ሞናሊዛ ጎዳእታ መን ምኻኖም ተዛሪባ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 388

  • @aminadabnoah3104
    @aminadabnoah3104 3 ปีที่แล้ว +82

    ኣድሓነትን ነሽነሽ ሓሰዉቲ ነሕዋቶም ብሓሶት ኣሕሊፍም ዝሃቡ ሕጂ ደኣ አበይ ኣለዉ.
    ይከአሎ ከኣ ወተሃደር ኤርትራ መሰል ኣለዎ ዲዩ ብሓይሊ ኣይኮን ድዩ ግበር ዝብሃል ንምንታይ ዳኣ ወተሃደር ኤርትራ ይብድል አሎ ትብሉ ተገዲዱ ኢዩ .እስካ ንርእስካ ኣብ ኤርትራ እንተ ትነብር ብኣፍንጫካ ምከድካ.
    ብዝኮነ እዛ ሓፍትና ነጊራትኩም ኣላ.
    ኣነ ግን ክሳብ ሕጂ ሕማቅን ጨካንን ኤርትራዊ ኣይረኣኩን.

    • @adiamabay6731
      @adiamabay6731 3 ปีที่แล้ว

      ኢንታይ ኢሞ ዘይገበሩ ኢታ ኩልና ዝሰማዕናያ ኢንዳኣሎም ደግሞም

    • @ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ
      @ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ 3 ปีที่แล้ว

      Kulu ab Eritrea zigeber bi gidieta zey kone bi mirichiom eyom mirichana sile zey kone ena kabtia nifetwa hagerna wexina ab sidet ninebir zelena.

    • @kokobsemay1140
      @kokobsemay1140 3 ปีที่แล้ว +2

      @@ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ hadime zeytbl hadami

    • @aminadabnoah3104
      @aminadabnoah3104 3 ปีที่แล้ว

      ብድዐ ተዛሪበ ድየ

    • @ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ
      @ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ 3 ปีที่แล้ว

      @@kokobsemay1140 sekit wedi gahba kemey dyu ziridiaka mihdam donkoro inta dieka barya koyne zeybeberku dia dekika stupid.

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 3 ปีที่แล้ว +34

    ወትሃደራት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ኣይጋፉዑን ማለተይ ኣይኮነን ኢልካ፡ ከምዘጋፉዑ ጭብጢ ኣሎካ ድዩ ዋላስ ህወሓት ስለዝዓሰቡኻ እመኑኒ ኢኻ ትብል ዘሎኻ።

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 3 ปีที่แล้ว +1

      ይገርም እዩ...ዝእመን ዘይብሎም ለመጭመጭ ይብል

    • @rahelasmerinabelalifestyle5566
      @rahelasmerinabelalifestyle5566 3 ปีที่แล้ว

      Eway ata besimeam zeytibilo kolib abilkom nihanti kala shetat enteilo seb miginan way gidefona gizio aykonan giza xomin xolotin eyou bejakuom .

  • @idrismehamed9498
    @idrismehamed9498 3 ปีที่แล้ว +30

    ወተሃደራት ናይ ህገደፍ አይትበል የሕዋትናን አቦታትናን አዮም

  • @wintaberhane5546
    @wintaberhane5546 3 ปีที่แล้ว +29

    🇪🇷 Eritreaw aygasasini eu

  • @selamg3325
    @selamg3325 3 ปีที่แล้ว +16

    ሞናሊዛ ሕልናኣ ወቂስዋ ሓቂ ኣውጺኣቶ.... ክልተ ግዜ ተዛሪባ ገና ሳልሳይ ግዜ ክትዛረብ እያ.... ሓሶት ምዝራብ ሕልናኻ ባዕሉ እዮ ዝኸሰካ

    • @rit6091
      @rit6091 3 ปีที่แล้ว +1

      Shih yukun hiyaway
      Ayte emen tigraway

  • @anbesatesfay1716
    @anbesatesfay1716 3 ปีที่แล้ว +35

    🥺😢 ይገርም ዩ ተገልብጦ ዩ ናይ ሰብ ነገር ብፍላይ ተጋሩ ጸገም አለዎም ናይ ሓሶት

    • @genet6293
      @genet6293 3 ปีที่แล้ว +1

      ንስኩም ዶ ኣይክንክምን ንብረትን ዝዘረፍኩም ቅርብ ዘይትሓፍሩ ኤርትራውያን

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 3 ปีที่แล้ว +5

      ኣብ ኤርትራውያን ዘለዎም ጽሊኢ ኣዚዩ ሓደገኛ እዩ ብኩሉ እዮም ዝከሱና ናቶም ገዲፎም። እዞም ዕሱባት ደርጊ ንህዝብና ዘረሽን ዝነበሩ እንዲዮም

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 3 ปีที่แล้ว +8

      @@genet6293
      ሎሚ ደኣ ኩሉ ሓሶት ምኳኑ ፈሊጥናዮ እንዲና..እቲ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ሃብቱን ንብረቱን ዝዘመትክሞ ከተራሳስዑ ኢኩም ትስልበጡና ዘለኩም ነግራማት

    • @ሴምብርሃነ
      @ሴምብርሃነ 3 ปีที่แล้ว +6

      @@genet6293 ንብረት ጋሽ ባርካ ዝዘመትክሞ ኾ ረሲዕክሞ ዲኹም ?
      ንብረት 90ሽሕ ህዝብና ካብ ሂትዮጵያ ዝዘመትክሞ ኸ ረሲዕክሞ ዲኹም ?

