የማነ ገብረሚካኤል "ባርያ"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
  • ኣብ ስነ-ጥበብ ኤርትራ ዓብን ብሉጽን ኣበርክቶ ንዝገበሩ ሃገራውያን ንምዝካርን ክብርን ኣፍልጦን ንምሃብን ዝዓለመ መደብ “ከዋኽብቲ ኤርትራ”፡ ብዝኽሪ በሃር ስነ-ጥበበኛ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ) ንፍልሞ ኣለና፡፡
    እዚ ብተበግሶ ወለንታውያን ዝካየድ መደብ'ዚ፡ ብምኽንያት ርብዒ ዘመን ዕረፍቲ የማነ ባርያ ዝተበገሰ ኩይኑ፡ ኣብ ምዕባለ ስነ-ጥበብ ሃገርና መሰረታዊ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ከዋኽብቲ በብእዋኑ ብኽብሪ ክንዝክርን ከነመስግንን ኢና።
    ኩሉ ሃገራዊ ንዕቤትን ቀጻልነትን ናይዚ መደብ'ዚ ዝከኣሉ ከበርክትን ክሳተፍን ንጽውዕ፡፡ ናይ ባንክ ሕሳብ "ከዋኽብቲ ኤርትራ"፥
    Eritrean Musicians Association - Zikri Kewakbti Euro-249-3 USD-1055-3 Nakfa -C/A 3.05053-8 Housing Bank Of Eritrea
    gofund.me/533d...
    ከዋኽብቲ ስነ-ጥበብ ዝዝክርን ዘኽብርን ሕብረተሰብ፡ ከዋኽብቲ ስነ-ጥበብ የፈልፍል።
    ማሕበር ኤርትራውያን ሙዚቀኛታት
    The Legend Yemane Barya with the Song ወደባት ዓደይ፡ ዘመን፡ ሉላ፡ ጓል ሃገረይ፡ ደቂ ኣስመራ፡ ኣደይ፡ ወጊሓ-መሬት፡ ተዝኾነለይ፡ ናጽነት፡ ደሚቓ-ወርሒ፡ ይሃርም'ዶኾን፡ የማነ ባርያ ንናጽነት ንምምጻእ ዝተቃለሰ ጅግና ኤርትራዊ ጸሊም ኮኾብ፣ ተስፋ ንገብር ክትፈትዉዋን፡ ከምእ'ውን ኣብዚ ተጀሚሩ ዘሎ ዝኽሪ ስነ-ጥበባውያን እጃምኩም ከተበርክቱ ብኽብሪ ንዕድም።
    ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2024
    #eritrean #Eritreancomedy #Eritreanfilm #Eritrea
    #Eri
    "ዋልታ ሓርማዝ - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 12 |
    Eritrean Drama - Walta Harmaz (Part 12) - March 09, 2024 - ERI-TV"
    "እንዳ ዝማም - ክፋል - 237 - Enda Zmam (Part
    237), March 10, 2024 - ERi-TV Comedy Series"
    ''ኣብ ሞንጎ ሰራዊት ትግራይን መራሕቱን ንምንታይ ኣፈላላይ ክፍጠር ተደልዩ?'' ተንታኒ ፖለቲካ ተስፋይ
    7th_Interview_Tesfay_Tadesse"
    "HOT GUAYLA New Eritrean wedding 2024"
    "ንሓቂ ኢሎም ብዙሕ ዋጋ ይኸፍሉ ኣብ መወዳእታ ግን ፊልም ብትግርኛ Trash American film recap in Tigrigna @abibiboy"
    "ዕርፊ - ሓዳሽ ተኸታታሊት ፊልም - 10ይ ክፋል |
    Eritrean Drama - Erfi (Part 10) - Mar. 03, 2024- ERI-TV"
    "ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ላሜክ ተወልደ
    "(ላሜክ) Vs ሚልዮን ገ/መድህን(ሲካይ) | Lamek Vs Million - New Eritrean Show 2024"
    "ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 14 | Brey
    Tigrigna Drama Series - Episode 14"
    "Salina-Movie-New Eritrean Decumentary by shda ኣቶሚክ ቦምብ ኣብ ኤርትራ ሓድሽ ቪድዮ ብደራስን ዳይሪክተርን ሸዳ"
    "GERE EMUN PART 168 | ገሬ እሙን ክፋል 168"
    # ‪@HidmonaTelevision‬
    #eritrean #Eritreancomedy #Eritreanfilm #Eritrea
    #Eri
    "Akrem Jemal - Ayhasebkwon -ኣይሓሳብክዎን - New Eritrean Music 2024 (Official Visual Video)"
    #hdmonanebarit #hdmonaKnfetHomDo
    #hdmonaFilm
    @HDMONANEBARIT @moreinfo22
    @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050
    #amenmusic #eritreanmusic #ethiopianmusic
    #tigrignamusic #amenentertainment #ameneritrea #amentigrigna #eritrea #eritreanmusic #ethiopianmusic
    #tigrignamusic #eritreantiktok #tikokmusic
    #amenmusika
    #aanmedia #eritrea #ethiopia #sudan
    All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
    #hdmonanebarit #hdmonaGIFT #hdmonaHani #hdmonaSHow
    @HDMONANEBARIT @moreinfo22
    @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050
    "ራፐር ቤቲ ሃይላይ ንሰንበት ፍልይ ዝበለ ዝገርም መደብ ክፋል 158 ተፀበዩና"
    "ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ"
