Eritrean New Drama 2017 Nabrana Part 5

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • Facebook :goo.gl/QLdzfE
    Instagram: goo.gl/whcayW
    ℗ © Copyright: 2018 Nabrana ™. Any unauthorized use, copying or Distribution is strictly Prohibited.

ความคิดเห็น • 1K

  • @user-kg4jb3oh9e
    @user-kg4jb3oh9e 7 ปีที่แล้ว +23

    በጣም ምርጥ ድራማ ነው ሆዴን እስኪያመኝ ነው የሳኩት ኤርትራ ድራማዋች በጣም ይመቹኛል አንዳንዱ ቃል ባይገባኝም ከልብ ነው የማየው እወዳቹሀለው ቀጥሉበት

  • @eriboywg9385
    @eriboywg9385 7 ปีที่แล้ว +67

    እውይ ኣሰና ኣታ ኣነ ሲ ቆልዓ ግዲ ይፈቱ ኮይነ ሲ ፍቱውውውውውው ኣቢለዮ ዕድመን ጥዕናን የሃቦ ወርቂ የርግጾ መሩቁለይ እስከ ደቂ ኤሪይ።

  • @awetshmangus2830
    @awetshmangus2830 7 ปีที่แล้ว +41

    ብዘይ ተመኩሮ ብቕዓቶም ዘመስከሩ ኣጆኹም ደቂ ኤሪ ጽቡቕ ስራሕ እዩ እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም

  • @deutschlandunderitreanview5538
    @deutschlandunderitreanview5538 7 ปีที่แล้ว +262

    ደቂ ኤሪ ኩሉኹም ነዛ ፊልሚ ንከታተላ ዘለና ዋላ ኢትዮጵያውያን ክኑ like ንግበረሎም ብዘይ ክፍሊት የርእዩና ምሽ ኣለዉ ንሓግዞም ንሕና ከኣ ነዚ ማሕበራዊ ሂወት ስደት ዘለናዮ ትገልጽ ኣበታዊት ፊልም ክንደይ ተመኩሮታት ትምህር ሓው ንሓው ንኽተሓጋገዝ ትደፋፍእ ብኹሉ ወገናታ ገላጺት ናብራይን ናብርኹምን ከመይ ዘይንሕግዞም ዓቕምና ዝፈቐዶ ። Nice film ።
    Son ነሽነሽ

    • @user-fh5gp3in5q
      @user-fh5gp3in5q 7 ปีที่แล้ว +13

      Deutschland Und Eritrean views ክክክክክክክክ thank you

    • @ablelomokbazgi6310
      @ablelomokbazgi6310 7 ปีที่แล้ว

      ነሽነሽ ተስፈኣለም alles

    • @user-bp6jp4qh3j
      @user-bp6jp4qh3j 7 ปีที่แล้ว +4

      Deutschland Und Eritrean views ሕራይ ዝሐውይ ይግብኦም እዩ

    • @deutschlandunderitreanview5538
      @deutschlandunderitreanview5538 7 ปีที่แล้ว +2

      አህመድ ኤብራሂም ክብረት ይሃበለይ ለባም ወዲ ለባማት

    • @tomiehadgu9833
      @tomiehadgu9833 7 ปีที่แล้ว

      Deutschland Und Eritrean nay behaki ygboem eyu

  • @fanatadese1742
    @fanatadese1742 7 ปีที่แล้ว +18

    ኣሃሃሃሃ ሻንጋባይ ን ማኩ ዘጸለልካዮ ከይ ኣክለካ ን ኣብደላ ከኣ ጀሚርካዮ!!
    ናይቶም ሰብ ሓዳር እሞ ኣይ ዝረብን ኢዩ
    ሚስክናይ ማኩ ካብ ጭንቂ ናብ ጭንቂ ኣብታ ዘይ ብልካ ሳንቲም ከርፉካ ኢዮም
    ሓባይቢ ኣጆኩም ከኣ ቅጽልዎ❤❤❤❤❤❤

  • @user-fh5gp3in5q
    @user-fh5gp3in5q 7 ปีที่แล้ว +506

    ያ ሰላም እንቓዕ ሰላም መጸኩም ፡ ብዓቅምኩም እሞ ከኣ ኣብ ስደት ፊልም ሰሪሕኩም ተዘናግዑና ምህላውኩም እኮ ብልቢ ሞራል ዝግበኣኩም ዩ፡ መን እኻ ዚ ሃየ like ሳብስክራይብ ግበር ካልእ መታን ክሰርሑልና

    • @berhanetsegay3675
      @berhanetsegay3675 7 ปีที่แล้ว +1

      anta ezi seb enber ke ykdem dooo kkkkkkk

    • @user-fh5gp3in5q
      @user-fh5gp3in5q 7 ปีที่แล้ว +6

      Mesu Tsegay ክክክክክ 40 ሰብ ገለ ይቁዱምኒ እዮም፡ ግን ቐዳመይቲ ትመጽእ ናተይ እንበር

    • @senbettekle1127
      @senbettekle1127 7 ปีที่แล้ว

      ነሽነሽ ተስፈኣለም yo u don't have job or what always comments Fuck

    • @user-fh5gp3in5q
      @user-fh5gp3in5q 7 ปีที่แล้ว +14

      senbet tekle ። ካብዚ ዝዓቢ ስራሕ ዘየለ ፡ንዝሰርሑ ኣጆኩም ንፉዓት ቐጽልዎ ምባል ጽቡቅ ዩ፡ ደሓር ከኣ fuck ኢልካኒ ሞ ክክክክክ 40 ጾም እዩ እስከ ዕትብ በል ፡ ጸርፊ ኬም በሎ

