ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
“ቐረባዩ የሱሰይ ቐረባይ ቐረባዩ ዘይፍለ ካባይ ቐረባዩ ንሱ ካማንም ንላዕሊ ቐረባዩ ስለይ ዝሓሊ” 2x ካብ ትንፋሰይ ንላዕሊ ንሱ ይቐርበኒ ክደክም ክብርትዕ ዘይፍለየኒ ብምውጻአይ ምእታወይ ዝርኣየለይ ኣቦ ናተይ የሱስ ንስዩ ቐረባይ ቐረባዩ የሱሰይ ቐረባይ ቐረባዩ ዘይፍለ ካባይ ቐረባዩ ንሱ ካማንም ንላዕሊ ቐረባዩ ስለይ ዝሓሊ ደልየ ዘይስእነሉ ሓቲተ ዝረኽበሉ ብዘድልየኒ ዘበለ ዝገብረለይ ባዕሉ ከመርዓት ኣዒንቱ እናሓለወኒ ብግለግሊኡ ኣብ ሕቕፉ የእትወኒ ቐረባዩ የሱሰይ ቐረባይ ቐረባዩ ዘይፍለ ካባይ ቐረባዩ ንሱ ካማንም ንላዕሊ ቐረባዩ ስለይ ዝሓሊ ኣነስ ኣይናወጽን ምሳዩ ቲ ሓያል ማያት ተዓፈረ ተነደረ ኣኽራን ካብኩሉ ዝበልጽ ዝነብር ዘልኣለም የሱስ ኣሎ ምሳይ ፍጹም ኣይሓድገንን ቐረባዩ የሱሰይ ቐረባይ ቐረባዩ ዘይፍለ ካባይ ቐረባዩ ንሱ ካማንም ንላዕሊ ቐረባዩ ስለይ ዝሓሊ ዕድለዩ ንዓይ ክስመ ብስምካ ክጽዋዕ ብኣኻ ተባሂለ ውሉድካ እዝኹሉ ድማ ብኣኻ ከይኑለይ ስለዚ ኢብለካ ኢኻ ቐረባይ(ተደ)
🥰🙌👏❤❤❤❤😇
𝚃𝚎𝚋𝚊𝚛𝚔𝚞
ጎይታ ይባርካ ትሕዝቶ ናይዛ መዝሙር ዝጸሓፍካልና
ጎይታ ይባርካ ነዛ መዝሙር ዝጽሓፍካልና
❤❤❤
ልበይ ብንብዓት ናብ ኣቦይ ከምዝምለስ ጌራትኒ እዛ መዝሙር ፡ክሰምዓን ልበይ ክስበርን ብርከይ ክዓጽፍን ጌራትኒ እሞ ኣምላኽ ኣቦ ምጽንናዕ ይባርኽኩም።
ME TO
❤️
ንበርኸት ኩን ሓወይ ፍቕሪ ኣቦ ዝጠዓመ ይሕክል እምበር ኣይጠፍእን ዩ
Me too
ኣየ'ዚ ብሩኽ ኣምላኽ : ንህዝቡ ምእንቲ ኸጸናንዕ'ዶ : እዚ ግሩምን : ህይወት ዘሐድስን : ብተስፋ ዘሀብትምን መዝሙር ሂቡኪ : ስሙ ይባረኽ 🙏🏻 ስለዚ ብጸግኡ ዝተላዕጠጠ መዝሙር : ተባረኺ/ተባረኹ ፍቁራት በረኸትና ኢኹም 🙏🏻 መመሊስኩም ዘምሩ : እ/ር ድማ ከም ሓያል ጅግና ምሳኹም እዩ 🙏🏻😍😍
❤❤❤🙌🏽🙌🏽🙌🏽
Amlak ybarkum btami tebarikna
Jc
ኣታ ኣነ ምስዛ መዝሙር ፍቅሪ ሒዙኒ ።አረ እንታይ ዓይነት ሓይሊ ኢዩ ዘለዋኣቱም ኣሕዋተይ መመሊስኩም ብጸጋ ተገለጹ እወ መኽሊትኩም ኣሽርፉ ። ብሓቂ ንባርክ ኣለና ። በቲ ጎይታ ኣባኩም ዘንበረልና ቅብኣት ምጽንናዕ ። እቲ ቐረባ ዝኮነ ጎይታ' አወ እቲ ቐረባ ዝኮነ የሱስ ይባርኩም።ጎይትሽ ሓወይ ከኣ ብኣካ ብዙሕ ኢና ተባሪክና ብመዛሙራትካ ካብ ልብና ዘይሃስስ ፍቅሪ ጎይታ ይእቲካልና ኢካ ሞ ተባረክንስኻ ናይ ብሓቂ በረኸትና ኢኻ We love you so much stay blessed goitom hawey
Welan tery belka tebarek🥰🥰
ኣሜን የሱስ ቀረባይ እዩ ኣምላኽ ይባርኽኩም ጎቲሽ ሶልያና እንዳዘመርኩም ንበሩ
🥰❤❤❤😇
እዛ መዝሙር ኣዝያ እያ ባሪካትንን ኣጸናኒዓትን ምሉእ መዓልቲ ክሰምዓ ወዒለ በቃ ኣዝያ ጥዕምቲ ኣምላክ ይባርኩም ሶሊ & ጎይትሽ
የሱስ ጎይታ እዩ! ነፍሰይ መኺኻ 😭እንታይ ዓይነይት ድተባረኸ መዝሙር እዩ ጎይታ የሱስ መመሊሱ ዓዕዚዙ ይባርኩም💕
Belles u my dear
So powerful and gracious song ajoki ketsili goita misaki iu
ብሓቂ ክብ እስትንፋስና ንላዕሊ ቀርባ እዩ ።ብሩኻት ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ዝባርኽ መዝሙር ዘመንኩም ይባረኽ ድርሳናትኩም ንኽብሪ ጎይታ ጥራይ ይኹነልኩም በረኸትና ኢኹም ትባረኹ።
Amenn amen wow ewe yesus kerebay eyu neay! Brukat ekum Goitom hawey and brikti hafti azyu teum qinit.