    #tigrignamusic #eritreantiktok #tikokmusic
    "Yonas Maynas - Nahom Gold 2024 ናሆም ወርቂ ኣድራሽኡ ቲርኪ- Eritrean comedy"
    #eritrean #eritreanmusic #erey #erna #yemanebarya #patroit #habeshamusic
    #amenmusic #eritreanmusic #ethiopianmusic
    #tigrignamusic
    #amenentertainment #amenity #amenity
    #amenmusic
    #Eritreanmovie #Fnoteabewmedia
    #Part/156#eritreanmusic #Eri-TV
    "Gere Emun Part 159 | ገሬ እሙን ክፋል 159"
    #ERITREAN "GOT TALENT 2023 ASMERA SEASON 1 PART 30"
    #እንዳ_ዝማም_ክፋል_229
    #ገሬ_እሙን_ክፋል_157
    #ዋልታ
    #tigrignamusic
    "እንዳ ዝማም - ክፋል 227 - Enda Zmam (Part 227), December 04, 2024- ERI-TV Comedy"
    "መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, December 2, 2023"
    #መልሲ #ኣብ #መስመር
    #Saeyet
    #kieleyo
    #ኤርምያስ_ክፍለዝጊ
    #Lbi_yu_Zrie #ልቢ_ዩ_ዝርኢ
    #ERISAT
    #እዋናዊ_ሓበሬታ_ኣብ_ሰዓታ
    #eritreanmusic #tigrignamusic #Saeyet
    #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic
    #ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT
    #Unity #News #news
    #Eritreannews #ERITREANNEWS
    #afar #afer #qafar #eritreanmovie #tigrignyamovie
    #tigrignyafilm #eritreanfilm #eritreanmusic
    #eritreansong
    #eritreanmusic #erisat
    #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewso
    #NewEritreansong #MusicofEritrean
    #Eritreannewmovies
    #ERISAT #eritreanprisoners
    #eritreanesurat #ري ساتEritrean_music
    #tigrgna_music #hyesa_music
    #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong
    #MusicofEritrean #MusicofTgirigna
    #EritreanWeddingMusic #Eritrean WeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic
    #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
    #NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
    #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic
    #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic
    #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong
    #MusicofEritrean #MusicofTgirigna
    #EritreanWeddingMusic #Eritrean WeddingSong
    #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic
    #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong
    #NewEritrean Songs #NewEritreanMusic
    #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic
    #Tigirignamusic
    #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic
    #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla
    #Besttigirignaguayla
    #besttigrignamusic #besttigrignaguayla
    #EritreanWeddingMusic #OldEritrean Music
    #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritrean Songs
    #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #Eritrean Dramas
    #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020
    #TigrignaDerfi
    #TigrignaDrama #Derfi Tigrigna Eritrea #HadishDerfi Tigrigna
    #EritreanCatholicMezmur #SaintAntonioAsmara #Tigrigamezmur
    #Ruthmezmur#TigrignaMezmur_ArayaYoseph #TigrignaMezmur#gospelsong#TigriniaMusic #gospelsong#Ruth Tigrinya#ArayaHabte