    • @madhanemekasen5715
      @madhanemekasen5715 7 ปีที่แล้ว

      Mesu Tsega

  • @abellogic3360
    @abellogic3360 7 ปีที่แล้ว +15

    ፉሉይ ክእለት ምስ መስሓቅ ተዋሃሃዲት ድራማ ብሓቂ ዝድነቅ ስራሕ ኣሕዋተይ ነዞም ዘዳልውልና ዘለው ድማ ሃየ ኣጆኩም ኢልና ንሓግዞም ናዓይ ካኣ ከም ቀደምኩም like ግበርለይ ካላኣይ ግዜ ክጽሕፈሎም ንተሓጋገዝ ኩቡራተይ

  • @user-iu1to8ip5x
    @user-iu1to8ip5x 7 ปีที่แล้ว +7

    ደቂ ኤሪ ኣጆም እስከ ተዋሰእቲ ኩልኩም ኣድኒቀኩም ደራሲ እሞ ከአ ብጣዕሚ ኢየ ኣድኒቀዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዘሎ ናብራ ብፍላይ ኣብ ሰደት ብሓቂ ኩልኩም ኣዳለውቲ ናይዛ ፊልሚ ምስጋና ዝግባአኩም ኢኩም ብጣዕሚ ነመስግነኩም ቀጽልዎ

  • @freedomberhe4628
    @freedomberhe4628 7 ปีที่แล้ว +10

    እዋናዊት ድርማ ምካናን ምስ ኣብ ስደት ኮንካ ከምዚ ዓይነት ካብ ሓደሸቲ ተዋሳእቲ ጽቡቅ ገጽ ባህሪ ሒዝካ ንተዓዝብትካ ክትዕግብ ምክኣል ዕዉት ስራሕ እዩ እሞ ኣጆኩም ቀጽልዎ ።

  • @wedifshaye4178
    @wedifshaye4178 7 ปีที่แล้ว +7

    ሰላም ሰላም ንዓኹም ኩቡራት የሕዋት እንታይ እሞ ክብለኩም እየ ኣድንቖተይ ወሰን የብሉን ናይ ባሓቂ እየ ኣደኒቖኩም ቀጽልዎ thanks.

  • @user-tx7ou2ws1t
    @user-tx7ou2ws1t 7 ปีที่แล้ว +62

    like ከማን ዊሒድዎም ካብ ዝውለድ ጥዕይቲ filim ኣብዚኦም ሪኢና እሞ ከኣ ኣብ ስደት ብሓደሽቲ ተዋሰእቲ ናይበሓቂ ንፉዓት ቀጽልዎ

    • @firtrees2852
      @firtrees2852 7 ปีที่แล้ว +3

      ሙሑረይ የ Addis abeba ልጅ
      xibuk aleka true kea sle zikone eu

    • @user-tx7ou2ws1t
      @user-tx7ou2ws1t 7 ปีที่แล้ว +5

      fir የ ኣስመራ ልጅ

    • @ilovetigrigna2095
      @ilovetigrigna2095 7 ปีที่แล้ว +5

      fir trees a

  • @nakfavsdollar
    @nakfavsdollar 7 ปีที่แล้ว +10

    ኣሕወት መን ነጊርኩም አዚ ድራማ ክምዚኣ ኣንድይ ኣጋጢማትኒ ዘላ ምስ ሰብይትይ ናይ ብሓቂ ብለጽቲ ድራማ 100000

  • @farklaentertainment4529
    @farklaentertainment4529 7 ปีที่แล้ว +4

    እዋይ ፊልሚ ይሪኢ ሞ ኣይ ከም ኣዚኣን አሞ ከኣ ነዚ ደለናዮ ሂወት ትገልጸልና ያ ኣታ ከመይ ዲና ደለና ምስ ዞም ተካላት ዓረብ ደለናዮ ባዕልና ንፈልጦ በታሚ ሂወትና ገሊጾምልና ሃየ በሉ ላይክ ንክበረሎም የሕዋት ብልጽቲ ፍሊም

  • @user-oj2iw3uf9o
    @user-oj2iw3uf9o 7 ปีที่แล้ว +13

    Wow ናይ ብሓቂ ፊልም ማለት ነቲ ዘሎ ኩነታት ብልክዕ ዝገልጽ እዩ እዛ ፊልሚ እዝኣ ከኣ ኣነ ብወገነይ ምግናን ዘይብላ ነቲ ዘጋጥመና ዘሎ ብዘየሰልቹ ( ተመስጥካን እዳሰሓቕካን) ክትከታተላ ትኽእል ፊልም ኮይና ረክበያ So ነዞም ኣብዛ ፊልሚ እዝኣ ዝተሳተፍኩም ብልቢ ከድንቀኩምን ከመስግነኩምን ይፈቱ ኣጆኩም ቀጽልዎ👍👍👍👍👍👍