    • @yaredteklia9761
      @yaredteklia9761 3 ปีที่แล้ว

      @@genet6293 ati resah wedi resah nibretki men kiwesdo

  • @henokmhrtab1150
    @henokmhrtab1150 3 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ብሓቂ ኤረትራዊ ይረድእ እንበር ኣይጎድእን እዩ ምክንያቱ ኣየዕበየናን ሕብረተሰብና ቀጺዑ ዩ የዕቢና።ንስካ ካኣ እንጀራ ዓለም ብላዕ ባዓል መንከሽከሽ ተጸላኢ ሸው ከማን ሪኢናዮም ኢና።

  • @ሰላምማዓልቲ
    @ሰላምማዓልቲ 3 ปีที่แล้ว +37

    ኣዝግሄር ይሃቦም ቡሩካት አንድዩም 🇪🇷

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 3 ปีที่แล้ว +8

    ተጋዳሊት። ሞናሊዛ። ሓቂ። ጠፊኡዋ። ኣሎ

  • @wintaawate4690
    @wintaawate4690 3 ปีที่แล้ว +10

    ኤርትራውያን ሰብ ሕልና ኢና ግን ዘይ ገበርናዮ ጌርኩሞ ክንባሃል ይስማዓካ ዩ።

    • @asmawitmehari2100
      @asmawitmehari2100 3 ปีที่แล้ว

      It's okay kisemeaki yeblun Nezom hasewti Agame men keyamnom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mohammedsuleyman2915
    @mohammedsuleyman2915 3 ปีที่แล้ว +15

    ይሕሱዉ ድዮም ጥራይ ዘይኮነስ ትግራዎት ካብ ማዓስ ሓቂ ይዛረቡ

  • @kelatiteweldemedhin6613
    @kelatiteweldemedhin6613 3 ปีที่แล้ว +20

    ሰላም ይከአሎ አነ ነዚ ጉዳይ ሞናሊዛ ብዘይ መጠን ተከታቲለዮ እየ ብዛዕባ ሞናሊዛ መጀመርታ ዝተዛረበት ቢቢሲ ትግርኛ እያ ንሳ ከአ ብትክክል ነዛ ሕጂ ሞናሊዛ ዝበለታ እያ ተዛሪባ ኔራ፣ ማለት ዶክተራ አብ መዝገቡ ዝሓዞ ማለት እዩ ንቢቢሲ ዝሃቦም ቃል ልክዕ እዩ ኔሩ፣ ድሓር ግን ብዓል አልጀዚራ ምስ አክቲቪስት ወያነ በዛ ውጽዕቲ ቆልዓ ፖለቲካ ክነግዳ ጀሚረን እዛ ቆልዓ ከአ ግዳይ ኮይና፣ እዚ ምስፈለጥኩ እዚ አብ ትግራይ ብወተሃደራት ኤርትራ ተጌሩ ዝብሃል 80/100 ሓሶት ምኳኑ ንነብሰይ አእሚነያ ስለዚ ታሪኽ ስለዘይምሕር ቀስ ኢልና ጥራሕ ንጸበ ብዙሕ ሓሶት ክቃላዕ እዩ። ካብ ወተሃደራት ኤርትራ አብ ልዕሊ ተጋሩ ዝተገብረ ገበን ፣ ብተጋሩን ማልሻ ትግራይን ዝተገብረ ገበን አብ ልዕሊ ስደተኛታት ኤርትራ ክዓቢ እዩ። እንቋዕ እሞ ካብ በደል እዛ ሚስኪን ሞናሊዛ ነጻ ወጻእና።

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 3 ปีที่แล้ว +1

      ንግዜ ንሃቦ ደሓን እንበር ስንኩላን ተጋደልቲ ዝረሸነ ሰራዊት ኤርትራስ ኣይኣምኖን ኢየ ኣነ ዝሓወይ፡ 70% ክፍጽም ተክእሎ ኣሎ ካብቲ ዝተባህለ።

    • @belalilula6909
      @belalilula6909 3 ปีที่แล้ว +1

      agenae 🤝 ane'wn bbisi tgrna semia nere xnh elom glbt nab eritrawyan. ezom bal temen ajenda abay tgray hizom kxawetulna hesibom nerom aykonolomn gn

    • @kbrinamlak3267
      @kbrinamlak3267 3 ปีที่แล้ว +1

      ደሓን ንኩሉ ግዜ ኣለዉ ሓሳዊ ዝቃላዓሉ ንሓዉ ኣሕሊፉ ዝህብ ዝቀለሉ።ታሪኹ ዝድምሥ ወለዶ ዝፎኽሰሎ ቀሪቡ እዩ።

  • @shanbelemahazion3920
    @shanbelemahazion3920 3 ปีที่แล้ว +5

    ሕጂ ውን ገና እቲ ሓቂ ብርግጽ ኣወጸን ደሎ መኽንያቱ እዛ ቖልዓ እዚኣ ኣብ ኩናት ተሃሪማ ኽትከውን ተኽእሎ
    ኣሎ።

  • @Eritreafirst1
    @Eritreafirst1 3 ปีที่แล้ว +3

    ሰማዕ ሰራዊት ሻዕቢይ ዝባሃል ይብልናን
    ስራዊት ኤረትራ ጀጋኑ ግን አለውና ዘረባካ
    ጠገለ ገበረሉ ዓገብ ሐደ ወዲ ሃገረ ክምዚ
    ኢሉ ክዛረብ ዝሕዘን ኢዩ

  • @gerienegash7154
    @gerienegash7154 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣምላክ ናይ ኤርትራ ኣይታከስን ዩ ከይ ፈተው ክኣ ሓቂ የዛርቦም ኣሎ🥰🙏