ጎትሸይ ሓወይ ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ መዝሙር ሒዝካ ደበኽ፡ ጸላኢ ኣይተዓወተልናን፡ ስም ኣምላኽ ካብ ጫፍ ንጫፍ ይባረኽ!!!!!!
What a blessing song May the Lord bless you!
Leya solomon hefta Pls telefon Send me leya Stockholm deki?😭🙏🏼❤️
7ptp
ቀረባይ እዩ ንሱ የሱሰይ ቀረባይቀረባይ እዩ ዘይፍለ ካባይቀረባይ ንሱ ካብ ማንም ንላዕሊቀረባይ'ዩ ስለይ ዝሓሊ ካብ ትንፋሰይ ንላዕሊ : ንሱ ይቐርበኒክደክም ክብርትዕ ዘይፍለየኒብምውጻእ ምእታወይ ዝርኣየለይኣቦይ ናተይ የሱስ ንሱ'ዩ ቀረባይቀረባይ እዩ ንሱ የሱሰይ ቀረባይቀረባይ እዩ ዘይፍለ ካባይቀረባይ ንሱ ካብ ማንም ንላዕሊቀረባይ'ዩ ስለይ ዝሓሊደልየ ዘይስእነሉ ሓቲተ ዝረኽበሉብዘድልየኒ ዘበለ ዝገብረለይ ባዕሉ ከም መርዓት የዒንቱ እንዳ ሓለወኒብግልግሊኡ ኣብ ሕቅፍኡ የእትወኒቀረባይ እዩ ንሱ የሱሰይ ቀረባይቀረባይ እዩ ዘይፍለ ካባይቀረባይ ንሱ ካብ ማንም ንላዕሊቀረባይ'ዩ ስለይ ዝሓሊኣነስ ኣይናወጽን ምሳይ እዩ እቲ ሓያልማያት እንተዓፈረ ተነደረ ኣኽራንካብ ኩሉ ዝበልጽ ዝነብር ዘልኣለምየሱስ ኣሎ ምሳይ ፍጹም ኣይሓድገንንቀረባይ እዩ ንሱ የሱሰይ ቀረባይቀረባይ እዩ ዘይፍለ ካባይቀረባይ ንሱ ካብ ማንም ንላዕሊቀረባይ'ዩ ስለይ ዝሓሊዕድል እዩ ንዓይ ክስመ ብስምካክጽዋዕ በኣኻ ተባሂለ ዉሉድካእዚ ኩሉ ኸኣ ብኣኻ ኮይኑለይስለዚ ይብለካ ኢኻ ቀረባይቀረባይ እዩ ንሱ የሱሰይ ቀረባይቀረባይ እዩ ዘይፍለ ካባይቀረባይ ንሱ ካብ ማንም ንላዕሊቀረባይ'ዩ ስለይ ዝሓሊ
It is long time listened like this song full of Spirit ...I cant stop listening min 3 times per day....please continue sing it is blessing
ኣዘያ ተፈታዊት መዝሙር አብ መዓልቲ ልዕሊ ሓሙሽተ ጌዜ ይ ሰመዓ ❤️🌹🙏ብ ሩኻት ኢ ኹም 🙏 ናይ በሓቂ መንፈሳዊት መዝሙር 🙏
ኣዝኩም ተባረኩ ወላ እቲ ክሊፕ ኣሰራርሕኩም ኣዝዩ ጽፉፍ ደስ ዘብል ወላ ኣቀዳድናኪ ዉርዙያት ኣሰይ ንፉዓት መንፈሳዊ ብኹሉ መመልስኹም ተባረኩለይ ❤❤❤
አሜን ኣሜን ቀረባዩ የሱሰይ ቀረባ ቀረባዩ ዘይፍለ ካባይዝባርክ መዝሙርዩ ብሩካት ተባረኩ
I can't stop listening to this beautiful song. You guys are so anointed and blessed 🥰🙏🏼
Amen!! Kereba eyu. Jesus is amazing! Such an amazing voice and talent God gave both of you.Tebareku!!
ኣሰይ ሶሊየ ጎትሽ ሓወይ ተባረኹ ኣሜን እግዚኣቢሄር ቀረባዩ ስለይ ዝሓሊ ኣሜን እሰይ
Just wow ... Amazing grace ..I dont have words .Praise God ... more blessing gotishy
Amazing work! I am truly blessed with that song . May God bless you goitish and soliana . Keep shining and you are our blessings.