  • @user-rj5ez1hy2m
    @user-rj5ez1hy2m 7 ปีที่แล้ว +1

    እዋይይይይይይይይይ እቲ ህፃን ከመይ ድየ አድኒቀዮ እግዚአብሔር የእብዬ ካብኡ እውን ፀርፊ አይተዝሑ ብዝተረፈ ቀፅልሉ

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu2870 7 ปีที่แล้ว +4

    ኣብዛ ስራሕ እቲ ክገጥም ዝኽእል ብሙሉኡ ሰሪሕኩሞ።
    _ናይ ናብራ ብድሆ
    _ምትሕልላይ ኣብ ስደት
    _ፍቕሪ ምስ ካልእ ዜጋ
    _ትምህርቲ ነታ ጓል ኣደቲ ህጻን
    _ማኪ&ዳኒ ዕጉሳት
    _ሻንጋባይ ብርሃን እዛ ፊልም
    _ማኩ ኣተሓሕዛ(ምልከት)ኣቀራርባ ኣብ ጓል።
    _ንነዊሕ ምድላዋት ዝገበርኩምላ ስራሕ ሙኳና ከኣ ትርደአካ ንፉዓት ብጣዕሚ ዓጊበልኩም ጀጋኑ።

  • @filmonghirmay5277
    @filmonghirmay5277 7 ปีที่แล้ว +8

    ሰይይይ ሰይይይ ኣጆኩም አስከ ደቂ ኤራ ንፉዓት ኣጆኩም ቀጽልዎ ኩላትኩም የሕዋት
    like ኣይተውሕዱ

    • @akiteke2788
      @akiteke2788 7 ปีที่แล้ว

      memher girma

    • @filmonghirmay5277
      @filmonghirmay5277 7 ปีที่แล้ว

      Aki Teke ንመን ኢካ ሓቢቢ ኣነ ጸርፊ ኣይሕብን አየ ኮይስ ዶ ጸርፊ ናይ ሰነፋት አዩ

  • @merhawitmekonnen29
    @merhawitmekonnen29 7 ปีที่แล้ว +11

    Everything is done thanks abdel from under to sun ☀️😂😂😂 his English is funny 😂 you guys did really great, keep the good work ❤️❤️❤️my people

  • @semerefsaha9809
    @semerefsaha9809 7 ปีที่แล้ว +1

    እንድዒ ብምንታይ እየ እሞ ክገልጸኪም መግለጺ ቃል የብለይን እሞ ከኣ ሓደሽቲ እሞ ክኣ ናይ ስደት መምሃሪ ብታዕሚ እኩም ሓያላት ሰባት በጃኩም ቖጽልዎ ካባና ብውላድኩም ሑጉሳት እና። like 100k ym ይግብኦኩም እዩ።ብታዕሚ ዝሙስቱኒ ተዋስእቲ ማኪ and ህጻን ኣለክስ ኣድናቂኩም እየ ኩሉኩም ከኣ ንፍዓት ተዋስእቲ እኩም ኣጀኩም የሕዋት።

  • @hwuyetmedia5931
    @hwuyetmedia5931 7 ปีที่แล้ว +1

    welcome እንዳ በልኩ እንቋዕ ብዳሓን መጻእኩም ክጽበየኩም ቀንየ ብዝኾነ ጽብቅ ስራሕ ቀጽልዋ like and comment ድማ ናትና ስራሕ ኢዩ ተስፋ ንሃቦም ብዘይ ቀልዓለም ጽብቅቲ ፊልም ኢያ..

  • @abcabc-xp9uh
    @abcabc-xp9uh 7 ปีที่แล้ว +6

    yeah this is real life in Europe thanks for sharing

  • @masyakitwegi6245
    @masyakitwegi6245 7 ปีที่แล้ว +10

    kef alekum ya jemea ab sdet koynkum ezi bmsrahakum mara yadnkekum i am from ethiopia

  • @user-xm5em4me1m
    @user-xm5em4me1m 4 ปีที่แล้ว +1

    ያ ኣነ ናይዚ ቆልዕቅ ማራዩ ገሪሙኒ፡ ነጊሮሞ ድዮም ወይሲ ብነብሱዩ ጓል ዘይፎቱ

  • @medabajo5767
    @medabajo5767 7 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ እቲ ቆልዓ ኽኣ ጽቡቕ ኮርስ ወስዱ እንበር ክክክክክክክክክክክክክክ

  • @merihtsegay2776
    @merihtsegay2776 7 ปีที่แล้ว +3

    Ahhh 800 sebat comment kedimomni ahhh agatame endi fb ktkem xenihe so keep it. 1000likes hibekum aleku Sorry ka Hanti nekefita aletni kulu gzi svansk ymelkokum alo gn akribeye😍

  • @abitihabte3172
    @abitihabte3172 7 ปีที่แล้ว +10

    ata nezi qola ewn hayl training eyom awsidemo betami des tbl film agokum eska abe qexali kale knxbe ena

