Tv Sened Eritra Tv Sened Eritra B/G Tekeste Haile Interview Part 14

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024
  • Tv Sened Eritra B/G Tekeste Haile Interview Part 14
    ቃል መሕተት ምስ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ክፋል 14 Tv Sened
    Antonio Tesfay

ความคิดเห็น • 102

  • @melesrezene7526
    @melesrezene7526 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣቦና ትገብሮ ዘለካ ኣበርክቶ ብጣዕሚ ነመስግን በርትዕ ኣጆኻ 👌👌👌👌

  • @mikimiki8097
    @mikimiki8097 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣነ ጣዕሚ ኣገርሚኒ ኣሎ ወዲ ሃይለ ከመይ ኢሉ እዩ ካብ ባህርያት ህዝባዊ ግንባር ፍልይ ዝበለ ሒዙ ኣደንጺ ኣሎ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ክህበካ ይምነ።

  • @ZYosef-sd7wu
    @ZYosef-sd7wu 3 ปีที่แล้ว +13

    Thank you Mr. Antonio for another segment of this interview with Brig. General Tekeste Haile.
    As always, this was wonderful recollection from Brig. General Tekeste. Thank you for narrating and assessing these important events in the military history of Eritrea. You are truly a treasure. Wish you a very long and happy life. Look forward to your book. Hope you include maps of all these locations as it will enhancce your book. It does not have to be a formal map, but a sketch. Thank you for describing and analyzing two important themes for the record--the internal schisms and battle of EPLF & ELF. Also the relationship (so called, collaboration) with TPLF. That was splendid.
    Also, I hope you include in your book your assessment of Eritrean women's role in the military. Please let us know how an when we can purchase your book, Sir.

  • @Blenay684
    @Blenay684 3 ปีที่แล้ว +15

    በጃኩም ብምንታይ ክረክቦ ይኪል ነዚ ኣቦይ ብጣሚ አየ ዝፈትዎ ኣነ ነዚ ሰባይ ❤🐅🇪🇷

    • @dafukaku5007
      @dafukaku5007 3 ปีที่แล้ว +1

      Bbhaki ane keman kemu iya zbl love blove girni alo shwedn knkewun nirna

    • @MTKKTM-g3j
      @MTKKTM-g3j 3 ปีที่แล้ว +3

      ናይ ጀነራል contact ኣብ መጭረስታ ንገሩና

    • @HuruyMOSAZGHI
      @HuruyMOSAZGHI 2 ปีที่แล้ว

      @@MTKKTM-g3j ab Stockholm , Rinkby zbhal bota yeneber alo.

    • @omexhabeshawi6337
      @omexhabeshawi6337 2 ปีที่แล้ว

      @@HuruyMOSAZGHI ay kab kunat badme nab nab nay Sweden badme atyu sebay rinkeby xluk adi kitletn gebenin zbezho adi

  • @hani3933
    @hani3933 3 ปีที่แล้ว

    Thank you both for continuing the interesting historical interview. 🙏🏼

  • @erilight8656
    @erilight8656 3 ปีที่แล้ว +3

    Eske G. Sbhat Efrem Sebaytu Hafti Sbhat Nega Eya Tbhal. Eske Aflto Aleka do B Meknat deu Kea walas Bhaki Fkri eue 🙏 🙏🙏

  • @voxpopuli735
    @voxpopuli735 3 ปีที่แล้ว +4

    The intro music is uniquely soul healing and nostalgic. It creates a special feeling to my body and mind.

    • @amanusonas9270
      @amanusonas9270 3 ปีที่แล้ว +2

      Absolutely! You read my mind. I know that song by Yemane long before this intro, however it is so majical hearing it while having the buzz created by the unbelievable narration skill of B. General.

  • @hope3868
    @hope3868 3 ปีที่แล้ว +3

    General Tekeste haile abo haqi !!!

  • @teklitrussom
    @teklitrussom 3 ปีที่แล้ว +1

    Abyet jignnet 💪💪💪💪💪✊🤴

  • @mussiebereket4489
    @mussiebereket4489 3 ปีที่แล้ว +20

    ነቢ ዝኮነ ሰብኣይ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡

    • @alijahconnor5841
      @alijahconnor5841 3 ปีที่แล้ว

      Dont know if you guys gives a shit but if you guys are stoned like me during the covid times then you can watch pretty much all the new movies on instaflixxer. I've been streaming with my gf for the last few months :)

    • @leoamari6619
      @leoamari6619 3 ปีที่แล้ว

      @Alijah Connor yea, I've been using instaflixxer for years myself :)

    • @mohammedwyatt6796
      @mohammedwyatt6796 3 ปีที่แล้ว

      @Alijah Connor yup, I have been watching on instaflixxer for months myself =)

    • @tomasgibson1912
      @tomasgibson1912 3 ปีที่แล้ว

      @Alijah Connor Yea, I have been using InstaFlixxer for since december myself =)

  • @mangomango4624
    @mangomango4624 3 ปีที่แล้ว +6

    ጅግና ኣቦና

  • @iloveu3112
    @iloveu3112 3 ปีที่แล้ว +8

    ደስ ኢልኒ ካብ ዝሰምዖም ተጋዳላይ ብ/ጀ ወዲ ሃይለ

  • @crow2lio972
    @crow2lio972 3 ปีที่แล้ว +4

    Thank you for sharing your history. 51 minutes it's not enough after waiting a week

  • @dendengebrengus289
    @dendengebrengus289 3 ปีที่แล้ว +8

    Welcome our true hero!!!!!
    Thank you very much from the bottom of my heart.