ความคิดเห็น • 61

  • @Erilink
    @Erilink  9 หลายเดือนก่อน +14

    ኣብ ስነ-ጥበብ ኤርትራ ዓብን ብሉጽን ኣበርክቶ ንዝገበሩ ሃገራውያን ንምዝካርን ክብርን ኣፍልጦን ንምሃብን ዝዓለመ መደብ “ከዋኽብቲ ኤርትራ”፡ ብዝኽሪ በሃር ስነ-ጥበበኛ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ) ንፍልሞ ኣለና፡፡
    እዚ ብተበግሶ ወለንታውያን ዝካየድ መደብ'ዚ፡ ብምኽንያት ርብዒ ዘመን ዕረፍቲ የማነ ባርያ ዝተበገሰ ኩይኑ፡ ኣብ ምዕባለ ስነ-ጥበብ ሃገርና መሰረታዊ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ከዋኽብቲ በብእዋኑ ብኽብሪ ክንዝክርን ከነመስግንን ኢና።
    ኩሉ ሃገራዊ ንዕቤትን ቀጻልነትን ናይዚ መደብ'ዚ ዝከኣሉ ከበርክትን ክሳተፍን ንጽውዕ፡፡ ናይ ባንክ ሕሳብ "ከዋኽብቲ ኤርትራ"፥
    Eritrean Musicians Association - Zikri Kewakbti Euro-249-3 USD-1055-3 Nakfa -C/A 3.05053-8 Housing Bank Of Eritrea
    ከዋኽብቲ ስነ-ጥበብ ዝዝክርን ዘኽብርን ሕብረተሰብ፡ ከዋኽብቲ ስነ-ጥበብ የፈልፍል።
    ማሕበር ኤርትራውያን ሙዚቀኛታት

    • @eri-kingchannel5412
      @eri-kingchannel5412 8 หลายเดือนก่อน

      You need to share the gofound link. Thank you, and keep it up the good work 👏

    • @nakurayagheli1846
      @nakurayagheli1846 8 หลายเดือนก่อน

      ኩሎም ደረፍትና ብሕልፊ ናይ ትግርኛ ካብ ናይ ኣቶ ኣቶብርሃን ሰጊድ ዝቐናጠቡዎ ኢዩ። ሕጂስ ኣቶ ኣቶብሃን ሓዲግካ ነጢርካ ናብ ባርያ ምኻድ እንታይ ኣምጾኦ?
      ተኽልንኪኤል ገብሩ፥ እድሪስ መሓመድ ዓሊ?

  • @NatanMichele
    @NatanMichele 9 หลายเดือนก่อน +4

    Those legends have produced a lot of this country so they deserve the recognition and support. So let's all go and support

  • @Hagosdebesay-v3k
    @Hagosdebesay-v3k 9 หลายเดือนก่อน +2

    The Greatest legendary YEMANE G/ MICHAEL BARYA.

