ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ጉዳያት ትግራይ ቃለ መሕትት ምስ ሃይሉ ከበደ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ውድብ 3ይ ወያነ ትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
  • WelCome To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
    Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Brakhe_Show
    #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
    #brake_show
    #Berake_Show
    #Brake_Show
    #Medhin_Gebreslassie
    #serawit tigray
    #ሰራዊት ትግራይ
    #ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
    #Amhara_ethiopian_criss
    #eritrean_community
    #Eritrean_Poletics
    #Tigiray_poletics
    #ethio_forum
    #Tefetawi_Tolk_Show
    Eritrean Interviews
    #ቃለን_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
    #Eritrean_Poletics
    #ጠርጣራው_ስቡሕ
    #ተክሊት_ገብረመስቀል
    #Interview_Tertaraw_Sibuh
    #dialogue_Among_Two_Tigrian_Generation
    #Abrha_Teklu_Teklit_Gebremeskel
    #ኣብርሃ_ተኽሉ_ተኽሊት_ገብረመስቀል
    #ክትዕ_ኣብርሃ_ተኽሉ_ተኽሊት_ገብረመስቐል
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣስገዶም_ተወልደ
    #Interview_With_Asgedom_Tewelde
    #ኣስገዶም_ተወልደ
    #Abel_Gebremedhin
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣቤል_ገብረመድህን
    #brake_show
    #መድረኽ_ብራኸ_ሾው_ቁ_3
    #መድረኽ_ብራኸ_ሾው
    #Medrek_BraKhe_Show
    #DDR
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣይተ_ተስፋኣለም_ይሕደጎ
    #Interview_With_Tesfalem_Yihdego
    #ኣማኒኤል_ኣሰፋ
    #ህወሓት
    #ዘርኡ_ገብረሊባኖስ
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ዘርኡ_ገብረሊባኖስ
    #ምስረታ_ጉባኤ_ኣሕፈሮም_መዘክር ስውኣት_ትግራይ
    #ሚኪኤለ_መሓሪ
    #Mikiele_Mehari
    #Tigrigna_music_Mikiele_Mehari
    #Tedros_tsegay
    #ኣማኒኤል_ኣለማዮህ
    #ኣብርሃ_ተኽሉ
    #ዮሴፍ_ገብረህይዎት
    #J_Studio
    #ዋዕላ _ዕደና_ወርቂ
    #ጉዳያት_እስልምና_ትግራይ
    #መድረኽ_ብራኸ_ሾው_ቁ_5
    #ዋዕላ
    #ክትዕ_ኣብ_ሞንጎ_ኣባላት_ጉጅለታት_ህወሓት
    #ተመዛበልቲ
    #ዶር_ገብረኣብ_ባርናባስ
    #Barnabas_Gebreab
    #Dr_Gebreab_Barnabas
    #TPLF
    #ሰልጠነ_ግርማይ
    #seltene_Girmay
    #ኣብርሃ_ሃይለዝጊ
    #abrha_hailezgi
    #ሰልጠነ_ግርማይ
    #selatene_Girmay
    #መቐለ_ትግራይ
    #ሃይሉ_ከበደ
    #3ይ_ወያነ_ትግራይ

ความคิดเห็น • 83

  • @alulamedia-3278
    @alulamedia-3278 7 วันที่ผ่านมา +7

    ደስ በሃሊ ቃለ መሕተት

  • @TeshomeBisrat-c1w
    @TeshomeBisrat-c1w 5 วันที่ผ่านมา +2

    ፅቡቅን ዓሚቅን ትንታነ በሳል ንኹሉ ብዝርደኦ ሙሁራዊ ትንታነ የቐንየልና 🙏🙏🙏

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe 7 วันที่ผ่านมา +6

    I stand with Salsay Weyane, because it’s a very principled party, that would save Tigray.

