🔴ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ፡ ኣብ ገዳም ኣቡነ እንድርያስ Part 1 H.H Abune Antonios Funeral services 🖤

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 764

  • @MelwinMpix
    @MelwinMpix 2 ปีที่แล้ว +17

    Prayer's from India 🙏🏻
    Indian Orthodox Syrian Church

  • @mikigidu5049
    @mikigidu5049 2 ปีที่แล้ว +69

    ኣቤት እዞም ኣብ ምፍናው ናይ ኣቦና ዝወዓሉስ በሓቂ ክንደይ ተዓዲሎም በሓቂ

    • @Natnaelgebrhiwet
      @Natnaelgebrhiwet ปีที่แล้ว +1

      ናይ ብሓቂ💙💙💙

    • @afewerkigitom4775
      @afewerkigitom4775 2 วันที่ผ่านมา

      ክንደይ ድያብሎሳት የሕሊፎም ዝሃብዎም ከኣ ኣለው

  • @adulismedia8530
    @adulismedia8530 2 ปีที่แล้ว +35

    እንጦኒ ጽኑዕ እንጦኒ ስዓሪ፤
    ዝናኻ ተጸውየ ኣብ ብምልኣ ምድሪ፤
    ተቐበሉኻ ሱራፌል ብሓጐስ ብኽብሪ።

  • @kalabtadese3875
    @kalabtadese3875 2 ปีที่แล้ว +101

    በረኸት ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ምስ ኩልና ይኹን።

  • @ermaboy5547
    @ermaboy5547 2 ปีที่แล้ว +1

    እኔ ዛሬ ገና አሁን ነው ያወቁት፡ በጣም በጣም አዝኛለው፡ ብቻ ልኡል እግዚአብሔር ያውቃል፡ እኔ ምን እላለው!!!!!!!
    አባታችንን እወዳችሁላው።

  • @akberetberhane6521
    @akberetberhane6521 2 ปีที่แล้ว +99

    በረከትኩም ይሕደረና ቅዱስ አቦና እንጥንዮስ ✝️✝️✝️💞🕊️

  • @temesgenamlakey250
    @temesgenamlakey250 2 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና እንጦንዮሶ በረከትኩም ይሕደረና ኣቦና መዓረይ ገድልኩም ፈጺምኩም ኣቦይ መዓረይ ኣዝዩ ዘሕዝንን ዜና ዕረፍትኩም ሰሚዕና እንታይ ኢለ እየ ከልቅሰልኩም ኣብ ከቢድ ሓዘን ይስምዓኒ ኣቦየ ኣቦየ መዓረይ

  • @heaventesfay5012
    @heaventesfay5012 2 ปีที่แล้ว +96

    ክብረት ይሃብኩም ኣቦታተይ ክብሪ ይሃብኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እግዚሃብሄር ክብሪ ይሃበለይ ወይሎኦም ደኣ ክብሪ ስጋ ዝለበሱ ደኣበር

    • @senaittesfamichael3635
      @senaittesfamichael3635 2 ปีที่แล้ว +4

      አብ ስብ ክመውት ከሎ ፀገም እዩ ከማን እቦና ብመአስርቲ ዝነበሩ እምላክ ደአ ርሐሲ ይግደፈልና እምበር ናይ አብ ስብ ሞት ከቢዲ እዩ እቦና ምስ አምላኩም የንብርኩም ብስማይ ፀሎትን ንሐገርና ስላምን የውርደልና ስላም ነዛ ቤትና ሐገርና

    • @-tv2682
      @-tv2682 2 ปีที่แล้ว +6

      ብሓቂ ማዕረ ክንደይ ይፈትውዎም ይሃርፍዎምን ማዕረ ክንደይ ክኣ ናፊቖሞም ምናባሮም ይርድኣካ

    • @weinikeleta3461
      @weinikeleta3461 2 ปีที่แล้ว

      Naybehaki Amen amen amen

  • @azebtekletsion5704
    @azebtekletsion5704 2 ปีที่แล้ว +110

    ኣቦና ብጣዕም ንፈትወኩምን ነክብረኩምን። ናብ ታ ናይዘልኣለም ገነት ናይ ብስላም እረፍት ይግበረልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🏿🙏🏿

    • @Kib563
      @Kib563 2 ปีที่แล้ว +4

      Amen

    • @fretanygoyta9066
      @fretanygoyta9066 2 ปีที่แล้ว +3

      Amen (3)🙏

    • @ER-gx5pl
      @ER-gx5pl 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ❤️🇪🇷

    • @eritreaarefaine1245
      @eritreaarefaine1245 2 ปีที่แล้ว +3

      Abona n dekikum nhagerna berekeykum ayfeleyena ngebro sile zeynfelit ykire kblelna lemnulna n Amlakna.

