ወዲ ተባዕታይ ንምንታይ ይግረዝ? Funny New Tigray & Eritrean Street interview Ep 15 -Mekelle

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 373

  • @yataup27
    @yataup27  5 ปีที่แล้ว +68

    ፍትዋት ቤተ-ሰብ Yata UP ኣብ ቀፃሊ ቪድዮ ጉዕዞና ብከተማ ውቅሮ ክንጅምር ኢና ሓሳብ፣ርኢቶ፣ክሕተተልኩም ትደልይዎ ሓቡሩና ሰላምኩም ይብዛሕ የቀንየልና

    • @tigraymlbama595
      @tigraymlbama595 5 ปีที่แล้ว +2

      Nab gbi eski mxena eka yata up maletey nab mk university

    • @kuflomtesifamrym7163
      @kuflomtesifamrym7163 5 ปีที่แล้ว +3

      ኣታ ትግርኛ ኣሰተካክሊ በላ ዘወር ዘወር ኣይትበሊ ኮለል እዩ ዝባሃል ይቅሬታ በል

    • @ተስፍኢዩስንቀይ
      @ተስፍኢዩስንቀይ 5 ปีที่แล้ว +3

      ትግራይ ኽንደይ ዓድታት አለዎ
      ክንደይ ከተማታት ከ አለዎ ንዓካ እዩ እዚ ሕቶ?
      ካብዓተነ ጥቐሲ?

    • @ፅጋውገብረሃንስ
      @ፅጋውገብረሃንስ 5 ปีที่แล้ว +4

      ትግርኛ ድና ንሰምዕ ዘለና መሕፈሪ ወለዶ

    • @helenlove4752
      @helenlove4752 5 ปีที่แล้ว +4

      እንካ ጽቡቀይ እዚአ ሕተተለይ ....ንምንታይ ኢኩም አሸቢዕኩም ትክህዱ በለለይ

  • @tesfomkufulu8386
    @tesfomkufulu8386 5 ปีที่แล้ว +26

    መጀምርያ ያታ መደባትኩም ጽቡቅ ኢዩ እቶም ዝሕተቱ ሰባት ብትግርኛ እዳ ተሃተቱስ ብኣምሃርኛ ኣለዎም ቃንቃኩም ኣማዕብሉ ኣጆኩም ሓውኩም ካብ ኢረይ

    • @rakmen1683
      @rakmen1683 4 ปีที่แล้ว

      Entay ymlketaka jana

    • @tesfomkufulu8386
      @tesfomkufulu8386 4 ปีที่แล้ว

      በል ኣምሃርኛካ ተዛረብ ትህሽካ

    • @tesfomkufulu8386
      @tesfomkufulu8386 4 ปีที่แล้ว

      ንስካ ኢካ ጃ ና ርእቶ ተጻሂፍካ ጸርፊ ጎሓፍ

  • @haftomhaftom9961
    @haftomhaftom9961 5 ปีที่แล้ว +76

    ፕሊስ ናብ ኣዲግራት ከይድኩም ሕተቱ ባ
    ምሳይ ትስማምዑ ላይክ
    ብዝተረፈ ማራ ደስ ብሃሊ አዮ

  • @DhXh-dr9vi
    @DhXh-dr9vi ปีที่แล้ว +1

    yata up ፅብቅ ስራሕ እዩ እና ዋጋ ዕዳጋን ኣብ ህዝቢ ዘሎ ሃዋህውን ተዝከውን ደስ ባሃሊ እዩ ብዝተረፈ ቀፃሊ ጉዕዘኩም ከተማ ኣጉላዕ ክከውን ተሰፋ ይገብር

  • @natiman1542
    @natiman1542 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኩም የህዋተይ ቀፅሉሉ ብጣዕሚ ጥዑማት ኢኹም ግና ኣምሃርኛ ኣይትሃውሱልና ጽባቄኩም ኣብ ቓንቓኹም እዩ ካብ ሃውኩም ከባቢ ምድሪ ባህሪ ከም ኣሉላ ኣባ ነጋ ዝአምሰሉ ክብርታትን ሃፍትን ናይ ትግርኛ ወትሩ ክዝከሩ አለዎም

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 5 ปีที่แล้ว +14

    ብጣዕሚ ደስ ይብል ሕቶታትካ ቀፅሎ 👍
    ብፍላይ ምስ ታሪኽ ዓድና ዝተተሓዘ ሕቶታት ሒዝኩምልና ምፁ ታሪኽ ምእንታን ክንፈልጥ ።