  • @ZerayHailay-yx2td
    @ZerayHailay-yx2td 6 วันที่ผ่านมา +3

    3ይ ወያነ ዘሐሸ ዉድብ ትገራይ

  • @danielberhane4236
    @danielberhane4236 5 วันที่ผ่านมา +1

    proud to vote for this party as always.

  • @tsegahunweldegebrieal-bq4sf
    @tsegahunweldegebrieal-bq4sf 6 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ መፃኢ መራሒና። ዓቅምካ ኣብ ሀበርጋ መድረክ ሪአካ ናናማን ጀግና ኢካ በዓል መትከል

  • @michealkebede950
    @michealkebede950 6 วันที่ผ่านมา +4

    ክበረታትዑ ዝግባእ ውድብ 🎉

  • @fissehakinfe
    @fissehakinfe 7 วันที่ผ่านมา +3

    Hailu ከበደ Brillant way of Thinking

  • @anisaany6039
    @anisaany6039 6 วันที่ผ่านมา +3

    ውድብክም ኣበርትዕዋ ፅብቅ ቃልምሕተት

  • @tsegaywelu5994
    @tsegaywelu5994 7 วันที่ผ่านมา +2

    from now onward. i am member of "salsay weyane "

  • @AG-py4xd
    @AG-py4xd 7 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you both 🙏

  • @Tsgawu-u5c
    @Tsgawu-u5c 7 วันที่ผ่านมา +2

    ዕድመ ይሃብካ ወደይ

  • @onelovehumanityfirst4072
    @onelovehumanityfirst4072 7 วันที่ผ่านมา +3

    Excellent host always ask and bring everyone to help her community get information, get inspired and take action.. u are the best host because just like your name, you are savior of your community 🙏🥰

  • @SamuelTesfay-m8x
    @SamuelTesfay-m8x 5 วันที่ผ่านมา

    ሃይሉ ከበደ ጅግና

  • @genigebre2752
    @genigebre2752 5 วันที่ผ่านมา

    ቀፅሉሉ ኢኪ መደብኪ ብጣዕሚ እዩ ኣገዳሲ ካብ ናይ ትግራይ ዘለዋ ምድያታት ንብዙሕ ሰብ ዝፀለወትን ልዑል ኣሰተዋፅኦ ዘገበረን እዩ ምድያኪ እና ኣጠናኪርኪ ቀፅሉሉ ኢኪ

  • @abezgiasgedom5895
    @abezgiasgedom5895 7 วันที่ผ่านมา +2

    ሃይለ ከበደ አሰተውዓሊ ፣ በሳል ፣ ፖለቲካ ብደምቢ ዝርዳእ ፣ አብ እዋን ጀኖሳይድ ትግራይ እውን አብ አዲስ አባባ ከይኑ ካብ ልቢ ዝቃለስ ዝነበረ፣ ናይ ትግራይ ችግር ካብ ልቢ ዝተረረደኦ ፣ በዓል መፍትሒ ኢለ ዝአምነሉ ሰብ እዩ። ስለዚ ሓሳባት ናብ ተግባር ንኽልውጥ መናእሰይ ክንሕግዞ ይገባእ።

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 5 วันที่ผ่านมา

      ብሱል ንወዲ√√√√√
      ብስልቲ ን ጓል።√√√√√√
      በሳል××××××
      ችግር××××× ሽግር√√√√√√

  • @GirmayGidey-vn2hk
    @GirmayGidey-vn2hk 5 วันที่ผ่านมา +1

    አረ ይመችካ

  • @DaniDani-r5u
    @DaniDani-r5u 7 วันที่ผ่านมา +1

    መዲህን ሽኮር ❤❤❤

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ 7 วันที่ผ่านมา +1

    #ባህላዊ_ጀነራላት ህወሓት ነቲ ዝፈፀምዎ[ ዝወሰድዎ] ነውራምን ዕሙት ድጋፍ ንሓደ ዝበለየ ፍንጫል ጉጅለ ተጋጊና ነይርና ክንዲ ምባል ሐዚውን ከምኒ #ጆን_መዲድ ዝበሉ ሕፍረት ዘይብሎም መንጓሕቲ ፅልኢ ኣብ ልዕሊ ጌጋ ጌጋ ከም ኩታ ይደራርቡ ኣለዉ። ነዚ ዕዉርን ዝበኸተ መርገፂ ኣብ ዘይቕበል ህዝቢ ስጉምቲ ከም ዝወስዱ ይሕነዩ። ዓገብ!!