ኣሜንንን የሱሰይ ቀረባይ ኢዩ ብሓቂ ኣብ ድካም ኮነ ኣብ ብርትዐ ካባይ ዘይፍለ።
ዝባርኽ መዝሙር ❤ተባረኹ
አሜንን ቐረባ እዩ የሱሰይ ቐረባ ሃሌሉያ 🙏🙏 ብሩኻትአሕዋተይዘመንኩም ጎይታ የሱስይ ይባርኽ🙏🙏❤️
ሃሌሉያ ቀረባይ እዩ የሱሰይ ቀረባይ አዝዩ ጥዑም መዝሙር ተባረኩ ቡሩካት እንዳዘመርኩም ንበሩ ንበረከት ኩኑ🙏❤🥰
I cannot stop playing this anointed clip. All blessing to these worshipers ❤💚💜💙❤
Amen! Beautiful song and voice. Bless you. 🙏🏽
This song have Power 🔥🔥🔥🔥🔥🔥 thanks God for his Wonderful Grace. Stay blessed ❤️❤️
Anes enika nay yesus konku amielky nesika filuy zkonkia amielk nesika melsie hetona zkonkia thank you Lord endia zemrkum nebru berukat kulu n kebru yezmer... ❣❣😇😇
ብሩኻት ንህዝብናን ምድርና በረኸትና ኢኹምሳልያና ጎይትሽ መመሊስኩም ብፀጋ ተገለጹ
ኣሜን ቀረባዮ what a blessing song May the Lord bless you
This is a good 👍 👏 👌 🎵 🎶 🎵 🎶 to help Christians ✝️ really help 😀 to remember God their best father Eliana
Like athmeku atum hzbe eritra atbabewom eske nezom burkat ngoyta mezmur ybzhalna
Amennnn amennnHiwet zelewo mezmur Kuku gize nab amlak ykrbekaNsu tray zeykones memelisu Nab goyta eyesus ktkerb ydrkeka Amlak zemen Hiwet ybark We loveee youuuu
May God bless you abundantly you are so blessed be blessed 🤲🏻🙏🙏🙏💕💕💕🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ካብቲ ኣባኺ ዘሎ ሩባታት ማይ ሂወት ንብዙሓት ንምርዋይ ንምዕራፍ ፍሰሲ ብስም የሱስ I love you beloved sister more grace upon u
ኣሜን፡ ጸጋኺ እንዳዓዘዘ ይዕዘዝ፡ ንበረኸት ኩኒ
Wow You are so blessed ጥዑማት ድምጺ፡ ጎትሽ and Soli haftey. Memeliskum Wesku.
🙏 Amen. Haleluyah. Beautiful song! Tebareku brukat.
What a blessing and amazing Song! God bless you all.
Amen hallelujah yes He is! Amlak ybarkum brukat memeliskum tebareku!
Amen Ewe slena zhali kereba yesus buruk🔥🖐🏼🔥🖐🏼🔥🖐🏼🔥🖐🏼🔥🖐🏼tebareku
ኣሜን ኣሜን የሱሰይ ቀረባይ ኢኻ...ተባረኹ ቡሩኻት መዝሙርኩም ይብዛሕ
Very beautiful gospel song God Bless you all Praise Jesus Amen In Jesus Mighty Name Amen
Brukat Egziabher ybarkum ane non stop eye zsema neza mezmur wshtey bnbat ymeli qereba amlak kemzeloni teredie yhgos goyta memelisu bmezmur ybarkum tebareku ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💐🌺💐🌷🌺💐
Ewe nsu kulugeze kreba wala ente rehaknayo emunnnnn eyu goyta semu leeeeel yebel nzelalemTebareku yehwat
Best gospel song 2022 ቀረባይ ዩ የሱስይ ❤️❤️🙏🙏 your voice very beautiful little sister & Goytom you are amazing as usal blessings 🙏
Solitey brkti memelisu hadish hadish mezmur yfelfl 😘❤❣
ጎይታ ኣብዚሑ ይባርኩም
What a blessed song ..what a blessing...memeliskum zemru ...bereketna ekum.🎹🎸🎻
Amen Amen Anointed mezmur tebareki 🙏
Waw menfes zelewo mezmur
ተባረኹ ብሩኻት በረኸትና ኢኹም. የሱሰይ ቀረባይ እዩ ስለይ ዝሓሊ የሱስይ ብሩኽ።
Waw goytsh hawey. Amazing song.GOD BLESS YOU MORE AND MOREyou are our blessing.. Keep it up. Bless you
Yessss yessss Amennnn Amennnn Amennnn Praise the Lord my blessed people Sis. & br. Stay blessed 🙏🙏🙏
Amen amen solyan haftey amlak ybark 😍😍😘😘🥰🥰😍😘🥰😍😘🥰😍😘🥰
ኣሜን ቀረባዩ የሱሰይ፡ መመሊስኩም ተባረኹ።
ቐረባይ እዩ የሱሰይ ርሑቅ ኣይኮነን ኣሜን❤
ቀረባይ ኢዩ የሱሰይ ቀረባይ ዋውውውውው ሃሌሊያ ተባረኹ😇❤
Btami zbarkeni mezmur Goyta yesus ybarkum kereba eyu yesusey kereba
Amen Amen Amen birgx kereba simu yibarek, Bless you guys
Amen kulu gize mis hzbu eyu goita kerebana eyu goita yibarkum
ብርኽቲ ኢኺ ጎይታ ይባረኽ ደስ ዝብል መዝሙር
ልብኻ ትትንክፈካ መዝሙር፡ ኣምላኽ ድማ ይባርኽኩም እሕዋትና Goitom & soliana
Zegerm Tieum mezmur.Amlak ybarkhkum .
It's Amezing and blessing songs. Bless u guys. U r ur blessing ❤❤❤🌹🌹
What a blessing song! God bless u solyana.