  • @Yatana-EriMedia
    @Yatana-EriMedia 3 ปีที่แล้ว +4

    Ykalo btami yehwguskani wedi Ere txbit Alena kabaka nsle Adka bzuh ktserh! 👍🇪🇷✌️

  • @tesfayokubamaryam4422
    @tesfayokubamaryam4422 3 ปีที่แล้ว +18

    ኩሉ ነብሶም ሓሶት ዝኾኑ ህዝቢ ገጾም ትርሓቅ ተጋሩ ጨነዉቲ በል ሓቂ ተተዛረበት ሲ እንታይ ይጎድላ 8 ግዜ ካብ ምሕሳው ።

    • @በረቀይቱብ
      @በረቀይቱብ 3 ปีที่แล้ว +1

      ተበራበር እሰከ ጀጋኑ ከይትብል ዓቂቡካ ድዩ ተሰፋይ ኣብ ምሰራቅ ተወታፋይ 🤣🤣

    • @pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
      @pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 3 ปีที่แล้ว +3

      ሓቂ ኩሉ ግዜ ተሓቢኣ ኣይተሓቢኣን እያ ኩሉ ግዜ ትኩላዕ እያ እሞ ኣጆና ካብ ጽርፊ ዝመጽእ ፍታሕ የሎን ሓቀነትና ከትውጽኣና እያ

    • @nameit2690
      @nameit2690 3 ปีที่แล้ว

      Hasawi nska eka muwut

    • @tesfayokubamaryam4422
      @tesfayokubamaryam4422 3 ปีที่แล้ว +1

      @@በረቀይቱብ ጌና ሓሶትኩም ክቃላዕ እዩ ኩሉ ገበን ናብ ኤርትራውያን ኣጸጊዕኩሞ ነይርኩም

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 3 ปีที่แล้ว +1

      ሱቅ በል ዋላ ንሳ እንተበለት ንኩሉ ህዝቢ ክትጸርፍ ኣይትሓፍርን፡ ግን ከኣ ንሳ ውን ሓንቲ መዓልቲ ሰራዊት ኤርትራ ኢላ ኣይትፈልጥን ኢያ፡ ኣልጀዚራ ኢዩ ዘይበለቶ ባዕሉ ሰራዊት ኤርትራ ገፊዖማ ኢሉ፡ ምክንያቱ ቐጠር ምስ ህግደፍ ጽልኢ ኣለዋ፡ሕጂ ከኣ ተጠንቀቅ ኣልጀዚራ ኢየ ኢለካ ህዝቢ ቀጠር ኣይበልኩካን ከይትጸርፎም መሳኪን ህዝቢ። ሞናሊዛ ሓቂ ኢያ ተዛሪባ።

  • @newyear1949
    @newyear1949 3 ปีที่แล้ว +4

    ኤረትራዊ ኣይይጋሰስን እዩ ካብ ሕግወጻእ ኣይከይድን እዮ።

  • @SunShine-xx5mq
    @SunShine-xx5mq 3 ปีที่แล้ว +9

    It's very sad what happened to her ...but thank god they are not Eritrean soldier 🙏. 🙏

  • @kabilyonas2299
    @kabilyonas2299 3 ปีที่แล้ว +27

    ዋውውው ጽቡቅ ጌርካ ወገነይ

  • @SS-ck9xp
    @SS-ck9xp 3 ปีที่แล้ว +6

    Aybelinan Do Aybelinan Do ye,
    Tigray Gorebetina Eko Bezi Kemiz Filutat Eyom. Luwit Luwit
    Bizkone Selam Yewridelina,Yewridelom.
    Bilibiy Selam Yimneyelom
    Ezi Kulu HALIFU Telewitu KULUNA TEKEBABRINA BISELAM NINEBRELU YEMITSALINA BI HAYIL EGZABIHAR

  • @martagebremeskel1693
    @martagebremeskel1693 3 ปีที่แล้ว +7

    ኋሳዊት ባአል ጁታ ኩልጊዜ ምኋሳዉ አመላቶም እዩ

  • @sunstar933
    @sunstar933 3 ปีที่แล้ว +12

    True is always True

  • @iloveme1991
    @iloveme1991 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣፈኛ ህወሓት፥ ገና ንጽህና ሻዕብያን፥ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ስቪል ዘሪኣዮ ሓልዮትን ባዕሎም ተጋሩ ኣፍ ኣውጺኦም ክድርጉሕልካ አዮም፡ሽዑ ንስካ አንታይ ክትብል አካ ገሪምኒ ኣሎ።ሰራዊት አረይ ደኣ ንጹህ ከም ማይ ንጎ አዩ,፡

  • @tgguhvfgcgiij5866
    @tgguhvfgcgiij5866 3 ปีที่แล้ว

    ወተሃደር ኤርይራውያን ኩሎም ኤርትራውያን እዪም መን ኢሉካ ህግደፍ ዝብሃል ወደሃደር የለን ሓሳዊ ኣይትፈላልዮም ሓንቲ ኤርትራ ንሓንቲ ናጽነት እምበር ንህግደፍ ኢሎም ቃልሲ የለን ሶ ተጋሩ ድማ ክሕስዉ ክጅሃሩን እምበር ጸለመ ንሃገርና ኣይምልከተናን ህግደፍ ኣይትበል ዶንቆሮ

  • @eliaskeleta9962
    @eliaskeleta9962 3 ปีที่แล้ว +11

    እንታይ ትዛረብ ከምዘላካ ኣይተረዳንን እቶም ብቁርን ኣስሓይታን ድንበር ኤርትራ ክሕልዉ ድውዑሉን ድሓድሩን ጀጋኑ ሰራዊት ኤርትራስ ናይ ህግድፍ?