  • @JemalAbdu-vo2sp
    @JemalAbdu-vo2sp 7 วันที่ผ่านมา +3

    ኣቱም ሰባት ሳልሳይ ወያነ ዝብሃል ዉድብ ከፀልለኒ ደልዩ ከመይ ኢለ ኢየ ኣባል ክኮን ዝክእል🙏🙏🥰🥰

  • @MichaelABCDEF
    @MichaelABCDEF วันที่ผ่านมา

    Donkoro, does Tigray have a government currently?

  • @fissehakinfe
    @fissehakinfe 7 วันที่ผ่านมา

    Hailu ከበደ Brillant way of Thinking 1:33:20 1:33:22

  • @MotnaMotNatsnet
    @MotnaMotNatsnet 7 วันที่ผ่านมา +1

    The problem is money. EFFORT must be privatized

  • @Ggff-m5r
    @Ggff-m5r 7 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤🎉

  • @hagarawinet2088
    @hagarawinet2088 6 วันที่ผ่านมา

    Ata izia eritra eritra zaytigedfuwa

  • @MichaelABCDEF
    @MichaelABCDEF วันที่ผ่านมา

    Donkoro, don't you understand that Tegaru are currently the agenda of the Horn..

  • @KirosHailu
    @KirosHailu 6 วันที่ผ่านมา +1

    z❤❤❤🎉🎉❤❤

  • @gebremedhinnegash9898
    @gebremedhinnegash9898 5 วันที่ผ่านมา

    Thank you Meden
    I don’t know really
    Is he a reader or supporter before he started his words uneducated person

  • @GmSadorAlador
    @GmSadorAlador 6 วันที่ผ่านมา

    ትችላለህ ህወሓት በደንብ ነዉ ያወቃት

  • @hailetekie9205
    @hailetekie9205 7 วันที่ผ่านมา +2

    አነ ዝገርመኒ እዛ መድሂን ትብሃል ጋዜጠኛ ንኤርትራዊያን ጋሻ ገይራ ክተቅርቦምከላ ሐወይ ሐወይ ኢያ ተብዚሕ ብጣዕሚያ ተኽብሮምን ትሕብሕቦምን ብአንፃሩ ንተጋሩ ኢሊታት ክትሐቲት ከላ ግን ብግልባጡ ኢያ አይመሳሰልን ንምታይ ኢያ ግን ከምኡ ትገብር ?

    • @ፀሊምሓድጊ
      @ፀሊምሓድጊ 7 วันที่ผ่านมา

      @hailetekie ናይ እኒ መድሂን ፍቕሪ ንኤርትራዊያን ዳርጋ ብገዛኦም እዩ። እቲ #ስታሊን ዝበሃል ሓዋ [ሳእኒ ጉጅለ ኣደመ'ውን] ድማ #ኤርትራ እንኳዕ ጨፍጨፈትና ቅድም ኢልና ንሕና ጨፍጪፍናያ ነይርና ኢሉ ዝምስክር ድውይን ንጉጅለ ስድራ ናብ ወንበሮም ክመልስ እናሃውተተ ዝውዕል እዩ። መድሂን ጓልያቱ ብዛዕባ ኤርትራ ኣውጊዓ ኣይትፀግብን።

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 6 วันที่ผ่านมา

      You sound joules of her,Seltene he deserves it ,as I am tigraway he helped tegaru more then you do I do, that gentleman Seltene he has a big heart ❤️ and wisdom while sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered as they are rich never tired to help their owen people , gabicho wawooo

