemtiluwo haweboy aboy koynu xenihu ketkewen neruwa hakey ‼️kab egri af yenkef you
ግርም ኣሎ ። እቲ ኣቦይ ዝብሎ ዝነበርኩ ኣዉ ነቦይ ወይ ከኣ ሓዎቦይ ኮይኑ ጸኢሑ። እቲ ሓበቦይ ዝብሎ ዝነበረኩ ኣቦይ ኮይኑ ጸኒሑ ማለት ኢዩ። እዚ ከኣ ሓቂ ኢዩ።
ምስተን የሕዋትካ ሰለስቴኹም DNA ግበሩ።
Ayyyyy aymeslenin DNA ktgebr aleka enber mekan mukanu zteregagetse seb kemey gieru
Fetera
ሓወቦኻ ክወልድ ከምዘይክእል ተነጊሩ ኔሩ ካቡዙሓት ኣንስቲ ፈቲኑ ክወልድ ውን ኣይካኣለን ስለዚ ካብ ኣደኻ በታ ናይ ሓደ መዓልቲ ጌጋ ንስኻ ወዱ ክትከውን ትኽእል ኢኻ ዝብል ግምት የብለይን ስለዚ ሕጅ ውን ዲ ኤን ኤን ምግባር ከድልየካ እዩ ሓወይ ናተይ
አዛ ሕክያስ ሰሚዒያ ኔረ ክክክክክ
ልቢ-ወለድ እንተ ትብሉና ከም ፈጠራ ክንቅበሎ ይከኣል: ዓድን ከባቢ ዓድን ዝፈልጥዎ ዛንታ እንተ ኮይኑ እስከ ኣብዚኣ ንፈልጥ እና ዝብል ሰብ ይረኸብ: ካልእ ግን ከም'ዚ ዛንታ audience ንምርካብ ከም ህጻናት fake story ኣምበሳ ኔሩ በጊዕ ተመሪዑ ዝብል ፍርቂ ጎኑ በጊዕ ፍርቁ ጎኑ ኣምበሳ ዝብል bed time stories ኣንቢብኩም ተደቁስና ኣለኹም::
DNA test deytgebr endihr mikan endihr dibehal neru haweboka eska tkesn wela sdraka ykesna
ane zanta kfetu meat eye kulu hki koynu eyu zsmani blbi yemesjn
እዚ መብልዒ ገንዘብ ዝኾነ ድራማ ዘይ ትገድፍዎ TH-camrs
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 hakka wedey
😂😂😂😅
ከምቲ ቡዙሓት ወሃብቲ ሪኢቶ ዝበልዎ ሓዎቦኻ ኣብ ቡዙሓት ኣንስቲ ፈቲኑ ውላድ ጸገም ኔሩዎ ስለዝኾነ DNA ምግባር ዝበለጸ ኢዪ ።ካብ ሓዎቦኻ እንተተወሊድካ ክኣ ገለ ተኣምራት ነገር ኢዩ ምኽንያቱ ሓዎቦኻ ኣብ ቡዙሓት ፈቲኑ ኣብ ኣዴኻ ክኸውን ምኽኣሉ
Kkkk sewsway tekrbwo negrat shabi gebrwo kemzitat yefkoso eyu
ዕድመ ንቴክኖሎጂ ሕጂውን ብዘይ DNA test ወዲ መኖም ከምዝኾንካ ኣይፈለጥካን ዘለኻ።
Just do DNA 🧬 brother kolel aynfto
DNA የድልየካ እዩ ምኽንያቱ ሕልውበኻ ከምዘይወልድ እታውሽምኡ ነጊራትካ ኣላ ካብ ብዙሓት ድማ ፈቲኑ ክወልድ ኣይክኣለን።እናማ ኣቦኻ ቅድሚ ብሓደጋ ምማቱ ንኣዴኻ ተራኺብዋ ኣሎ ምናልባት እውን ሓውበኻ ብድሕሪኡ ምስኣ ሓዲሩ ስለዘሎ እንበር ትክክለኛ ግን ሓውበኻ ኣቦኻ ኣይኮነን። ዝሮ ዝሮ ግን ምርመራ ግበር ምስኣሕዋትካ
እዝስ ሓቂ ዲዩ ዋላስ ፈጠራ
አዋይ ሞውሲባ