  • @DanielTella
    @DanielTella 9 หลายเดือนก่อน +7

    ናይ የማነ ባርያ ሓውልቲ ክትከል ኣለዎ፣ እዚኣ ድማ ኣብቲ መደባትኪም ኣእትውዋ።

  • @stulonewolf
    @stulonewolf 9 หลายเดือนก่อน +1

    waht a great work, keep it up.❤❤❤

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ጋዜጣ ኣብ ከባቢ 2000-2001 ዝጻሕፍኩዋ ብዛዕባ ነፍስሄር ንግጥምታቱ ኣውከአ፡፡፡ንየማነ ከም ፈላስፉ ንስነጥበብ ጥራይ ዘይኮነ ሩሕሩሕ፡ለጋስ።።።።ንነብሱ ከይኮነ ንሰባት ዝነበረ እንቢረ።።።ንግጥምታቱ ብሕጽር ዝበሉ።።።
    ዓለም ኣይናትናን እየ
    ክንፉንው ኢና፡
    ንሳ እውን ኣይናትና
    ካልእ እዩ ዋናና፡
    ካብ ሞት ኣይንፈርሕን
    ጒድጋድ እዩ ገዛና።1975 ።።
    ዘሞተ ትቅብጾ
    ሓመድ ዝለበሰ፡
    ካብ ገጽ ምድሪ ዓለም
    ፈጺሙ ዘልገሰ፡
    ከይሞትካ ምፍልላይ
    ግን ኣሎ ዝባኣሰ።።።ሱዳን
    ለሚን ትፉሕ ቱሩንጐ
    ንዝብቅሎ ሃገር፡
    ዑንግለ ይጥጥዕ
    ወይ ናይ ድካ ነገር።።ሱዳን።።
    ሰላም ዘይምህላዋ
    ዘይምጽናሕ ኣብ ቀረባ፡
    ቡዙሓት ቀቢርና
    ኣጥፉኣናዬም እባ፡
    ሎሚ ዘይርከቡ
    ናይ ጽባሕ ዕንባባ።ሱዳን።።
    ምንም ዘይቅየር
    ከም ቀጽሪ ክልተ፡
    ረብሑ ተደሚሩ
    ኩሉ ጌዜ ኣርባዕተ።።ሱዳን።።
    ኣብኡ ዘይምጸናሓካ
    ኣብቲ ዘነበርካዬ፡
    ናይ ቃልሲ ብጻይካ
    ንመን ሓዲግካዬ፡
    ምትሕብባር እዩ
    ዘሳልጥ ዕዬ።ሱዳን።።።
    ተሃውክ ኣይግድን
    ተዓሚትካ ምግያይ፡
    ጒዳጉዲ ከይህልው
    ሰብ ዘካዓቶ ቀላይ፡
    ምምርማር ግደ ኣለዋ
    ኣናጸጸካ ምእላይ።
    እነውጾኦ ከይበዝሕ
    ካብ እንእትዋ መከሰብ፡
    ዓቢ ነገር ከይህልው
    ደጋጊምና ንሕሰብ፡ብዝጸረናሉ ሩካን
    እንደገና ከይንሕጸብ።ሱዳን።።
    የማነ ባሪያ ልዕሊ ሸሞንተ ካሴታቱ ኣብ ሱዳን ኮይኑ ዝደረፎም እዬም ካብ 1976-1984። ሕዝቢ ኤርትራ ነዚ ስራሓት እዚ ክሳብ ሕጂ ዘይምግንጻሉ ይተሓሳስበኒ ኔሩ።።ጹቡቅ ጅማሮ።

  • @mebrahtikiflemariam1002
    @mebrahtikiflemariam1002 9 หลายเดือนก่อน +1

    Bariya king ❤❤❤

  • @ወዲጊንዳዕ-መ9ቈ
    @ወዲጊንዳዕ-መ9ቈ 8 หลายเดือนก่อน

    Kuburat ahwatey we have to motivate our artist for such kind of programs coz our legend artists they have to be alive and we have to give them our recognition ❤❤

  • @RobinHaile-wm4st
    @RobinHaile-wm4st 8 หลายเดือนก่อน

    let's share this video to everyone.our legends deserves other ammends.

  • @mahfuza-vn5gv
    @mahfuza-vn5gv 9 หลายเดือนก่อน +1

    Happy New year 🥳😊

  • @lemlemmesfin4108
    @lemlemmesfin4108 7 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷291

  • @abdaykiar9918
    @abdaykiar9918 9 หลายเดือนก่อน

    ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @habentewelde6103
    @habentewelde6103 8 หลายเดือนก่อน

    እንቓዕ ንከምዚ ተበገስኩም እዚ ሃገራዊ ሰነድ ዩ ❤❤🎉🎉🎉

  • @adulisaksum8376
    @adulisaksum8376 8 หลายเดือนก่อน

    Yemane Gebremichael (Barya) Ati Hbubn Sne-Tbebawi kokob Africa (((ABO DKATAT))) 💙💙💙👌

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 9 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @SamuelAlem-i6x
    @SamuelAlem-i6x 9 หลายเดือนก่อน +1

    Don't forget Abraham,Yonus,Tecle,Amleset,Tsehaitu

  • @NatanMichele
    @NatanMichele 9 หลายเดือนก่อน

    Share this video to reach everyone

  • @habtommebrahtom4932
    @habtommebrahtom4932 8 หลายเดือนก่อน

    "Hawey...anta...Asha
    Hawey ...anta.....Ede
    Bereka....zeytiwefir.....kiramat.....keynogede....."Ab kulenet edmey....zisemaekuwa...derfi Yemane ....kisab lomi Ayrisian eye......