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 5 วันที่ผ่านมา

      ከምኡ ኣይኮነን ኣይትጋገ መድህን ንኹሉ ሓደ ኢያ።

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ 6 วันที่ผ่านมา

    መድሂን #ንጆን_መዲድ እስከ ሕተትልና ኣብቲ ምስ መሓዙቱ ባህላዊ ጀነራላት ኮይኑ ዝሃቦ መግለፂ[ መላገፂ]ጥራሕ ዘይኮነ ኣብቲ ድሒሩ ዝገበሮ ዕቡይ መደረ ፀፍ ጭልጥ ኢሉ ሕገ መንግስቲ ይከበር ይብልሞ መሊሱ ድማ የብኩዖ ንኣብነት ብሕገ መንግስትቲ ናይ ዝተጣየሹ ናይ መንግስቲ ትካላት ናይ መንግስቲ መዋቕርን ካብኡ ዝተፈለዩ ካልኦት ናይ ፀጥታዊ መሓዉርን [ "ፖሊስየ ገለመለየ"፣ "አማሓዳሪየ ገለመለየ" ...] እናበለ የናሹ፣ ይድህል፣ የጠንቅቕ። እሞ ነዚ ስብኣይን መሓዙትን ሒዝካ ከመይ ኢሉ ሓድነት ተጋሩ ይመፅእ? ህዝቢ ትግራይ ከመይ ኢሉ ነዞም ሰባት ኣሚኑን ነዚ ብናይ ስልጣን ፃምዕን ብዓሌታዊነትን ዝዓበደ ፍንጫል ህወሓት ደቁ ይህብ? "ከይኮና ተኮና ዶ በሉ ወለዲ!" እዚስ ብጌናኡ እታ ስልጣን ብዝኾነ ኣጋጣሚ እንተሰሊጣ ዝዕፍንዎን ዘጥፍእዎን ሰብ ብኣጋ ምሕሳብ የድሊ።

  • @dawitabrha1189
    @dawitabrha1189 4 วันที่ผ่านมา

    በይዛኺ መድህን እቲ ናአማኻሪ ካውንስል ሰነድ ብግልፂ ክንፈልጦ ግበሪ።

  • @luiginov74
    @luiginov74 6 วันที่ผ่านมา

    Gray ከምዝመስለኒ ጭላይ ማለት እዩ

  • @MikyaleShushay-x9d
    @MikyaleShushay-x9d 6 วันที่ผ่านมา

    መድህን ንብርሃነ ሕተትዮ

  • @Tsegaye-xm1iv
    @Tsegaye-xm1iv 7 วันที่ผ่านมา

    ብዙሕ ግዜ ጋዜጠኛ ቴድሮስ ጸጋይ ገሊጽዎ ኣሎ ውድብ 3ይ ወያነ ሓሳቦም ዝበለጸ እዩ።
    ኣቶ ጌታቾው ረዳ ንኹሉ ዘሳተፈ ቤት ምኽሪ ንምቓም ዘላቶ ሓጻርን ወርቃዊት ዕድልን ሕጂ እያ።እንተዘይኪነ ግን ከቢድ ሓደጋ እዩ።

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 7 วันที่ผ่านมา

    She is super I like you my gorgeous.

  • @com-mv2eh
    @com-mv2eh 5 วันที่ผ่านมา

    ሀለዉለዉ ሐሜታ አረ በጃኹም ሰሪሕኩም ብልዑ::መድሂን አብ አአ ናይ ህፃዉንቲ day care አለኒ ክቆፅረኪ ንዓኻ ኸአ store keeper ክገብረካ:መነሻ ክኾነኩም ኢለ እየ ነቲ ህዝቢ ዕረፍቲ ሀብዎ ይአኽሎ ይአኽለኩም

  • @zemenhwehat9690
    @zemenhwehat9690 6 วันที่ผ่านมา

    መድህን ! ምፍንጫል ዝብል ቃል ናይ ከይሲታት አገላልፃ እዩ ንጥዕናኺ ንዓኺ እውን አይጠቅመክን

  • @gebremeskelkidanemariam8478
    @gebremeskelkidanemariam8478 6 วันที่ผ่านมา

    Kab tplf ketsilu yikikilegn nay tigray parten bibesal seb zimrah 3 weyane eyuw ane kabiea siat jemire sawet eye.