  • @ቆሓይቶከስከሰ
    @ቆሓይቶከስከሰ 3 ปีที่แล้ว +5

    ኮሎኔል ገብረ ተካ መጀመርያ ኣዛዚ ሓይሊ ኣብ ኣጋር ከቢድ ብረት፡ ጸኒሑ እውን ኣብ ቦጦሎኒ 74 ከምኡ እውን ብርጌድ 80 ኣዛዚ ቦጦሎኒ፡ ድሕሪኡ እውን ኣብ ኣጋር ከቢድ ብረት ክ/ሰ 52 ኣዛዚ ቦጦሎኒ ካብኡ ክሳብ ኣዛዚ ብርጌድ በጺሑ ኣብ መጨረሻ እውን ኣብ ክ/ሰ 39 ከሎ ሓሚሙ 1999 ዓ.ም ኣብ ከረን ተሰዊኡ፡ ከምቲ ዝበሃል ዘይኮነ ወራር ወያነ ክጅመር ከሎ ብሰንኪ ኩነታት ጥዕንኡ ኣብ ገዝኡ ስለ ዝነበረ ኣይተሳተፈን፡ ኣነ ቅድሚ ናጽነትን ድሓር እውን ኣብዚ ናይ መጨረሻ ግዜ ወዲ ኣሃዱየይ እዩ ነይሩ።

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 3 ปีที่แล้ว

    Jigna Wedi Haile edmen tienan yhabka egziabiher ajoka kexlo

  • @ambestewelde374
    @ambestewelde374 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣብየት ትብዓቲን ስብእነትን ኣቦናን ሓውናን ብርጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለ የቀንየልና

  • @zekariashaile3370
    @zekariashaile3370 3 ปีที่แล้ว +4

    Great work in presenting the true history.....!!!!!

  • @aronogbay72
    @aronogbay72 3 ปีที่แล้ว

    ኣገዳሲ፡ ታሪኻዊ፡ ሰበዳዊ ቃለ መጠይቕ። እዛ ቃለመጠይቕ ተወዲኣ (መወዳእታ ክፋል በጺሓ) ከይትብሉና ኩሉ እንዳፈራህኩ እየ ዝጽበያ። ብ/ጀነራል ተከኣተ ሃይለ፡ ኣዝዩ በሊሕ ታጋዳላይ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣብ ጀጋኑና ብዙሕ ኣኽብሮት ኣለኒ። Tv Sened ኣንቲንዮ ውን ብዙኽ ምስጋና ይግበኣካ።

  • @berhaneberaki1565
    @berhaneberaki1565 3 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ብሃንቀውታ ይጸበ አለኩ መጽሐፍካ

