Documentary Film || እዋናዊ ኩነታት ህዝቢ ኢሮብ - ትግራይ || Current Situation of Irob Community in Tigray!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 6

  • @Endriaskeshi
    @Endriaskeshi ปีที่แล้ว

    ኢሮበይ ዓኽ ኣብዚዶ በፅሕኺ ኣምላኽ ምስኺ ይኹን

  • @hailemisgna9262
    @hailemisgna9262 ปีที่แล้ว

    ኣጆኩሞ ኣሎናልኩሙ

  • @y.safricason2579
    @y.safricason2579 ปีที่แล้ว

    😢😢😢

  • @SSa-q5w
    @SSa-q5w ปีที่แล้ว

    😢😢😢😢

  • @3TTrickyTechTalks
    @3TTrickyTechTalks ปีที่แล้ว

    ኣኽእሎ ይሃቦ ህዝቢ ኢሮብ

  • @tesfahagos2760
    @tesfahagos2760 ปีที่แล้ว

    ህዝቢ ኢሮብ ዘሎዎ ብሓባር ተመቃቂሉ ብዝተወሰነ ኣታዊ ክነብር ዝክእል ተጻዋራይን ዕጉስን ህዝቢ ስለዝኮነ እዚ ሕማቅ ግዘ ምሕላፉ አይተሪፊን እዩ። ግዘ ምሕላፉ ንዘይተሪፍ ግን ኩላትና ሓቢርና ንሓገዝ ክንራባረበሉ ዝግባእ እዋን ኢዩ። ኣብቲ ዞባ ሰላም ዘየለ ኮይኑ እምበር ብታሪክ ክንሪኦ ከሎና እቲ ከባቢ ቡዙሕ ለምለም መረት ኣይኮነን፣ ስለዚህ ንሰላም ምስራሕን ምጥባቅን ናይ ኩሉ ዘጋን መንግስታዊን ዘይመንጊስታዊን ትካላትን ሓላፊነት ክኮውን ኣለዎ። ብዘይ ሰላም ራህዋ የለን።
    Our resilient Irobs will survive this as far as we all fight hard to bit this drought.
    Thank you #GezanaMedia and main IDA Board for releasing this Documentary !!