ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR|ኢየሱስ ዝወዳ| ብዘማሪ ሃዋሽ ዘውደን| ዘማሪት ናርዶስ ዕቁባይ|2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 16

  • @FiliBrhane-pn9df
    @FiliBrhane-pn9df 11 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይ ዝማሪ መልኣክቲ የስምዓልና ይሕዋተይ
    እግዝኣቤሄር ይባርኩም ኣጀኩም በርትዑ

  • @Nahomahuluf
    @Nahomahuluf ปีที่แล้ว

    Kal hewat yesmelna amlk abetu yemberkum

  • @teklemebrahtu1797
    @teklemebrahtu1797 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤ ዝማረ መላእቲ የስማኣልና

  • @adamgrmay
    @adamgrmay ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላክቲ የስማልና የህዋተይ ቅነ ጽጹልዎ

  • @adamgrmay
    @adamgrmay ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ናይ ዕድመ ኣጎልጉሎትኩም ይባርክ

  • @hawashbazabh5876
    @hawashbazabh5876 ปีที่แล้ว +1

    እየሱስ ዝወዳ ፍቅሪ ዝልማዳ
    ኣደየ ማዓረይ ለምንልና ግዳ
    ኣብ ስደት ዘለና ኣብ ሽግር ደቅኺ
    ሓልውና ኣደይ (2)ሓደራኺ
    ናይ ምሕረት ኪዳን ጎይታ ዝኣተወልኪ
    ድንግል ማርያም ኣድሕኒ ደቅኺ
    ለዋህ ርግቢት ዝበለኪ ሰለሙን
    ጸሎትኪ ፍጹም ዩ ንዓና ንምድሓን
    ኣማልድልና ባ ካብ ፍቁር ወድኺ
    ብመንፈስ ክንዓቢ ብናይ ፍረ ጽድቂ
    ብመንፈስ ጀሚርና ብስጋ ከይንውድእ
    ብሓላፊ ነገር ብዓለም ከይንግዛእ
    ኣጽልልና ኣደይ ቅድሜና ሕለፊ
    ኣለኹ በልና ሃብና ተስፋኺ
    ንማዓት ተቁርሪ ኪዳነ ምህረት
    ወላዲተ ብርሃን መኽንያት ድሕነት
    ነዓና ረኣዪ ሓጥያት ዘጥቅዓና
    መታን ከይንጠፍእ ንልምን ኣለና
    ስብሃት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን(3)

  • @Kahasegebrekidan1022
    @Kahasegebrekidan1022 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፍትዋተይ ዘመን ኣጎልጉለትኩም ይባርኽን ይቀድስን ኣምላኽ ብጸግኡ ይደግፈኩም 🙏❤️🙏💞💞

  • @senayfsaha4305
    @senayfsaha4305 ปีที่แล้ว

    Amen (3) zmarie melakti yesmalna

  • @mebrihitmahray414
    @mebrihitmahray414 ปีที่แล้ว

    zmarie melaekti yesmalna

  • @yordanosbeyene4504
    @yordanosbeyene4504 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna igziabhier amlak xegu yebzhalkum yhwateyy ✝️🙏❤️💒❤️🤲🕯️🕯️🕯️

  • @goitomgebrehiwet9506
    @goitomgebrehiwet9506 ปีที่แล้ว

    zmare melakt yesmalna fquratey seali lene dngley lmnlna Am betey xoletan bereketan nay Am Amlak ms kulna ykun

  • @krstilobetube8197
    @krstilobetube8197 ปีที่แล้ว

    ዝምሬ መላእክት የስምዓልና

  • @LuwamKesete-fd9jk
    @LuwamKesete-fd9jk 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @kflomdebessay646
    @kflomdebessay646 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmare melakt yesmalna

  • @ሰብክቡርእዩ
    @ሰብክቡርእዩ ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ደስ ዝብል መዝሙር ፀጉኡ የብዘሐልኩም