ንእሽተይ ይኹን ዓቢ ክፈልጦ ዘለዎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 477

  • @biniambokure7461
    @biniambokure7461 2 ปีที่แล้ว +19

    Thank you Dr Sharon Woldu for sharing your knowledge. I was one of those who suffering from faty liver disease, Thanks to your teaching I am able to resolve it by intermittent fasting. I believe that is the best way to cure faty liver disease. It workers 100%.

  • @yohannesabraha5711
    @yohannesabraha5711 2 ปีที่แล้ว +49

    ንስኪ ፍልይቲ ኢኪ መልክዕኪ ጽብቅቲ ትምህርትኪ ጽቡቅ ግዝያዊ ኣገዳሲ ክንደይ ጻዕሪ ዝሓትት ኣሕጽር ኣቢልኪ ሒዝክልና መጺኪ ብሓቂ ኢዲት ክትገብር ሰርች ክትገብር ኮታስ ብዙሕ ነገር ሰጊርኪ ብቋንቋና ሒዝክልና ስለዝመጸኪ ካብ ልቢ ነመስግነኪ ቀጽልዮ ክብርቲ ሓፍትና ❣️

    • @DrSharonWoldu
      @DrSharonWoldu  2 ปีที่แล้ว +17

      ዮሃንስ ሓወይ፡ የቀንየለይ፡ ክብረት ይሃበለይ። ብድሆታት ናይ ቪድዮ ምስራሕ ብዙሕዩ፡ ግን ምትብባዕኩም ስንቀይዩ።

    • @akiaki4783
      @akiaki4783 2 ปีที่แล้ว +1

      @@DrSharonWoldu slam doktor hto nerni bzaeiba ab menbesbestna zegatm resan foroforn eba gele belna bejaki please tegediski melsley

    • @kisanetkibrom6699
      @kisanetkibrom6699 2 ปีที่แล้ว

      @@DrSharonWoldu selam Dr sahron btami ekiy nfiti kexlyo bi mentay kirkbkiy ykiel bejakiy tegdskiy melsilen ykenyelen

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 2 ปีที่แล้ว +36

    ሻሮነይ ሓፍተይ እኮዕ ዳሓን መጻኺ ብርሃን ገጻ በላሕ ጥንቅቅት ፍልጠትኺ ተካፍልና ዘለኪ ኽብረት ይሃበልና ብልጽቲ ናይ 2022 ኤርትራዊት ጋል ኣንስተይቲ እኺ
    ደግመ ኣይትሕመቅ ኽብረት ይሃበልና
    ናብራኽ ህወትኪ ሓዳርኺ ይባረኽ።

    • @DrSharonWoldu
      @DrSharonWoldu  2 ปีที่แล้ว +4

      ሜሪ ሓፍተይ፡ የቀንየለይ፡ ክብረት ይሃበለይ።

    • @rahwazamuy2830
      @rahwazamuy2830 2 ปีที่แล้ว +2

      Nay bahki 🇪🇷gelxkyia 💋🌺

    • @tigrawayresahfitret156
      @tigrawayresahfitret156 2 ปีที่แล้ว

      @@DrSharonWoldu dr sharon kebrti haftey selamta ayrsakun kexle kehateki dele zeleku ne sebtey ab resa nehstoy hebet wexata ab somun gele tekonzwa keknzwa kelo ka kulu resa burtu kanza ygebrela ab gebxi eya tikmet eti ab gebxi ka hekmna ketgebir betami kebid eyu maletey seb ab gonka kehlweka alewo hjis kab mentay ykewin tebli
      Eza 4 heto yhateki aleku ayrakyon mesleni eza ketrya ketmlseley ka bhankowta kexbeye thank you ❤️🫶🙏

  • @emmanuelmandel2574
    @emmanuelmandel2574 2 ปีที่แล้ว +17

    Your mastery of the Tigrigna language is amazing. The vocabulary you use are precise and are not ordinary. I admire your expertise in your profession and your proficiency in your native tongue. Keep up both.