  • @dawitbahta637
    @dawitbahta637 3 ปีที่แล้ว

    btaemi xbuk mebrhi mexhafka bkltuf ktzrghalna nxbe kbur B/G Tekeste Haile

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239 3 ปีที่แล้ว +3

    ጀግና B/G ተኸስተ ሃይለ ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ብዛዕባ ውግእ ሓድሕድ ብወገን ሳሕል ዚነበራ ኣሃዱታት ህዝባዊ ግምባር ህላወ ተጋደልቲ ወያነ ማለት እታ ኣነ ዚነበርኩዋ ኣሃዱ በጦሎኒ 2 ብርጌድ 58 ሓለፍታ ድማ ኣዛዚ ቋንቁ፡ ኮሚሳር ወዲ ቐሺ እዝራ ካብ ግምባር ናቕፋ ኣብ ኲናት ሓድሕድ ተሳቲፍና ኔርና። ሕጽር ዚበለ መኣረምታ ኪገብር ኣፍቅደለይ። ኣብቲ ግዜ'ቲ ተጋደልቲ ወያነ ማለት ብደረጃ ውዳበ ነብሱ ዝኽኣለ ኣሃዱ ዘይኮነ እንታይ ደኣ ኣብ ዓራግ ታዕሊም ዝወድኡ ሓደስቲ ኣብ ነፍስ-ወከፍ ጋንታ ከክልተ ሰብ ተወዚዖሙና ከም ዚነበሩ ዘይርሳዕ ሞጎታዊ ሓቂ'ዩ። ንኣብነት ኣብ መስርዕና መስርዕ ማሽንጋን ምስቶም መድፍዓጂታት ተመዲቡ ዚነበረ ዘይርስዖ ብጾትና ሳጓ ዘውጽእሉ "ጉዒምቢር" ዚብሃል ይዝክር። ተሞክሮ ኪቐስሙን ከምኡ'ውን ኪሕግዙን ዚብሃል ዕላል ይዝከረኒ። በጦሎኒና ኣብ መፋርቕ 1980 ኣብ ሮራ ሓባብ ባቕላ ዚተባህለ ቦታ ዕለት ኣይዝከረንን ወጋሕታ ኣብ ልዕሊ ተሓኤ ውግእ ጀሚርና። ኣብቲ እዋን'ቲ መወዳእታ ክሳብ ማማን ዚብሃል ቦታ ሱዳን ክሳብ ንበጽሕ ምጥቃዕን ስልታዊ ምዝላቕን ካብ ሓደ ቦታ ናብ ካልእ ቦታ ማለት ገሊኡ ቦታታት ብቋንቋ ሕዳራብ እዚ ዚስዕብ ካብ ዚዝክሮ ተንቀሳቒሳና፡ ጀልጀሊት፡ ዓዳይት፡ ዛራ፡ ሸርኢት፡ ዴባ፡ ገበይ-ጻዕዳ፡ ደብረ-ሳላ ባብቶኖ፡ ኩር፡ ክሳድ-ሽኮር፡ ከርከበት፡ ሓሽሓሽ፡ ኮር-ባርካ፡ ኣድሪካላ፡ ኤስቡስ፡ ኮሎምበይ፡ ቲታይዳምር፡ ባርባና፡ መጓቴብ፡ ተገይሎው፡ ቶሊክ፡ ምዕላብ፡ ገረዊት፡ ከዋብ፡ ሓሺነይት፡ ሆሚብ፡ ሓደ ሓደ ግዜ ውግእ ሓደ ሓደ ግዜ ድማ ተዛማዲ ዕረፍቲ ኣብ ባርካ ዓመት ጸኒሕና። ምሳና ኣስታት ፍርቂ ዓመት ምስ ጸንሑ ከኣ ተሳሒቦም ናብ ውድቦም ከይዶም ኣብቲ ዚቐጸለ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ውግእ ሓድሕድ ግን ምሳና ከምዘይነበሩ የራጋግጸልካ። ኣብ ከባቢ ባኑና ዚተባህለ ጎቦ ኣብ'ቲ እግሩ "ኤኮክ"፡ "ሳታ" ዚብሃል ቦታ ኣሎ ኣብቲ ግዜ እቲ ይዝከረኒ ስምምዕ ቱኒዝያ ዚተባህለ ተሓኤ ምስ ህግሓኤ ናይ ሰላም ሽምግልና ይካየድ ኔሩ። ኣብ ኢኮክ ዚብሃል ቦታ ብሽምግልና ሱዳን ካብቲ ስግር ኮር-ባርካ ይዝከረኒ ናይ ተሓኤ ሓለፍቲ በዓል መልኣከ ተኽለ ዘለዉዎም ኣብ ኢኮክ ተረኺቦም ኒሮም።
    ዚኸበርካ ጀግና ወዲ-ሃይለ ኣብ ካልኣይ ፍርቂ 1987 ዓ/ም ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ መጀመርታ ግዜ መስለኒ ኣብ ፍልፍል ከም ጋሻ ክ/ሰ 85 ብርጌድ 22 ምስ እቲ ፈታው ነብሱ ሚኪኤል ሃንስ መራሕቲ ብርጌድና ምንባርኩም ትዝ ይብለኒ!

    • @user-dy5kf3dr4h
      @user-dy5kf3dr4h 3 ปีที่แล้ว +1

      I hope you will be contacted by The General. Also you look like you have a potential to tell the history. So please do something.

  • @abelkibrom2035
    @abelkibrom2035 3 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ብጣዕሚ ዝንኣድ ኣገላልጻን ኣብ ክዉንነት ዝተሞርኮሰ መሪር ዝኽርን ከምኡ ውን ጋዜጤኛ ኣንተንዮ ተስፋይ ኣዝዩ በዳሂ ሕቶታት ኢኻ ተቅርብ ብኣዝዩ ልዑል ወኒ ክትቅጽሎ ይላቦ ብሓፈሻ ነቲ ጽቡቅን ሕማቁን ንገሩና ንዓና ነዞም ናኣሽቱ ወሎዶ ምኽንያቱ ጠፊእና ስለ ዝጸናሕና ታሪኽ በብዝጥዕሞም ክነግሩና ጸኒሖም እዮም'ሞ ስለዚ ቀጽልዎ ኣብ ጎድንኹም ኣለና!
    ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም!

  • @aklilubeyney1109
    @aklilubeyney1109 3 ปีที่แล้ว +1

    Kbur bsul jgna b/g wedi hile
    Mexhafka bkemey yrekba

    • @janjhon187
      @janjhon187 3 ปีที่แล้ว

      Agdasit mexhafe eya ember ke wedi merit akalun sedreun zesatefe nenaxenet elfi lokmaxat ka Abe mongo kalsi mahber girom kab Geza hagerun Abe makel adu abgzea jardinu megben mesten sedreu ena beleu akeba selfi Alena keblewo ezi sele Hager koinu embr ane bomba metkulom dekiza wahiyo etom kendi wdebty feliti selfi gliom bedieom gliom ka bebuom Eritrawian aykonun temben. adwa.Yemen .Sudan eyom kulom eta flity selfi zemesrtewa merihent adom abta mexhafe ketesfro tesfa negebr ezi zegebrwo zelewu gefei mebegedieu nesu eu

  • @tesfayewerede3347
    @tesfayewerede3347 3 ปีที่แล้ว

    Can you send this book to Australia please

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 6 หลายเดือนก่อน

    ዋእ ከም ክልተ በቀይኑ ውድብ ማለት እኮ'ዩ። ኣብ ማእከል ከቢድ ውግእ: ብዘይ ፍቃድን ፍላጥን ናይ ብ/ጀት ተኸስተ ሃይለን ቫይናክን: ከም መጠን ወትሃደራውያን ኣዘዝቶም: ኣባላት'ቲ ሕቡእ ጉጅለ ህ.ግ.: ብዝተፈልየ ትእዛዝ ናይ'ቲ ሰልፎም: ውግእ ገዲፎም ናብ ምስጢራዊ ጉዳዮም ይዋፈሩን ይስኣኑን ብግብሪ ክኣ ኣሃዱታትን ኣባላቶምን ከግድዑ ይርኣዩ።
    Thank you.