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 3 ปีที่แล้ว

      ናይ ህግደፍ እወ ናብ ዓዲ ሰብ ዝኣቱ ደኣ፡ ካብ መዓስ ደኣ ወራር ንህዝቢ ኤርትራ ከተልግብሉ።

    • @eliaskeleta9962
      @eliaskeleta9962 3 ปีที่แล้ว +1

      @@God-db9vp ናይ ኤርትራ ሰራዊት ምኻኖም እንሕና ኤርትራውያን ኢና ንፈልጥ ናይ ጸላእቲ ምጽላም ሽም ሰራዊትና እዝኒ ኣንህቦን ::

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 3 ปีที่แล้ว

      @@eliaskeleta9962 ናይ ኤርትራ ደኣ እወ ናይ ኤርትራ ኢዩ ግን ንህዝቢ ኤርትራ ዝውክል ስራሕ ዘይኮነ ንህግደፍ ዝውክል ኢዩ ዝሰርሕ ዘሎ፡ ህዝቢ ኤርትራ ወራሪ ተባሉ ኣብ ታሪኩ ክምዝገብ ኣይነፍቅድን ኢና።

    • @eliaskeleta9962
      @eliaskeleta9962 3 ปีที่แล้ว +1

      @@God-db9vp እቶም ብሕጊ ኣብ ዓለም ተፈሪዱ ኤርትራ ከብቅዕ 22 ዓመታት ገብቶም ዝነበሩ ገበቲ ጸድቃንት ድኹም?

  • @uulikuuu8215
    @uulikuuu8215 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣይገፈዑን ንብረት ኣይወሰዱን ኣይቀተሉን ኣይተጋሰሱን ማለት ኣይኮኑን ናይ ብሓቂ መርተዖ ዘለዎ ክቀርብ ኣለዎ ። ጽቡቅ ኣለኻ ጎበዛይ

  • @awetawet18
    @awetawet18 3 ปีที่แล้ว +2

    ሽሕ ግዜ ንቓወም ንደግፍ የሕዋትካ የሕሊፍካ ኣይውሃብን እዩ

    • @belalilula6909
      @belalilula6909 3 ปีที่แล้ว

      yehlifu yhwatu mheb endyu ashbiewom. hegerna nknxele eyu eti alamom ezom hesewti

  • @tesfomberaki1121
    @tesfomberaki1121 3 ปีที่แล้ว

    Niaba bro etom wetehaderat ember eritrawyan menu dea heray .?

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 3 ปีที่แล้ว +8

    ዋላሓንቲ ዝስዕበና የለን.🇪🇷.ካብ ተጋሩ ዝመጽእ ኩሉ ሓሶት እዩ..ሓቂ መሲሉና ኣሕዋትና ዝተጸለሉ መሲሉና ሓሚምና ኢና..ድሕሪ ሕጂ ግን ብፍጹም ካብ ትግራይ ዝመጽእ ጸለመ ን ኤርትራ ኣይንኣምንን።
    ተወሳኪ ህዝቢ ኤርትራ ንልዕሊ 30 ዓመት..ብኩሎም ኢትዮጲያውያን ቀንዲ ተሓባበርቶም ተጋሩ ጸኒቱ..እዩ😪 ንሙሉእ ህዝብታቶም ግን ኣይከሰስናን..ዝተከፈልናዮ ካሕሳ ውን የለን በዚ ተዛረቡ😌🇪🇷🇪🇷..ናታቶም እቲ ኣብ ልዕሌና ዝፈጸምዎ ግፍዒ ንከረሳስዑናን ክስልበጡናን ኢሎም እዪም

    • @Eri-leew
      @Eri-leew 3 ปีที่แล้ว

      Brgx ezom melmexti deqi abay በጊዕ gn dehann

  • @finjalmedia6629
    @finjalmedia6629 3 ปีที่แล้ว +1

    Serawit Eritrea arawit aykonun!!! Hasawi

  • @samilondon3555
    @samilondon3555 3 ปีที่แล้ว +2

    ንሕና ተጋሩ ኣይኮኑን ጸሊእና ከመይ ናየቡኦም እዩ ኣይኮነን ከምዚታት ረኺቦም።ንሕና ንዓና ጸላእትና በዓል ሰልጠነ ኣሰና ኣዱ ነሽነሽ እዚኦም እዮም ልዕሊ ተጋሩ ጽልኢ ከንበድብዱ ነዛ ዩቱብ ክበልዑን ህያባት ካብ ተጋሩ ብዝቅበልዎ ።

  • @debora9761
    @debora9761 3 ปีที่แล้ว +3

    Wise man 🇪🇷💙🇪🇷💙

  • @eri_ayt
    @eri_ayt 3 ปีที่แล้ว +11

    ሰላም ይካኣሎ "ቲቪ"
    ብዛዕባ ሞናሊዛ ቪድዮ ምስራሕካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኢዪ። ኣልጀዚራ ኢዮም ንመጀመርታ ጊዜ መን ከምዝገፍዕዋ ዘርጊሔሞ ኢልካ። እዚ ኸኣ ጌጋ ኢዩ። ንመጀመርያ ጊዜ ዝዘርግሕዎ ናይ ትግራይ ኤሊታት ኢዮም። ዳሕራይ ከኣ ኣልጀዚራ ነዚ ከጻርዩ ኢሉም ናብ ትግራይ ከይዶም ኢንተርቪው ጌይሮምላ። ስለዚ እቲ ሓሶት ትግራዎት ኢዮም ፈጢረሞ።
    ንሙሉእ ዞባና
    ሰላም የውርደልና