    • @kahsayemane4559
      @kahsayemane4559 4 ปีที่แล้ว

      @sami Gas ገይረልካ ኣለኹ።

  • @weditigray7160
    @weditigray7160 4 ปีที่แล้ว +2

    very nice shows I'like it

  • @TV-nm3fy
    @TV-nm3fy 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣድናቂትኻ እየ ኸም ፊልሚ ቱርኺ ብሃንቀውታ እየ ድፅበየኻ ኣጆኻ ቀፅሎ ሽኾሪና የቀንየልና ኸምዚ ዓይነት መምሃሪ ሕቶታታት ሕተተልና ታሪክ ኣቦታትና ዘይንፈልጥ መዓት ደንጎላ አለና ብቆላዕና ትምህርቲ ገዲፍና ዝተሰደትና ብዙሕ ኢኻ ትምህረና ኡሺ ኸይተቋርፆ በተለይ ዓዲግራት ዛላንበሳ 😃ተትቅልቀል ኽዓ ፍትውውው ቦታታት ትግራይ ከምኡ እንዳገበርኹም ኣርእዩና 💟❤❤❤👍

  • @landlifeteddy5498
    @landlifeteddy5498 5 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሕቅ ዝሕዝን ምንእስይ ኢዩ ዝለና ቅድም ኣብ ዓለም ኢስራኡልዊን ምስልምን ኢም ዝግርዝ ንሕና ትግርኛ ድማ እምነትና ንምጅምት ቡሊ ኪዳን ስለዝ ዝንብርን እምንትና ይሁዳዊ ሰለ ዝንብር እዚ ድማ ኣብ ሽውዕት ምዕት እይ ዝግረዝ፡

  • @zenahailu4515
    @zenahailu4515 5 ปีที่แล้ว +2

    keep the greate work

  • @lovelove-ot2ip
    @lovelove-ot2ip 4 ปีที่แล้ว +1

    Selam yata up nay behaki des zbl htotat eyu kexlu hto alatni awald ke nmntay yknsheba hatitkalna ktmeles bhankewta nxbe yekenyeley

  • @ማራናታ-ደ1ረ
    @ማራናታ-ደ1ረ 5 ปีที่แล้ว +40

    መጀመርያ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን. ብምቕጻል ብዛዕባ እታ ግዝረት ትብል ቃል. ነቦና ኣብርሃም እግዚኣብሔር ቃል ኪዳን ዝኣተወሉ እዩ። ኣብ ኦሪት ዘፍጥረት፡ 17.1.14 ነንብቦ
    (ብፍላይ 17.14 ) ? ዘይተገዝረ ተባዕታይ፡ ማለት ስጋ ዕልቦኡ ዘይተገዝረ ኹሉ ፡ ኪዳነይ ኣፍሪሱ እዩ እሞ ፡ ካብ ሕዝቡ ይሰቀቅ ( ይመሖ ) ድማ በሎ። እዚ ግን ንክርስትያንን. ነስላምን ይምልከት እዩ። ምኽንያቱ ? እስማኤል ወዶቦና ኣብርሃም እዩ . ኢሳቅ ውን ወዶቦና ኣብርሃም እዩ ። ዝተጋገኹዎ ኣርሙኒ ።

    • @ናብቤትእግዚኣብሄርንኪድም
      @ናብቤትእግዚኣብሄርንኪድም 5 ปีที่แล้ว

      ቃለ ህይወት የስምዓልና

    • @leteshwezgay1106
      @leteshwezgay1106 5 ปีที่แล้ว

      ቃለ ሕውይት የስመዕልና

    • @FreTube-b9c
      @FreTube-b9c 5 ปีที่แล้ว

      ትክክል ቃል ህይወት የስመዐልና

    • @hhcgvgh5194
      @hhcgvgh5194 5 ปีที่แล้ว

      ቃለ ሂወት የስምዐልና

    • @Brhantgraweyti
      @Brhantgraweyti 5 ปีที่แล้ว +2

      ማራናታ
      መጀመርታ ቃለ ህይወት የስምዓልና: ግን ግዝረት እግዚአብሔር ኣብ ብሉይ ንኣቦና ኣብርሃም ዝሃቦ ህዝቢ ካብ ኣህዛብ ዝፍለዩሉ ዝነበረ ኪዳን እዩ ናይ ጥምቀት ምሳሌ ከም ዝነበረ ድማ ኣቦታት የምህሩ: ኣብ ሓድሽ ኪዳን ግን ዝተገዝረን ዘይተገዝረን ኢልካ ኣይፍለን ተሪፉ እዩ: ስለዚ ብሃይማኖት ኣይሰርሕን ኣየሕትትን 'ውን ብጥምቀት ኢና ህዝብን ኣህዛብን ተባሂልና ንፍለ:: ግን ሕጊ ንምፍጻም 'ውን ይግዘር እዩ ጎይታ እውን ኣብ #ሉቃስ 2 ምስ ንርኢ ተገዚሩ እዩ: ግን ግድን ኣይኮነን: መልእኽቲ ቅዱስ ጳውሎስ ናብ ሰብ #ዕብራውያን ካብ ምዕራፍ #7 ጀሚርና ምስ 'ነንብብ ብግልጺ የረድኣና! ዝተጋገኽዎ ብኣፈ ትጉሃን መላእክቱ ይተኣረመለይ::