  • @sahlemeskel9023
    @sahlemeskel9023 3 ปีที่แล้ว +1

    at least u r honest about the presence of weyane on ur side againest ur own brothers.

  • @aronhidray69
    @aronhidray69 3 ปีที่แล้ว

    Wdi solomon and tekeste haile jeganu!

  • @angesommehari3788
    @angesommehari3788 3 ปีที่แล้ว

    Ata Jigna Edmen tienan yimneyelka Kab zegelgele zewdeldeleya Tifetu Eritrea

  • @zemezemee1475
    @zemezemee1475 3 ปีที่แล้ว +1

    Nay bhaqi beal sre edmen tnan yhabka fetari ane hanti hito alatni Mengs Asmerom (cherifo) adi nfas halafi handesa znebere bzabu gele belena yeqenyeley kubur B/G Tkeste Haile

  • @h.h.m4519
    @h.h.m4519 2 ปีที่แล้ว

    Tv Sened ደንበር Tv ሰነድ፡ ቀጽልዎ

  • @CLAUDIUNadolu
    @CLAUDIUNadolu 11 หลายเดือนก่อน

    Men kemaka wrdie haile yake

  • @mebrhatomhailemariam6197
    @mebrhatomhailemariam6197 3 ปีที่แล้ว

    Admen tanan yhabka wedi haile jgna ybel agelalxa

  • @tatihara5892
    @tatihara5892 3 ปีที่แล้ว

    Degagimka semiakayo zeymuno agelalxa wawww ayana general wedi hayle hero

  • @kendielmedia4621
    @kendielmedia4621 3 ปีที่แล้ว

    ኣንተንዪ፡ ነዛ ኣብ ሳሕል ወያነ ኣይነበሩን፡ ኣብ ሳሕል ናይ ወያነ ዝተማረኹ ኣይነበሩን ድዮም ትብል ሕቶ ደጋጊምካያ። ሓንሳብ ኣይነበሩን እናበለካ ስለምንታይ ኢኻ ደጋጊምካ ትሓቶ ዘለኻ?

  • @akele21guzay87
    @akele21guzay87 3 ปีที่แล้ว

    ካብተን መረታ ከም ጎቓት ገይሩ መረቱን ገረቡን ሰቡን ነቲ ስርዓት ኣብ ምምጻእ ናጽነት ገይሩ ዘገልገለ የለን፡ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ከምቲ ዓዲ ገይሩ ዘዋረዶን ዝኣሰሮን የለን፡ ዓዲ ምልእቲ ኣብ እሱርበት ዳጉኑዋ አዩ እዚ ግለት ውድብ

  • @skeriland9305
    @skeriland9305 3 ปีที่แล้ว +1

    🙏💕🇪🇷

  • @shammic8882
    @shammic8882 3 ปีที่แล้ว +1

    Subuk tentena dess yebll

  • @tesfalemtewolde6972
    @tesfalemtewolde6972 3 ปีที่แล้ว

    Tebae sebeay brgder general tekeste haile zterefe gizeka amlak ybarkelka alokum tebeat abotat tegadelti zehagere abay eritrean

  • @meronsimon7049
    @meronsimon7049 3 ปีที่แล้ว

    Hero

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 3 ปีที่แล้ว

    ውግእ ዝተገበሮ ብርጌድ 81 ናብ ደንከል እኔከደት ንብረት ክንወስድ ውግእ ገርና ዝበልካዮ እቲ ቦታ ኣብ ቀርኒ ማጨው እዩ ነይሩ

  • @mestes4158
    @mestes4158 3 ปีที่แล้ว +2

    General you’re the greatest

  • @tekluberhane1517
    @tekluberhane1517 3 ปีที่แล้ว +3

    Kubur general neti kulu mesgedel segirka idmen tiinan hibka nezi ktezentwelna mbqaka kemesgneka yfetu. Biabiu kea mexhafka abzihaxere tewediu nmnbabu nxibe.

  • @tekluberhane1517
    @tekluberhane1517 3 ปีที่แล้ว +2

    Mexhafka malet abi hawelti ab gezaka miqmatu zlezi fqad amlak koynu abzihaxere kitbexhana tesfay luilu.