  • @snitentertaiment1651
    @snitentertaiment1651 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውውው ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ስደት ኮንካ ክትሰርሕ ብጣዕሚ እዩ።ከብድ ብፍላይ እታ ሰበይቱ ን ተሜ ኣለዋ ኣብ ስደት ኣሕዋትና ደገ ድገ ዝብላ ኣብኣ ብጣዕሚ ተማሂረ ካልእ ክኣ ቋንቋ ማዕረ ክንደይ ከቢድ ሙኻኑ ድሓር ክኣ ሲሒቀ ሓዚነ፡፡ሃየ like ሽር subscribe ንግበር መተባብዒ ነዞም ኣሕዋትና።

  • @user-qh8wo6ge2t
    @user-qh8wo6ge2t 7 ปีที่แล้ว +1

    ya ከመይ ድየ ናፊቀኩም ቀንየ ኣቱም ሓላላት ፍጥረት keep it up i like it move

  • @fekarulbey6073
    @fekarulbey6073 7 ปีที่แล้ว +25

    deki eri asltat kefi alkom ajikom qexlo ane Ethiopia eya gene betiam eya deftwkum nice filmi

    • @drwizy8779
      @drwizy8779 7 ปีที่แล้ว +3

      Fekar U Lbey nhna ke kemey dina nhbyekum ahwat Andina kemey zeynfato

    • @fekarulbey6073
      @fekarulbey6073 7 ปีที่แล้ว +2

      dr wiz asyyy ewe neziflto dea ehawat ena

    • @selamestifanos4245
      @selamestifanos4245 7 ปีที่แล้ว

      Fekar U Lbey ስቅ ምባል ይሕስህኩም ረተኩም ህብኩም ትራይ ስቅ በሉ ሓሰውቲ በጻብጽ

    • @fekarulbey6073
      @fekarulbey6073 7 ปีที่แล้ว +3

      selam estifanos nefkri enebr nexrfi gezi yebliyni

    • @immanuelnafkot5644
      @immanuelnafkot5644 7 ปีที่แล้ว +3

      Fekar U Lbey tnx we love u too
      Am from Eritrea 😍

  • @ttbetibetitt4460
    @ttbetibetitt4460 7 ปีที่แล้ว +4

    shangay mara kef aloko one of the best akter kip it up.Fani nice job.

  • @mardochainiguse5792
    @mardochainiguse5792 7 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡክ ፊልም ኣብ ሰደት ከምዚ ምስራሕኩም ከየድነኩኩም ክሓልፍ ኣይደለን አየ ካልእ ክብሎ ዝደልዮ እንተደኣ ሃልዩ በጃኩም ኣብ ፈጠራ ጥዑም ዘረባ ላዛ ፈክሪ ሓዘል እምበር ኣብ ፈጠራ ጸርፊ እንተዘይ ኣድሃብኩም ይምረጽ በዘተረፈ nice ኢለኩም ኣለኩ ።

  • @user-qh2xx5tk7h
    @user-qh2xx5tk7h 7 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክክክ ኣቤት ኬፍ ዘሎኩም ብኡነት ብፍላይ አዛ ገጃፍ ወዲ ኬፈ ዘሎዋ ኣጸሊላትኒ ግን ፕሊስ ከምዛ ናይ ጸጸር ከይትገብሩና ኣብ መወዳአታ

  • @abiasli3226
    @abiasli3226 7 ปีที่แล้ว +11

    welcome back. .... ኣጆኩም ቀጽልዎ የሕዋት ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ዩ

    • @biniamamanuel8502
      @biniamamanuel8502 7 ปีที่แล้ว +1

      good work every one except shangabay he is over acting and getting lost in some portions making it boring keep it up guy's....

    • @desalesefu9096
      @desalesefu9096 5 ปีที่แล้ว

      😎😎😎😎😎😎😎😎😎😎😎😎😎👈👈👈👈👈👈👈👈👈👈👈👈👈

  • @heriwedifache
    @heriwedifache 7 ปีที่แล้ว +12

    kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk ja ezi gejif wedi kef kbeka😂 so Nice comedy

    • @amanyohanes1477
      @amanyohanes1477 5 ปีที่แล้ว

      ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @facheerimanwediyemane8076
    @facheerimanwediyemane8076 7 ปีที่แล้ว +2

    wwwww betami xebuk Film nesh nesh Lomi kadmjo kay dakeska mehdar eyu kab heji mehlaf yalen

  • @hanayosef6149
    @hanayosef6149 7 ปีที่แล้ว +2

    i am Ethiopan i Like Eritrean Move ;-)

  • @selamfqri608
    @selamfqri608 7 ปีที่แล้ว +3

    waw like mgbar hansab tfqed koyna mber ane beyney 10k mgeberku nere...soooo perfect guys

  • @natnaeltsehaye7414
    @natnaeltsehaye7414 7 ปีที่แล้ว +3

    ዋውው ጽብቅቲ ፊልም 6ይ ብተስፋ ንጽበየኪ ኣለና

  • @hadishweldeslase9320
    @hadishweldeslase9320 7 ปีที่แล้ว +2

    Naybhaqi anabs yom nezafilmiy kemekrwa kea tesfa aleniy nihnakea lik comment sher aynihamkniyna