Tebareku for the blessing mezmur. May God bless you 🙏 ❤ ✨
Ammmmen Ammmmen Ammmmen Hallelujah glory to God Almighty!!! Bless you both Abandontly so true kereba eu nusu kab maniem nelaly kereba eu seley zehali , Yesusey kerebaki !!!!! it blessed me so much 🙏
🤩❤❤😇
Wawww Amen Amen Degagime semiya bhaqi tebarikeSolye & Gotsh goyta ybarkum
እወ እወ እእእእእእወወወወወ ኣማን ብኣማን ንኹልና ኣብ ልዕሊ ምድሪ ንርከብን ንቀጻሊን እናቀጸለ ንዝበጽሓና ቅርበት እየሱስና !ቀረባይ ስለይ ንዝሓሊ ኽብረት ይሃበልና;-) ;-) ;-) ;-) ;-) ;-)
i may hear more that 20 times. You're blessed. ❤
ዎው ጎይታ ይባርኩም ቅብኢ ዘለዎ መዝሙር ❤❤❤
Wowww brukat ahwatey kitzmiru niberu. Goyta abzihu yibarikkum, memeliskum zemiru
Wow it is amazing mezmur blessing song My God bless you 🙏❤️🙏
ኣሜን ክብሪ ንኣምላኽ ኣዝዩ ጥዑምን ዝባርኽን መዝሙር መመሊስኩም ወስኹ ብሩኻት
ኣምላኽ ይባርካ ጎትሽ ሓወይ ከምኡ ድማ ሶሊና ሓፍተይ፡ ኣዚዩ ምቁር መጸናንዒ መዝሙር
Amlake ybarke soliyan haftey
Amen kerebay ika yyesusey
Semiekayo memelisu zibarkeka mezmur brukat eikum yibzahalkum
Wawwww Gotish and Soli yibzihalkum, where have I been. Just discovered it today and listening it over and over again
ጎይታ የሱስ መመሊሱ ይወስኸልኩም ብሩኻት ኣሕዋተይ ጎይትኦም ን ሶልያናን።ዘነቓቕሕን ን እምነትካ ዝድርዕን ሰማያዊ መዝሙር!!! ቀረባይ ኢዩ የሱስ ካብ ትንፋሰይ ንላዕሊ ኣሜን!!!2ይ ጴጥሮስ 1:3 እቲ ብፍልጠት ክብሩን ደግነቱን ዝጸውዓና ኣምላኻዊ ሓይሉ ንህይወትን ንፍርሃት እግዚኣብሄርን ዚኸውን ኵሉ ኻብ ዚህበና፡4ብእኡ እታ ኽብርትን ዓባይን ተስፋ ዝረኸብና፡ ኣብ ዓለም ብፍትወት ስጋ ኻብ ዘሎ ጥፍኣት ወጺእኩም፡ ተማቐልቲ እቲ ኣምላኻዊ ባህርይ ምእንቲ ኽትኰኑ፡5ብትግሃት ዘበለ ተጋደሉ፡ ኣብ እምነትኩም ደግነት ወስኹ፡ ኣብቲ ደግነትውን ፍልጠት፡6ኣብታ ፍልጠት ከኣ ምግታእ ርእስኻ፡ ኣብቲ ምግታእ ርእስኻ ድማ ዓቕሊ፡ ኣብቲ ዓቕሊውን ፍርሃት እግዚኣብሄር፡7ኣብ ፍርሃት እግዚኣብሄር ድማ ምፍቃር ኣሕዋት፡ ኣብቲ ምፍቃር ኣሕዋትውን ፍቕሪ ንዅሉ ሰብ።8እዚ ነገርዚ እንተ ኣሎኩም፡ እናማዕበለውን እንተ ኸደ፡ ንምፍላጥ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ሃካያትን ዘየፍርዩን ክትኰኑ ኣይሐድገኩምን እዩ።
ብሓቂ ክብ እስትንፋስና ንላዕሊ ቀርባ እዩ !!!!!
Wawww Amenn Amenn hayi zelwo mezmur tebareku brukat yhwatey mzamurkum memlsu yflfel❤️❤️❤️
Just wow May GOD bless you more ane more.
Blessed mezmur
ሰይ ሰይ እወ ቀረባይ ካብ ማንም ንላዕሊ የሱሰይ።ሃለሉያ።
GLORY TO GOD FORTHIS BLESSING SONG
I can’t stop playing this beautiful song. May God keep blessing you abundantly my beautiful sister and Goytsh hawey.
Amen eleleelelel eleleelelel elelelele eleleelelel elelelele Yesus kerebay bhaki I can't stop listening the wonderful song!
Amen halaluya egeziabehar xega yabizihalik
Amen Amen bhaki Jesus kerebay iyu siley zihali tebareku brukat ❤❤❤❤❤❤❤
Aseyyyyy Amezing song Glory to God🙏🙏🙏yeus kerebay eka Halleluyayyyaaa
Wow amazine song እዚ መዝሙር ኣብኣንጉዕካ እዩ ዝኣቱ ሰሚዕካ ዘይጽገብ እሞ መመሊስኹም ሰስኑ ተገለጹ ኣምላኽ መዝሙር ይምላእኩም ጎትሽን ሶሊን ተባረኩ🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️ we need more like this please
Btami blux mezmur. God bless u both. Memeliskum wesku!