  • @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
    @አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 5 ปีที่แล้ว +22

    ዝፈትዎ መደብ እንካዕ ዳሕን መፃእኩም ፅቡቃት አመሀርትን ሕቶታት ናይ አፍሪካ ናይ መጀመርታ ጀነራ አሉላ አባ ነጋ ኩርዓት አፍሪካ አቦ ተጋሩ አያና

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 ปีที่แล้ว

    ጎበዛት በርትዑ ቀጵልሉ።❤🧡👍👍👍👍👍🧡

  • @michaelhabesha2571
    @michaelhabesha2571 5 ปีที่แล้ว +1

    Medebkum btami xbuq gn hade melsi andanegerkum antetkedu xbuq neyru kalay bzkealekum tigrigna antezkewn ymrex bzterefe achi widi 👍👍👍

  • @asmerommehari4548
    @asmerommehari4548 4 ปีที่แล้ว +1

    Gut

  • @hagosgebrenariam3048
    @hagosgebrenariam3048 5 ปีที่แล้ว +1

    Betami des zebel eu medbkum edmen tenan yehabkum Amlak qexlwo hawekum kab Germen Eritreawi

  • @godislovetn3256
    @godislovetn3256 5 ปีที่แล้ว +3

    ከመይ ድኩም፡ጥዕማት ህዝቢ፡thank you
    i amfrom eritrea

  • @love-xg3ws
    @love-xg3ws 4 ปีที่แล้ว +7

    ግርዘት ሃይማኖታዊ እዩ ኢየሱስ ክርስቶስ
    ንኣቦና ኣብራህም ይሳቅ ወዱ ክትወልድ ኢካ እሉ ከበስሮ ከሎ ናዓይን ናዓካን ምስክር ክኮነና ኢሉ ኪዳን ኣትይሉ እዩ ዘይ ተገረዘ ድማኒ ኪዳነይ ዘፍርስ እዩ ይብል

  • @youaremylifemom9510
    @youaremylifemom9510 5 ปีที่แล้ว +10

    አታ ጅግና ብጣዕሚ ፈትየዮ ምክንያቱ ኮሜንት አንቢብካ ሰለ ተቅርቦ የቀንየልና ንሕና ውን ሓሲብና ንነግረካ ኢና tanks Yata up

  • @samera7043
    @samera7043 4 ปีที่แล้ว

    Welcome deki Adey marey Tigray and Eritrea ❤️❤️❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @እጠበኝቆሽሻለሁአምላ-ቐ2ረ
    @እጠበኝቆሽሻለሁአምላ-ቐ2ረ 5 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ፕሮግራም ቐፅልሉ አሕዋተይ ንፉዓት ወዲ ዝግረዘሉ ምኽንያት ባህሊ ወይ ካሊእ ፀገም ሃልይዎ እተይኮነስ ሃይማኖታዊ እዩ አቦና አብርሃም እዩ ዝጀመሮ

  • @Geeztranspo2121
    @Geeztranspo2121 5 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ channel ትግርኛ ጥራሕ እንተትቀሙ ጽቡቕ 1 ሐታቶ 2 ተሐታቶ. ትግራዋይ ትግርኛ ብምዝራቡ ክኾርዕ አለዎ . ኩሉ አብ ገገዙዑ እንተ ኾነ ይምረጽ .keep it up bro you doing great job thanks

  • @zionzion8815
    @zionzion8815 5 ปีที่แล้ว +8

    ደስ ይብል ንፉዓት ፡ ኣብ ሞንጎ ህጻናት ፡ ዓበይቲ ፡ ኣደታት ኣእትው ካልኣይ ክዓ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታ ቤት ት/ቲ ግበሮ ሳልሳይ ገጽታ መቐላ እንዳላለኻ ን ቱሩስት ፡ ቀጽልሉ ንፉዓት ራብዓይ ጥያቄ ካብ ምባል ሕቶ ዝብል ትግርኛ ተጠቀሙ ትግርኛ ኣማዕብልዎ ትግርኛ ተዛረብቲ እዮም ዝሰምዑኻ።