  • @megos-
    @megos- 7 ปีที่แล้ว +2

    wawwwww ኣጆኹም እስከ ማራ ሰሓቢት ኮይና ሰሓቕ እኮ ቀቲልኩምና

  • @joko3603
    @joko3603 7 ปีที่แล้ว +38

    kkkkkkkkk ኣንታ አዚ ጻዕዳ እምበር እዚኣ ትግርኛ ናይ ደቂ ከረን ኣብኣ እንከላ ኣምጺእዋ ቀጺልዎ መቅሰናት

    • @samihagos2167
      @samihagos2167 7 ปีที่แล้ว +2

      yacubyoni Yoni
      Kkkkkkkkkkkk deki keren aysmue

    • @user-mk8lm9pb6o
      @user-mk8lm9pb6o 7 ปีที่แล้ว

      yacubyoni Yoni Ane do

    • @bahgiloni1419
      @bahgiloni1419 7 ปีที่แล้ว +1

      yacubyoni Yoni ata guhaf deqi keren abey tfeltena

    • @amanrezena5223
      @amanrezena5223 7 ปีที่แล้ว +1

      ow My God kef Alekum so keep it up

    • @muradawikerenawi6604
      @muradawikerenawi6604 7 ปีที่แล้ว

      ክክክክክ ኣብየት ስድነት

  • @leleygilay3002
    @leleygilay3002 7 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ክተባቡዕ ዝግበኣኦም አዮም

  • @brhanesolomon1572
    @brhanesolomon1572 7 ปีที่แล้ว +2

    ጽብቅቲ ፊልሚ ብፍላይ ኩልትኩም ተዋሰአቲ ቀጽልዎ ተስፋ ዘምቅራጽ

  • @tesfumuqur479
    @tesfumuqur479 7 ปีที่แล้ว +7

    Oh this Drama pls post for us daily! 😍👌

  • @berekettesfay9622
    @berekettesfay9622 7 ปีที่แล้ว +4

    atum sebat ane key xehafku ender hji hade seb key xihfu comments bealey eye zgmuro ab dmexe semun

  • @user-eh2wn7ve4l
    @user-eh2wn7ve4l 7 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ናብራና ትምህርቲ ዘለዋ

  • @emanuelghilagaber199
    @emanuelghilagaber199 7 ปีที่แล้ว +1

    እውይ እታ ማኩ ሽኮር ዘይትሽንድሖም ኣይ ፎርማኻን

  • @hanahabte9778
    @hanahabte9778 7 ปีที่แล้ว +6

    እንቃዕ ድሓን መጻኹም ሽኮሪናታት ብጣዕም ጽቡቅ

  • @milites6263
    @milites6263 7 ปีที่แล้ว +6

    wawww kola atsawitka ktkiel meat eka hakika eka kola bgontsi aytehazn eyu

  • @jelansemir489
    @jelansemir489 7 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ባሓቂ ማሃሪትን ኣዛናጋዒትን ዝኮነት ፊልም ኣጆኩም ቀጽልዎ ኬፍ ኣለኩም

  • @crstianoronaldo2320
    @crstianoronaldo2320 7 ปีที่แล้ว +2

    kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk shagabay c enkae teweledka meshak ftret .yekenyeley kab under ksab sun kkkkkkkkl moyte eko.tnx derasi

  • @pawloskahsay8891
    @pawloskahsay8891 7 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውውው ጸብቅታ ፊልም ከጽልዎ የሃውት ኣጆኮም

  • @menkebl9492
    @menkebl9492 7 ปีที่แล้ว +3

    wawwww nay bhaki des tebl zemxi zeblo kefal betsfa nexsbi alina metami ey zemsgen

  • @user-uh4cr5sb8d
    @user-uh4cr5sb8d 7 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ተከታታሊት ድራማ ካብ ኩሉ ብዓይነታ ምስ ናብራ ስደት ዝከይድን ዘጉልሕን ብሙኳናን ካብ ዘሎ ኮሜድታት ፍልይ ዝበለ ቅዲ ዘለዋን ብሙኳና ኣዝያ ትድነቕ እያ

  • @kokobgere8053
    @kokobgere8053 7 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ክታባብዑ ዘለዎም አዮም ።ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፊልም አዮም ዘርአዩና ዘለዉ 5 ክፋል ከመይ ክትከዉን አያ ።ብተስፋ ንጽበ like 100000000 ግዜ ንበላ።

