ስርሒት ፈንቅል ምስዞም 2 ጀጋኑ ኣዝዩ መሳጢ ትረኻ -

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 33

  • @ሕቡንብሃገሩ
    @ሕቡንብሃገሩ 9 หลายเดือนก่อน +11

    ኣየ'ወ ተኣምራዊ ኤርትራዊ ጅግንነት ብቃል ክግለጽ ከሎ ቀሊል ይመስል ። ኣጆኹም ሕጂ'ውን ሚልዮናት ምዑታት ጀጋኑ ኣፍሪኹም ኢኹም።

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 9 หลายเดือนก่อน

      ተጋደልቲ ነበር ጥሪት ህግደፍ ** ትማሊ ጀጋኑ እንድሕር ኔርኩም - ሎሚ እንታይ ወሪዲኩም ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪምኩም ? ተደሚርና ፣ ሓደ ሕዝብ ኢና ፣ ቦርደር አርቴፊሻል'ዩ ዘብለኩም ? **
      *ዓወት ንሓፋሽ ከምዘይበልኩም ሓፋሽ ጊላ ናይ ሓደ ዲክታቶር ኢሳያስ ወዲ ተምቤን ቀይርኩሞ **
      ሳሕል ወሪድና እንታይ ኣምጺና ? * ተመን ወዲ ተምቤን 😅✅

    • @ሕቡንብሃገሩ
      @ሕቡንብሃገሩ 9 หลายเดือนก่อน +1

      @@mesfinabraham6412 ኣንታ ወድዛ ውዕጊን ቆንዳፍ ሓሳድ ቆማል ዋሒድ ህግደፍ ደኣ ኣፍንጫኻ ኣንዲፍካ ወዲ ነዳፍ ዓጋመ

  • @zeeMe2323
    @zeeMe2323 9 หลายเดือนก่อน +7

    Long Live Our Heroes EDF Leaders Ruhus Beale Fenql Awet Nehfash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🐪🐪🐪⛪️🕌🐪🐪🐪

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 9 หลายเดือนก่อน +4

    የቀኒየልና ኤርትራ ዩናይትድ 💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽💕

  • @habtomabay4451
    @habtomabay4451 9 หลายเดือนก่อน +2

    🌹🇪🇷🌹ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣያታትናን ንበሩልና ታሪኩም ብወርቂ ክውቀት እዩ🌹🇪🇷🌹ንበርልና ወትሩ ኣብ ኣስርኩም ቅስኑ ስማእታት!!!

  • @senaitaraya2589
    @senaitaraya2589 9 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ፡ነዚም ጀጋኑና ከኣ ገጾም ኣርእየና ዝከኣል ተኮይኑ ወደሓንኩም ።

  • @SurSur-tm1nc
    @SurSur-tm1nc 9 หลายเดือนก่อน

    ماشاء الله ربنا يحفظكم انتم أبطال. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Eyob-s5u
    @Eyob-s5u 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ደቂ 🇪🇷 ብሐበራ :የቐንየልና ንዂሎም ተረኽቲ🙏 ፧

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 9 หลายเดือนก่อน

    Let's go Eritreans! It was about Eritreans it will be about Eritreans! The message is clear thanks to EDF!

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 9 หลายเดือนก่อน

    Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷

  • @yorusalemghebreselassie5745
    @yorusalemghebreselassie5745 9 หลายเดือนก่อน

    Long live our EDF and glory to our martyrs thank you all for your service ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 9 หลายเดือนก่อน

    ዘገርም ጅግንነት ኤርትራዊ ❤❤❤
    ታጋዳላይ ፍቓዱ ሓጎስ ምስ EMN ቃለ መጠይቕ ጌሮም ኣለዉ። ኣብ youtube ደሊኹም ክትሰምዕዎም ትኽእሉ ኢኹም። ብርን መጎስን ንጀጋኑ ኤርትራ !!!

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 9 หลายเดือนก่อน +3

    Welcome deki Eria jeganu

  • @Hiyba123
    @Hiyba123 9 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍👍👍👍

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 9 หลายเดือนก่อน

    Merhaba jeganu aeyatatna💪💞🇪🇷♥️👍🏫♥️🕌🕊

  • @natsnetmehari5271
    @natsnetmehari5271 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🇪🇷❤🌹🌹🌹🌹

  • @yohannestekle3195
    @yohannestekle3195 9 หลายเดือนก่อน +1

    💐💐💐
    💐💐💐
    💐💐💐

  • @twenmebrahtom9115
    @twenmebrahtom9115 9 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almazfikadu823
    @almazfikadu823 9 หลายเดือนก่อน +1