What an amazing voice, u r really our blessing dear soli and please keep it up and i will support u with all my heart
Wwwww amzazing mezmur Soli ,Gotshi ,Fani Nice serhi betami
Amennnnn Keri namlak Ykun yesusey qerbayu kab Manm nlaeli
ኣምላክ ጸጋኩም የዛርዮ may God bless you more &more
God Bless You All Glory to God Amen In Jesus Mighty Name Amen
Egziabher ybarrkum Goytish &Soli power ful mezmur
“ቐረባዩ የሱሰይ ቐረባይ
ቐረባዩ ዘይፍለ ካባይ
ቐረባዩ ንሱ ካማንም ንላዕሊ
ቐረባዩ ስለይ ዝሓሊ” 2x
ካብ ትንፋሰይ ንላዕሊ ንሱ ይቐርበኒ
ክደክም ክብርትዕ ዘይፍለየኒ
ብምውጻአይ ምእታወይ ዝርኣየለይ
ኣቦ ናተይ የሱስ ንስዩ ቐረባይ
ቐረባዩ የሱሰይ ቐረባይ
ቐረባዩ ዘይፍለ ካባይ
ቐረባዩ ንሱ ካማንም ንላዕሊ
ቐረባዩ ስለይ ዝሓሊ
ደልየ ዘይስእነሉ ሓቲተ ዝረኽበሉ
ብዘድልየኒ ዘበለ ዝገብረለይ ባዕሉ
ከመርዓት ኣዒንቱ እናሓለወኒ
ብግለግሊኡ ኣብ ሕቕፉ የእትወኒ
ቐረባዩ የሱሰይ ቐረባይ
ቐረባዩ ዘይፍለ ካባይ
ቐረባዩ ንሱ ካማንም ንላዕሊ
ቐረባዩ ስለይ ዝሓሊ
ኣነስ ኣይናወጽን ምሳዩ ቲ ሓያል
ማያት ተዓፈረ ተነደረ ኣኽራን
ካብኩሉ ዝበልጽ ዝነብር ዘልኣለም
የሱስ ኣሎ ምሳይ ፍጹም ኣይሓድገንን
ቐረባዩ የሱሰይ ቐረባይ
ቐረባዩ ዘይፍለ ካባይ
ቐረባዩ ንሱ ካማንም ንላዕሊ
ቐረባዩ ስለይ ዝሓሊ
ዕድለዩ ንዓይ ክስመ ብስምካ
ክጽዋዕ ብኣኻ ተባሂለ ውሉድካ
እዝኹሉ ድማ ብኣኻ ከይኑለይ
ስለዚ ኢብለካ ኢኻ ቐረባይ
(ተደ)
🥰🙌👏❤❤❤❤😇
𝚃𝚎𝚋𝚊𝚛𝚔𝚞
ጎይታ ይባርካ ትሕዝቶ ናይዛ መዝሙር ዝጸሓፍካልና
ጎይታ ይባርካ ነዛ መዝሙር ዝጽሓፍካልና
❤❤❤
ልበይ ብንብዓት ናብ ኣቦይ ከምዝምለስ ጌራትኒ እዛ መዝሙር ፡ክሰምዓን ልበይ ክስበርን ብርከይ ክዓጽፍን ጌራትኒ እሞ ኣምላኽ ኣቦ ምጽንናዕ ይባርኽኩም።
ME TO
❤️
ንበርኸት ኩን ሓወይ ፍቕሪ ኣቦ ዝጠዓመ ይሕክል እምበር ኣይጠፍእን ዩ
Me too
ኣየ'ዚ ብሩኽ ኣምላኽ : ንህዝቡ ምእንቲ ኸጸናንዕ'ዶ : እዚ ግሩምን : ህይወት ዘሐድስን : ብተስፋ ዘሀብትምን መዝሙር ሂቡኪ : ስሙ ይባረኽ 🙏🏻 ስለዚ ብጸግኡ ዝተላዕጠጠ መዝሙር : ተባረኺ/ተባረኹ ፍቁራት በረኸትና ኢኹም 🙏🏻 መመሊስኩም ዘምሩ : እ/ር ድማ ከም ሓያል ጅግና ምሳኹም እዩ 🙏🏻😍😍
❤❤❤🙌🏽🙌🏽🙌🏽
Amlak ybarkum btami tebarikna
Jc
ኣታ ኣነ ምስዛ መዝሙር ፍቅሪ ሒዙኒ ።
አረ እንታይ ዓይነት ሓይሊ ኢዩ ዘለዋ
ኣቱም ኣሕዋተይ መመሊስኩም ብጸጋ ተገለጹ
እወ መኽሊትኩም ኣሽርፉ ። ብሓቂ ንባርክ ኣለና ። በቲ ጎይታ ኣባኩም ዘንበረልና ቅብኣት ምጽንናዕ ። እቲ ቐረባ ዝኮነ ጎይታ' አወ እቲ ቐረባ ዝኮነ የሱስ ይባርኩም።
ጎይትሽ ሓወይ ከኣ ብኣካ ብዙሕ ኢና ተባሪክና ብመዛሙራትካ ካብ ልብና ዘይሃስስ ፍቅሪ ጎይታ ይእቲካልና ኢካ ሞ ተባረክ
ንስኻ ናይ ብሓቂ በረኸትና ኢኻ
We love you so much stay blessed goitom hawey
Welan tery belka tebarek🥰🥰
ኣሜን የሱስ ቀረባይ እዩ ኣምላኽ ይባርኽኩም ጎቲሽ ሶልያና እንዳዘመርኩም ንበሩ
🥰❤❤❤😇
እዛ መዝሙር ኣዝያ እያ ባሪካትንን ኣጸናኒዓትን ምሉእ መዓልቲ ክሰምዓ ወዒለ በቃ ኣዝያ ጥዕምቲ ኣምላክ ይባርኩም ሶሊ & ጎይትሽ
የሱስ ጎይታ እዩ! ነፍሰይ መኺኻ 😭እንታይ ዓይነይት ድተባረኸ መዝሙር እዩ ጎይታ የሱስ መመሊሱ ዓዕዚዙ ይባርኩም💕
Belles u my dear
So powerful and gracious song ajoki ketsili goita misaki iu
ብሓቂ ክብ እስትንፋስና ንላዕሊ ቀርባ እዩ ።
ብሩኻት ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ዝባርኽ መዝሙር ዘመንኩም ይባረኽ ድርሳናትኩም ንኽብሪ ጎይታ ጥራይ ይኹነልኩም በረኸትና ኢኹም ትባረኹ።
Amenn amen wow ewe yesus kerebay eyu neay! Brukat ekum Goitom hawey and brikti hafti azyu teum qinit.