  • @tekliawelie4232
    @tekliawelie4232 7 ปีที่แล้ว +3

    nay behaki znead srah you jemertin hayalatn edme Yhabkum nic Job

  • @tmbreezy2192
    @tmbreezy2192 7 ปีที่แล้ว +4

    #6 please I'm waiting !!!😎

  • @user-jv5tf9ny2u
    @user-jv5tf9ny2u 7 ปีที่แล้ว +1

    ብታእሚ መሃሪትን ኣዘናጋኢትን ኣጆኩም ቀጽልዎ ንፍዓት።

  • @aronaron6972
    @aronaron6972 7 ปีที่แล้ว +1

    ኣጀኹም ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ሸኻኩር ብጣዓሚ ደስ ትብል ፊልሚ

  • @ludav4785
    @ludav4785 7 ปีที่แล้ว +5

    des tblu shikorinatat.kexiliwo Ikum. part 6 kea nxbeya

  • @lightsertyv2537
    @lightsertyv2537 7 ปีที่แล้ว +10

    thanks LalinaFilms

  • @selamyefurutanatselam6960
    @selamyefurutanatselam6960 7 ปีที่แล้ว +1

    ወይ ሓዳር ወይ ኣዋልድ ኣታ ሻንጋባይ መፀለል ማኩ ጉድ ረኪቡ ዓብደላ ትግርኛ ምስ ሻንጋባይ ጦቅ እያ

  • @Asmrin544
    @Asmrin544 7 ปีที่แล้ว +1

    i like ur efforts,.. to show ur real life situation.. as beginners there could be some lack of expirience .. but u guys r doin great job .. ur work is 10 times better than some those who r in eritrea who consider themselves as great artists .. proud of u guys . ..

  • @user-li4sz4oe2n
    @user-li4sz4oe2n 7 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውውውውው ብጣዕሚ ደስ ተብል ፊሊም ቀጽልዎ

  • @wedimusgun9927
    @wedimusgun9927 7 ปีที่แล้ว +36

    anta eza gejaf wedi kef zelwa kulu aserhru dies kiblka kkkkk kkkkkkkkk

    • @rubytelecom5631
      @rubytelecom5631 7 ปีที่แล้ว +3

      Wedi Musgun wedi Dc yu zearkey

  • @habenwali883
    @habenwali883 7 ปีที่แล้ว +2

    Blbi adniqekum nguat , Shangabay gen eti tserfi entetemahaysho temeraxi koynu mrekebkwa. msnay yqretay .tezey koynu kulu Werqi

  • @johannajohanna1402
    @johannajohanna1402 7 ปีที่แล้ว

    abdela shikor i really appreciate you . we all Lövånger happy to you.

  • @HabtitOklib
    @HabtitOklib 7 ปีที่แล้ว +3

    Yaaa Shangabay mara kef alowo, mara Harifff.
    Kali dima, plssss! DO NOT give a kiss on lip to the child.
    3rd, I like the Arab guy's accent so cute.

  • @meronm8423
    @meronm8423 7 ปีที่แล้ว +5

    I love u all ma peoples god please you eri

  • @filimonyebio2083
    @filimonyebio2083 7 ปีที่แล้ว +2

    maku hawey nay behaki anabes kexlwo ajokum nic job

  • @user6652
    @user6652 7 ปีที่แล้ว

    kemzia film endate maharka tzanagaala ria ayfeltn🖒🖒🖒🖒🖒❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @disoalexsedi6834
    @disoalexsedi6834 7 ปีที่แล้ว +6

    bila hji sebi kedyme....
    gelaynet kea

  • @fafucarrick6646
    @fafucarrick6646 7 ปีที่แล้ว +5

    ane shangabay dbehal seb kexelleni delyu maraaaaa kef alekum sga dey anabs specially shangabay nay hmex

  • @JesusIsLord-c4x
    @JesusIsLord-c4x 7 ปีที่แล้ว +2

    Everything is tanx Abdela kab under ksab World😂😂😂😂

  • @dinarose8293
    @dinarose8293 7 ปีที่แล้ว

    Nice drama I'm really impressed for the Arabic guy he talked our language and keep up the good work guys! 👉don't forget we r waiting for part 6...👈👍👍👍😊😊😊

  • @Raino647
    @Raino647 7 ปีที่แล้ว +75

    እዚ ቖልዓ ዳይረክተር ናይዛ ፊልም ድዪ ክንደይ ክዋሳእ ኢዪ

    • @loveugod9095
      @loveugod9095 7 ปีที่แล้ว +2

      እቲ ቖጸራናከ መራ, ኮኾብ እንታይ ይኩን ዮኒ ,ኪኮ hahahaha ygermeka u actor nay za film koynu

    • @amchewiznahommestealenado2459
      @amchewiznahommestealenado2459 7 ปีที่แล้ว

      እቲ ቖጸራናከ መራ, ኮኾብ እንታይ ይኩን ዮኒ ,ኪኮ ኣየናይ ቆልዓ? መን ድዩ ዳይረክተር ናይዛ ፊልም

    • @Raino647
      @Raino647 7 ปีที่แล้ว

      Amche Wiz Nahom Meste Alena Do ሽማግለ ድዪ ኣብዛ ድራማ ዘሎ ቆልዓ

    • @amchewiznahommestealenado2459
      @amchewiznahommestealenado2459 7 ปีที่แล้ว

      እቲ ቖጸራናከ መራ, ኮኾብ እንታይ ይኩን ዮኒ ,ኪኮ ሽማግለ ኣይኮነን ቆልዓ ዩ እንታይ ትብል ኣለካ ሒዘካ ኣለኩ እንታይ ክትብል ስለ ድደለካ ጊን ኣይተረድኣንን