  • @natnamdi
    @natnamdi 5 ปีที่แล้ว +3

    Welcome deki Adey marey Tigray and Eritrea 💕👍👍💕

  • @rezeneftwi6454
    @rezeneftwi6454 4 ปีที่แล้ว +1

    Ya Tgrawet ahwatna eshi amhrina b Tigrina Ewe eyu zbehal thank u

  • @millimeter1030
    @millimeter1030 5 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውው ናይ በሓቂ ጽቡቅ መደብ ኢዪ ቀጽሉዎ ብፍላይ ምስ ፍልጠት ዝተተሓሐዘ ሕቶታት ስለዝኾነ ብጣዕሚ ፈተዮ ኣለኹ subscribe ድማ ገረልኩም ኣለኹ ❤️🇪🇷

  • @mobaramobarak5256
    @mobaramobarak5256 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣትም ኣነስ ይገርመኒ በቃ ስቅ እልኩም መፀለላት ዋው በቃ ፍትውትው ማሃርት እያ ኻዓ

  • @teweldehadush6414
    @teweldehadush6414 5 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ሓሪፍ

  • @selomonweldedawit748
    @selomonweldedawit748 2 ปีที่แล้ว +1

    ይግረዝ

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 5 ปีที่แล้ว +1

    ይግረዝ ኣይበሃልን ሓፍቲ ፣ይኽንሸብ ኢዩ ዝበሃል።

  • @filifilawi6763
    @filifilawi6763 4 ปีที่แล้ว +1

    Wedi zeygres malet entay eu?

  • @teklemahari9821
    @teklemahari9821 5 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ መደብ

  • @fishtekle705
    @fishtekle705 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣሕዋት ብሚሒር ምክትታት ምስተጋሩ ክቱር ፍቅሪ ኣለኒሓንቲ ትጋወይቲ ድማ የደሊ ኣልኩ እዚ ባህልን ክብርን ክተርፍ የብሉን ኣጆኩም ካብ ሃውኩም ኤርትራዊ

  • @BeCaring-BeYou
    @BeCaring-BeYou 5 ปีที่แล้ว +6

    ፋሕ ኢልና ዘለና ምስድራና ንጣራነፍ ይግበረና መድሃኔዓለም.ሃገርና ንምለስ ይግበረና ኣብ ፎቁዱኡ ፋሕ ኢልና ዘለና.ሓዲሽ ሓፈሻዊ መደብ 2020 ኣብዛ ሊንክ ጠዉቅኩም ተከታተሉ👇
    th-cam.com/video/3E8TyEQJvSs/w-d-xo.html
    Great job Yata up Continue:)

  • @assefawh.woldegebriel6132
    @assefawh.woldegebriel6132 5 ปีที่แล้ว +1

    Bitigrigna. Mikinshab iyu zebahal. Migeraz amharigna iyu

  • @ashenafibeyenegebregzi781
    @ashenafibeyenegebregzi781 5 ปีที่แล้ว +3

    7:50 ዘሎው አወዳት እቲ መነጽር ዝገበረ ንቅሓት መሲልዎኮ እዩ አላስታውሶም ዝብል ዘሎ ዕንጉፍ

  • @XxtraaXxtraa-zw8lf
    @XxtraaXxtraa-zw8lf 5 ปีที่แล้ว +2

    ጎበዛት ቀፅልሉ

  • @weditesfay5985
    @weditesfay5985 5 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ ሕቶ ዩ ቀጽሉሉ ጥራይ

  • @okuteferiabai339
    @okuteferiabai339 4 ปีที่แล้ว +2

    መብዛሕትኦም ጻዓዱ ኣይግረዙን/ኣይክንሸባን ግና ከኣ ዝኾነ ሳዕቤን ይብሉን።ክሕጸቡ ከለዉ ብፍላይ እቶም ኣወዳት ብፉሉይ ብደምቢ ኢዮም ዘጽርዩዎ።ምኽንያቱ ኣብቲ ዒልቦ ብቐሊሉ ርስሓት ስለ ዝሕዝ።ኣባና ውን ብተመሳሳሊ ኣብ ዕትብትና ውሽጡ ርስሓት ይገብር እዩ።

  • @nasrahmed1430
    @nasrahmed1430 5 ปีที่แล้ว +2

    Ras Alula abo nega the best tembien King

  • @user-bz7fj1fk2m
    @user-bz7fj1fk2m 2 ปีที่แล้ว +1

    ንምንታይ ኢኹም ዔዋሉን 10ይ ክፍሊ ዝወደቑ ደናቑር ትሓቱ?