  • @abrahammehari6300
    @abrahammehari6300 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣገላልጻ፡ዝኾነ ኣጋንኖ ዘይብሉ ኣቀራርባ ኣለኪ፡እዚ ህዝብና ከምዚ ናትኪ ህድእ ኢሉ ዘስተምህሮ ይደሊ ኣሎ ሞ ከማኺ ይብዝሑልና፡ንዓኺ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍቲ።

  • @kidanemariameyob8752
    @kidanemariameyob8752 2 ปีที่แล้ว +7

    Thanks Dr Sharon ካብ ሓሚምካ ሕክምና ተኻናኺንካ ጥዕና.

    • @DrSharonWoldu
      @DrSharonWoldu  2 ปีที่แล้ว

      ናይ ሓቂ።

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 2 ปีที่แล้ว

      @@DrSharonWoldu
      ዋእ ደሓርከ ንስኩም ሓካይም እንታይ ክትሰርሑ😊

  • @tititesfamariam967
    @tititesfamariam967 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank you D.sharon
    ብዛዕባ ረስኒ ውሽጣዊ ኣካላት ገለ ክትብልና!

  • @negashezra6148
    @negashezra6148 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓበሬታ እዩ ናዓና ዶክቶር ሪሻን ሓብትና ፡ ክብሩ ይስፋሕ ፊጣሪ ክሳብ ሕጂ ከይ ኣስተውዓልና መዋእልና ንበልዖ ዝነበልና መግብታት ዝሓለወና ፈጣሪ እምበር ከብድ እዩ እዚ ዝሓበርክና በርከስ ንበልዖ ዘበለ ኩሉ ንጥዕናና ዝጠቅም ኣብ ሃገርና ጎረባብቲ ሃገርና እዩ ዘሎ በርከስ ፍረሽ ኢዩ ።

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232 2 ปีที่แล้ว +4

    እግዚኣብሄር የክብረለይ ጅግና ሓፍተይ 🙏🏽💐💐💐❤❤❤❤👏🏾ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንሕዝብኺ ክጠቅሚ🇪🇷

  • @merhawitsegay3479
    @merhawitsegay3479 2 ปีที่แล้ว

    ደክተር ሻሮነይይ እቓዕ ናትና ኮኪ ልዕሊ እቲ ትምነይዮ ፈጣሪ ይፍጠረልኪ

  • @abnethagos7053
    @abnethagos7053 ปีที่แล้ว

    ደክተር ሻሮን ናይ ልቢ ኢና ነመስግን ዕድመን ጥዕናን የብዝሓልኪ ንስኽስ ንበርልና ደአ

  • @efremghebregziabher6819
    @efremghebregziabher6819 2 ปีที่แล้ว +1

    ከማኺ ይብዝሓ ጎበዝ

  • @afewerkighile253
    @afewerkighile253 2 ปีที่แล้ว +1

    እንቃዕ ብደሃን መጻኪ ክብርቲ ሓፍተይ ዶክተር ሻሮን ብእትህብና ዘለኪ ዓብን ኣገዳስን ትምህርቲ ብታሚ አና ነመስግነኪ ቀጽሊዮ
    Edmen teanan yhabki 🙏

  • @ngstiaraya7837
    @ngstiaraya7837 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕና ይሀቢኪ ዶክተር ሻሮን ቡዙሕ ትምህርቲ ንወስድ ኣለና ሽኩረን ሓቢበቲ❤

  • @mhregebre8739
    @mhregebre8739 2 ปีที่แล้ว +1

    ብልቢ የቀንየልና ክብርትን ፍቅርትን ሓብትና ዶክቶር ሻሮን ብ ትህብና ዘለኺ ትምህርቲ ኣዚና ነመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላክ!።

  • @amanielabrham9540
    @amanielabrham9540 2 ปีที่แล้ว

    Dr ሻሮን haftey ጽቡቕ ትምህርቲ ተቕምቅና ኣለኺ መንፋሕቲ ከብድን ግጅፍ ከብድን ይፈላለ do 2 ሕቶ ነውሒ ሰዓታት ድቃስ ጽቡቕ do ሕማቕ

  • @banaharnet2987
    @banaharnet2987 2 ปีที่แล้ว +14

    Welcome back ዶክተረይ ለባም ኣነስ ማራ አየ ዝፈትወኺ ዝሓለፈ ቪድዮታትኺ ከይተረፈ አየ ደጋጊመ ዝሪኦ ክበርልና ዶክተረይ❤😍 ብዛዓባ ከብዲ ትም ኢሉ ዝንፋሕ ናይ ከሽዐ ገለ ከማን ሓብርና ዶክተረይ የቐንየልና ንኽብረኺ ኢና❤😍