  • @tesfomiyob9888
    @tesfomiyob9888 3 ปีที่แล้ว +1

    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏💪💪💪

  • @tadessekidane720
    @tadessekidane720 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣብዛ ኣብ ሳሕል ዝተማረኹ ናይ ወያኔ ተጋደልቲ ትብል፡ ቁሩብ ሓበሬታ ክህበኩም።
    ኣብ 1980 - 1981 ዓ. ም ተጋደልቲ ወያኔ ምሳና ነይሮም ኢዮም። ኣበየናይ ወርሒ ምዃኑ ኣይዝክሮን፡ ወዲ ፍላንሳ ዝመርሓና ተጋደልቲ ብመንጎ ኣፍዓበትን ከረንን ኣዝዮም ብዙሓት መንእሰያት ትግራይ ናብ ሳሕል ኣስጊርናዮም (ዘይተዓለሙ)። ኩሎም ድሕሪ ምዕላሞም ናብተን ናትና ሓይልታት ኢዮም ፋሕ ኢሎም። ንብዙሕ ኣዋርሕ ምሳና፡ ኣብተን ሓይልታት ጸኒሖም ኢዮም። ቅድሚ ምኻዶም።
    ካብዚኦም፡ ካብ ታዕሊም ወይ ካብተን ሓይልታት ንሱዳን ክሃድሙ ክብሉ ኣብ ኢድ ተጋደልቲ ተ. ሓ. ኤ. ዝኣተዉ ነይሮም ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም።
    ብሳሕል ስለ ዝኸዱን ህወሓት ክዕለሙ ዝሰደዶም ኣባላቱን ከኣ ስለ ዝኾኑ፡ ምስ ተታሕዙ ተጋደልቲ ህወሓት ኢና ክብሉ ግድን ኢዩ።
    ስለዚ ኣንተንዮ ከምኡ እንተበለ ሓቁ ክኸውን ይኽእል ኢዩ። ብሳሕል ዝመጹ ስለ ዝኾኑ ኢዩ። ከም ጥርኑፍ ኣሃዱ ዝመጹ ግን ኣይነበሩን። ክዕለሙ መጺኦም ኣብኡ ከለዉ ናባና ፋሕ ዝበሉ ኢዮም።

  • @hiwangosh
    @hiwangosh 3 ปีที่แล้ว

    ኣብ 1974 ወርሒ 11 ኣብ ደብረሳላ ነይረ፡ ኣጋጣሚ ሓደ ምሩኽ ዝተወግኤ ናይ ሻዕብያ ረኺበ፡ መልሓሱ ትግራዋይ ከም ዝነበረ እዝክር፡ እዚ ትግራዋይ እዚ ርእሱ ትጥፋእ ካበይ መጽዩ ኣብ ወኪ ዛግር ተማሪኹ ትብል ብ/ጀ ?

  • @bahregasizerhans
    @bahregasizerhans 3 ปีที่แล้ว

    Entay aynet sinkisar zikone tarik u, btaemi yekenyelna jeneral tekeste Haile edmen tienan yhabka

  • @negodatatselam443
    @negodatatselam443 3 ปีที่แล้ว

    B-general Tekeste Haile Bitaemi Temesite Eye Zisemiaka Zeleku Nay bhaki gn Jigna Eka .Mokenen gubutan Dea Entay Koinom Eyom Kab Merahi Botoloni nab Merahi Haili Awridom mista nay Beal Jenbil Botoloni . Fikadika Ente koinusi Kurub Eske bzaeba Mokenen Gubutan Nigerena Eka .

  • @abrahamgebremikieal1858
    @abrahamgebremikieal1858 2 ปีที่แล้ว

    ሃይ ወዲ ሃይለ ከመይ ኣለካ ዳሃን ዶ በታአሚ ከየ መስገንኩካ ክሃልፍ ኣይደልንን ብምንታይ ክንረክበካ ንኸአል ተለፎን ውአይ ፈይስ-ቡክ ክንረኽበካ ምደለና በዛአባ አዚ ትብሎ ዘለኻከኣ ከጽሎ እድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @teamekflaey4591
    @teamekflaey4591 3 ปีที่แล้ว

    Wedi Haile jigna

  • @mangomango4624
    @mangomango4624 3 ปีที่แล้ว +8

    ናብ እስራኤል እባ ስደዱልና እታ መጵሓፍ በጃኩም

    • @user-dy5kf3dr4h
      @user-dy5kf3dr4h 3 ปีที่แล้ว

      Is the book published?

    • @roramedia3841
      @roramedia3841 3 ปีที่แล้ว

      Thank you for the Good information b/general Teleste

    • @roramedia3841
      @roramedia3841 3 ปีที่แล้ว

      Thank you for the Good information b/general Tekeste

  • @ቆሓይቶከስከሰ
    @ቆሓይቶከስከሰ 3 ปีที่แล้ว

    መስዋእቲ ተኽለ ወደይ ግን ኣይገለጽካዮን፡ ኣነ ከም ዝፈልጦ መራሕ ብርጌደይ ነይሩ ኣብ ወርሒ 09/83 ቦትኡ ሓላፍነት ናይ ዞባ ድሕሪ መስመር ብተኽላይ ተተኪኡ ናብ ኣሃዱኡ ብርጌድ 80 ከም ኮሚሽነር ብርጌድ ኮይኑ ሓደ ወርሒ ኣቢሉ ምስ ጸንሐ፡ ኣነ ይዝክሮ ካብ ዛራ ንድፋዕ ክዘውር ኢሉ ምስ ከደ ኣብ ጉዕዞ ኮለላ ድፋዕ እንከሎ ኣብ ወረጨጋ ዓሶ ርእሲ ሓሚሙ ንዛራ ሕክምና ከም ዝመጸ፡ ብድሕሪ ቅሩብ ግዜ ብትሕም ትሒም ተሰዊኡ ሰሚዕና፡ ብጣዕሚ ሓዚንና፡ ሽዑ ኣዛዚ ብርጌድና ወዲ ፈረጅ እዩ ነይሩ፡ ድሕሪ 8 ወርሒ ኣቢሉ ቦትኡ ብወዲ ሊቀ ተተኪኡ፡፡