ጎትሸይ ሓወይ ኣዝዩ ደስ ኢሉኒ መዝሙር ሒዝካ ደበኽ፡ ጸላኢ ኣይተዓወተልናን፡ ስም ኣምላኽ ካብ ጫፍ ንጫፍ ይባረኽ!!!!!!
What a blessing song
May the Lord bless you!
Leya solomon hefta Pls telefon Send me leya Stockholm deki?😭🙏🏼❤️
7ptp
ቀረባይ እዩ ንሱ የሱሰይ ቀረባይ
ቀረባይ እዩ ዘይፍለ ካባይ
ቀረባይ ንሱ ካብ ማንም ንላዕሊ
ቀረባይ'ዩ ስለይ ዝሓሊ
ካብ ትንፋሰይ ንላዕሊ : ንሱ ይቐርበኒ
ክደክም ክብርትዕ ዘይፍለየኒ
ብምውጻእ ምእታወይ ዝርኣየለይ
ኣቦይ ናተይ የሱስ ንሱ'ዩ ቀረባይ
ቀረባይ እዩ ንሱ የሱሰይ ቀረባይ
ቀረባይ እዩ ዘይፍለ ካባይ
ቀረባይ ንሱ ካብ ማንም ንላዕሊ
ቀረባይ'ዩ ስለይ ዝሓሊ
ደልየ ዘይስእነሉ ሓቲተ ዝረኽበሉ
ብዘድልየኒ ዘበለ ዝገብረለይ ባዕሉ
ከም መርዓት የዒንቱ እንዳ ሓለወኒ
ብግልግሊኡ ኣብ ሕቅፍኡ የእትወኒ
ቀረባይ እዩ ንሱ የሱሰይ ቀረባይ
ቀረባይ እዩ ዘይፍለ ካባይ
ቀረባይ ንሱ ካብ ማንም ንላዕሊ
ቀረባይ'ዩ ስለይ ዝሓሊ
ኣነስ ኣይናወጽን ምሳይ እዩ እቲ ሓያል
ማያት እንተዓፈረ ተነደረ ኣኽራን
ካብ ኩሉ ዝበልጽ ዝነብር ዘልኣለም
የሱስ ኣሎ ምሳይ ፍጹም ኣይሓድገንን
ቀረባይ እዩ ንሱ የሱሰይ ቀረባይ
ቀረባይ እዩ ዘይፍለ ካባይ
ቀረባይ ንሱ ካብ ማንም ንላዕሊ
ቀረባይ'ዩ ስለይ ዝሓሊ
ዕድል እዩ ንዓይ ክስመ ብስምካ
ክጽዋዕ በኣኻ ተባሂለ ዉሉድካ
እዚ ኩሉ ኸኣ ብኣኻ ኮይኑለይ
ስለዚ ይብለካ ኢኻ ቀረባይ
ቀረባይ እዩ ንሱ የሱሰይ ቀረባይ
ቀረባይ እዩ ዘይፍለ ካባይ
ቀረባይ ንሱ ካብ ማንም ንላዕሊ
ቀረባይ'ዩ ስለይ ዝሓሊ
It is long time listened like this song full of Spirit ...I cant stop listening min 3 times per day....please continue sing it is blessing
ኣዘያ ተፈታዊት መዝሙር አብ መዓልቲ ልዕሊ ሓሙሽተ ጌዜ ይ ሰመዓ ❤️🌹🙏ብ ሩኻት ኢ ኹም 🙏 ናይ በሓቂ መንፈሳዊት መዝሙር 🙏
ኣዝኩም ተባረኩ ወላ እቲ ክሊፕ ኣሰራርሕኩም ኣዝዩ ጽፉፍ ደስ ዘብል ወላ ኣቀዳድናኪ ዉርዙያት ኣሰይ ንፉዓት መንፈሳዊ ብኹሉ መመልስኹም ተባረኩለይ ❤❤❤
አሜን ኣሜን
ቀረባዩ የሱሰይ ቀረባ
ቀረባዩ ዘይፍለ ካባይ
ዝባርክ መዝሙርዩ ብሩካት ተባረኩ
I can't stop listening to this beautiful song. You guys are so anointed and blessed 🥰🙏🏼
Amen!! Kereba eyu. Jesus is amazing!
Such an amazing voice and talent God gave both of you.
Tebareku!!
ኣሰይ ሶሊየ ጎትሽ ሓወይ ተባረኹ ኣሜን እግዚኣቢሄር ቀረባዩ ስለይ ዝሓሊ ኣሜን እሰይ
Just wow ... Amazing grace ..I dont have words .Praise God ... more blessing gotishy
Amazing work! I am truly blessed with that song . May God bless you goitish and soliana . Keep shining and you are our blessings.