    • @DrSharonWoldu
      @DrSharonWoldu  2 ปีที่แล้ว +9

      ባና ሓርነት፡ የቀንየለይ፡ ናይከብዲ ከኣ ክሰርሓ እየ።

    • @binibrown279
      @binibrown279 2 ปีที่แล้ว

      😍✌

  • @Zerughebray
    @Zerughebray ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ነመስግነኪ፡ ኣብዚ ግዜዚ እታ እንኮ ሓጋዚት ሜድያ እዛ ናትኪ እያ የቐንየልና ዶ ርሻን

  • @awetalem1925
    @awetalem1925 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ዶክተር ንኹሉ ትገብርዮ ፍልጠትናን ንቕሓትናን ንኽዓብዪ ኣቦርክተኺ ኣቕዲመ የመስግነኪ ቀጽልዮ

  • @Selamawi3581
    @Selamawi3581 2 ปีที่แล้ว

    ካብ ተከታተልኪኪንየ፡ ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ። ሓንቲ ነገር፡ ኣቀራርባኪ ንተባዕታዊ ጾታ.... ይከውን ኣሎሞ፡ ከተስተብህልሉ ኢለየ።

  • @Rahwa_34
    @Rahwa_34 2 ปีที่แล้ว +1

    God bless you Dr.Saron.👍💯❤⚘🍇👏

  • @mebrahtusolomoncomedian9036
    @mebrahtusolomoncomedian9036 2 ปีที่แล้ว +1

    Thankyou Sharon!! Mlktatu Entay ymesl entekielki ahtsr abilki ngerna. Mlktat nayzi hmam tselam kebdi.
    Bzuh ena kabaki nmhar ketslyo.

  • @fetawihaki7146
    @fetawihaki7146 2 ปีที่แล้ว

    እንቃዕ ብሰላም መጻኪ ደክተር ሻሮን ካብ ልቢ ኢና ነመስግነኪ ክብረት ይሃበልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ትምህርትኪ ኣይፈለየና

  • @ablelomasmerom1544
    @ablelomasmerom1544 2 ปีที่แล้ว

    ስለኩሉ ነገር ብልቢ ከመስግነኪ ይፍቱ። መክናቱ ንስኪ ኩሉ ግዜ ሩድእን ጠቃምን ሓበሬት ሕዝኪ ስለትቀርቢ። ኣጆኺ ቀጽልዮ ።

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 2 ปีที่แล้ว

    ሻሮነይ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ

  • @sbae6016
    @sbae6016 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank Dr. Shalon hafteu hanti hto niratni. Bkemey eyu ab egrna nay serawr dem zwexana ktmlsley. Tesfs bthtina yhatt,

  • @እሙንኩንንዉሽጥካ
    @እሙንኩንንዉሽጥካ 2 ปีที่แล้ว

    ጅግናን ጽብቅትን ፡ ጽቡቅ ቀጽልዮ ቡዙሕ ትሕግዝና ኣለኪ

  • @mhrettesfamariam1524
    @mhrettesfamariam1524 2 ปีที่แล้ว +1

    ዶክተር ሻሮን ብተቅርብዮ ኩሉ ነገራት ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ የቀንየልና ኣጆኪ ቀጽልዮ 🙏🙏🙏

  • @weldekidangebrehiwet785
    @weldekidangebrehiwet785 2 ปีที่แล้ว

    Thanks D.Shalo haftna Egziabhier xeguau yebzhalki . Sleti kulu ethbna agedasn teqamn aflto blbi ena nemesgneki kbret yhabelna.