    • @yoniteke489
      @yoniteke489 7 ปีที่แล้ว

      እቲ ቖጸራናከ መራ, ኮኾብ እንታይ ይኩን ዮኒ ,ኪኮ

  • @fkg98
    @fkg98 7 ปีที่แล้ว +12

    waw kxbeya eye kenye nice ajokum qexlwo

    • @user-qh3gt5gw5w
      @user-qh3gt5gw5w 7 ปีที่แล้ว +6

      LalinaFilms ብትግርኛ ጽሓፎ ኢንግሊሽ ዝይርዶ ብዙሕ ክህሉ ስለዝክእል ምስ ይቅራታ

    • @hanibalhailu8113
      @hanibalhailu8113 7 ปีที่แล้ว

      ፍቅሪ እዩ መክሰበይ ወዲ ሃይለ ዘ ብሄረ ኣ
      ስመራ

  • @rabababamrabababam5500
    @rabababamrabababam5500 7 ปีที่แล้ว

    5k ሽሕ ላይክ ዋውውውው የቀንየልና ዳኣ ኣይትፈጥዎን ዲኩም ክክክክክ ብዝኮነ እንቃዕ ሓጎሰኩም ኩሉ ግዘ ስነ ጥበብ እንተኮይኑ ኩነታት ህዝብካ ኣለሊካ ትሰርሕ እንተኮንካ ኩሉ ግዜ ዕዉት ትኮዉን ቀጽልዎ ክብሎኩም ይፈቱ እቲ ሓቂ ብፍሊም መልክዕ ስለ ዘቅረብኩሞ እንደገና የቀንየልና ።

  • @user-vi6bd3dd2g
    @user-vi6bd3dd2g 7 ปีที่แล้ว +2

    www ደቂ ኤረ ሽኮሪናታት ኣቢየት ደስ ክትብል film ሻንጋባይ መቅሰን ወዲ
    no ጠቅሊልካ go kkkk ,

  • @user-tc4jm1cy4m
    @user-tc4jm1cy4m 7 ปีที่แล้ว +3

    btami xbikti film shingabay xerfi entezeybezhe btami xbuk

  • @welcometekle3123
    @welcometekle3123 7 ปีที่แล้ว +4

    Mara nice kef zlwa film Deki Eri

  • @merhawifsahaye3672
    @merhawifsahaye3672 7 ปีที่แล้ว

    kab Part nab Part enamekeret tkeyd zela Drama nay bhaki blux srah kexlwo 👍👏👏👏

  • @meashoftwi5572
    @meashoftwi5572 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ደስ ትብለካ ድራማ ሽኮሪናታት ኣጆኩም ቀጽልዎ ኢዋናውት ስራሕ አሞ ካ ብጀመርትን ኣብ ስደትን ብወገነይ ብጣዕሚ ኬፍፍፍፍ ዝሃበትኒ አንኮ ፍሊም ኢያ፨።

  • @teddyonelove8445
    @teddyonelove8445 7 ปีที่แล้ว +52

    እቶም an like 👎ትገብሩ ዘለኩም ተደንግጹ ካብዚ ዝበልጽ እሞ ከኣ ኣብ ስደት ኮንካ ዝክፈልዎ ዘይብሎም ምትብባዕኩምስ ይትረፎም ኢድኩምን እግርኩምን ዘይትእክቡ ።እቶም ሰብ ሕልና ግን ላይክ & ሳብስክራይብ ንሓግዞም ነዞም ተስፋ ጽባሕ ።

    • @user-tx7ou2ws1t
      @user-tx7ou2ws1t 7 ปีที่แล้ว +1

      tedros abrha ምናልባት ብደይ ፍላጥ እዮም ዝጥውቅዋ ዝህልዉ

    • @filmonevra3675
      @filmonevra3675 7 ปีที่แล้ว +5

      tedros abrha ስቕ ኢሎም እቶም ዶናቑር ጥራሕ ዮም un Like ዝገብሩ።

    • @tesfittekle8364
      @tesfittekle8364 7 ปีที่แล้ว +3

      tedros abrha ja you are right!

    • @henokteklehaimanot1233
      @henokteklehaimanot1233 7 ปีที่แล้ว +2

      tedros abrha "really "i miss Shagabay ☜

    • @wediluzerunswiss6644
      @wediluzerunswiss6644 7 ปีที่แล้ว +1

      tedros abrha dislak trgumu sle dey feltewo kkenu alewem bejaka ane keman bteami eu gerimuni naom aykonen naka keman like tedi bro

