Breaking ኤርትራዊ ተጻዋታይ ክዑሶ እግሪ ብጥይት ተቐቲሉ፣ ኢራን ብድሕሪት ፈተነ ቅትለት ትራምፕ ኣላ ትበሃል july 17 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • #eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
    እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
    ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
    subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
    ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
    I am glad that you have joined your TH-cam channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
    Thank you for your continuous support.

ความคิดเห็น • 40

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m 16 วันที่ผ่านมา

    ❤አዋይ ሓወይ ኤህ ኤህ ብሰላም ዕረፍ ጽንዓት ንስድራቤት😡😭💔

  • @armanimedia1997
    @armanimedia1997 หลายเดือนก่อน +9

    Welcome back KB big man,,,
    የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::❣️🕊❣️🕊❣️🕊

  • @sulemansule179
    @sulemansule179 หลายเดือนก่อน

    ኣላሕ ይርሓመክ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 หลายเดือนก่อน +22

    ክክክክክክ ኣየ ኣሜርካ ንዝጸለኣኻዮ ጸለመ ምግባር ኣመላ እዩ ነቲ ባዕላ ትገብሮ ሽበራ ናብ ካልእ ምልጋብ ሸጠናዊት ሃገር ውድቀትኪ የርእየና

    • @RahaelYhdego
      @RahaelYhdego หลายเดือนก่อน +4

      ናይ ባሓቂ ሸይጣናዊት አሜሪካ😅

    • @wediKdusGebrial
      @wediKdusGebrial หลายเดือนก่อน

      ከይትልወጥ ደኣ ውድቀት እናተመነኻ ክትነብር ልሙስ

    • @Merike-ts5eo2nl4b
      @Merike-ts5eo2nl4b หลายเดือนก่อน

      ​@@wediKdusGebrialኣይገርመካን😂

    • @samig1932
      @samig1932 หลายเดือนก่อน

      Heji eko abe america tinber tikewen america kitbel ,rogurag denbya

  • @user-kr6nw7fv8i
    @user-kr6nw7fv8i หลายเดือนก่อน +5

    welcome kb

  • @user-kr6nw7fv8i
    @user-kr6nw7fv8i หลายเดือนก่อน +11

    ሰላም ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን

    • @TekleEmaha
      @TekleEmaha หลายเดือนก่อน

      Jjjjjjjjjj😅😅😅😅😅😅😅😅ĵĵ

  • @ftsumfachie-jf6iq
    @ftsumfachie-jf6iq หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @munirahaji8648
    @munirahaji8648 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷ንመዋቲ ረቢ ይርሓሞ 🙏🙏🙏 ንቀታሊ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ሕጊ ክቀሪብ ተስፋ ንገብር 🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷

  • @naherdawit1701
    @naherdawit1701 หลายเดือนก่อน +15

    በዝን ወዲኸምዝን ኣይ ንርዕድን ኢና ኤርትራውነት ክቡር መንነት እዩ

    • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
      @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb หลายเดือนก่อน +1

      Borekrok ayitibeluske fekarakumn enderakumn eyu eritrawi ab kemzi wediku.

    • @eritrea6062
      @eritrea6062 หลายเดือนก่อน

      Alanikum Enda kiros qomalat funfunat men misqxerekin daelkin Teref DRON delikin alekin mesleni esubat.​@@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il หลายเดือนก่อน

      ሑሱር መንነት ዶ😂

    • @mandelaman776
      @mandelaman776 หลายเดือนก่อน

      @@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb kela seik bal Gawena 🦍

    • @blueblueablueblue5904
      @blueblueablueblue5904 หลายเดือนก่อน

      ​@@AaA-nq7il😂😂😂😂ባዞ ጋላ 🤮 ፎእ 🤮👎 ድርባይ

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 หลายเดือนก่อน

    Thx bro

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 หลายเดือนก่อน +1

    Selam ❤❤🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @galetigray12233
    @galetigray12233 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome kb

  • @ha800
    @ha800 หลายเดือนก่อน

    ገረንቺኤል ማርቴሎ፡ ኣምበሳድር ትግራይ ኣብ ኣመሪካ ተባሂሉ ይተኣረም። ደሓር ከኣ ፍትሒ ንኣመሪካ። ኣመሪካ ዲሞክራሲ ክትመሃር ኣለዋ።

  • @edentsegai5801
    @edentsegai5801 หลายเดือนก่อน

    Rip ካብ ሓሳድ ዓይኒ የድሕነና 😢

  • @yordanosmehari3470
    @yordanosmehari3470 หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ሸይጣውንቲ ወላ ባዕሎም ክቀትልዎ ሓሲቦም ይኾኑ ሓባል በልያ ከይትቕድመኪ እዩ ዝመስል ነገሩ። እቲ ኣብ ውሽጦም ዘሎ ሕንትርኽራኽ ከየጽረዩ ንማዕዶ።

  • @amanuelaregay3802
    @amanuelaregay3802 หลายเดือนก่อน

    ንኢራን ክሃርምዋ ስለ ዝደለዩ እዮም ።

  • @ha800
    @ha800 หลายเดือนก่อน +1

    እንታይ ይበሃል ደኣ እዚኸ? ኤርትራዊ ኣብ ዊንፔክ ተቀቲሉ ይበሃል እዩ? ምዕራባውያን ዲሞክራሲ ክመሃራ ኣለወን

  • @skufseb1skufseb118
    @skufseb1skufseb118 หลายเดือนก่อน +1

    ወይ ሓሶት ። ኢራን ኣይኮነትን ወጢናቶ። ምስኪን ህዝቢ ኤመሪካ፡ ጸላኢኦም ዘይፈልጡ። እቲ ውጥን ናይ ፈተነ ቅትለት ካብቲ ንድሞክራት ሰልፊ ዝምውልን ብሕቡእ ዝመርሕን ሃይማኖት ዘይብሉ ጨካን ሃብታም ሶሮስ ብተዘዋዋሪ ዝተሃንደሰ እዩ።

  • @sabazeru2153
    @sabazeru2153 หลายเดือนก่อน

    እዚ መንግስት ኮነ ኢሉ ዝገብሮ ወደብ ለመውስድ የኢትዩጵያ መንግስት ዝገብሮ ስለ ሶማላዊያን በሓደ ደው ክብሉ ይግብኦም

  • @r.e.nmylove4314
    @r.e.nmylove4314 หลายเดือนก่อน

    America dengixa ay konetn ntemezabelti kmlesu kabiom gele negi zkenwa meniseyat terekebet ya tegbhuk zela

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 หลายเดือนก่อน

    ነገር ድልይልይ ኢራን🤣🤣🤣

  • @MansurMed
    @MansurMed หลายเดือนก่อน

    Ay America 😂😂😂😂😂

  • @r.e.nmylove4314
    @r.e.nmylove4314 หลายเดือนก่อน

    Kkkk America tenkolki klu tefelitu u 😂😂

  • @freweinitekie7869
    @freweinitekie7869 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @skufseb1skufseb118
    @skufseb1skufseb118 หลายเดือนก่อน

    ወይ ሓሶት ። ኢራን ኣይኮነትን ወጢናቶ። ምስኪን ህዝቢ ኤመሪካ፡ ጸላኢኦም ዘይፈልጡ። እቲ ውጥን ናይ ፈተነ ቅትለት ካብቲ ንድሞክራት ሰልፊ ዝምውልን ብሕቡእ ዝመርሕን ሃይማኖት ዘይብሉ ጨካን ሃብታም ሶሮስ ብተዘዋዋሪ ዝተሃንደሰ እዩ።