  • @tumuzghigebrelibanos455
    @tumuzghigebrelibanos455 5 ปีที่แล้ว +6

    ንፉዓት ሰላምኩም የብዝሓዮ

  • @goitom4485
    @goitom4485 4 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ ሕቶታት እቶም ዝምሉሱ ውን ንፋዓት

  • @hntsahaylay1955
    @hntsahaylay1955 5 ปีที่แล้ว +29

    ፅቡቅ እዩ። ግን አብ ቋንቋ አምሓርኛ ዝሓዉሱ ሰባት ምኽርኻ ለግሰሎም። እንታይ ኢና ክንብሎ ሕዚ ትግርኛን አምሓርኛ ዝሓዉሱ ሕርፍና ድዩ ላመሰሎም??ካልአይ እታ ሕቶ ትሓትት እዉን ጥያቄ አለኒ ትብል አላ። ንሳዉን ክተዕርይ ንደሊ።

    • @romadimarwa3819
      @romadimarwa3819 5 ปีที่แล้ว

      Hntsa Haylay
      English nzhawusu gn comment ayblkin.
      Bwegeney tsegem ayblun amharik bmhwasom had hade Eritreawuyan ahwatna kem mnshaw ztelale ztkemlu comment eyu.kulu quanqu ywerares eyu quanqu kea kisab zteredadeekalu kalie trgum ayblun kem natey hasab.
      Eritreawuyan tekonu natatom kem ntsur Tigrigna zzarebu ymeslom koynu gn ms Areb,Italia ztehawawese eyom mebzahtiom zzarebu. Slezi nhrfna zeykone n’anebabraka sle tmesil eyu. Ane abzelekuwo adi zelewu habesha nTikemelu quanqua hiwas kem naytom hadi quanqua eyu. Slezi bzuh tsegem ayblun. Hirfna aykonen.
      Harif hji Tigrigna dyu nbaelki?

    • @hntsahaylay1955
      @hntsahaylay1955 5 ปีที่แล้ว +1

      Romadi Marwa English ይወሱ አይበልኩን። አብ ሓደ ሓደ ቦታ እዉን ይፅሕፍ እየ።ትግርኛ ትግርኛ እዩ ክኸዉን ለለዎ። ትግርኛ ፅግዕተኛ ንምንታይ ይኸዉን። አብ አምሓርኛ ትግርኛ ክሕወሶ አይሰማዕኹን።ነቲ መፃኢ ወለዶ ልተሓዋወሰ ትግርኛ ክወርስ የብሉን።ሽግር ዳአ ብዙሕ ሽግር አለዎ እምበይ።

    • @romadimarwa3819
      @romadimarwa3819 5 ปีที่แล้ว

      Hntsa Haylay
      Amharic Ethiopia official language mkunu tfelti diki ? Amharic ab Tigrai nkinzarebo kem enmeharo tfelti do? Amharic ms Tigrigna aytewedadryo wey kea nay Ethiopia official language eyu belni kisemaki ? Sle mntay nsatom Tigrigna zeyhawusu nzbelkiyo sle zeymeharwo eyu. Nay poletica tsilat kab haki mesmer yewutseana alo.

    • @ttwgtgs2593
      @ttwgtgs2593 5 ปีที่แล้ว

      @@romadimarwa3819 tsili aykonen, quanqua kea nmridida tray aykonen. Quanquaka me'qab malet meninetka mhlaw

    • @meargtsgehiwet1108
      @meargtsgehiwet1108 4 ปีที่แล้ว

      ሓውና ትግርኛኻ ኣስተኻኽል

  • @meleytube
    @meleytube 5 ปีที่แล้ว +2

    Btaemi eyu ds zbl yata up nabza channel malt ewn meley tube subscribe bmgbar beteseb kunu yknyly

  • @essaman8286
    @essaman8286 5 ปีที่แล้ว +2

    So funny...

  • @fyooriflower5941
    @fyooriflower5941 5 ปีที่แล้ว +1

    Woww shkoratey well come 😂😂😂😂😀💝

  • @priestleygwahdHaftom
    @priestleygwahdHaftom 5 ปีที่แล้ว +1

    LG my man who was the first circumcised????kkkk way to Go!!!

  • @abrhedermas5110
    @abrhedermas5110 4 ปีที่แล้ว

    Entay eu mkraz ke?

  • @marsamanuel6502
    @marsamanuel6502 5 ปีที่แล้ว +1

    Wedi n mntay ygrez entay malet yu ???

  • @abrihageremedhun1401
    @abrihageremedhun1401 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣቱም ተናፈቅቲ እንካዕ ድሓን መፃኩም