  • @Nofearnofavor
    @Nofearnofavor 2 ปีที่แล้ว +1

    ክብርቲ ሓፍቲ የቀነልና, ኣጆኺ በርትዒ።

  • @jamiesaeed
    @jamiesaeed 2 ปีที่แล้ว +1

    ዉሃ ዘብል ኣስተምህሮ!!! ክብረት ይሃበልና! ዶክቶር ሻሮን!!!🙌🙏

  • @surimelody8100
    @surimelody8100 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላኽ ይባርኽኪ ተባረኺ ።

  • @محمد-ك4ج5و
    @محمد-ك4ج5و 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ክብርቲ ዶክተር ሻሮን ባሓቂ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ምስገና ይግባኣኪ ንሕና ኣሕዋትኪ ሕክምና ቀልጥፍና ዘንረክበሉ ዓዲ እና ዘለና ኣምላክ ይመስገን ግን ጥዕናና ንካላከል ኣለና ብኣምላክ ተኣዘዝኪ መስሉ እዩ ዝስማዓኒ ለባመይ እሞ ኣንውሐዮ ዳኣ እምበር ሩዝ ንጥዕናካ ከመይ እዩ ተገድስኪ መልስለይ መምህረይ

  • @danaityonas6637
    @danaityonas6637 2 ปีที่แล้ว

    መጀመረያ ስለቲ ጽቡከ መክሪ ትአና ይክንይልና ። ዶ/ር ሳሮን ብዛአባ ህማም ደም በዝሂ ኣብ ህጻናት ክኣ ስረህልና thanks

  • @daniel.m2808
    @daniel.m2808 2 ปีที่แล้ว +2

    You are a blessing to our community Dr Sharon.

  • @rishant9980
    @rishant9980 2 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ዶክተር ሐፍትና ንጹር አገላልጻ

  • @afewerkieyob6732
    @afewerkieyob6732 2 ปีที่แล้ว

    ግሩም ትምህርቲ
    ክብረት ያሃበልና

  • @aarushabravo8869
    @aarushabravo8869 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ነመስግን ሓፍተይ ናተይ

  • @yonasberaki6143
    @yonasberaki6143 2 ปีที่แล้ว

    Btaami Nemesgn Doctor Saron Nhzbna Thbyo Zelekhi mnqah Abiy Hyab Eyu Admen Tanan Yhabki

  • @solomonkaleab5042
    @solomonkaleab5042 2 ปีที่แล้ว

    ሻሮን ምቕልልቲ ሓብተይ ነቲ እናተጋደልኪ ትምህርና ዘሎኺ ትምህርቲ፡ መገለጺ ቃላት የብለይን፡ እግዚኣብሄር መመሊሱ ጥበቡ የብዝሓልኪ እብለኪ ሓውኺ ሰለሙን ካብ canada. ብምቕጻል፡ ናብ canada ዝመጻኹላ ግዜ ጀሚረ ብሕማም ፎሮፎር ይሳቐ ኣለኹ እሞ እንታይ ትመኽርኒ? የቐንየለይ ኣምላክ ከኣ ብኹሉ ነገር ይባርኽኪ ሽኮር ሓብተይ።

  • @mattmatt3572
    @mattmatt3572 2 ปีที่แล้ว

    Beta I eye zemasgnaki haftey natey. Hanti heto alatni bzaeba bun mestayen Shahi mestayen entay tsegam kemzelawo ba gele belna amlak mesaki yekun 😍😍😍🇪🇷

  • @tekluyohannes3971
    @tekluyohannes3971 2 ปีที่แล้ว

    Thank-you Saron shikor sleti lbawi mkriki nfieti ajoki ..!!!

  • @kidane1289
    @kidane1289 2 ปีที่แล้ว +1

    Good idea doctor sharon👍❤

  • @frewenitesfay6148
    @frewenitesfay6148 2 ปีที่แล้ว

    Dr Saron btaemi tekami zkone astemhro mhabki kemesgneki ketxlyo be kanka tghrna bmkanu buzuh tezarabay tghrna kfeltn kmahrn ykeleyu yekenyelna ❤👌🙏💯

  • @joniboy7965
    @joniboy7965 2 ปีที่แล้ว

    ዶክቶር ሻሮን ብዙሕ ፍልጠት ኣካፊልክና ኢኪ እሞ ኣብ ልብና የሕድሮ ነዓኪ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ንምነ ።

    • @DrSharonWoldu
      @DrSharonWoldu  2 ปีที่แล้ว +1

      ጆኒ፡ የቀንየለይ፡ ንዓኻ ከኣ ሓለፋይ

  • @misganatsegay7862
    @misganatsegay7862 2 ปีที่แล้ว +1

    Anes betamiy eyu zednkikey

  • @fesumtekle6727
    @fesumtekle6727 2 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና Dr. ሻሮን ሽኮር.