  • @SamuelTesfay-m8x
    @SamuelTesfay-m8x 5 วันที่ผ่านมา

    መድሂን ንሃይሉ ተመሲጥክሉ ዶ ሓቀይ ፣ በዘራርብኡ ማለተይ እየ ፣ ኣነ ኾሪዐሉ

  • @BerketBelay
    @BerketBelay 7 วันที่ผ่านมา +2

    Atum denakur tegaru kondafat agametatt reshat medhin shermuta keliy

  • @BerheBeyene-n6n
    @BerheBeyene-n6n 7 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሕሽት ትርክት ሽዋ ተሓብኢካ

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 7 วันที่ผ่านมา

    ሓሙሽተ ወርሕ ሙሉእ ክልል አምሓራ ከም ደርሆ?? ጣርማበር በፂሕካስ? መን ፀራሪጉ አብ ክልተ ሰሙን መለሶም?የምታድነው ከተማ የለም አይተብሃለን? ዶ? ቁማር ተተበሊዕካ?ንምንታይ ተበልዒ ኢልካ ኢህ ዘይኮነስ? ንዝበልዕካ ምድናቅ ምምሃር? ዝሓሽ ሜላ???

  • @Araeyaraya-e2u
    @Araeyaraya-e2u 7 วันที่ผ่านมา

    ጉዳይ ትግራይ ተመኻኽርካ ምበይ በይንኻ ታይ እኻሞ ትገብረላ ንትግራይ?መማኸርቲ ካውንስል ማለት ንኹሉ ዘካተተ ተኾይኑ ቀሪብካ ጉዳይ ትግራይ ምምኽኻር እዩ ዝሐሽ።መመኻኸሪ ዓውዲ ተተዘርግሕልኹም እምብለይ ተታዓፅኹም ታዓፅና ናይ በይኖም ገይሮማ ትብሉ ታይሞ እኹም ትደልዩ❓ቀጥታ ስለጣን ንሳልሳይ ወያነ ድኹም ደልኹም❓

  • @kassazegeye269
    @kassazegeye269 7 วันที่ผ่านมา

    ከማኻትኩም ዝበሉ ብዙሕ ትግራዋይ ኣብ ዘለሉ ጉዳይዶ ብዘይረብሑ ሱሱዓት ትምራሕ ትግራይ መርገም ይህልወና ይኾን እምበር እዞም ኣረግቶት ንደቆም መውረሱሞ ንሶምውን መዕረፉ ግን ዓዊሮም ብህርፋን ብደዐን ንደቆም እኳ ዘይኣምኑ

  • @AbduAbduberhe
    @AbduAbduberhe 7 วันที่ผ่านมา

    መራሕት ሰራዊት ንሰኹም ብት ዝጉሕጓሕ ዘሎ ወርቅ ,ሓፅን ብዝኾነ ናይ ግል ጥቅምታትን ትዝንግዑ ትኽእሉ እኹም።ግን ኣብት ታሕት ዘሎ ወታደር ግን ሞራሉ ,ተሰፋኡ,ወነኡ ከምዝፈላለ ፊለጡ ።ሰጉምት እንተወሰድኹም ዝወርደኩ ሸኽም ከጥፈአከም እዩ ትግራይ ከጥፋኣ እዩ።ወጣት ከምት ዝኳሸሖ ዝነበረ ኸዝ ናዓኹም እሉ ህወቱ ክበኩም ድዩ ??