    • @ykistudio44
      @ykistudio44 2 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

  • @fyorihayle7127
    @fyorihayle7127 2 ปีที่แล้ว +54

    ኡፍፍፍ ክብሪ ንኣምላክ ይኹን ነዚኣ የ ዝጽበ ኔረ እህ እህ ካሎት ሞይቶም ክንደይ ዜናን ታሪኾምን ይንገር ነቦና ድማ ኣብዜና ኣይራኣና ወላ ናይ መግለጺ ሓዘን ኣይራኣና
    እንተ ንስኹም ቡሩኻት ኣቦታይይ ክብሪ ይሃብኩም
    ከምቲ ኣቦና ጸኒዖም ንሃይማኖትም ዝተጋደሉ
    ንሕና ድማ ሓቂ ሒዝና ኣብ ሃይማኖትና ክንጸንዕ ኣምላክ ይሓግዘና

    • @godslove5790
      @godslove5790 2 ปีที่แล้ว

      Nay Bhaki sis

    • @robelwelday7691
      @robelwelday7691 2 ปีที่แล้ว +2

      ታይ ዜና ክትጽበዪ 16ተ ዓመት ብዘይ ገበርዎ ቁፊዶም ሒዞምዎም ድነበሩ ኣቦ ካብዚኦም ታይ ኢኪ ትጽበዪ?

  • @brktibeki1741
    @brktibeki1741 2 ปีที่แล้ว +68

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብታ ዘይትሓልፍ ኢዮርሳሌም ናይ ዘልኣለም ዕረፍቲ ይሃብኩም ኣቦና። ነቶም ኣብዚ ዓለም ብካዕበት መከራ ንነብር ዘለና ደጊም ጸልዩልና በረከትኩም የኽፍለና ኣባና

    • @genetgebremedhin3904
      @genetgebremedhin3904 2 ปีที่แล้ว +3

      Abona kab skay dhinkum ab xnatkum xenikum helifkum. Ab lbi tewhdo wetru negiskum ktnbru ekum 💞💕💞🙏🏼🙏🏼🙏🏼 .
      ኢድ ቨናሒት ጸናሒት: ነዚ ኩፉእ ዝሐሰበ ዊዕሉ ሐዲሩ አይስናን እዮ:: R I P🙏🏼✝️🙏🏼✝️🙏🏼✝️

    • @edenesack2602
      @edenesack2602 2 ปีที่แล้ว +2

      Abona berketkum ayflyena xeletkum ayfleyena

    • @ماجدالقحطاني-و7س
      @ماجدالقحطاني-و7س 2 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @Natnaelgebrhiwet
      @Natnaelgebrhiwet ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen🙏🙏🙏💙💙💙

  • @fithawitzenagebriel1953
    @fithawitzenagebriel1953 2 ปีที่แล้ว +45

    ኣቦየ ኣቦየ ኣቦየ ኣቦ ሓቂ መፍቀሬ እግዚኣብሄር በረኸትኩም ይሕደረና ኣቦይ መዓረይ ለምኑልና ንዓና ንሓጥኣን ደቕኹም ይቕረ ግበሩልና ኣቦይ ምስቶም ዓመጽትኹም ብዘይምፍላጥ ቆይምና ዝጸናሕና ይቕረ ግበሩልና ቅዱስ ኣቦ

  • @menkem676
    @menkem676 2 ปีที่แล้ว +1

    በረከትኩምን ረዲኤትኩምን ቁድስ ኣቦና እንጥንዮስ

  • @keshiabrehaleyazeze1815
    @keshiabrehaleyazeze1815 2 ปีที่แล้ว +13

    ብጣዕሚ ዘገርም ዩ፡ ነዚኣ ዝቐደሐ ዕድመ ይሃቦ።

  • @merihsenaysolomon3047
    @merihsenaysolomon3047 2 ปีที่แล้ว +1

    ደብረ ጭጌ ገዳም ኣቡነ እንድርያስ ቅዱሳ ተቀቢላ ክብሪ ይሃብኩ ኣቦታት ገዳም ኣቡነ እንድርያስ።ዳግማውያን ዮሴፍ ዎ ኒቆዲሞስ።

  • @samt9850
    @samt9850 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሰላም ዕረፍቲ ሐቀኛ አቦና.