  • @okbayberhe3323
    @okbayberhe3323 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ዶክተር ሳሮን እቋዕ ብደሓን መጻኣክ ቀጽለ ኣብ በሂወትክ ምሉ ጥዕና ኣብ ስራሕክ ዓወትን ኣሳልጦ ይሚነየልክ ብምቅጻኣል በዚ ትገብሪዮ ዘለክ ብሎጽን ሃናጽን ቲምህርትክ ግዜክን ፍልጠትክን ከይ በቀክ ብትገብርዮ ኣበርክቶ ብልቢ እየ ደመስግነክ ቀጽልዮ ።
    ከሓተክ ደልየ ዘለከኾ ሕቶ ግን ብዛዕባ ሓወይ እዩ ከሓተክ እዛ ሕማም ካብ ትጅሚሮ ሓደ ዓመት ገራላ ውሽጣው ረስኒ እዩ ዚገብረሉ ማይ ካብ መጠን ንላዕል እዩ ዚሰቲ ማይ ጥራ እዩ ዚምገብ ካብ መጠን ንላዐል ቃዛ ኣለዎ መገቢ ወላሓንት ኣየወስድን መግቢ ዋላ ሓንት ኩላሶ ተወስዱ ኣፍ ልቡ እያ ተቃጽሎ ዋይ ተመላሰ

  • @semerebrhane1978
    @semerebrhane1978 2 ปีที่แล้ว

    Btaemi tsbuq astemhro.
    Edmen tenan yahbki fetari.

  • @gebreslasieliewawi6786
    @gebreslasieliewawi6786 2 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ኩሉ ግዜ ይባርኽኪ።
    ዶ.ሻሮን ፡
    ክሓተኪ ደልየ ዘለኹ፡ ብዛዕባ ዓይነታት ደም ፡ +A, A-, +B, B-, +AB, AB-, +O, 0- , ንያ እዚኣቶም ዘለዎም ሰባት ዓይነት ባህርያቶምን፡ ኣመጋግባ ኦምን። ብሰፊሕ እንተ ትምህርና።
    ክንጥንቀቖ ዘለና ከኣ ምስ ባህርያትናን፡ ኣሉታዊ ወይ ኣወንታዊን እንተ ትገልጽልና ክንደይ ጽቡቕ ኔሩ።
    ጸጋ በዲበ ጸጋ ይሃብኪ ፈጣሪ።

    • @DrSharonWoldu
      @DrSharonWoldu  2 ปีที่แล้ว +1

      ሐራይ ሓወይ። የቀንየለይ ከኣ

  • @ConCourseAB
    @ConCourseAB 2 ปีที่แล้ว +2

    ክብርቲ ዶክተር ! ከምዚ ዝኣመሰለ ቡቁዕን ንጹርን ፍልጠት ከይሰልክኪ ስለ እተቅርብልና ከመይ እግዜሄር ይሃበለይ ዛሓፍተይ! ኪንደይ ከ ትጽብቂ ሊዕሊ እቲ ቁምነገርኪ እቲ ቡሩህ ፍሽክታክን ውቁብ ላዛክን ጽሬትክን እዃ ይኣክል! ሓደራኪ በሊ ከምዚኣ ጌርኪ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ኣቀንይና ቡዙሕ ጉጉይ ኣገባብ ኣናባብራናመጋግባን ንኪቅይር ስለ ዝሓገዝኪና! ሰላም ኩኒ !! እንተ ንእሽቶ ሓፍቲ እንተላትኪ ሞ ሓደራኪ ን interview ድሉው ኣሎኩ😂!

    • @DrSharonWoldu
      @DrSharonWoldu  2 ปีที่แล้ว

      🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

    • @ConCourseAB
      @ConCourseAB 2 ปีที่แล้ว

      @@DrSharonWoldu I am really Serious! ዋዛ ምስ ቁም-ነገር ስለ ዝኮነ እየ ክብርቲ ዶክተር! ደጊመ ክብረት ይሃበለይ ስለ እቲ መሳጢ መደባትኪ፡ እንተ እታ interview day እሞ ሓደራኪ ፖስት ግበርያ ኣቅዲመ sevice fee ኪከፍል!

