ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵 VOATigrigna Daily Show 19 September 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ก.ย. 2024
  • ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
    ቱርኪየ ንሳልሳይ ዙር ሽምግልና ኢትዮጵያ፡ሶማል ብማዕዶ ከተካይድ’ያ
    ዋንነት ውድብ ህወሓት ሓድሽ መካትዒ
    ዛዕባ መደብ መንእሰያት ፡ ክልተ ዝለዓለ ነጥቢ መልቀቒ ፈተና ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ዘመዝገቡ ተማሃሮ ዝተኻየደ ጻንሒት
    🔵 VOATigrigna Daily Show
    🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
    #eritrea #ethiopia #tplf #tigrayregion #election2024
    » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
    » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: www.youtube.co...
    ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
    ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
    » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
    » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
    » ኢንስታግራም / voatigrigna
    » ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

ความคิดเห็น •