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኩናት ሕድሕድ እዪ ኣብዚ ኩሉ ኣብጺሕና ዘሎ ብሰንኪ ናይ ስልጣን ዕንደራ ህዝቢ ኤርትራ እዪ ግዳይ ኮይኑ ጸሊም ታሪክ (ኩናት ሕድሕድ ) ጀብሃ ክትስዓር ዝገበራ ስያን መልኣከ ተኽለ ዝመርሖን ናይ ወትሃደራዊ መራሒ ዓብደላ እድሪስን እዮም ን ጀብሃ ክስዓር ጌሮም ምክንያቱ እቲ ድለያ ብግቡእ ተዝሰርሕ ነይሩ ከሙኡ ውን እቲ ወትሃደራዊ ስታፍ ግቡእ ተዝዋጻእ ጀብሃ ክንድዚ ብዝሒ 50,000 ሰራዊት ብሓንሳብ ተደፊኡ ክወጽእ ዘገርም እዩ ' እቲ ምክንያት ክኣ ኣብ ሞንጎ እቲ መሪሕነት ዘይምስምማዕ ስለ ዝነበረ እዪ ብዝኮነ የቀኔልና ጀነራል ወዲ ሃይለ !

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 ปีที่แล้ว +1

    ን ጀብሃ ዝሃረሙዋ ሻዕብያን ወያነን እዮም ተደፊኡ ክወጽእ ዝገበሩ

  • @mokonenbrhane8992
    @mokonenbrhane8992 3 ปีที่แล้ว

    ኣብ ቶኾምቢያ ክልተ ወያነ መራሕ ጋንታ ተማሪኹ ኔሩ

  • @waletburru1725
    @waletburru1725 3 ปีที่แล้ว +1

    Sad sad very sad you used Wayane
    To destroy ELF party was our oarty for people from people, we lost brave and heroes ,

  • @ሰብደየለይ
    @ሰብደየለይ 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣንተንዮ ንታሪኽ ልክዕ ከም ወያነ ጀብሃ ውን ብተባለን ተወረይንያ ተዘንትዎ ነቶም ኣብሳሕል ዝነበርና ሰባት ኣብ ሓድሕድ ኲናት ዝተሳተፉ ተጋደልቲ ወያነ ነይሮምዮም ምባል ብዘይካ ተራ ጽውጽዋይ ካልእ ክኸውን ኣይክእልን ።ኣብቲ እዋን ሓደስቲ ተዓለምቲ ኣብሳሕል ዝተዓለሙ ናይወያነ ኣብ መሳርዕና ተወዚዖም ተመክሮ ወሲዶም ክኸዱ ተባሂሉ ዝተመደቡ ነይሮም ።

  • @tadessekidane720
    @tadessekidane720 3 ปีที่แล้ว

    ታደሰ ኢየ ካብ ዓዲ እንግሊዝ

  • @dehabamine2322
    @dehabamine2322 3 ปีที่แล้ว

    Bejaka ita .mexihaf ms tewedeet ngerena. Weyane dea bzeyka hasot kalie ayneberom, hiki wn aybilom

  • @gebremedhnfere
    @gebremedhnfere 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ንዓኩም ይኩን ኣሕዋት ኣብ ወግእ ሕድሕድ
    ብሳሕልን ባርካን፤ እድሪስ ብሪራይ ምስ ኣድሓኖም
    ገብረማርያምን ዝመርሕዎ ዝነበሩ ብርጋድና 23
    ካብ ሮራሕባብን ዓደቡሓን ዝጀመረ ኩናት ሕድሕድ ክሳብ ግርማይካ ቡዙሓት ተጋደልቲ
    ኣብ ኢሮፓን ኣሙሪካን ኣለና ብደቂቅ ክንታሓባበረኩም ንክእል ኢና ። ብፍላይ ናይ 23-2
    ዘጥቃዕናሉ ቦታታትን ቁጽሪ ስዉኣት ብጸወታን
    ሓላፍነትን ብዝርዝር ። ካብ እቶሞ ኣብቲ ዉድብ
    ዝነበርኩሉ ኣሕዛኒ ኩናት ወግሕድሕድ ጥራይ እዩ ። ካብ ናተይ ኣሕዋት 2 ኣብ ጀብሃ 2 ኣብ ሻዕቦያ
    ኢና ነርና ።እቲ ወያነ ኣብ ባርካ ነሮም ዝብል ግን
    ብዙሓት ተጋደልቲ ናይ ጀብሃ ዘናሃሃህር እዩ።
    ነሮም ይብሉ ኣይነበሩንብል እቲ ሓቂ ወዲ ሃይለ ዝብለካ ዘሎ እዩ።
    ሓደ ሓቂ ግን ከዕለል ዝሰምዖ ኣሎ ።ወያነ ብግዝግዛ ታዓልሞሞ ክሰግሩ ከለዉ ኣብ
    ከባቢ ሃበሮ ኣድብዮም ቀቲሎም ማሪኮሞ ነሮሞ
    ቅድሚ ወርሒ 8-81 ኣብ ሮራሕባብ ከሉዉ ።