    • @ጓልሸረሓላል
      @ጓልሸረሓላል 3 ปีที่แล้ว +1

      ድቃል ደንብያ ሓንቲ ሞናልዛ ድያ ተወቅዓ ኣሸሓት ሞናልዛ እዮም ቀትሎምን ዓምፆምን

    • @eri_ayt
      @eri_ayt 3 ปีที่แล้ว +4

      @@ጓልሸረሓላል
      ሰላም ጓል ሽረ ሓላል
      እቲ ኣርእስቲ ብዛዕ ሞናሊዛ ጥራሕ ስለ ዝነበረ ንዑኡ ዝምልከት እየ መልሲ ሂበ። እቲ ሓቂ ከኣ ክወጽእ ስለዘለዎ። ብዓቢኡ ንትግራይ ኣብ ከበባ አእትዮም ህዝቢ ትግራይ ሓገዝ ንኸይረክብ ዓጽዮሞ አለዉ። ነዚ ነተንፍሶ ኣየር ኣብይን ኢሳያስን ክኳጸጸርዎ ክእለት ተዝህሉዎም ነዚውን ምኸልከሉዎ ኔሮም ብዘይ ጥርጥር።
      ኣብ ዞባና
      ሰላም የውርደልና።

    • @adiamabay6731
      @adiamabay6731 3 ปีที่แล้ว

      @@ጓልሸረሓላል ክብርቲ ሓፍቲ ምውቅዖም ዘግሂ ኢበር ዝሕጉስ የብሉን ግን ንምንታይ ክልተ ዘራባ ትዛረብ

    • @belalilula6909
      @belalilula6909 3 ปีที่แล้ว

      @@ጓልሸረሓላል ati agame tefelitna elki diki ??? aserte melhesom etom nfeltekum eka ayamen'nakumn nerna bhesot ekum tetemiqkum

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 3 ปีที่แล้ว +3

    🇪🇷🕊❤⛪️📖🕌❤🕊🇪🇷🤝selam wedey huwhat nizbom tgray nalemat kemunu kubulu mntari nay eritrea wethdrat gorom nhatgala bdogrom aste 10 trkuboma wethdrat eritrea gromu amez abdkenstyo elom awizomo nhzb alemat nkefltu bhsot huwhat zelim tarikc zegdfet abhizb tgray zhezin eyu nhzbkca azeyafi ngrat ktfezim 🤔🤔🤔🤔🤗🤭🤔😒🤝🕊❤😭😭😭😭😭

  • @tesmehari1496
    @tesmehari1496 3 ปีที่แล้ว

    Neyi behaki tekekl👍👍👍

  • @AS-yh1yr
    @AS-yh1yr 3 ปีที่แล้ว +7

    መን ሐላይ ኤሪትራውያን ጌሩካ ።ኩሉ ኤሪትራዊ ህግደፍ እዩ ዓጋመ ዋሕድ። 😴😴😴😈😈😈😈

    • @Yatana-EriMedia
      @Yatana-EriMedia 3 ปีที่แล้ว

      Entay eyu eti zerebaka Meseri zeyblu gohaf

  • @dekirubanateare1906
    @dekirubanateare1906 3 ปีที่แล้ว

    ካብኡ ዝኸፍኤ ጌሮም አዮም ህግደፍ ሓራስ ምስ 5 ደቃ ዝርሽኑ ደናግል ዝጋሰሱ ናይ ሞናሌዛ ኤተ ዘይ ገበርዎ ካብ ስንክልና ን ላዕልኤ ጽንተት fetsmom አዮም ስለዚ ኩሉ ንሱ አዩ ናይ ኣረሜን ህግደፍ 💛❤💯💪💛❤💪👈

  • @samueltsegay9901
    @samueltsegay9901 3 ปีที่แล้ว +1

    Wedi Mekele tigrawaey Eyu lekbati Hesawi men Eritrea 🇪🇷 wi Gerkae

  • @sam-ld3kl
    @sam-ld3kl 3 ปีที่แล้ว

    MErhati hgdef
    Mbzhatom tegaru yom. Hitler wun meboqolu German zeykone Austria yu. Eritreawean teberaberu 🌍🇪🇷

  • @shaebiyawi2197
    @shaebiyawi2197 3 ปีที่แล้ว

    1998 Ziweredena ke Entay eyu?
    Tell us if you really Eritrean are?

  • @wiseman2732
    @wiseman2732 3 ปีที่แล้ว +8

    ብሓሶትን ሕስድናን ንተጋሩ ዝስዕር የለን ኣመሎም ዩ። ኤረትራውያን ይርሽኑ ኣለዉ ይብሉ ኔሮም ብድሕሪኡ ግን ብቪድዮ ኣምሓሩ ክርሽኑዎም ኮሎዉ ዘርኢ ቪድዮ ተረኺቡ። ስለዚ ኩሉ ዝብልዎ ስም ህዝብን ሰራዊትን ኤረትራ ንምጽላም እዩ።

  • @ማሓሙድጃብር
    @ማሓሙድጃብር 3 ปีที่แล้ว

    Bingo I like you bro

  • @meseretresoum9919
    @meseretresoum9919 2 ปีที่แล้ว

    Arawit aykonu ahwatkan meabitkan eyom wey kea ahwatka miebaykan mnaskan eyom emo ETA kbrti weladitka kemey tgelxa ?