  • @selamselam2754
    @selamselam2754 7 วันที่ผ่านมา

    ነንባዕልና ክንዋጋእ ኢና ይብል አሎ እዚ ዘርእየካ አንጻር ተጋሩ ክስለፍ ዝክእል ስነልቦና ከም ዘለዎ ምንም ጥርጥር አይብሉን :: ከም ብዓል እዚ ዝበሉ ሰባት እመኑኒ መርዚ ትግራይ እዮም :: እቲ ኣብ ውሽጡ ዘሎ ጨካን ስምኢትን ክገብሮ እውን ዝክእልን ነገር እዩ ሰጋእ ከይበለ ዘየለ ጨካን አንፈት ዝእንፍት ዘሎ:: ሓደ በሊሕ ፖለቲከኛ ዝብሃል ሰብ ሓደጋ እንተ ሃሊኡ እኳ ነቲ ሓደጋ ዘምክን ሓሳብ አፍሊቁ እዩ ህዝቡ ዘርጋግእን አሕቢሩ እውን ዝመርሕን ::

    • @hayelom-u2q
      @hayelom-u2q 7 วันที่ผ่านมา

      ደንቆሮ እኮ ከምዚ ዓይነት ሓሳብ አይርዶኦን ወዲ ኮምሳር

  • @MichaelABCDEF
    @MichaelABCDEF วันที่ผ่านมา

    Medhin, do not side, act like journalist. And do not make political prostitution.

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 7 วันที่ผ่านมา

    Getachewin abiyien nay Tigray jegani hade bi hade awaridom jegna zeybila Tigray mitraf eyu, ezi dima nay shewawyan tarikawi silti eyu

  • @brhanegeremeskel137
    @brhanegeremeskel137 6 วันที่ผ่านมา

    ሜዲ በጃኺ ን ፋላስፋ ዮሴፍ ገብረሂወት ኣቕርብልና
    m.th-cam.com/video/O3gtUc2NhbY/w-d-xo.html

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 7 วันที่ผ่านมา

    አረ መድህን ሃይሉ ከበደ ማለት እኮ ደሓን ብሱላት ካብዝበሃሉ ፖለቲከኛታት ህሓደ እዩ ግን ኣብ ትግራይ ውሽጢ ኮይንካ እዩ ቃልሲ ጉሓፋት ኣብ ደገ ጎይንኩም ሰብ ኣይተዋድኡ መድህን እውን ስርዓት ግበሪ ምናልባት እውን ከልቢ ክደኢትበሃሊ ወይ እውን ሸርሙጣ

  • @angesomluel2776
    @angesomluel2776 7 วันที่ผ่านมา

    Busul Seb nay behaki

  • @nopenot4058
    @nopenot4058 6 วันที่ผ่านมา

    Tegaru denaquirt, Hassewtti and parasites

  • @TemesgenBayeN
    @TemesgenBayeN 5 วันที่ผ่านมา

    ፈላጥ

  • @truthfor27
    @truthfor27 7 วันที่ผ่านมา

    ሰራዊት ትግራይ ህዝባዊ ሰራዊት እዪ:: በደል ህዝቢ ዝወለዶ ሓይሊ እዪ:: እዚ ማለት ድማ ሕመቅ ፓለቲካ ህዝቢ ትግራይ ርኢካ ከም ዘይረኣካ ሕለፍ ምባል " ኣይንህን ጨፍን ላሞኝህ " ዝዓይነቱ ፀይቃም ኣረዳድኣ እዩ::

    • @lisanuashebir5309
      @lisanuashebir5309 6 วันที่ผ่านมา

      ሰራዊት ትግራይ እኮ ምስ ህዝብኻ ወግን እዩ ዝበሃል ዘሎ። ቀንዲ ምኽንያት ሕመቕ ፖለቲካ ትግራይ እኮ ሕመቕ እቱ ህወሓት ዝባሃል ረማስ ውድብ እዩ። ካብ እቱ ረሳሕ ውድብ ህዝቢ ትግራይ ይዓቢ። ኣብ ትግራይ ህዝቢ ዝፈትሖ እምበር ሰራዊት ምስ ሓደ ውድብ ወጊኑ ዝፈትሖ ሽግር የለን።

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 5 วันที่ผ่านมา

      ሞ እንድሕር ናይ ህዝቢ ኮይኑ ስለምንታይ ምስ ህወሓት ወጊኑ????