  • @michaeltewelde7201
    @michaeltewelde7201 2 ปีที่แล้ว +11

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ብሰላም ናብ ዓድና መሊሱ መቃብርኩም ክንስዕም የብቅዓና ኣቦና.🙏🕯🕊

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 2 ปีที่แล้ว +11

    እዞም ቅዱስ ኣቦ በረከቶም ኣይፈለየና⛪🕊➕

  • @freweinihabte7611
    @freweinihabte7611 2 ปีที่แล้ว +12

    ክቡር ኣቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ብሰላም ኣዕርፉ። ብጣዕሚ ንፈወኩምን ነክብረኩም በረኸትኩም ኣይፈለየና።
    ምድረ ከንኣናውያን ካኣ ነዚ ናይ ክቡር ኣቦና ስነ ስርዓት ቀብሪ ብምስናድኩም ብልቢ ነመስግን ክብረት ይሃበልና። ፈጣሪ ጸግኡ የብዛሓልኩም።

    • @samueltmrtu3530
      @samueltmrtu3530 2 ปีที่แล้ว

      ኣብ ምግናዞም ዝትረኽባ ኣእዳው፡ኣብ ክቡር ረሳኦም ምጻርን ምፍናው ዝወዐላ ነፍሳት ተዐዊተን፡ ኣቦና ኣብታ ብህጻንነትኩም ሂዝኩም ዝዐበኹምላ ቅድስቲ ሥፍራ ገዳምኩም፡ዐሪፍኩም፡ነዐኹምሲ ኣይትስእንዎን ኢኹም፡በረኸትኩም ግደፉልና።

    • @samueltmrtu3530
      @samueltmrtu3530 2 ปีที่แล้ว

      ኣብዚ ምስናድ ሓጺር ታሪኽ ሥነ ሥርዐት፡ዝተሣተፍኩም ከኣ ዐስብኹም የሃብኩም ኣምላክ ናይ ኣቦና በረኸቱ የሕድረልኩም።

  • @senaitmeasho1123
    @senaitmeasho1123 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይይይይ እንካዕ እዚ ረኣና ክብረት ይሃብኩም ኣቦታተይ,,, ኣቦየ በረከትኩም ይሕደረና ተኣምር ናይ እግዛብሄር ክብሪ ይኩኖ መድሃኔ ኣለም ኣብታ ዝዓበኩምላ ገዳም ኣቡነ እንድርያስ እሞ ከኣ ኣብ ዓመታዊ በዓሉ ኣቡነ እንድርያስ ከምእዩ ውን ባእታ ማርያም ዓርፍኩም ኣቦየ ,,ኣብእዎ ኣብእዎ እዮርሳሌም

  • @alganeshberaki5938
    @alganeshberaki5938 2 ปีที่แล้ว +14

    ኣቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣባ እንጦንዮስ:: ኣቦ ሓቂ:: ናይዚ ዘመን እዚ ሀዋርያ ኢኹም እሞ በረኸትኩም ይሕደረና:ኣሜን::🙏🙏🙏

  • @rahwatekleab4277
    @rahwatekleab4277 2 ปีที่แล้ว +10

    እዋይይይይ ኣብቲ ቀብሮም ዝዋዓሉስ ፈጢርሎም ኣነስ ናይብሓቂ መንፈሳዊ ቅንኢ ቀኒኤ ከማይ ዶ ይህሉ

  • @negasi2123
    @negasi2123 2 ปีที่แล้ว +21

    በረከቶም ይካፈለና ካብ ናይ ቅዱስ ኣቦና ❤️❤️❤️🙏🙏🙏ተባዕ፣ ሓቀኛ፣ ጅግና ወተሃደር ናይ ክርስቶስ ❤️🙏

  • @asibhatu4891
    @asibhatu4891 2 ปีที่แล้ว +31

    በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣቦና፣ ናይ ዘመና ሃዋርያ, ሰማእት ዘእምበለ ደም✝️🙏🌿

    • @ጋልወየንት
      @ጋልወየንት 2 ปีที่แล้ว

      በረከትኹም ይሕደረና ኩቡሪ አባና ሰላም ዕረፊት ይግበረልኹ

  • @zetaosaregay6350
    @zetaosaregay6350 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣብልዕሎ ቁዱስ ኣቦና ጸርፊ ቃል ዘውጽኣ ኣብ መቃብሮም ከይዶም ምሕረት ዝሓቱላ ጊዜ ይሃቦም ፈጣሪ።
    እተን ንጻድቅ ብትዕብት ደፍረን ዝጻረፈ መልሓስ ይተዓበሳ።ከምዝበለ ኣቦና ቁዱስ ዳዊት