  • @didhey4293
    @didhey4293 3 ปีที่แล้ว

    Yikealo neska Eriterawi deka entay eka seki elka hegidaf hegidaf tebal zelka

  • @aregaygebremariam6299
    @aregaygebremariam6299 3 ปีที่แล้ว +2

    Good 👍 👍 👍 👍 👍 👍 job brother

  • @161-iq3
    @161-iq3 3 ปีที่แล้ว +1

    Sket eske n tigrau kthugus elka serawit eritrea aytenaesee

  • @jokatv216
    @jokatv216 3 ปีที่แล้ว +1

    ይካኣሎ ተመሓይሻ ካ
    ህግደፍ ማለት ኤርትራ ማለት ዩ
    ምክንያቱ ኩላትና መተሃደራት ስለ ዝኮና
    ንስካ ምላልባሽ ሳዋ ዘይ ውተድካ ከይትከውን
    በር ኩሉ ዘገልገለ ህግደፍ ዩ።

  • @betfqri3748
    @betfqri3748 3 ปีที่แล้ว

    ኤርትራውያን ኣብ ትግራይ ዝገበርዎ ግፍዒ ኩሉ ጸለመ እዩ። ንፖለቲካዊ መክሰብ እዩ። መዓልቱ ሓልዩ ሓቁ ክወጽእ እዩ።
    ኣብ ኣክሱም ድሮ ሕዳርጽዮን፡ ሕወሓት ንኣክሱም ሓራ ኣውጺእዋ ኢሎም፡ ካብ ጀይስቱዲዮ ጀሚርካ ኩሎም ደገፍቲ ሕወሓት ዜና ሰሪሖም። ቅንይ ኢሎም ከኣ ልክዕ ኣብቲ ዕለት ሰራዊት ኤርትራ 800 ሲብል ቀቲሉ ኢሎም ዜና ሰሪሖም። ይገርም ዩ።

  • @merifkrr9546
    @merifkrr9546 3 ปีที่แล้ว

    ኣታ ሓወይ ኤርትራዉያን ካብኡ ዝገድድ እዮም ፈፂሞም ሓጂ ሃለዉለዉ ኣይትበል

    • @davidasli7593
      @davidasli7593 3 ปีที่แล้ว

      Skbel hasawi abey rikayom deyrakayo nay Monaliza keman elatna elkum ekum thteftfu nirkum hasewti .

  • @jemilaomer6009
    @jemilaomer6009 3 ปีที่แล้ว +7

    ❤❤❤

  • @kelifamahmud6041
    @kelifamahmud6041 3 ปีที่แล้ว

    In bad Situations and Good Situation
    First Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊
    Nothing Else
    💊💊💊💊💊

  • @selamsolomun6660
    @selamsolomun6660 3 ปีที่แล้ว +3

    Krub hiseb wetehaderat Higdef kitbil keleka tegedidu ember fetu abu ziatewe yelen ahwatna eyom ok serawit Eritrea ember serawit higdef zibhal yelen ab ziteimekum bota kof elkum mekerom aytebleiwom mesakin

  • @arsiematemesgen5476
    @arsiematemesgen5476 3 ปีที่แล้ว

    🥰👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @godlovesme9095
    @godlovesme9095 3 ปีที่แล้ว

    Please can you show us her interview.

    • @yikealotv
      @yikealotv  3 ปีที่แล้ว +1

      th-cam.com/video/NxpiOALTHIk/w-d-xo.html

  • @suso7874
    @suso7874 3 ปีที่แล้ว

    ኣልጀዚራ እዚኣ ሓሳዊት media .

  • @ኣምላክፍቅሪኢዩ
    @ኣምላክፍቅሪኢዩ 3 ปีที่แล้ว

    selam hawey eti hasabka kulu tsbuq eyu gn kemey gierka arawit tblom aleka ezi kulu nay barentu zgeberwo tegaru kemey trio hade neger kbleka neti merihnet zelo dlayka nserawitna gn hji wn arawit aytibelo msnay yqretu

  • @alorapretty6982
    @alorapretty6982 3 ปีที่แล้ว

    haweye atsarikatezareb.hray nsom aykonundyom zeythbyo entay keyblekieyu zbelwa eritrawi sle zkonka dyu tesemiuka zkulu gfe kebtshu kelewu ahwatka abotatka sukzbelka

  • @nadoez7922
    @nadoez7922 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ቢሓቅ ዝሕዚን ዘረባ ኣነ ካብ መጀመርታ ዋታሃደር ኤርትራ ካምዚ ዓይነት ገበን ከምዘይገቢር ይፍልጥ ነረ ሕጂ ካን ቢሓቅ ቢርሳ አንተ ቀቢርካ ቢኤግሪኻ ዪወጽ ሕጂ ካን ሞነሊዛ ባዕላ አታ ሓቅ ኣቃሊዓ ኣላ ሙሉ ጥዒና ንሞነሊዛን ቢሰንክ መሕደራ ሓላፍት ቢክልተ ወገን ቢሓአኢ ዪቢድበድዞሎ ህዝቢ አቶጵያ ሳላም ዪውረደሎ

  • @muzitmeles9210
    @muzitmeles9210 3 ปีที่แล้ว

    Wetahader hgdef zbehal yelen kulu hzbi eritra kulu wetehader eritria hgdef mkanu flet

  • @ራኪጓልአኽሱምፅዮን
    @ራኪጓልአኽሱምፅዮን 3 ปีที่แล้ว

    እሞ ሕጂ ኤረትራ ምሳክን ድዮም ትብል?🇪🇷✂️🤑🇪🇷🤑🇪🇷🤑

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 3 ปีที่แล้ว

      🤮🤮🤮🤮🤮

  • @smtv476
    @smtv476 3 ปีที่แล้ว +2

    ትክክል ኣለካ ይካ ሓወይ ኣነ ኣብ ዓዲ ግራት እየ ኔረ ግን ወታሃደር ኤርትራ ንዝጠመየ ህዝቢ መጋዘን ከፊቶም ብልዑ ስተዩ ኢሎሙና እዩም