  • @sebetayzeybele8527
    @sebetayzeybele8527 7 ปีที่แล้ว +4

    kkkkkkk eti qolia weni mehrkumo ekumu yemeslen kkkk nediu key sima kkkkkk

  • @user-ui7wr7tw1n
    @user-ui7wr7tw1n 7 ปีที่แล้ว

    ኣጆኩም ቀፅልዎ ደስ ዝብል ተከታታሊ ድራማ እዩ በዛ ላይ ደሞ ከይሓሰብናይ ተስሕቁና ኣለኩ ክክክክ

  • @Titinabella
    @Titinabella 7 ปีที่แล้ว +2

    the baby is amazing

  • @user-sn4qu9vd5l
    @user-sn4qu9vd5l 7 ปีที่แล้ว +22

    ኣይጽበን እየ ወይ part 6 ስደድዋ ወይ ክሕነቅ እየ ክክክክ ገለ ዓይነት ከኣ ከም ዝሃለፍ ካብ ኡ ንልዕሊ ተትፈቲሩ ብእ ገርና ክንገልጸልኩም ኢና ክሳዕ ዝፍጠር ግን ከም ናይ ብቀዳማይ ኤለኩም ኣለኩ ደቂ ዓበይቲ ቀጽልዎ ፎርሳ ጥራይ ክክክ ሞይተ ድየ ግለ ክክክክክ ሳንጊታይ መቅሰን 50 ኪሎ ከይተጉድለልካ ተጠንቀቅ ኢኻ ናብራ ኤውሮ ከዚ ተኮይኑስ ተመስገን ኣምላክ ክክክክክክ like share ከኣ ኣይንሕመቅ ትቅጽል ክፋል ክሰዱልና ልዕሊ 10,000 like ንሃቦም ኮይስ ዶ ናይ ሕማማተይ።

    • @sebbseberi5723
      @sebbseberi5723 7 ปีที่แล้ว +1

      wedi eri mayte shukor asmerawi feret bel gdi hji do ናዓኻ ኢሎም ሰዲዶማ

    • @farklaentertainment4529
      @farklaentertainment4529 7 ปีที่แล้ว +1

      Tewelde Beri kkkkkkkkk ata entay gerka wedey feret kbl chekan eka kkkkk

    • @user-sn4qu9vd5l
      @user-sn4qu9vd5l 7 ปีที่แล้ว

      Samuel Afewerki ሕጂ ዳ ን ነሽነሽ ረኪቦም እንዳዮም መን ክርእየና ክክክክ ግን ድጃን የጋጥም እዩ ምሉዕ ዕድሜና ኣብ ዮቱብ ተቀሚጥናስ ሕጂ ካብ fb መጺኦም ቀዲሞሙና።

    • @biniamdesbele9877
      @biniamdesbele9877 7 ปีที่แล้ว

      yesssz

    • @yoniteke489
      @yoniteke489 7 ปีที่แล้ว

      Biniam Desbele

  • @raheldagnew7503
    @raheldagnew7503 7 ปีที่แล้ว +6

    wey hadar europa hmamm u maku nay hmamey atarkom eske bejaka ewyyyyy kechenkuka

    • @birhanezere5654
      @birhanezere5654 7 ปีที่แล้ว

      very nice nice love it good job guys

  • @samuelfissehaye5481
    @samuelfissehaye5481 7 ปีที่แล้ว +1

    ane ke comedy kzrgh like tgebruley dikum

  • @msgnafshaye7381
    @msgnafshaye7381 7 ปีที่แล้ว +1

    ሸንገባይ እኮ ክተጸልለኒ ደሊካ ሎምስ ንማኩ ንዓብደላን ከይኣክለካ ንዓይ ውን ኣርኪብካለይ ብስሓቅ እኮ መይተ ብምሉኩም ኣብዛ ፊልም ትሳትፉ ዘለኩም ካኣ ብጣዕሚ መሃሪትን ኣዘናግዒትን ፊልም ብሙካና በዚ ኣጋጣሚ ከመስግነኩም ይፈቱ ኩላትና ኣሕዋት ላይክ ካብ ምባል ዓዲ ኣይንውዓል ኣዚ ከማን ኩውሕዶም ሳብስክራይብ ካ እይንረስዕ

  • @raheldagnew7503
    @raheldagnew7503 7 ปีที่แล้ว +3

    weyy maku shkor kndey desss ybleka u wedey

  • @naemiissac4567
    @naemiissac4567 7 ปีที่แล้ว +3

    www nice movie please part 6

  • @johntekle117
    @johntekle117 7 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቅ ትንኣድ ፍሊም እያ ምትብባዕ ከማን ክውሕዶም ኣጅኩም ኩላትና ካኣ ላይክ ኣይንረስዕ

  • @facheabraham6231
    @facheabraham6231 7 ปีที่แล้ว +1

    ዋውዋውዋውዋ ደቒ አረይ ገለ ኣይነት ፊሊም ኣጆኩም ቐጽልዎ part 6 kea betesfa nexebe

  • @innerrealms8171
    @innerrealms8171 7 ปีที่แล้ว +7

    nesh nesh zraye i'ynu ybrah hahaha

  • @ProudEritrean91
    @ProudEritrean91 7 ปีที่แล้ว +3

    Hahaha great job you guys !!

  • @alexkidane3882
    @alexkidane3882 7 ปีที่แล้ว +2

    naybhaki gele aynet movie I swear I'm in love with this movie 💕💕

  • @ste972
    @ste972 7 ปีที่แล้ว

    Guys thanks very much. I enjoyed it.
    It's been years since I've watched this sort of movies.
    let's pay them with like
    it 2k now