  • @hanilove5389
    @hanilove5389 2 ปีที่แล้ว +8

    ዋይ ኣነ ኣቦይ ካባኩም ምፍላይ ሞት ኢዩ ንዓይ ዕረፍቲ ቅዱሳን ይግበረልኩም ኣቦይ ኣሜን

  • @awetshmangus9928
    @awetshmangus9928 2 ปีที่แล้ว +8

    እዋይ ኣቦና ፍትሒ ከይረኸቡ ምእንቲ እምነቶም መስዋእቲ ከፉሎም ከይዶም ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበልኩም♥

  • @tsigehabte1744
    @tsigehabte1744 2 ปีที่แล้ว +13

    ናይ ኣቦና በረከት ኣይፈለየና ነዚ ዝገበርኩም ኣቦታትና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።ዲኣቆን ሓወይ ውን ጸጉኡ የብዝሓልካ ናባና ክበጽሕ ዝገበርካ ።

  • @betekanazeweyn727
    @betekanazeweyn727 2 ปีที่แล้ว +35

    እግዚኣብሔር ይመስገን። ናይ ቅዱስ ኣቦና በረከት ይኽፈለና

  • @ማርያምይ
    @ማርያምይ 2 ปีที่แล้ว +16

    ፓትሪያርክ ብጹዕ ቅዱስ አቡነ እንጠንዮስ አብ ገዳምኩም ሐመድ ለቢስኩም አቦሐቅን ፍትሕን እምነትን ጽንዓትን ታሪክንቤትክርስትያንንተዋህዶ ሃይማኖትን ንአምንትን ንምሉእ ዓለም ትምህቲ ኮንዎ ንስክኹም አብታ መንግሥቱ ይቀበልኩም በረከትኩምንረድኤትኩምን አይፈለየና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽ነዚክንርኢ ዘገልኩምን ዕድመንጥዕናን በረከቱን ይሃብኩም አሜን🤲✝️

  • @abieltesfaslassie2119
    @abieltesfaslassie2119 2 ปีที่แล้ว +12

    ኣበው ኣቦታት በረክቶም ኣይፈለኩም ፡ናይ በሓቂ ሑርያት ኢኩም ንቦና ሓመድ ኣዳም ዘልበስክሞ።
    ፓትርያርክ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡን እንጦንዪስ ዕረፍቲ ነብሲ የሓቦም እግዚኣብሔር

  • @ariam5365
    @ariam5365 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣቦና ኣቦና ኣቦና ኣብ ልብና ሰፈርኩም ኩሎም ደቅኩም ኣብሊጾም ኣኽቢሮምኹም ገድልኹም ወዲኩም እሞ ናይ ዘልኣለም ዕረፍቲ ይኩነልኩኦም ኣብ ቅድሚ ኣምላኽና ከ ብጸሎት ዘክሩና ክቡራት ኣቦታት ክብረት ይሃብኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣኹሪዕኩምና።

  • @Dawitsiele
    @Dawitsiele 2 ปีที่แล้ว +8

    ክቡር ኣቦና ን እምነቶምን ዕላምኦምን ሂወቶም ዝወፈዩ ናይ ሓበን ኣቦ።ንሕና ሓደስቲ ወለዲ ካብ ማሕዩር ከነውጽኣኩም ብዘይምኽኣልና ናይ ሕልናን ታሪኽን ተሓተቲ ይገብረና።

  • @saas418
    @saas418 2 ปีที่แล้ว +7

    ብሓቂ ክብር ኣቦና በረከቶም ይሕደረና ኣሜን

  • @militiub
    @militiub 2 ปีที่แล้ว +19

    ሰናይ ዕረፍቲ ኣቦና ኣብ መንግስተ ኣምላክ የንብርኩም በረኸትኩም ይሕደረና 🙏🙏🙏😭

  • @letebrhantekle3483
    @letebrhantekle3483 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣቦና ራሃሲ ግደፉልና እግዛብሀር ኣብ ገነት የንብርኩም

  • @danaiteyob7456
    @danaiteyob7456 2 ปีที่แล้ว +26

    ተመስገን መድሃኒ ኣለም ኣቦይ ስለ ኩሉ ውዕለትካ ተባዕ ኣቦይ ኣቦ ሓቂ በረከትኩም ይሕደረና እምበር😭😭😭❤❤❤💒💒💒💒

    • @sabahaile5201
      @sabahaile5201 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣብ ገነት የምብርኩም ኩቡር ኣቦና