  • @ነፃነት-ኸ7ቀ
    @ነፃነት-ኸ7ቀ 3 ปีที่แล้ว +8

    ንሰቶም ከብዚ ብላዕሊ ግፍዕ ዜሰሩሑ ኮነም ዶዮም ንኩሉ እግዚአብሔር ክፈርድ እዩ

  • @berhaneasmelash5398
    @berhaneasmelash5398 3 ปีที่แล้ว

    እዚ ሀደ መደናገሪ እዩ ወያነ: እግደፍ እግደፍ ትበል ደይ በአል እስካ መን ይገብርአሎ ለሀሳይ ወያነ

  • @tsegagebreselasie217
    @tsegagebreselasie217 3 ปีที่แล้ว +1

    ቀዳማይ ነገር ኣቦኣ ወርሒ 11ዕለት4 እያ ኢሉ ጸንሑ ደማ 12/4 ኢሉ እዩ ኩሉ ነብሶም ሓስውቲ እዮም እዞም ህዝቢ ሓዚኦም 44።

  • @selam427
    @selam427 3 ปีที่แล้ว +5

    Bravo Ykealo👏🏾

  • @melatberhat534
    @melatberhat534 3 ปีที่แล้ว +1

    Thank u bro

  • @samitesfay3618
    @samitesfay3618 3 ปีที่แล้ว

    Kulu baelkum Beal neshnes menkeskes keda entay kblu iyom hjjj

  • @Eyobied
    @Eyobied 3 ปีที่แล้ว

    ክላእ ጀልፋፍ ወትሃደር ህግደፍ አይትበል ጁንታ ዋሒድ
    ድርባይ ጁንታ ዝገብሮ ዘሎ ከ ድአ አይትዛረብን ዲካ ደንቆሮ

  • @abagatedros1748
    @abagatedros1748 3 ปีที่แล้ว

    Selam n klukum hawatey tebedaln bedaln men eyu?????

  • @muzitmeles9210
    @muzitmeles9210 3 ปีที่แล้ว

    Hgdef malet eti nhager zhlu hzbi eu. Hgdef malet. Bhageru zkore hzbi eu

  • @ሜሪጓልትግራይ
    @ሜሪጓልትግራይ 3 ปีที่แล้ว

    እንታይሞ ኮይንካ እካ ጋህታፍ ሰራቂ ሓሳዊ ታይዶ ክገብረ ከይዶም እየም እዞም ሰብ ፀልም ታሪክ ዳሓን ኣምላክ ምስ ህዝብና ይኩን ትግራይ ዓደይ ወላድት ጀጋኑ ትግራይ ትዕወት

    • @mekerettv696
      @mekerettv696 3 ปีที่แล้ว

      ኪዲ ዓድኺ ሓራ ኣውጺኢ ነቲ ሓቂ ዝተዛረበ ኣይትማላለሲ።ወይሲ እቲ ሓሶት ብኽድኑ ዘይከደ ደሊኺ።

    • @salimohamedbrhan8734
      @salimohamedbrhan8734 3 ปีที่แล้ว

      kidi neski entay ketegbru metsekum abe tegray seb nemeqtal nemdefar enb welahanti mekeniyat yelekumen atum chekan

  • @almazghermai9306
    @almazghermai9306 3 ปีที่แล้ว +2

    Nisa kab mejemeria 🇪🇷 wetaderat hagizomini ila ya iti hasot tseleme zegawihu zneberku izom eritreawiyan deleyti fithi Ina behalti tselaiti hizbi 🇪🇷 imber aboa ykun Nisa haxi ya tezariba hiji aljezirado gelemele bailatkum zegawahkumo hasot yu.

  • @bibianointed4344
    @bibianointed4344 3 ปีที่แล้ว

    Thanks man

  • @jamalsenior8
    @jamalsenior8 3 ปีที่แล้ว

    Serawit Eritrea bel habibi kulatna serawit Eritrea ena

  • @yonasdawit8382
    @yonasdawit8382 ปีที่แล้ว

    Eti zgerm wetehadrrat Eritrea tezeirekbwa bhiwet aimhalewetn. Enkae egzisbhier adhana.

  • @tomadhanom5562
    @tomadhanom5562 3 ปีที่แล้ว

    Yes you are right

  • @atobrhanasmelash2814
    @atobrhanasmelash2814 3 ปีที่แล้ว

    Elet 4.11.2020 euy Ata hasas

  • @fatmahhagus8730
    @fatmahhagus8730 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ዝሓወይ ኢሞ ንሳ ዝበሎቶ ኣየቅረብካን ባኣፋ ኮሙኡ ኢንተኢላ ጽቡቅ ምሕረት የውርደላ ጥዕናኣ ክትረክብ ማለተይ ኢዛ ሰብ ኢዚኣ ንሞት ሪኣ ዝተመልሰት ኢያ ሓቂ ክትዛረብ ጽቡቅ ኢዮ።ሰላም የውርደልና ንኩሉና ኣመን

  • @robrahk1432
    @robrahk1432 3 ปีที่แล้ว

    ስለምንታይ ጊን ብቓላታ ኣብዚ ዘይትደግሞ?