  • @binyamtesfay6641
    @binyamtesfay6641 9 หลายเดือนก่อน +2

    የማነ ላዋህ ሓያል ስነ ጥበብ ኢዩ
    ወላ ሽሕ ግዜ ሓያል ይኩን እንበር ክንዲ
    ዑቅባጋብር ገ/ብረትንሳኤ ግን ኣይመጽእን ኢየ
    ምክንያቱ የማነ ቅሩብ ዕድመ ረኪቡ ኢዩ
    እቲ ኣብ ልግዓ ንእስነቱ ዝሓለፈ ዑቅባጋብር
    ክንዲ ኣብርሃምን የማነን ዕድመ እንተዝረኽብ ከ እንታይ ሙኸነ
    ወየ ዳኣ ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ ኮይኑ
    እንበር ልዕሊ ዑቅባጋብር ዶ ኣበርኪትላ ኢዩ ብሂወቱ ኣይትበል ብደርፍታቱ
    ብኩልትንኡ ጅግና ከምዝነበረ
    ንስኩም ልዕለይ ትፈልጡ
    እዚ ኩሉ ሞተር ኮይኑ ሰውራ መሪሕዋ
    ንምንታይ ኣነጽር ኣቢልኩም ታሪኩ ዘይትነጉርና
    እወይ ነበር ሙዃን ክሓስም ሓፍ ኮፍ
    ትብል ኔርካስ ዳሓር ኽርትም
    እዋይ ነበር ሙዃን ክኸፍእ ሓፍ ኮፍ
    ትብል ነርካስ ዳሓር ጥፍእ
    ሓቀኛ ታሪኩ ንገርና ናይ ዑቅባጋብር

    • @nakurayagheli1846
      @nakurayagheli1846 9 หลายเดือนก่อน

      ኣስላማይ ክስታናይ ወዲ ቆላ ደጋ
      ምኽሪ ናይ ጸላኢ ኣይትሃቦ ዋጋ!
      ክባሃል እንከሎ'ኸ?
      ንኣቶ ኣቶወብርሃን ሰጊድ ዝወዳደር ደራፋይ ኣብ ኤርትራ ተፈጢሩ'ዩ እምባኣር።
      ከምኡ ዳኣ ኣቶ ኣቶወብርሃን ሰጊድ በዛ ደቀምሓረ ገጻ ዘይምዃና ዓዶም ብጣዕሚ ተወጺዖም። ብኣንጻሩ ባርያ ብኣ ገጹ ስለ ዝኾነ መቸስ ቀዳምነት ተዋሂቡዎ።
      እምበር ጅግንነትን ኣበርኩቶን ባርያ ጠፊኡና ኣይኮነን።

    • @sheba-291
      @sheba-291 9 หลายเดือนก่อน +1

      እንታይ ወሪድኩም ከምዞም ጎሮቤትና ምኒን ትብሉ፤ ኣብ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት እናበሉስ ንኤርትራ ክንድኡ ዝኸርተተላ,ዶ ደቀምሓረ,ዶ ትብሉ? ወልድኣብ ውን እኮ 7 ግዜ ንኤርትራ ተወጊእላዩ፤ ኤልሳ ኪዳነ ኣብ ኢትዮጵያ ተሸሊማ ኣላሞ ንኢትዮጵያ ስለ ዝከርተተት,ዶ ትኸውን ወይስ ደቀምሓረ,ያ? ስለዚ ብዓይኒ ጥበብ ርኣይዎ፤ ኩሎም ነናቶም ጽባቀ ኣለዎም ንኹሎም ድማ ካላንደር ተሰርዒሎም ኣሎ።

    • @nakurayagheli1846
      @nakurayagheli1846 9 หลายเดือนก่อน

      @@sheba-291
      ወልደኣብ 7 ግዜ ተወጊኡላ ዘይኮነ ተሳሒቱላ ኢዩ። 7 ካብ ስድራኣ ዘሰወአት ስድራ'ኸ እንታይ ትበል?
      ዳሓን ርሑቕ ኣይትኺድ? ዝበዝሕ ደርፍታት የማነ ባርያ ናይ ኣቶ ኣቶብርሃን ሰጊድ ምዃኑ ትፈልጥ'ዶ ኣይትፈልጥን?
      ባርያ ኣይሰረሐን ኣይኮነን ርእይቶና፥ ክንዲ ኣቶ ኣቶብርሃን ግን ይመጽእ ዲዩ?