  • @shalom7shalom953
    @shalom7shalom953 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ወዲ ሃይለ ጅግና! መዓርግካ ብ ጅግነነትካ እምበር ብ ሞቕሽሽ ዝተርክበ ኣይኮነን ብ ዙሓት መዛኑካ ይምስክሩ ፡
    ክቡር ብርጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ክልተ ሕቶ ኣለዋኒ
    1 ኣብ ግዜምዝላቕ ኣብ እምባ ደርሆ ዝነበረት ሕክምና ኣብ ሊዕሊኦም ታንኪ ዝደየበቶም ን ሙዝየም ኣብ ኣስመራ ይረኤ ነሩ ባዝዕዚኣቶም እንታይ ኣፍልጦ ኣለካ ዋይ ከመይ ነሩ እቲ ኹነታት ምናልባት ናይ እንዳ 8 ሓክይም ይብልዎም ትፈልጦም እንተ ኮንካ ብ ጣንኪ ዝተረግጹ
    2፡ ኣብ ወፍሪ ዳንካልያ ምስ ውጩ ተስሓሒብኹም ይበሃል ነስኻውን ምትእኽኻብኩም ኣይግድሰንን ኢልካዮ ይበሃል ሓቂ ድዩ ፡ሓቒ እንተ ኾይኑ እንታይ ኣሰሓሒብኹም ፡
    ምስ ብዙሕ እክብሮት ፡
    የቕንየልና ነዚ ኹሉ ምዝካርካ ደቅና ይምሃርሉ ብሃንቀውታ ን ጽበ መጽሓፍካ።
    ከምእውን ሰነድ ቲቪ የቅንየልና ኣንቶንዮን መሳርሕትካን ።
    ኣምልኽ ሃገርና ይባርኽ!

  • @sahlemeskel9023
    @sahlemeskel9023 3 ปีที่แล้ว

    with all respect br.gen.tekeste I was in aina-andom or kerni-mychew and I know exactly what happen there .let ur audiences know about it as u say it is black part (indeed) I could say a lot what faced u there .

    • @aklilubeyney1109
      @aklilubeyney1109 3 ปีที่แล้ว

      Tigrna gerka akrbo hawi meta ezom menseyat knrdo

    • @sahlemeskel9023
      @sahlemeskel9023 3 ปีที่แล้ว

      des enablini- aklilu entaymo- zehizen- eyu- mis-tegaru- koynu- ahwatu- kiketel- mebzatu- gega- habreta- bimehabu- biflay- ab ina-andomn- kernimychew- ane abu- nere- abti- kunat-

  • @kiflemariamhamde3120
    @kiflemariamhamde3120 3 ปีที่แล้ว

    ኣገዳሲ ታሪኻዊ ትንተና ኢዩ፡ ግንከ - ክንደይ ትነፍዑ ኢኹም ክልተ ወድባት ክትቀታተሉ እሞ መስዋእቲ መስዋእቲ ክትበሃሃሉ፡ ክልተ ደቂ ሓንቲ እኖ! መኣስከ ክትዕረቁ ኢኹም ምስሲ ዘሕዝን ታሪኽን - ምስ ህዝቡኹምን እውን! ይቅረ ይቅረ ተበሃሂልካ ኣብ ክንዲ ብሰላም ዝንበር እቲ ሓደ ወገን ከም ጅግና (ብዙሓት ኣሕዋቱ ስለዝቀተለ) እቲ ካልእ ወገን ከኣ ከም ስዑር (ብኣሕዋቱ ስለ ዝተገድዔ)፡ ድሕሪ ናጽነት 1993 ዕርቂ እንተዝግበር እቲ ብ2001 ዝተፈጥረ ዛይምርድዳእ እውን ምፍትሑ ምቀለለ ነይሪ በሃላይ ኢየ፡ ወይ ደገፍቲ ፍትሕን ምርድዳእን ምበዝሑ ነይሮም። እዚ ናይ "መን ክንዳይ" ታሪኽ እኒሆ እናገደደ ክሳብ ንደቅና ይልክም ኣሎ። እቶም ናይ ተሓኤ ጀጋኑኸ እንታይ ይብሉ ኣሎዉ ኣብዚ ሰዓት እዚ?

  • @akele21guzay87
    @akele21guzay87 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ኣቦና ተከስተ ዓየና መረትናን ደጀን ኮይኑ ንዓመታት ሓቁፍኩም፡ ዓዲ ምድረ በዳ ኮይና ኣቦታትና ኣሕዋትናን እንዳገፈፍኩም ሾዑ ሰለሎ ምስ ኣተዋ ክሳብ ሕጂ ዘይተመልሰት፡ ዓዲ ምልእቲ ጠይቂ ቀይርኩማ ዝነብረርኩም፡ ዓዲ ጎቓት ከመይ ገይርካ ረስዕካያ ኩቡር ኣቦ🐆🐆🐆

  • @erihayet7566
    @erihayet7566 3 ปีที่แล้ว

    ገብረ ተካ ኣዛዚ ብርጌድና ኔሩ ክ/ሰ 52 ብርጌድ 45 ኣዝዩ ዝገርም ለውሃት ዘለዎ ሰብዩ። ይዝከረኒ ኣብ ኣቁርደት ኣብቲ ንሳዋ ዝወስድ ብሎኮ መኪና ክንጽበ ውዒልና ምስቀበጽና ናቱ ቶዮታ ምስመጸት ዓጊትናዮ። 30 ንከውን ኢና ወይ ጽዓነና ወይ ኣይትሓልፍን ኢኻ ምስበልናዮ። 30 ደኣሞ ዘይትኣክል። ኢሉና በቃሞ ኣይትሓልፍን ኢኻ ምስ በልናዮ ዋይ ኣታ ኮቦርታይ ኣቐብለኒ ኢሉ ነቲ ኣውቲስታ ። ኣብጥቃታ መኪና ኣንጺፉ ደቂሱ። በሉሃየ ዕላል ኣምጽኡ ከነውግሓ ኢና ኣብጺኣ ኢሉና። ድሕሪኡ መኪና ኣዚዙልና ኬድና ብጣዕሚ መስኪን ሰብ ኣብ ከረን ዓሪፉ

  • @binyamaraya2448
    @binyamaraya2448 3 ปีที่แล้ว

    Ne tarikie be hakie zegalix sab entlo general Tekeste haila try eyu.

