ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Amen Hallelujah Egziabher abi'yu🎉🎉🎉🎉
Goyta Yesus memelisu bhadish mezmur ymlaeka ❤❤❤
Wowwww Amennn hallelujah
Amen hallelujah
Amennn🙏🙏🙏❤️❤️
God bless you bro❤
Esyyyyy amennnn elelllll woweeww that true tbrel binya howay breuk tbrek
Amen bini hawey tebarek
Amen amen. Gotay Yesus Ybarka Neberekete kune Biniam hawey
Amen Amen Amen GBU
Amen Amen praise God
Bini blessed ♥️❤♥️
Amennnn yes wowwww
Amen Amen Amen Trbark
God bless you more abundantly Brother Biniam!!
ኩነታተይ ከይርኤኹ ሎሚ ከመስግነካ ደው´ለ ኣለኹ 3x ነገራተይ ከይርኤኹ ሎሚ ከመስግነካ ደው´ለ ኣለኹ 3x ሕቶታተይ ከይርኤኹ ሎሚ ከመስግነካ ደው´ለ ኣለኹ 3x ከባቢየይ ከይርኤኹ ሎሚ ከመስግነካ ደው´ለ ኣለኹ 3x ንፋሰ ሰሚዐ ኣይኮንኩን ዘመስግን ደበና ሪአየ ኣይኮንኩን ዘምስግን 2x ከምዘለዎ ኩሉ እግዚኣቢሄር ዓቢ እዩ 2x ክብል´የ ክዝምር ንልዑል\ ንስሙ ከኽብር 4x ኩነታተይ ከይርኤ = = ኣነ ግና ክስውእየ ምስጋና 3x ክስውእየ ምስጋና 3x ሎሚ ውን እንደገና 3x ኩነታተይ ከይርኤኹ = = ኦም በለስ ተዘይዓምበበ ተኽሊ ወይኒ ፍር ተዘይ ሃበ 2x ከይርኤኹ አመስግነካ ሙምት ነገራተይ ሂውት ክዘርኣሉ ህያው´ዩ ኣምላኸይ ፍኒሕኒሕ ክብሎ ህያው ኣምላኸይ 2x ኣነ ግና ክስውእየ ምስጋና ንፋሰ ሰሚዐ ኣይኮንኩን ዘመስግን ክዝምሬ ናይ ዓወት መዝሙር 2x ይኣምነካ´የ ኩሉ ከም ትኽእል ይኣምነካ 4x እንታይ ክብል ብዘይካ ተመስገን 4x ትጌሩለይ´ሞ ዓቢ ነገር/ ሰናይ ነገር ኣእዳወይ ወይ ኣፈይ ክሳዕ ኣሃ ኣሃ ምሕረት ዝበዝሓሉ ኣሃ ኣሃ ጸጋ ዝተቐበለ 2x ኣብ ቕድመኻ ዝቐውም ሞጎስ ዝረኸነ መን ኣሎ ከማይ ዝተዓደለ 3x
Amen Hallelujah Egziabher abi'yu🎉🎉🎉🎉
Goyta Yesus memelisu bhadish mezmur ymlaeka ❤❤❤
Wowwww Amennn hallelujah
Amen hallelujah
Amennn🙏🙏🙏❤️❤️
God bless you bro❤
Esyyyyy amennnn elelllll woweeww that true tbrel binya howay breuk tbrek
Amen bini hawey tebarek
Amen amen. Gotay Yesus Ybarka Neberekete kune Biniam hawey
Amen Amen Amen GBU
Amen Amen praise God
Bini blessed ♥️❤♥️
Amennnn yes wowwww
Amen Amen Amen Trbark
God bless you more abundantly Brother Biniam!!
ኩነታተይ ከይርኤኹ
ሎሚ ከመስግነካ ደው´ለ ኣለኹ 3x
ነገራተይ ከይርኤኹ
ሎሚ ከመስግነካ ደው´ለ ኣለኹ 3x
ሕቶታተይ ከይርኤኹ
ሎሚ ከመስግነካ ደው´ለ ኣለኹ 3x
ከባቢየይ ከይርኤኹ
ሎሚ ከመስግነካ ደው´ለ ኣለኹ 3x
ንፋሰ ሰሚዐ ኣይኮንኩን ዘመስግን
ደበና ሪአየ ኣይኮንኩን ዘምስግን 2x
ከምዘለዎ ኩሉ እግዚኣቢሄር ዓቢ እዩ 2x
ክብል´የ ክዝምር ንልዑል\ ንስሙ ከኽብር 4x
ኩነታተይ ከይርኤ = =
ኣነ ግና ክስውእየ ምስጋና 3x
ክስውእየ ምስጋና 3x
ሎሚ ውን እንደገና 3x
ኩነታተይ ከይርኤኹ = =
ኦም በለስ ተዘይዓምበበ
ተኽሊ ወይኒ ፍር ተዘይ ሃበ 2x
ከይርኤኹ አመስግነካ ሙምት ነገራተይ
ሂውት ክዘርኣሉ ህያው´ዩ ኣምላኸይ
ፍኒሕኒሕ ክብሎ ህያው ኣምላኸይ 2x
ኣነ ግና ክስውእየ ምስጋና
ንፋሰ ሰሚዐ ኣይኮንኩን ዘመስግን
ክዝምሬ ናይ ዓወት መዝሙር 2x
ይኣምነካ´የ ኩሉ ከም ትኽእል ይኣምነካ 4x
እንታይ ክብል ብዘይካ ተመስገን 4x
ትጌሩለይ´ሞ ዓቢ ነገር/ ሰናይ ነገር
ኣእዳወይ ወይ ኣፈይ ክሳዕ
ኣሃ ኣሃ ምሕረት ዝበዝሓሉ
ኣሃ ኣሃ ጸጋ ዝተቐበለ 2x
ኣብ ቕድመኻ ዝቐውም ሞጎስ ዝረኸነ
መን ኣሎ ከማይ ዝተዓደለ 3x