    • @SenayHadgu
      @SenayHadgu 7 หลายเดือนก่อน

      እዋይ ስንፍና

  • @mahfuza-vn5gv
    @mahfuza-vn5gv 9 หลายเดือนก่อน

    لماذا بي يمان

    • @desulibanet
      @desulibanet 8 หลายเดือนก่อน

      ወዲ ትግርኛ ስለ ዝኾነ ሰመቲክ ካብ ናይ መስኖን ፊደልን ዝተፈጥረ ስለዝኾነ❤️❤️❤️.
      ከማካ ወዲ ጃሄስት ስለ ዘይኮኖ ናይ ሞጋሰ ሕብረተሰብ ወጠጢ ገመል

  • @Samuel_Biniam
    @Samuel_Biniam 9 หลายเดือนก่อน +5

    we will try our best, ሞራልኩም ኣይፈለየና🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wedihdri9031
    @wedihdri9031 9 หลายเดือนก่อน +3

    ማሕበር ሙዚቀኛታት ኤርትራ ኮዋኽብቲ ና ብምዝክርኩምን ብምጅምርኩምን ምብጋስኩምን ሃገራዊ ሓሳባትን ስራሓት ብምብጋስኩም ነመስግነኩም ዝምስገን ሃገራዊ ስራሕን ነባርን እዩ ኣሞ ነመስግን ዘላኣለማዊ ንዝክሮም ዝክረ ሰማእታትን ዓወት ንሓፋሽ!!!!!!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Shabay_mender
    @Shabay_mender 9 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ክቡር ሂወት ካብ መሰረቱ
    እወ ምንባር 'ዩ እቲ መቐረቱ
    ምንባር ግን ከም ሰብ ኣብ ገዛእ መሬቱ
    ሰላም ዝረኸበ ራህዋ ቅሳነቱ
    ኣነ"ዉን ከም ሰባይ ከምኡ'የ ዝደሊ
    ደኺመ ለፊዐ ስኢነ መጽለሊ ( 2)
    - ሽሕ እኳ ተኸፍአ እንተመረረ ስደት
    መግዛእቲ 'ዩ ሕሱም ኣብ መሬትካ ዉርደት
    ዕጥቂ ቃልስና ጸረ መ ግ ዛ እ ቲ
    ቦታ የብሉን ፍቕሪ ኣብ ቅድሚ መስዋእቲ
    ኣብ ቅድሚ መስዋእቲ ...... ( የማነ ገ/ሚካኤል )
    # ናብ ቅድሚ ናጽነት ዝነበረ እዋን ምልስ ኢልካ እንክትዝክር ንመንእሰይ ኤርትራ ምእንቲ ናጽነት ሃገሩ ንኽቃለስ ኣብ ምጉስጓስ ዝተጻወቶ ተራ መዘና ከምዘይነበሮ ይርኣየካ ።

  • @SeareGhere
    @SeareGhere 9 หลายเดือนก่อน +3

    Btaemi znead srah emo dma beti zbelexe jemirkum qexlwo ab mexaei dma zbelexe knxbe ena

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 9 หลายเดือนก่อน +2

    our Eritrea sure is the land of the heroes and the Legends!! heroes do get remembered forever, but our Legends never die . and we are forever grateful to have both for that unique land of ours !!! 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏 💚❤️💙

  • @RaymonBerhane
    @RaymonBerhane 9 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ምደብ ከዋኽብቲ ኤርትራ ዝኽሪ ክግበረሎም ዘለዎም አዮሞ በብወገና share....comment...like....ኣይንረስዕ ደቒ ኤረይ ደገፍና ኣይፈለዮም. . .