    • @DrSharonWoldu
      @DrSharonWoldu  2 ปีที่แล้ว

      @@ConCourseAB Heray🙂

  • @Nmhar
    @Nmhar 2 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ሓፍትና ዶር ሻሮን።

  • @yorsalemberhane7060
    @yorsalemberhane7060 ปีที่แล้ว

    Dr Sharom btami eye zemesgneki ane nay xelam kebdi zhamemku eye kemzi tblyo zeleki iluni hakimey btami eye zemesgneki haftey natey qexlyo kabten bhanqowta zxbeyeki eye

  • @misganatsegay7862
    @misganatsegay7862 2 ปีที่แล้ว +1

    ferkiy reisey yehmeniy kab mentay eyu tegdeskiy melsliy❤

  • @Mashotube-i2v
    @Mashotube-i2v 2 ปีที่แล้ว

    ክብርተይ ንተቅርብዩ መደባት ብጣዕሚ እዩ ጠቃሚ ከየድነቅኩኪ ኣይሓልፍን ሕቶ ኣለኒ ንክትምልስለይ ድማ ተሳፍ ይገብር ነብሰይ ዳሕና እናሃለኩ ግን ሚዛነይ ትሕት እዩ 43 በዚሑ እንተተብሃለለ 43,9 ይምዘን አነከኣ ይጠራጠር ብጥዒናይድየ ይብል ሕክምና ከይይድከኣ ኣብነፃነት ዘይብሉ ዓዲ እየ ዝነብር እንታይ ክገብር ከምዘለና በጃኪ ሕቶይ መልስለይ

  • @nigistkidane5853
    @nigistkidane5853 2 ปีที่แล้ว

    Tebarki Dr. Seqor

  • @Eritrea12345
    @Eritrea12345 2 ปีที่แล้ว

    Betami xbuk medeb yiu neziom bekbdom politic zesrhu xbuk tmhrti yiu

  • @2000Salve
    @2000Salve 2 ปีที่แล้ว +1

    Keep going I love the way you teach us

  • @bisratfisehaye2089
    @bisratfisehaye2089 2 ปีที่แล้ว

    Dr Sharon blitstiy shkor galna yekenyelna admen yhabkie fetsarie 🌷✌

  • @mginspire
    @mginspire 2 ปีที่แล้ว +4

    “ሽኮር ሲ ሽኮር ከኣ ይብሃል” So funny.... thanks Dr. Sharu

  • @ghenetindrias7527
    @ghenetindrias7527 ปีที่แล้ว

    Thanks Doc, this is a very important message.

  • @yordanosyemane1289
    @yordanosyemane1289 2 ปีที่แล้ว

    Dr.sharon yekenyelna kbrti haftey

  • @ياسينأكد
    @ياسينأكد 2 ปีที่แล้ว +1

    شكرا لكي يعطيك العافيه ويهديكي الله طريق الحق والهدى والسداد دكتورة شارون في امان الله

  • @tekomichael2667
    @tekomichael2667 2 ปีที่แล้ว

    In deed Dr Sharon is one of the best content creator that shares her knowledge to improving people's life by educating lay people in very easy way that anyone can understand.
    Thank you again Dr Sharon, in my opinion you're our national treasure! Please keep it up your excellent work!

  • @mehreteabghebrezghi942
    @mehreteabghebrezghi942 2 ปีที่แล้ว

    የቕንየልና ዶተረ

  • @elsakbreab
    @elsakbreab 2 ปีที่แล้ว

    Thanks doctor khateki tegediski melsiley asnaney ab haxir giza tebalashyu eti mekniyat entay eyu shukorawi migbi do ykewun

  • @kahsagebredessylal7818
    @kahsagebredessylal7818 2 ปีที่แล้ว

    Thank you Dokter sharon❤️❤️❤️❤️

  • @abbyhabtemariam9490
    @abbyhabtemariam9490 ปีที่แล้ว

    Yeknyelna kbrti habtnan galnan dr Sharon Shikorina gal Erey Marey Edme Yhabkum Egzabher amen ❤️🇪🇷