  • @hanitekle6763
    @hanitekle6763 2 ปีที่แล้ว +4

    🙏ክብሪ የሃብኩም ሊቃውት ኣቦታት እግዚኣብሄር ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበሎም ፈጣሪ።በረኸቶም ምስ ኩላትና ይኹን።
    ኣውደ ቀራንዮ ምስያጠ ዘመልቄ ዘይትዋሃውሁ ኣውደ።
    ደቂቀ ትዕይንት ኣብያዝ ከብካበ ዳህነጸር ኣጸደ፡
    ወልደ ባህረ ኣብ ጾር ኣመ እደ ኣይሁድ ተሃብደ፡
    በዓለ ከብካብ ኩናት ዘለንጊኖስ ጎቦ ሰዶ ወልድ ወሰደ ሃሌ ሉያ።
    ክብር ይእቲ የነታ ኣናንያ
    ብምክንያት ዕረፍቲ ቅዱስ ፓትርያርኽ ሰማዕት እንጦንዮስ።

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak6912 2 ปีที่แล้ว +9

    እዞም ብሩክ አቦና 3 ፓትርያረክ ኤርትራ ፈጣሪ አብ ገነት የንብረልና በረከቶምን ጠሎምን አይፈለየና. ጽንዓት ንቤተሰብን ንኤርትራን

  • @eritrawit7184
    @eritrawit7184 2 ปีที่แล้ว +2

    ንኣምላኽይ ይልምን ሓንቲ ማዓልቲ መቃብር ኣባ ኢንጦንዪስ ንኽበጽሖም ኣብ ገዳም ኣባ ኢንድርያስ ብጾኦ ኣቦ ብስላም ኣብ ገነት ዕረፎ

  • @nugusarafe3329
    @nugusarafe3329 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣምላክ ዝተጋደልዎ ገድሊ ጻምኦም ይሃቦም ኣቡነ እንጠንዮስ ዕረፍቲ ቅድሳን ይግበረሎም መምህር ሓቂ

  • @jdjdjhshhsh9021
    @jdjdjhshhsh9021 2 ปีที่แล้ว +14

    እዋይ ዓለም ኩብር ኣቦና ኣብ ገነት የብረልና ጽድቆም ብሓቂ ሪእናዮ ንበቴክርስትያና ነሃገርና ክምኤም ፍትሓውያን የተስኣለ እወ ክም ሙሴ ቅኑዕ

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 2 ปีที่แล้ว +4

    ንዘልኣለም ቅሳነት ነቦና ንኣቡነ ኣንጠንዮስ :: ብሰላም ዕረፉ ኣቦና ::
    ሕፍረትን ውርደትን ነቶም ሑሱራት ገበርቲ እከይ ::

  • @mussiekeshidighe952
    @mussiekeshidighe952 2 ปีที่แล้ว +6

    እዚኣ ዘርኣየና እግዚኣብሄር ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ።

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 2 ปีที่แล้ว +28

    ቃለ ህይወት የስምዓልና!
    አግዚኣብኄር ገነት መንግስተ ሰማይ የውርሶም!

  • @terbinosaboli2830
    @terbinosaboli2830 2 ปีที่แล้ว +1

    Antum abzi kebri zwealkum kulukum amlak misakum kikewn fkadu yikun

  • @amanmz28
    @amanmz28 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣቦና ብሰላም ዕረፉ በረኸትኩም ኣብ ኩላትና ይሕደር፡ ዕረፍትኹም ውን ኣብዚ ዓለም ጠለ ሰላም ጠለ ፍቅሪ ዝምጽእ ይኹነልና

  • @ፈጣሪዓለሙ
    @ፈጣሪዓለሙ 2 ปีที่แล้ว +4

    ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ መንግስተ ሰማያት ይዋርስኩም በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣሜን ።

  • @habtommisgna
    @habtommisgna 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበልኩም ብጹእ ኣቦና እንተ ንሕናስ ተሃሲና ኢና ድሕሬኹም እንቋዕ ኣይትርእዩና

  • @filmonsamuel3621
    @filmonsamuel3621 2 ปีที่แล้ว +18

    ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና እግዚኣብሔር ካብ በረከትኩም የካፍለና

  • @mulughetatesfay4369
    @mulughetatesfay4369 2 ปีที่แล้ว +2

    ክብሪ ዘለው መስዋእትነት ናይ ኣቦና 3ፓትራሊክ ኤርትራ🇪🇷🙏🙏🙏ጸሎቶምን ገድሎምን ኣይ ፈለይነ።ሰላምን ቅሳነትን ምዕባለን ሓድነትን ንበተክርስቲያንናን ንህዝብናን ንሃገርና ይግበረልና ።
    ራሓስን ጠልና ይግደፍልና በረከቶም ኣይ ፈለየና።ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @mebrhitfutsum7997
    @mebrhitfutsum7997 2 ปีที่แล้ว +8

    እግዚአብሔር አምላክ ኣብ ዛ ዘይትሓልፍ ኢዮርሳሌም የንብርኩም ክብር ኣቦና በረከትኩም ይሕደረና

  • @meazakeshi4496
    @meazakeshi4496 2 ปีที่แล้ว +3

    እዚኣ ዘውጻእካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
    ናይ ኣቦና በረከቶም ይሕደረና።