    Edme nhzbawi genbar nzlalem ynber kebren mesganan naqum yqun jeganuna nemsgnqum nesgdlqum kem amlak nzlalem sematatna Wetru ab lebna Wetru awet nehafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MelaneYohannes-sh5nc
    @MelaneYohannes-sh5nc 8 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤❤🙏🙏🙏

  • @yorusalemghebreselassie5745
    @yorusalemghebreselassie5745 9 หลายเดือนก่อน

    Jegnanu yhwatey ❤💞💞💞💞💯💯💯💯💯💯💯💯🫶🫶🫶💪💪💪💪🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @efremefrem2400
    @efremefrem2400 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኩቡራት ይሕዋት አዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ዩ ሙ ቀጽልዎ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ዩ❤

  • @maazaaraya8776
    @maazaaraya8776 9 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ጀጋኑ ሰብ ውዕሎ፡ ዘገርም ዘጭንቅ ታሪኽ ከምዚ ገይርኩም ዘምጻእኩማ ሃገር ሃሱሳት ታኒካታት ብድሕሪ ማዕጾ ሾሻል መድያ ክላገጹ ከለዉ ዝሕዝን እዩ። ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም፡ ዘልኣለማዊ ዝኽርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና። 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷🌻💐🌹🌻💐🌹🌻💐🌹🌻💐🌹🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷🙏🙏🙏

    • @mesfinabraham6412
      @mesfinabraham6412 9 หลายเดือนก่อน

      ክትሓት ዘይትክእል ! ንመሰልካ ዘይትፈልጥ ፣ ዝበሉኻ ጥራይ ትኣምን ! ተበገስ ምስበሉኻ ጥራይ ትኸይድ ጥሪት ህግደፍ ብድንቁርናኻ ኩራእ !😂😂 ወዲ ሰብ ዝተፈላለያ አረዓያ ክህልዎ ንቡር'ዩ !
      * ኤርትራውያን ድማ ናይ ሓደ ዲክታቶር ዓጋመ ጊላ ክንከውን አይምተገበአናን * ሳላኹም ጥሪት ህግደፍ ተሰከምቲ ባንዴራ ኢትዮጵያ ሃገርና አብ ከምዚ አይነት ውርደት ትርከብ ኣላ *
      * ኩራእ ጥሪት ህግደፍ *

  • @mesitube5641
    @mesitube5641 9 หลายเดือนก่อน +1

    Nimntay ekum harbegatatna tarikum bikemzi gerkum zeytsndulna tihamkuna alekummo begakum wala bebwlkikum ketezentwulna nilabewkum alena

  • @senaitaraya2589
    @senaitaraya2589 9 หลายเดือนก่อน

    ይቅሬታ ንምጻሓፉን ምትራኩን ብሰፊሕ መደባት ኣለኩም ዲዩ እዚ ብሓጺር ይግለጽ ስለዘሎስ ብከሙኡ ዝሐለፈ ከይመስል።

  • @CCRUUS
    @CCRUUS 9 หลายเดือนก่อน

    ደፋር ስደተኛ ። ስደተኛ ብዝዕባ ሃገር ክዛረብ ክሓፍር ይግባአ።

  • @asmeretbelai2741
    @asmeretbelai2741 9 หลายเดือนก่อน +1

    Mebrahtu?

  • @samuelfoto1113
    @samuelfoto1113 8 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ዝገርመኒ ኣገላልጻ'ተሎ፡ ናቕፋ እንታይ ገባሪት'ያ፧ እቲ ገያጽ ጎቦታት፡ ምስቲ ቀዛሒ ኣሳሓይታኡ፡ ንወገን ማሙቕ ድዩ ነይሩ፧ ነቲ ዋናን ፈጻሚ ቅያን መሪሕነትን ተራን ተጋዳላይ ፡ ተኣምራታዊ ብልሑን ጽንዓቱን ተወፋይነቱን ባዕላትኩም ኣንኢስኩምሲ ንግኡዝ ሓመደ እምኒ ናጽነትን ባርነትን ዘይፈልጥ ከተድንቑ ወጊሑ ይዓርበኩም! እዚ ኣገላልጻ'ዚ ብሓቂ ክእረም ይግባእ። ደንደን ኳዕናን እምባ ክትብሉ ኳዕናን ጅግንነትኩም ኣይተፍኲሱ።

  • @senaitaraya2589
    @senaitaraya2589 9 หลายเดือนก่อน

    እዞም ፍቃዱ ሕጎስ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣለዉ መስለኒ ጋዜጠኛ ዮናስ ገብረኣልፋ ኣዘራሪብዎም ኔሩ ዩ።

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 9 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️👍👍👍