ኣሜንንን የሱሰይ ቀረባይ ኢዩ ብሓቂ ኣብ ድካም ኮነ ኣብ ብርትዐ ካባይ ዘይፍለ።
ዝባርኽ መዝሙር ❤ተባረኹ
አሜንን ቐረባ እዩ የሱሰይ ቐረባ ሃሌሉያ 🙏🙏 ብሩኻትአሕዋተይዘመንኩም ጎይታ የሱስይ ይባርኽ🙏🙏❤️
ሃሌሉያ ቀረባይ እዩ የሱሰይ ቀረባይ አዝዩ ጥዑም መዝሙር ተባረኩ ቡሩካት እንዳዘመርኩም ንበሩ ንበረከት ኩኑ🙏❤🥰
I cannot stop playing this anointed clip. All blessing to these worshipers ❤💚💜💙❤
Amen! Beautiful song and voice. Bless you. 🙏🏽
This song have Power 🔥🔥🔥🔥🔥🔥 thanks God for his Wonderful Grace. Stay blessed ❤️❤️
Anes enika nay yesus konku amielky nesika filuy zkonkia amielk nesika melsie hetona zkonkia thank you Lord endia zemrkum nebru berukat kulu n kebru yezmer... ❣❣😇😇
ብሩኻት ንህዝብናን ምድርና በረኸትና ኢኹም
ሳልያና ጎይትሽ መመሊስኩም ብፀጋ ተገለጹ
ኣሜን ቀረባዮ what a blessing song
May the Lord bless you
This is a good 👍 👏 👌 🎵 🎶 🎵 🎶 to help Christians ✝️ really help 😀 to remember God their best father Eliana
Like athmeku atum hzbe eritra atbabewom eske nezom burkat ngoyta mezmur ybzhalna
Amennnn amennn
Hiwet zelewo mezmur
Kuku gize nab amlak ykrbeka
Nsu tray zeykones memelisu
Nab goyta eyesus ktkerb ydrkeka
Amlak zemen Hiwet ybark
We loveee youuuu
May God bless you abundantly you are so blessed be blessed 🤲🏻🙏🙏🙏💕💕💕🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ካብቲ ኣባኺ ዘሎ ሩባታት ማይ ሂወት ንብዙሓት ንምርዋይ ንምዕራፍ ፍሰሲ ብስም የሱስ I love you beloved sister more grace upon u
ኣሜን፡ ጸጋኺ እንዳዓዘዘ ይዕዘዝ፡ ንበረኸት ኩኒ
Wow You are so blessed ጥዑማት ድምጺ፡ ጎትሽ and Soli haftey. Memeliskum Wesku.
🙏 Amen. Haleluyah. Beautiful song! Tebareku brukat.
What a blessing and amazing Song! God bless you all.
Amen hallelujah yes He is! Amlak ybarkum brukat memeliskum tebareku!
Amen Ewe slena zhali kereba yesus buruk🔥🖐🏼🔥🖐🏼🔥🖐🏼🔥🖐🏼🔥🖐🏼tebareku
ኣሜን ኣሜን የሱሰይ ቀረባይ ኢኻ...ተባረኹ ቡሩኻት መዝሙርኩም ይብዛሕ
Very beautiful gospel song
God Bless you all
Praise Jesus Amen
In Jesus Mighty Name Amen
Brukat Egziabher ybarkum ane non stop eye zsema neza mezmur wshtey bnbat ymeli qereba amlak kemzeloni teredie yhgos goyta memelisu bmezmur ybarkum tebareku ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💐🌺💐🌷🌺💐
Ewe nsu kulugeze kreba wala ente rehaknayo emunnnnn eyu goyta semu leeeeel yebel nzelalem
Tebareku yehwat
Best gospel song 2022 ቀረባይ ዩ የሱስይ ❤️❤️🙏🙏 your voice very beautiful little sister & Goytom you are amazing as usal blessings 🙏
Solitey brkti memelisu hadish hadish mezmur yfelfl 😘❤❣
ጎይታ ኣብዚሑ ይባርኩም
What a blessed song ..what a blessing...memeliskum zemru ...bereketna ekum.🎹🎸🎻
Amen Amen Anointed mezmur tebareki 🙏
Waw menfes zelewo mezmur
ተባረኹ ብሩኻት በረኸትና ኢኹም. የሱሰይ ቀረባይ እዩ ስለይ ዝሓሊ የሱስይ ብሩኽ።
Waw goytsh hawey. Amazing song.
GOD BLESS YOU MORE AND MORE
you are our blessing.. Keep it up. Bless you
Yessss yessss Amennnn Amennnn Amennnn Praise the Lord my blessed people Sis. & br. Stay blessed 🙏🙏🙏
Amen amen solyan haftey amlak ybark 😍😍😘😘🥰🥰😍😘🥰😍😘🥰😍😘🥰
ኣሜን ቀረባዩ የሱሰይ፡ መመሊስኩም ተባረኹ።
ቐረባይ እዩ የሱሰይ ርሑቅ ኣይኮነን ኣሜን❤
ቀረባይ ኢዩ የሱሰይ ቀረባይ ዋውውውውው ሃሌሊያ
ተባረኹ😇❤
Btami zbarkeni mezmur Goyta yesus ybarkum kereba eyu yesusey kereba
Amen Amen Amen birgx kereba simu yibarek, Bless you guys
Amen kulu gize mis hzbu eyu goita kerebana eyu goita yibarkum
ብርኽቲ ኢኺ ጎይታ ይባረኽ ደስ ዝብል መዝሙር
ልብኻ ትትንክፈካ መዝሙር፡ ኣምላኽ ድማ ይባርኽኩም እሕዋትና Goitom & soliana
Zegerm Tieum mezmur.
Amlak ybarkhkum .
It's Amezing and blessing songs. Bless u guys. U r ur blessing ❤❤❤🌹🌹
What a blessing song! God bless u solyana.