  • @selam928
    @selam928 2 ปีที่แล้ว +5

    ክብሪ የሃብኩም ኩቡራት ኣቦታት egzeabiher ካብ ሑሱማት የሓልወኩም ኣብ ፀሎትኩም ዘኹሩን 😭😭😭

  • @rutzemicael676
    @rutzemicael676 2 ปีที่แล้ว +15

    ብሰላም ዕረፉ ኩቡር ኣቦና ኣብነ ኣንጥንዮስ ጎይታናን መድሓኒናን ኢዩሱስ ክርስቶስ ምስ ደቒ መዛምርቱ ኢዱ ዘርግሑ ይቐበልኩም ሓውና ድያቖን በረክት ዕዲመኝ ጥዕናን ይሃብካ

  • @lave9644
    @lave9644 2 ปีที่แล้ว +14

    ብሰላም ዕረፉ ብጹእ ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብርኩም በረከትኩም ይሕደረና 😥🤲🤲🤲

  • @nebiatfshastion7029
    @nebiatfshastion7029 2 ปีที่แล้ว +24

    "ክቡር ሞቱ ለጻድቅ በቅድመ እግዚአብሔር" መዝ 116 ፥ 15 በረኸቶም ይሕደረና

  • @efremberaki1464
    @efremberaki1464 2 ปีที่แล้ว +8

    ዕረፍተ ዘለኣለም ይሃብኩም ክቡር ኣቤና! ብሓቂ ንቃል ኣምላኽ ብሓቅን ርትዕን ሓሊኹማ ኢኹም እሞ: ክብረ ቅዱሳን የልብስኩም: በረኸትኩም ይኽፈለና::

  • @filmongebrehiwet4060
    @filmongebrehiwet4060 2 ปีที่แล้ว +6

    ብሰላም ዕረፉ ኣቦና ሰለማዊ ኣምላክ ብሰላም ይቀበልኩም ብዓና ደቅኩም ከኣ ኣሰር ጥልላት በረከትኩም የካፍለና

  • @1ምእንቲህዝቢ
    @1ምእንቲህዝቢ 2 ปีที่แล้ว +22

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭እዋይ ህዝበይ ስጋብ ማዐስ ኢኻ ኹን ከምዚ ሸለብ ገለብ እንዳበልካ ክትነብር ❓❓❓🤲🏼🤲🏼🤲🏼🤲🏼🤲🏼 ጎይታይ ኩሉ ይካኣለካ እዩ እሞ ነዚ ውጹዕ ህዝቢ መፍትሒ ፋጠረሉ::: ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🏽💠🍀

  • @ኣምላክሰላም
    @ኣምላክሰላም 2 ปีที่แล้ว +16

    ብሰላም ዕረፉ አቦና ጸሎት ንበረከትኩም አይፈለየና ❤️🙏🏾❤️

  • @ሊዱዩኤል
    @ሊዱዩኤል 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣቦና እቲ ልዑል ፈጣሪ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበልኩም

  • @Erikbretshow
    @Erikbretshow 2 ปีที่แล้ว +6

    እግዚብሄር ኣምላኽ ኣብ ኣብ ሑቕፉ ይቀበልኩም ኣቦና ፡ምርቓ ኹምን በረኸትኩምን ምሳና ይንበር

  • @beti7996
    @beti7996 2 ปีที่แล้ว +5

    ብሰላም ዕረፉ ኣቦና ናይ ዘልኣለም ሂወት የውርስኩም ኣምላክ ንዓና ሓጥኣን ከኣ ጸሎቱኩም ኣይፈለየና ኣሜን።

  • @ትግራይዛዓደይ
    @ትግራይዛዓደይ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣቦና ታዘይትሓልፍ እግዚኣብሄርኣምላኽ ኣብ ገነት የንብርኹም ናይ ኣቦና እንጦንዮስ ፀለቶምን በረኸተምን ምስ ኹልና ይኹን

  • @እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ
    @እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ 2 ปีที่แล้ว +8

    ብሰላም ዕረፉ ብጹእ ወቅዱስ አቦና በረከትኩም ይሕደረና

  • @luliluwam4368
    @luliluwam4368 2 ปีที่แล้ว +1

    Abaye hagren tmlisen mkabrkum ysalemn do ykewin 😭😭 breketkum ayfleyena

  • @tirhashaileab1884
    @tirhashaileab1884 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኩም። ነዓና ከኣ በረከትኩም ጸሎትኩምን ኣይፈለየና ብሰላም ዕረፉ።