  • @ዮስራ
    @ዮስራ 5 ปีที่แล้ว +1

    ጎበዛት ቀጽልዎ አሕዋት

  • @brexking3072
    @brexking3072 5 ปีที่แล้ว +1

    Wow lomi rekibeka sub eileka aleku

  • @negishtube3519
    @negishtube3519 5 ปีที่แล้ว +1

    💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛😀

  • @oykukarayeloykukarayel3229
    @oykukarayeloykukarayel3229 5 ปีที่แล้ว +2

    እዛ ቆልዓ ግን ጥያቄ ምባል ኣብዚሓ ቋንቋና ባ ብዝተረፈ ቀፅልሉ መደብኩም ፅቡቅ እዩ tankew yata up

  • @zozosh1188
    @zozosh1188 5 ปีที่แล้ว +3

    ቀፅሉሉ ሽኮሪናታት ደቂ ትግራይ

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd ปีที่แล้ว

    ጀግና ጀነራል ኣፍሪካ ኣሉላ ኣባነጋ👍

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 3 ปีที่แล้ว +1

    💜💔💖💞

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 ปีที่แล้ว

    ኣይፎልጦይን እዚ ጥያቀ።ኣይፈልጦን ነዚ ሕቶ።

  • @tonasirak336
    @tonasirak336 4 ปีที่แล้ว +3

    ሉቃስ 2፥21 ብዛዕባ ግዝረት ግንጽል ኣብልዎ ብርኻት ይሕዋት ሓውኹም ካብ ኤርትራ

    • @Ophkiber
      @Ophkiber 4 ปีที่แล้ว

      ናይ አክሱም ሓወልቲ ናይ ግርዛት ምልክት እዩ ፣ ብሕጊ ኦሪት ግርዘት ከም አምላኽ ናይ ዝተቀበለ ምልክት ተገይሩ ይውሰድ

  • @merrytube2228
    @merrytube2228 5 ปีที่แล้ว +1

    Eta ttyq zela haftna nbaela tyakie enabelet amhargna thawes ala

    • @naizgitsge109
      @naizgitsge109 5 ปีที่แล้ว

      Nskas ttyq endika tbl zeleka eta thatt zela zeytbl

  • @tesfahagerey5625
    @tesfahagerey5625 5 ปีที่แล้ว +1

    ምስቲ ምቅንባር ናይ ጌሬ እሙን ብጣዕሚ ጽቡቕ ኔሩ!!!! ኣጆኹም ቀጽልዎ፡ ሓዉኹም ካብ ኤርትራ።

  • @yemaryamlij8232
    @yemaryamlij8232 5 ปีที่แล้ว +2

    Wow ketsllu

  • @tesfamariam250
    @tesfamariam250 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣብ 11፥31 ደቂቅ ዝበልካያ ሓውና ቃል ሂወት ይስምዐልና ቃል ልዕል ስለ ዝፈለጥካ ፍቅራት ኣሕዋትና ግርዘት ማለት ምክንሻብ ኮይኑ ፍቃድ ኣምላክ እንበር ብናይትና ሕጊ ኣይ ኮነንን👉ወ ልቃ 2፥21፣24 ዘፍ 17፣1፥14 ንመልከት

  • @tekleweynimehari7584
    @tekleweynimehari7584 4 ปีที่แล้ว +1

    ቤተሰቡ ድ ዩ ንወዲ ኣፍየ ኮለል ጀሚሩ ዳኣ
    ብዝኮነ ጽቡቅ መደብ ኣጀኩም

  • @በስምህልጠራጌቱ
    @በስምህልጠራጌቱ 5 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ልምታይ ይግረዝ ትባሓሉ ናፍለጡ ያደጋግም ፍልጦም ይመስለኒ ክክክክክክክክክክክክ

  • @wedinegasi5420
    @wedinegasi5420 4 ปีที่แล้ว +2

    ንፍዓት አምላኽ ፍቅሩ ይሃበና ተጋሩ ይሕዋትና√√√√

  • @ሄሩጓልትግራይሓላል
    @ሄሩጓልትግራይሓላል 5 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውው ቆናጁ ደስ ይብል ቀፅሉሉ♥♥♥

  • @samrawit7393
    @samrawit7393 5 ปีที่แล้ว +3

    ቀፅሉሉ😍😍😍😍😍😍😍
    😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @tesfaykiros4358
    @tesfaykiros4358 4 ปีที่แล้ว +1

    Conitniu

  • @saadassaa2910
    @saadassaa2910 4 ปีที่แล้ว +1

    wawu

  • @mkm4736
    @mkm4736 ปีที่แล้ว +1

    ኣንታ ኣማርኛ እንዶ ኣይትሕወሱ ፎኾስቲ እጭ

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
    @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ ปีที่แล้ว

    ❤️💛

  • @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
    @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና 5 ปีที่แล้ว +5

    መንፈሳዊ ሕቶታት ክምኒ ባዓል ገዳማት ጭርቆስ ውቅሮ ኣብርሃ ወኣፅባሃ ካልኦትን ዝበሉ ማዓዝ ተመስሪቶም ኢልኩም ሕተትዎም

  • @majorgere8537
    @majorgere8537 4 ปีที่แล้ว +1

    ሜሪ ርግእ ኢልኪ ሕተቲ

  • @اللالل-ج1د
    @اللالل-ج1د ปีที่แล้ว

    😘😘😘😘😘😘

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 5 ปีที่แล้ว +1

    Iomeanti Mara ahegisomni alewu jigna 💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @tg4770
    @tg4770 5 ปีที่แล้ว +1

