ኣደ ስውእ ተጋዳላይ ብራሃነመስቀል ሓፍቲ ጅግና ተጋዳላይ ሓየሎም ኣረአያ ኣደይ ኣምለሱን ካልኦት ኣዴታት ጀጋኑ ተጋደልቲ ካብ ዝተዛረቦኦ ቁሩብ ነካፍለኩም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 21

  • @መርሃዊትሽሻይጎል70እንደር
    @መርሃዊትሽሻይጎል70እንደር 4 ปีที่แล้ว +10

    ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @ove6164
    @ove6164 2 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ካባክን ተፈጠርና ጀጋኑ ኣዴታትና👸🏻💛❤

  • @freweynidesta
    @freweynidesta ปีที่แล้ว +1

    ኣደ ትግራይ ጅግና ወረጃ ኣቦታትና ኣናብስ ንሓቂ ደው ዝበሉ💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 ปีที่แล้ว +6

    ጅግኑ አዴታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

  • @nigistwubneh2026
    @nigistwubneh2026 4 ปีที่แล้ว +5

    ናሓትካትክን ፅሎት ኢዩ ትግራይ ዘህለዋ ዘሎ

  • @habesha855
    @habesha855 4 ปีที่แล้ว +14

    ዋዕሮታት ኣዴታት ትግራይ ለካስ ካብ ምህሮ ኣምሮ ዝብሃል ኣብ ኣዴታትና ሪኢናዮ

    • @mee1226
      @mee1226 4 ปีที่แล้ว

      💚💚💚💚ዋዕሮታት ኣዴታት ትግራይለካስ ካብ ምህሮ ኣምሮ ዝብሃል አብ ኣዴታትና ሪአናዮ💞💞💞💞💞💞💚💛💛💛💛💛💛💛💛💛💜💜

    • @hggh1682
      @hggh1682 4 ปีที่แล้ว

      👍👍👍💋💋💋🌷🌷🌷⚘⚘⚘🇪🇹

  • @amihe1602
    @amihe1602 4 ปีที่แล้ว +4

    አብሲደት..ዝለና.ብሓጎስ.ማርዩም.ድዕድን.ትእቲወን

  • @ethioliterature509
    @ethioliterature509 4 ปีที่แล้ว +2

    Nice

  • @ትግራይሃገረእዩትግራይትዓ
    @ትግራይሃገረእዩትግራይትዓ 3 ปีที่แล้ว +3

    አፍፍፍ አሕሕ😢😭

  • @fqriuemuneteyfqriuemunetey610
    @fqriuemuneteyfqriuemunetey610 4 ปีที่แล้ว +3

    Ahhhhh entay emo kigeber gn 💪💪

  • @tahtayadyabo9177
    @tahtayadyabo9177 4 ปีที่แล้ว +12

    አታ እዘን አዴታት ዝብልኦ ዘለዋ
    PHD ዘለወን እኮ እየን
    ካባካትክን እንኳዕ ተወለድኩ

    • @gideyhaila1646
      @gideyhaila1646 4 ปีที่แล้ว

      አዴታትና ተጋሩ ፍሉያት እኮ እየን አብ ቶቢያ ከይተማሃራ ዝተማሀራ አዴታትና ተጋሩ ጀጋኑ ሐቦ ፅንዓት ኸማክን የለን ተሐበኑ ህዝቢ ትግራይ።።

  • @Seb15
    @Seb15 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣቀዲማ ኩሉ ተረዲኡዋ ዝነበረ ወላዲት

  • @akberet9753
    @akberet9753 4 ปีที่แล้ว +4

    Jegnu tegaru edman tienan yehabken

    • @wudaseyemane8245
      @wudaseyemane8245 4 ปีที่แล้ว

      Edman tienan yehabken eyuuuuuu ehhhhhiiiii

  • @TigrayChannel-j2k
    @TigrayChannel-j2k 14 วันที่ผ่านมา

    ♥️💛♥️💊💊💊✊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪

  • @conjuconju3439
    @conjuconju3439 4 ปีที่แล้ว +1

    እሞ እኒሀውልኪ ደይቦልኪ