  • @tsegaygoytom8339
    @tsegaygoytom8339 3 ปีที่แล้ว

    አዋይ ሞት ነዚ ዮም ኣቦታትና ተሰዊኦም።ሻዕብያ ክርስትያን ኣስላም አምነቶምን ስድርኦምን ረሲዖም ኣብ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ዓጋመ ባራዩን ኣምለኽትን ተቀይሮም ምንባሮም ኣዝዩ ዘሕዝን ዩ።ነዚ ድዮም ተቃሊስና ዝብልዎ።ምስ ሓዎም ብዘይ ድሌቶም ብትአዛዝ ሓደ ኢሰያስ ኣዝዩ ዘሕብን ዘይ ኮነስ ዘሕዝን ዩ።ኢሰያስ ብመዓርግ ዘይ ኮነ ናቱ ሰልፊ ኣቂሙ ገድሊ ከም ድላዩ ኣብ ኣፍዴገ ሞት ክሰጥሖን።አንተ ደለየ ውን ባዕሉ ከጥፍኦን ምኽኣሉ ንኹሎም ተጋደልቲ ኩርዓት ዘይ ኮነ ሕፍረት ክስምዖም ዩ ዝግበኦም።ብዘይካ ቶም ንጹሃት ደቂ ሓረስቶት።ነቶም ሰረቅቲ በላዕቲ ማስቲካ ግን ክብረት ኣይ ግበኦንም ዩ።በዓል ጴጥሮስ ሰሎሙን፡ስብሃት ኤፍሬም፡ዑቕበ ኣብርሃ፡በራኺ ገብረስላሴ ፡ድሩዕ ውን ናይ ኢዶም ዮም ረኺቦም።ከንደይ ካ ድሕሪ መስዋአቲ ኣቦታትና በሊዖምን ወሊዶምን።ምስጢራዊት ሰልፊ ኢልካ ሎ ዘረባ ፎአ !!

  • @yitbarekasgedom6003
    @yitbarekasgedom6003 3 ปีที่แล้ว +1

    ጀነራል ንስኻዉን ትሕሱለኻ
    ካበይ ተበጊሱ ደኣ ወይን ጎማ እግራ ኢሉ ዝተደረፊ እንዳ ሻዕብያ ብ ወዲ ትኹል ?

    • @ቆሓይቶከስከሰ
      @ቆሓይቶከስከሰ 3 ปีที่แล้ว

      እንታይ ኢሉ ሓስዩ ድዩ ወያነ ኣብ ኲናት ሓድሕድ ምስ ጀብሃ ኣብ ጎድኒ ሻዕብያ ኮይኑ ከምዝተሳተፈ ገሊጹ እንድዩ፡፡

    • @ቆሓይቶከስከሰ
      @ቆሓይቶከስከሰ 3 ปีที่แล้ว

      ወያነ ዘይወዓልዎ ውዒልናዮ ይብሉ፡ ንተሳትፎን ልዑል ኣበርክቶ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባርን ጀብሃን ዝኽሕዱ እንድዮም፡፡

    • @petertella4169
      @petertella4169 3 ปีที่แล้ว

      Kab thisu alka tibl hasabatka akrib mzlaf xbok aykonn.

    • @negodatatselam443
      @negodatatselam443 3 ปีที่แล้ว

      Kkkk Kab Tihisu Aleka Wedi Haile Gizen Eletin Endagelexe Eyu Zizareb Zelo Endhir Tegagiyu kea Abzi Elet Ezis Tegagika Aleka Elika Eyu Zierdm .Hilikus Mibelikuka gn Entay geberika kkk

    • @solomonimesghen5959
      @solomonimesghen5959 3 ปีที่แล้ว

      ይትባረኽ ናይ ብሩኻት እንተሰረሕካ
      ይሕሸካ ፣አብኡ ዘይነበርካ ከምዚ ኢሎ
      ም ኢልካ ትሑሱ አለኻ ክትብል ዘይ
      ሐላፍነታዊ ፤ሕልና አልቦ ርእይቶ አዩ ።
      እዚ ኽአ ናይ ተጋደልቲ ፈይስ ቡክ ፣ዩ ቱይብ ጅግንነት ሜዳ ምኻኑ ኢዩ።

  • @alekueyezebl701
    @alekueyezebl701 3 ปีที่แล้ว

    ኣንታ እዚ ወዲ ሃይለ ታሪኽ ሓማሴን ክገልጽ እዩ ዝመጽእ ናይ ኣከለን ሰራየን ዘኪርዎም ኣይፈልጥን እዩ

  • @solomonwelday2964
    @solomonwelday2964 3 ปีที่แล้ว

    ለዘይቲ