    Des behali sirah

  • @ወዲኤሪይሓላልኣፉ
    @ወዲኤሪይሓላልኣፉ 5 ปีที่แล้ว +2

    ይቅረታ የሕዋት እታ ይግረዝ ትብል ቃል ትፈልጥዋ እንተ ሃሊኩም ገለ እስከ በሉና ምሕታት ካኣ ኣይጽላእን እዩ።

    • @robelone6446
      @robelone6446 5 ปีที่แล้ว +2

      ዓርኩ ምግራዝ ማለት ምኽንሻብ ማለት ኢዩ

    • @FreTube-b9c
      @FreTube-b9c 5 ปีที่แล้ว +1

      ምግራዝ ማለት ምክንሻብ ማለት ኮይኑ እግዚአብሔር ንኣቦና ኣብራሃም ዝኣተወሉ ኪዳን እዩ ዘይግረዝ ዝበለ ኩሉ ኪዳነይ ከምዘፍረሰ ይብል ኣብ ብሉይ ኪዳን ዝፍጥረት ስለዚ ሃይማኖታዊ ዳኢ እንበር ባህላዊ ኣይኮነን

    • @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
      @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 4 ปีที่แล้ว

      ወዲ ኤሪይ ሓላል ኣፉ ምኽንሻብ ማለትዩ

  • @RAM-ww7rh
    @RAM-ww7rh 5 ปีที่แล้ว +2

    ብመጀመርያ አዚ ተቅርብዎ ዘለኹም መደብ ብጣዕሚ ዩ ደስ ዝብል ኣብ ቀጻሊ ኣብ ከተማ ሰንዓፈ ከድኩም ተታሓቱ ደስ ምበለኒ ኔሩ የቀንየለይ ።

  • @titigelweyane9612
    @titigelweyane9612 5 ปีที่แล้ว +1

    መደባትካ በጣዕሙ አዩም ደስ ዝብሉ ♥♥

  • @tegestteggy5046
    @tegestteggy5046 5 ปีที่แล้ว +1

    eleyelna ta gal plss

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 5 ปีที่แล้ว +1

    lomeanti Mara ahegiskani aleka Jigna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GreatThoughts36
    @GreatThoughts36 5 ปีที่แล้ว +1

    Nelson mandella , Communication clear aykonn zbele gun sehak ketlomna alewu!
    Good job Guys ! Welcome a lovely and cute Girl Mericho !
    LG Good Job ! The future Pwiedeepie ! Wdei Zgrez ema nmntay ymeslekum:
    citing evidence that circumcision lowers a man's risk for HIV, urinary-tract infections and penile cancer.
    I don't think so It will have negative effect on Sex!

  • @fithiqanattigre5944
    @fithiqanattigre5944 5 ปีที่แล้ว +3

    እንታይ ማሌት እዩ ከ ይግረዝ?

  • @henoktesfu3678
    @henoktesfu3678 5 ปีที่แล้ว +1

    የዒስ ኢልና አለና

  • @godslove2559
    @godslove2559 5 ปีที่แล้ว +1

    Agame hji tefakum ms debrexyen😂😂😂

    • @senaitandom2680
      @senaitandom2680 5 ปีที่แล้ว +1

      ኪድ ከርፋሕ ድርባይይይይይ

  • @teklkfl6024
    @teklkfl6024 5 ปีที่แล้ว +1

    Bhali kemu xenihu.

  • @MahamedAbdallah-nq4rm
    @MahamedAbdallah-nq4rm ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @tesfaygebreyohans6536
    @tesfaygebreyohans6536 5 ปีที่แล้ว +1

    Yata up ደስ ዝብል ግን አማሐርኛ አተሐዋዉስ ትግርኛ ጥራሐ ተጠቀሙ ክተሐቱ ከለኹም

  • @wedisbhohaile4758
    @wedisbhohaile4758 5 ปีที่แล้ว +2

    Wawwww

  • @sabasaba1323
    @sabasaba1323 5 ปีที่แล้ว +15

    ካብ ዝፈትዎ ፕሮግራም ❤️❤️❤️

    • @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv
      @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv 5 ปีที่แล้ว +1

      ካምቲ ዝፈተኩኻ ከይፀልኣኻ ፈሪሐ ተገሪዝኪ ዶ 😁

    • @sabasaba1323
      @sabasaba1323 5 ปีที่แล้ว

      @@ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv eta ሕቶ nbaeilka melise hatiteka aleku

    • @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv
      @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv 5 ปีที่แล้ว