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 7 วันที่ผ่านมา

    Its time ni leba leba eyu

  • @yomreview
    @yomreview 7 วันที่ผ่านมา

    ፈሳም እልፊ ፈሳም ኣፍኩም ክተስፍሑ ከለኹም ከመይ ከምእተፅልኡ በዓል ዓቀይቶት። ሰራዊት ትግራይ በዲ ህዝቢ ትግራይ እንተከይኑ ከመይ ኢሉ ስለትግራይ ዘይምልከቶ እናረኣየ ከምዘይረኣየ ትም ክብል አለዎ

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 6 วันที่ผ่านมา

      You sound sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered mouth piece, we are sick and tired of those old fashioned clown few tplf narcissistic dogmatic self-centered politics and narrative, thanks God it over sibhatawian corrupted narcissistic now kkkkkkkkkk

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 7 วันที่ผ่านมา

    Nay hizi hadeshti pati tibralu gi bi mircha keykones bi ametsi kitnegsu tideliy

  • @yomreview
    @yomreview 7 วันที่ผ่านมา

    ቲሽ ለፍለፍቲ

  • @aregaiw
    @aregaiw 7 วันที่ผ่านมา

    Shame on you to oppose TDF's stand. Who are you to say that TDF shouldn't be involved in politics while the useless political elitis of Tigray has totally failed to save Tigray to from the ongoing crisis, You are saying TDF should seat and see.This is nonsense. Get out of elite politics and listen and understand what Tigray is saying.
    I don't think either you don't belive or doesn't know about democracy which is the majority rule and minority rule. Otherwise you shouldn't have said two TPLF and reject the absolute majority vote of the army which is 95%.
    My friend your analysis is nothing but just elite politics.

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 7 วันที่ผ่านมา

    unconstitutional political power 50 years one man Isayas Afewerki idea or plane bad chance the Eritrean people made Refugees everywhere in the worldwide the locations countries the Ethiopia opposition Fano support Isayas Afewerki and Sudan oppostion support the Eritrean Goverenment military training in Eritrean problems professional adviser Isayas Afewerki how we can change this the only chance for Solutions

    • @grsedansha-ek6hc
      @grsedansha-ek6hc 6 วันที่ผ่านมา

      Dekala terwai burger ni kebdu

  • @berheteklehaimanot9489
    @berheteklehaimanot9489 6 วันที่ผ่านมา

    ባንዳነትኩም ዘራጋግጽ ቃለ መሕትት፤ ፍንጩላት ባንዲታት ጥራሕ እዮም።

    • @GirmayGidey-vn2hk
      @GirmayGidey-vn2hk 5 วันที่ผ่านมา

      ኣረ ደስ ባሃሊ እዩ።

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane2302 7 วันที่ผ่านมา +1

    መጀመርያ እቲ ዝለዓለ ብልሕን ፖለቲካዊ-ዕጥቒ ዚዓጠቐን ቐንዲ ብዓል ጉዳይ ጃላ ኩን ኢልካ ከተምኩኖ ምፍታን ብልጽግናዊ አተሓሳስባን ተግባርንዩ።እተን ውልዶ ፖለቲካዊ ውድባትውን ትማሊ ትማሊ ምስለነ ግዝያዊ ምምሕዳር ኢለን ንህዝቢ ዝምህራ ዝነበራ ሎሚ እዚ ምምሕዳርና ንዘለአም ይንበረልና እንትይ አምጽኦ?

  • @TeweldeYohannes-o7z
    @TeweldeYohannes-o7z 6 วันที่ผ่านมา

    Talk about your party

  • @fissehakinfe
    @fissehakinfe 7 วันที่ผ่านมา

    Hailu ከበደ Brillant way of Thinking