  • @jjcc7950
    @jjcc7950 9 หลายเดือนก่อน +2

    It’s a very good idea,go for it and wish you good luck. Congratulations ERI.

  • @RedwanER129
    @RedwanER129 9 หลายเดือนก่อน +3

    Eritrean artis ❤ 🇪🇷

  • @dl4055
    @dl4055 9 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤ deqi erey jeganu kulkum menti hager hiwetkum zhabkum 🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 9 หลายเดือนก่อน +1

    Arkanat artist zelalem ab libena alkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @ZACRO-y4n
    @ZACRO-y4n 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዝምነያ ሓሳብ ያ ክንድግፈኩም ኢና ኣጂኹም

  • @NftaliemKidane
    @NftaliemKidane 3 หลายเดือนก่อน

    Btaemi Agedasi Hassab ❤🎉🎉🎉 Amlak yihagz

  • @tsegheghebre4362
    @tsegheghebre4362 8 หลายเดือนก่อน

    Yemane bari Ghebremichael the best oll the beutefull Eritrean onest peopel 🤍🤍🤍🤍💟💯👌

  • @tsegheghebre4362
    @tsegheghebre4362 8 หลายเดือนก่อน

    Ever ever liek Yemane ghebremichal baria

  • @zerietweredakal1217
    @zerietweredakal1217 8 หลายเดือนก่อน

    እንቓዕ ንከምዚ ተበገስኩም እዚ ሃገራዊ ሰነድ ዩ❤❤❤❤

  • @mahfuza-vn5gv
    @mahfuza-vn5gv 9 หลายเดือนก่อน +1

    Wawwwww REI is beautiful 😮

  • @HappyBreadLoaf-zk1nv
    @HappyBreadLoaf-zk1nv 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዝዩ ክድነቅ ዝግብኦ ብርቂ ሓሳብ ዩ ቀጻልነት ክህልዎ ኩላትና ነብሲ ወከፍና ከነተባብዖም ግቡአና ዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @filimonabraham5472
      @filimonabraham5472 9 หลายเดือนก่อน

      betami xbuq hasb eyu ajokum nhena dma abe genkum alena

  • @asmeranafike5546
    @asmeranafike5546 8 หลายเดือนก่อน

    Nay behaki Abi Srah.
    🎉

  • @LOVEMulugeta-m5w
    @LOVEMulugeta-m5w 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኹም ርኸቡ ኣይትሳኣኑ

  • @makdagermay1261
    @makdagermay1261 9 หลายเดือนก่อน

    Waww well done xebuk srah Erilink kexlwo.

  • @mahfuza-vn5gv
    @mahfuza-vn5gv 9 หลายเดือนก่อน

    أفضل قنات اري لينك

  • @mahfuza-vn5gv
    @mahfuza-vn5gv 9 หลายเดือนก่อน

    هال تعرف و يمان باريا افضل موسيقى 🎉

  • @mahfuza-vn5gv
    @mahfuza-vn5gv 9 หลายเดือนก่อน

    يمان باريا افضل موسيقى

  • @mahfuza-vn5gv
    @mahfuza-vn5gv 9 หลายเดือนก่อน

    اري لينك 😊😊😊😊

  • @mahdertesfaldet6315
    @mahdertesfaldet6315 9 หลายเดือนก่อน

    Welcome, good job deqi rimey

  • @S7emmCagags
    @S7emmCagags 9 หลายเดือนก่อน

    Issack Fasil ❤❤🎉

  • @akberetokubay6095
    @akberetokubay6095 9 หลายเดือนก่อน

    ጅጋኑ ስብ ስሕል

  • @araia5277
    @araia5277 9 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷

  • @tesfayzewde9690
    @tesfayzewde9690 9 หลายเดือนก่อน

    Kbri yhabkum taum ziena asmiekumuna

  • @tarikasmerom6238
    @tarikasmerom6238 9 หลายเดือนก่อน

    🐪❤🇪🇷✊✊✊

  • @wedibedeket558
    @wedibedeket558 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mahfuza-vn5gv
    @mahfuza-vn5gv 9 หลายเดือนก่อน +1

    يمان أفضل موسيقى