      ካምቲ ዝፈተኩኻ ከይፀልኣኻ ፈሪሐ eski xinhi beli kireya mejemerya

    • @sabasaba1323
      @sabasaba1323 5 ปีที่แล้ว

      @@ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv gerami🙆🙆🙆🙃🥵🤔

    • @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv
      @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv 5 ปีที่แล้ว

      ካምቲ ዝፈተኩኻ ከይፀልኣኻ ፈሪሐ agatami tegerize xenihe nski ke 😁🌹

  • @darsamussa44
    @darsamussa44 5 ปีที่แล้ว +1

    Wa antum deqi intay aynet Tigrigna tezarebu alokhum? Bzkhone mkhinshab mgiraz hiji terifu eyu.

  • @መሰረተዜማ
    @መሰረተዜማ 4 ปีที่แล้ว

    gal kenkul aykelin!

  • @zelekwobaileyeyezfelito6155
    @zelekwobaileyeyezfelito6155 5 ปีที่แล้ว +1

    Mknshab malet dyu weys kalie qanqa Alewo eu

    • @Yo-ll1ek
      @Yo-ll1ek 5 ปีที่แล้ว

      ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ኣሎ ምግራዝ ማለት ክድም ክድሚ ልደተ ክርስቶስ ዝነብርሩ ክርስትያን አንተዘይተገሪዞም ክርስትያን ኣይኮኑን ማለት አዩ ማለት አዚ ሓደ ካብቲ ሕጋጋት ክድሚ ልደተክርስቶስ ዝነበረ አዩ።

    • @zelekwobaileyeyezfelito6155
      @zelekwobaileyeyezfelito6155 5 ปีที่แล้ว

      @@Yo-ll1ek Tack bro

  • @selamselamsebey1119
    @selamselamsebey1119 ปีที่แล้ว

    ምኽሪ ንሓተቲ ከተስተኻኽልዎ ዘለኩም ትግሪኛ ምስ ኣምሓርኛ ኣይሓውስዎ ''ንኣብነት ጥያቀ '' ሕቶ ወይ ከሓተካ ናበይ ከይዱ .ብሓፈሻዊ ቀጽሉሉ በርቱዑ.

  • @DaveDave-hg5xb
    @DaveDave-hg5xb ปีที่แล้ว

    ሰብ ንኽፈልጥ ተኾይኑ ዝመደብ ተቕርብዎ ኣብ መወዳእታ መልሲ ኣቐምጥሉ ኢኹም ዘይትፈልጥዎ ነገር ተኾይኑ ክዓ ንዝፈልጥ ሰብ ሓቲትኩም ኣቕርቡ ትሰብ ዉን ምእንታን ክፈልጥ።ወዲ ንምንታይ ይግረዝ ንዝብል ሕቶኹም ክዓ መልሲ ፡ቀዳማይ ንኽልቲኦም ጾታ ናይ ምርዋይ ወሳኒ ግደ ስለ ዘለዎ ዩ ምኽንያቱ እቲ ሕርሓር ናይ ወዲ ተባዓታይ መትሎ ብፍላይ ንታ ጓል ንምዕጋብ ወሳኒ ግደ ስለዘለዎ ዩ ምኽንያቱ ርክብ ማለት ፍሕፍሕ ናይ ክልተ ተጻረርቲ ኣካላት ስለዝኾነ ዩ።ለማጽ መትሎ (ዘይተገረዘ) ተኾይኑ ኣትዩ ምስዝወጽእ ምንም ፍሕፍሕ ስለዘይህልዎ ንጓል ዘይከዕግብ ይኽእል ዩ።ትካልኣይ ክዓ ወዲ ተዘይተገሪዙ ንብዙሕ ብመትሎ ዝመጹ ሕማማት ተቃላዓይ ስለዝኸዉን ዩ ምኽንያቱ ትሽፋን ናይቲ መትሎ ወድተባዓታይ ሽንቲ ኮነ ካኢእ ነገር ምስዘፍስስ ኣብቲ ሽፋን ተቐሚጡ ቫክቴርያ ክፈጥር ስለዝኽእል ዩ።

  • @zionzion8815
    @zionzion8815 5 ปีที่แล้ว +7

    ብሉጻት ክኑ ተኸትታሊ ንኽተብዝሑ ከም ገሬ እሙን ብ ሃንቀውታ ንኽከታተለኩም ኣብ እንዳ ሻሂ ካልኦት መዛናጋዕትን ሕተቱ

  • @እኖንወድንሓልዉኒቤዛ
    @እኖንወድንሓልዉኒቤዛ 4 ปีที่แล้ว +3

    በጃኩም ወይ ትግሪኛ ወይ ኣምሃርኛ ተዛረቡ።ቀጽሉሉ ያታ ኣፕ