  • @banatesfemaryam2604
    @banatesfemaryam2604 3 ปีที่แล้ว

    Yes you are right💯

  • @yosiefasefasef44
    @yosiefasefasef44 3 ปีที่แล้ว

    እታ እዝይ ዘየደባሃል ካሕሳታት ህጺታት ሃኒጻትላ አላ

  • @sabettjus2338
    @sabettjus2338 3 ปีที่แล้ว +1

    Love the background soft music

  • @ሓቂንፍቶ
    @ሓቂንፍቶ 3 ปีที่แล้ว

    Heji ewen eti eritreawyan geremodo yegebrudo gele teblo zeleka kemzi meregagetsi keyrekebka keyreaka gerom.aytebel eti zerebaka yeareyio bro fetari mes beal haki yekun 🙏🙏🙏

  • @natnael75
    @natnael75 3 ปีที่แล้ว

    ቪድዩ ከተዳልዉ ከለኹም % ወሲድኩም ኣዳልዉ እዛ ቆልዓ ኢዳያ ተቆሪጻ ክንደይ ሲቪል ከም ዝተቀትሉን ንሱዳን ሃዲሞም ዝሃብዎ ምስክርነትን ኣለኩም እዚ የሕዋትና ጌሮሞ ዘለዉ ኣብ ኤርትራ ዓድናዮም ጀሚረሞ ክንሽፍን ኣይንድለ ኖንዶ ኣብ ተጋሩ ዝተገብረ ብ ኮንቴይነራት ዝመልኣ ክስታት ዜጋታትና ናይ ዝሰንከሉ ኣብ ፈቀዶ እስርቤትን ዝሞቱን ,ኣብ ዶባት ዝተረሸኑን ,ኣብ ፈቀዶ ኣገልግሎትን እስርቤትን ዝተዓመጻ ደቂ ህዝቢ , .......ወዘተ ዘይተወንዘፈ ኣለና እቲ ናይ ተጋሩ ዕዳ ገና ኸኣ ኣብ ልዕሌናዩ ከነቃልሎ ኣይንፈትን ክንደይ ወተሃደር ኤርትራ ክዳን ናይ ብልጽግና ተኸዲኖም ክንደይ ገበን ጌሮም እዮም ኣይኣተናን ኣብ ትግራይ እንዳበሉ ስለዚ ብኸምዚ ቢድዮ ዝሕለፍ ኣይኮነን ነቲ ዕዳ ኣብ ምኽፋል ክንዳሎ ኣለና ነቲ ቁስሎም ,ነቲ ጥሜቶም ,ነቲ ሓዘኖም ,ነቲ ሞቶም .....ወዘተ ከም ናትና ወሲድና።

  • @kbrinamlak3267
    @kbrinamlak3267 3 ปีที่แล้ว

    እዝግሔር ይሃብካ ዝሓወይ።ሞናሊዛ ዘዋሪት ዋንጫ እኮ ኢልዋ ሶሎ ጅግና ኣይወደአትን ኣላ ገና ክትቅጽል እያ።

  • @ewqewq124
    @ewqewq124 3 ปีที่แล้ว +6

    ኩቡር ሓውና ጽቡቅ ኣለካ ግን ሓንቲ ኪቲፈልጣ ዘለካ ወተሃደራትና ስቢል ኢዮም ኢንዳ በሉ ሸለል ኢንዳ በሉዎም ቢዲሕሪት ይቲኩሱሉ ከምዚነበሩ ኪነግረካ ይደሊ

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 3 ปีที่แล้ว +1

      ሲቪል ተከዲኖም ናይ ክህነት ተከዲኖም ሎሚ ደኣ ኩሉ ተፈሉጡ እንድዩ

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 3 ปีที่แล้ว

    ብዝኮነ..ተጋሩ ውግእ ጥራሕ ዘይኮነ ባህላዊ ጨወታኦም ሕሶት ውን ባህሎም ምኳኑ ፈሉጥና ኣሎና
    ለካ በዚ እዪ ሰላዪ ኢሳያስ ንህዝቢ ኤርትራ ዝሕስወና ደም ትግራይ ስለዘለዎ እዩ😌

  • @adhanomrussim8141
    @adhanomrussim8141 3 ปีที่แล้ว

    nay bihaki bro

  • @hemuamli2425
    @hemuamli2425 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ህግደፍ ወታደራት ዝበዝሕ ዘስካሕክሕ ገበናት ከምዝፈጸሙ ግን ዘይከሓድ እዩ

    • @samibabs4685
      @samibabs4685 3 ปีที่แล้ว

      Bkemey malet entay meregagexi aleka afka melika ka tzareb dhul

  • @muzitmeles9210
    @muzitmeles9210 3 ปีที่แล้ว

    Hgdef. Malet abi trgum zelewo eu. Ykealo. Lekaekae aytbel. Nab zdelekayo ktkeyd tkel eka

  • @davidasli7593
    @davidasli7593 3 ปีที่แล้ว

    Welahanti ayegafun

  • @senaytberhe4604
    @senaytberhe4604 3 ปีที่แล้ว

    Eze kubur hizbe baktikum afe eye lialen kubur hizbey hizbe Tigray endgna ka atithawk hisab miwurerad alo eyu

  • @dejenkafel8757
    @dejenkafel8757 3 ปีที่แล้ว

    Mendef tkll yeblkum tokalu

  • @deliverman5342
    @deliverman5342 3 ปีที่แล้ว +1

    Yikealo tv is good 👍
    Hmak aramenawi tegbar eyu.
    Gn Slemtai hasot ?

  • @eritreatv6722
    @eritreatv6722 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሕቂ ጽቡቅ ሪቶ አዩ

  • @sonymax4868
    @sonymax4868 3 ปีที่แล้ว

    አብ ርእሲ ኤርትራዊያን አብ መዓስከርከ ዝወረደከ መዓስ ኢካ ትዛረበሎም

  • @tesfayegebreyohannes7865
    @tesfayegebreyohannes7865 3 ปีที่แล้ว

    Really!!!

  • @mhret1683
    @mhret1683 3 ปีที่แล้ว

    ካብ ዓጋመ እንታይ ደሊካ አነስ ተጋሩ ሐቂ እንተተዛረቡም. ጥራይ እዩ ዝገርመኒ

  • @ykrebeleleygotayslekulu9323
    @ykrebeleleygotayslekulu9323 3 ปีที่แล้ว

    Nskagn wetehaderat eritrea qoritsoma elka tzareb nerka key aregagetska