Tebareku for the blessing mezmur. May God bless you 🙏 ❤ ✨
Ammmmen Ammmmen Ammmmen Hallelujah glory to God Almighty!!! Bless you both Abandontly so true kereba eu nusu kab maniem nelaly kereba eu seley zehali , Yesusey kerebaki !!!!! it blessed me so much 🙏
🤩❤❤😇
Wawww Amen Amen
Degagime semiya bhaqi tebarike
Solye & Gotsh goyta ybarkum
እወ እወ እእእእእእወወወወወ ኣማን ብኣማን ንኹልና ኣብ ልዕሊ ምድሪ ንርከብን ንቀጻሊን እናቀጸለ ንዝበጽሓና ቅርበት እየሱስና !ቀረባይ ስለይ ንዝሓሊ ኽብረት ይሃበልና;-) ;-) ;-) ;-) ;-) ;-)
i may hear more that 20 times. You're blessed. ❤
ዎው ጎይታ ይባርኩም ቅብኢ ዘለዎ መዝሙር ❤❤❤
Wowww brukat ahwatey kitzmiru niberu. Goyta abzihu yibarikkum, memeliskum zemiru
Wow it is amazing mezmur blessing song My God bless you 🙏❤️🙏
ኣሜን ክብሪ ንኣምላኽ ኣዝዩ ጥዑምን ዝባርኽን መዝሙር መመሊስኩም ወስኹ ብሩኻት
ኣምላኽ ይባርካ ጎትሽ ሓወይ ከምኡ ድማ ሶሊና ሓፍተይ፡ ኣዚዩ ምቁር መጸናንዒ መዝሙር
Amlake ybarke soliyan haftey
Amen kerebay ika yyesusey
Semiekayo memelisu zibarkeka mezmur brukat eikum yibzahalkum
Wawwww Gotish and Soli yibzihalkum, where have I been. Just discovered it today and listening it over and over again
ጎይታ የሱስ መመሊሱ ይወስኸልኩም ብሩኻት ኣሕዋተይ ጎይትኦም ን ሶልያናን።
ዘነቓቕሕን ን እምነትካ ዝድርዕን ሰማያዊ መዝሙር!!! ቀረባይ ኢዩ የሱስ ካብ ትንፋሰይ ንላዕሊ ኣሜን!!!
2ይ ጴጥሮስ 1:3
እቲ ብፍልጠት ክብሩን ደግነቱን ዝጸውዓና ኣምላኻዊ ሓይሉ ንህይወትን ንፍርሃት እግዚኣብሄርን ዚኸውን ኵሉ ኻብ ዚህበና፡4ብእኡ እታ ኽብርትን ዓባይን ተስፋ ዝረኸብና፡ ኣብ ዓለም ብፍትወት ስጋ ኻብ ዘሎ ጥፍኣት ወጺእኩም፡ ተማቐልቲ እቲ ኣምላኻዊ ባህርይ ምእንቲ ኽትኰኑ፡5ብትግሃት ዘበለ ተጋደሉ፡ ኣብ እምነትኩም ደግነት ወስኹ፡ ኣብቲ ደግነትውን ፍልጠት፡6ኣብታ ፍልጠት ከኣ ምግታእ ርእስኻ፡ ኣብቲ ምግታእ ርእስኻ ድማ ዓቕሊ፡ ኣብቲ ዓቕሊውን ፍርሃት እግዚኣብሄር፡7ኣብ ፍርሃት እግዚኣብሄር ድማ ምፍቃር ኣሕዋት፡ ኣብቲ ምፍቃር ኣሕዋትውን ፍቕሪ ንዅሉ ሰብ።8እዚ ነገርዚ እንተ ኣሎኩም፡ እናማዕበለውን እንተ ኸደ፡ ንምፍላጥ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ሃካያትን ዘየፍርዩን ክትኰኑ ኣይሐድገኩምን እዩ።
ብሓቂ ክብ እስትንፋስና ንላዕሊ ቀርባ እዩ !!!!!
Wawww Amenn Amenn hayi zelwo mezmur tebareku brukat yhwatey mzamurkum memlsu yflfel❤️❤️❤️
Just wow May GOD bless you more ane more.
Blessed mezmur
ሰይ ሰይ እወ ቀረባይ ካብ ማንም ንላዕሊ የሱሰይ።
ሃለሉያ።
GLORY TO GOD FORTHIS BLESSING SONG
I can’t stop playing this beautiful song. May God keep blessing you abundantly my beautiful sister and Goytsh hawey.
Amen eleleelelel eleleelelel elelelele eleleelelel elelelele Yesus kerebay bhaki I can't stop listening the wonderful song!
Amen halaluya egeziabehar xega yabizihalik
Amen Amen bhaki Jesus kerebay iyu siley zihali tebareku brukat ❤❤❤❤❤❤❤
Aseyyyyy Amezing song Glory to God🙏🙏🙏yeus kerebay eka Halleluyayyyaaa
Wow amazine song እዚ መዝሙር ኣብኣንጉዕካ እዩ ዝኣቱ ሰሚዕካ ዘይጽገብ እሞ መመሊስኹም ሰስኑ ተገለጹ ኣምላኽ መዝሙር ይምላእኩም ጎትሽን ሶሊን ተባረኩ🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️ we need more like this please
Btami blux mezmur. God bless u both. Memeliskum wesku!
What an amazing voice, u r really our blessing dear soli and please keep it up and i will support u with all my heart
Wwwww amzazing mezmur Soli ,Gotshi ,Fani Nice serhi betami
Amennnnn Keri namlak Ykun yesusey qerbayu kab Manm nlaeli
ኣምላክ ጸጋኩም የዛርዮ may God bless you more &more
God Bless You All
Glory to God Amen
In Jesus Mighty Name Amen
Egziabher ybarrkum Goytish &Soli power ful mezmur