  • @aabraham9676
    @aabraham9676 2 ปีที่แล้ว +30

    I was extremely sad when I heard about Abune Antonios passing, but now I know he is at peace and in the presence of God joining God's angels. ButsE Wekudus Abune Antonious, the Patriarch of Eritrea, burial was just like our Lord Jesus Christ burial. Our Lord's burial was done by two men in the middle of the night, quietly. Abuna's burial was the same. In the age of extremism, where everything is exaggerated with no limit, Abuna's procession had no presence of national media, or major religious or political leaders. When Jesus was born, it was the shepherds that were notified first...just like that Abuna was surrounded by men of little caliber by this world's standard but chosen ones in the eyes of our God... just like Nicodemus and Joseph were. We shall miss you Abune Antonios. Please pray for us.

  • @semariachannel1513
    @semariachannel1513 2 ปีที่แล้ว +1

    ግርማ ኩሉ ኣቦና እንጠንዮስ ! የኔታ ኣነንያ የኔታ ፊልሞን ድማ ኣኩሪዕኩምና ምስክርነት ኣቦኩም ስለ ዝመስከርኩም

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 2 ปีที่แล้ว +9

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
    ቃለ ሂወት የስመዕልና .
    ናይ ዘመና ሐዋርያ ቅዱስ አቦና በረከትኩም ይሕደረና ብፀሎትኩም ይምሓረና .

  • @negistimehari7257
    @negistimehari7257 2 ปีที่แล้ว +4

    በረክትኩም ጸለትኩም አይጋደፈና ቅዱስ አቦና አንጥንዮስ አቦና ንስኩም ከም ሰማእታት እስትፋኖስ ኢኪም 😭💒💒💒🙏🏾❤️

  • @eyobfesseha612
    @eyobfesseha612 2 ปีที่แล้ว +7

    ብሰላም ኦረፉ ቅዱስ ኣቦና ራሕስኹምን በርዝኸትኩምን ምሳና ይኹን

  • @Lofty_boy_58
    @Lofty_boy_58 2 ปีที่แล้ว +3

    ግብኢ ነፍስየ ውስተ ዕረፍትኪ
    እስመ እግዚአብሔር ረዳእኪ
    እስመ አድኃና ለነፍስየ እሞት

  • @msganatesfamikael1984
    @msganatesfamikael1984 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብታ ዘይትሓልፍ እዮርሳለም መንግስቱ ይቀበልኩም

  • @YoDaha
    @YoDaha 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣቦና በረከቶም ይሕደረና እግዚአብሔር ንዓኩም ዝመስል ኣቦ ይፍጠረልና ነብሲ ይምሓር ክንብልስ ይከብደና እዩ በረከቶም ይሕደረና

  • @helenbrhane12212
    @helenbrhane12212 2 ปีที่แล้ว

    ዕረፍቲ ቅዱሳን ይግበረልኩም ኣቦና በረኸትኩም ይሕደረና ክቡራት ኣቦታትና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመንን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 2 ปีที่แล้ว

    በርከቶም ይሕደረና ፅኑዕ ኣቦ ብሓቂ ምእንተ ሃይማኖቶም መስዋእቲ ዝከፈሉ😥😥

  • @samera7043
    @samera7043 2 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ኣቦና በረከተም ኣይፈለየና ምሰ ኩለና ይኩን ኣሜን 🤲🤲🤲

  • @filimonhayle8368
    @filimonhayle8368 2 ปีที่แล้ว +11

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ኣቦና ጽንዓት ናይ ሃይማነትኩም ይሕደረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏💒💒💒⛪⛪⛪🏥

  • @ኩኾንእየዋናኒትነፃነት
    @ኩኾንእየዋናኒትነፃነት 2 ปีที่แล้ว +1

    ፀሎትኩም በረከትኩም ይሕደረና ክብር ኣቦና

  • @Maycherhi2808
    @Maycherhi2808 2 ปีที่แล้ว +3

    በረከቶምን ጸሎቶምን ብጹእ ወቅዱስ ኣባ እንጠንዮስ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን።

  • @ወዲብርክቲጻዕራም
    @ወዲብርክቲጻዕራም 2 ปีที่แล้ว +1

    ፈቃር ሓላል ጽኑዕ ኣቦና ይቅረ በለልና
    ኩሉኩም አቦታትናን ኣሓትናን ኣብዚ ታሪካዊ ናየቦና ሐመደ ኣዳም ዘተካፈልኩም
    ዕደለኛታት ኢኩም ጸግኡም ይዓድልኩም ኣክቢርኩሞም ኢኩም ክብረት ይሃብኩም።

  • @kiflaygebre6102
    @kiflaygebre6102 2 ปีที่แล้ว +2

    ጸሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩልና ይኩን አሜን።

  • @hiritihagos8335
    @hiritihagos8335 2 ปีที่แล้ว +15

    even though the odds were against them, they remain faithful till the end. As for us sinners May God have mercy upon us.

  • @bibihadish1704
    @bibihadish1704 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦይ መዓረ በረከትኩም ይሕደረና ብሰሪ ሓጣትና በርከተና የህዲምና እና ሞ ኣብትገሽዎ ሰመያዊ ሂወት ምሕረት ክትልምኑልና ቑጣዓኣኡ ብምሕረት ክምልስለና ንልምን

  • @temesghengeremedhin491
    @temesghengeremedhin491 2 ปีที่แล้ว +1

    በረከትኩም ይሕደረና ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ

  • @negasiargebre6394
    @negasiargebre6394 2 ปีที่แล้ว

    በረከቶም ዪብጸሃና ናብ ሂኪፎ ኣቦ ዉሂበት ጸጋ አዝጋበአሀር ዩ!!!!!

  • @salemmahari1403
    @salemmahari1403 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣቦይ በረከትኩም ኣይፈለየና ኢንተ ኢቶም ናዓኩም ከጸልሙ ምድሪ ትዓርቦም ዘላ ኣምላክ ንንሳሓ ዝከዉን ዕድመ ይሃቦም ።

  • @mussieberhane6085
    @mussieberhane6085 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣቦና ጸሎትኩምን በረከትኩምን ኣይፈለየና፣ ኣብዛ ዓለም ከለኹም ስለ ህዝብኹምን ሃይማኖትኩምን ዝኸፈልኩሞ መስዋእቲ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስተ ሰማያት የውርስም ፈጣሪ ✝️✝️✝️

  • @tedrosamanuel5428
    @tedrosamanuel5428 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዛብሄር ዝዓጸዎ መን ይኸቶ እግዝብሄር ዝኸፈቶኸ መን ይዓጽዎ ? እግዛብሄር ዘኽበሮ'ውን ወላሓደኳ ከሕስሮ ኣይከኣሎን እዩ እንሆ ኣቦና ኣብ ልቢ ኩልና ደቅኹም ከቢርኩም ክትነብሩ ገድልኹም ከነዘንቱ ክንነብርን ኢና።

  • @ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
    @ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ 2 ปีที่แล้ว +3

    በረኸቶም ይሕደረና ጅግና ኣቦ ሓቂ

  • @biemnethidru5663
    @biemnethidru5663 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ዘመንና ሰማእት ዘአንበለደም ጅግና ኣቦ ሐቂ ጸለትኩም አይገደፈና

  • @tamiande9991
    @tamiande9991 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሰላም ዕረፉ ኣቦና ብሓቂ ንሐቂ ደዉ ዝበሉ አቦና ነይሮም ንዘልኣለም ተዘኪሮም ክነብሩ እዮም 🙏🙏🙏

  • @Semhartsegalem2427
    @Semhartsegalem2427 2 ปีที่แล้ว +3

    ንክቡር ኣቦና ኣብ ሕቅፊ ኣቦና ኣብርሃም የዕርፍ በረከትኩም ይሕደረና ኣቦና

  • @ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ
    @ሰላመይብኣካዩናተይጎይታ 2 ปีที่แล้ว

    ጸጋ በረኸቶም ይክፈለና ነቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣብነ እንጦንዮስ መንግሥተ ሰማይ የዋርሶም።

  • @iikk7431
    @iikk7431 2 ปีที่แล้ว +22

    Rest in peace our father your way was the truth way a good follower of Jesus Christ may God have a mercy on all of us glory be to the kingdom of God Amen.

  • @kisanetgezae7039
    @kisanetgezae7039 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen kdus Abona bereketkum yekaflena 🙏🙏🙏

  • @yordanostesheme9698
    @yordanostesheme9698 2 ปีที่แล้ว

    ኹቡር አቦና እግዚአብሔር አብሕቁፍኡ ይቀበልኹም 💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 2 ปีที่แล้ว +4

    ጸሎት ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ 3ይ ፓትያረክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሃገረ ኤርትራ ኣይፈለየና። ሎሚ
    ከምዚኦም ኣቦታት እዮም ዘድልዩና ።ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር ።
    ኣቦ እምነት
    ኣቦ ሓቂ
    ኣቦ ጽንዓት
    ኣቦ ትብዓት
    ከምቲ ናቶም እምነት ክንክተል ኣምላክ ይደግፈና።
    ጾሎት ቅዱሳን ኣቦታትና ይሕደረና የሕዋተይ ።