  • @abdurahimadem1791
    @abdurahimadem1791 2 ปีที่แล้ว

    Dr Sharon your lessons are very important thank you and God bless you❤❤❤

  • @abdatey1st
    @abdatey1st 2 ปีที่แล้ว

    Merci beaucoup Dr,saron

  • @werkughirmay718
    @werkughirmay718 2 ปีที่แล้ว

    Thank you doctor Sharon amlak admen tianan yhebki btaami eiki hzbki tihgizi zeleki

  • @gutena_entertainment
    @gutena_entertainment 2 ปีที่แล้ว

    Tanx dr sharon.

  • @senaitmisghinadawit5383
    @senaitmisghinadawit5383 2 ปีที่แล้ว

    Thanks Doc.Saron 😍🙏

  • @edenkidane1764
    @edenkidane1764 2 ปีที่แล้ว

    God bless I as USA raised mother finally found you finally that can clearly understand. You are truly a blessing to all of us who value our health. Keep on. Love your Chanel, your vibe and your info

  • @adhanetemaha2145
    @adhanetemaha2145 2 ปีที่แล้ว

    Thanks doctor Sharon edmen tenan yhabki dmxi gin abyatna

  • @ariamlove2191
    @ariamlove2191 2 ปีที่แล้ว

    ይቀንየልና ዶክቶር ናይ ገዛ ቡንከ ምስ ጸላም ከብድይ አንታይ ጸገም ኣሎዎዶ thanks ትሳማማኡ 👍

    • @DrSharonWoldu
      @DrSharonWoldu  2 ปีที่แล้ว

      ኣሩ፡ ቡን ምስ ጸላም ከብዲ ዋላሓደ፡
      ብዛዕባ ጥዕናን ቡንን ከኣ ክንዛረብ ኢና።

    • @ariamlove2191
      @ariamlove2191 2 ปีที่แล้ว

      Thanks ስለትይ ተገድስክይ ዝመለስክለይ
      God blees you ❤❤❤

  • @poiiop3395
    @poiiop3395 2 ปีที่แล้ว +5

    I would love to see more Eritreans to broadcast like you, keep up the good work.

  • @abdumuhammed8542
    @abdumuhammed8542 2 ปีที่แล้ว

    Marhaba D. Sharon

  • @kahsagebredessylal7818
    @kahsagebredessylal7818 2 ปีที่แล้ว

    Xbuk btaemi tmhrti Dokter sharon thankyou😍

  • @selamgirmay5200
    @selamgirmay5200 2 ปีที่แล้ว

    Tebareki Doktor sharon haftey

  • @sabazeromtesfai7502
    @sabazeromtesfai7502 2 ปีที่แล้ว

    D/r Sharon btaemi zubuk timhirti 💯💕🙏kezilo Amlak ybarki nifieti 🥰

  • @almaztesfay6888
    @almaztesfay6888 2 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና

  • @hadastesfa9435
    @hadastesfa9435 ปีที่แล้ว

    Doctor Sharon blessed

  • @fevensamuel4048
    @fevensamuel4048 2 ปีที่แล้ว

    docterey btami mahari teqami tmrti u amlak xegu yebzhalki

  • @almazlelish1237
    @almazlelish1237 2 ปีที่แล้ว

    Hi doctor Sharon btaemi nfti heftna amlak edmen tenan yhabki

  • @xgeredamh8460
    @xgeredamh8460 2 ปีที่แล้ว

    Thanks doctor

  • @GodsMercy123
    @GodsMercy123 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you Dr Sharon Woldu for sharing,I wish it’s a little longer ,I was hoping to hear a little more about Cirrhosis and it’s treatment or what to eat what not I wish you will come with next time
    Stay blessed

  • @yaredkidane5115
    @yaredkidane5115 2 ปีที่แล้ว

    Behaki nifieti edmen tienan yihabki ajoki ketsalyo buzuhat nmehar alona so thankis

  • @weinikahsay9129
    @weinikahsay9129 2 ปีที่แล้ว +2

    Very interesting as always Dr.sharom may God bless you 😍

  • @admastewolde106
    @admastewolde106 2 ปีที่แล้ว

    Btami Ena nemezgin afltona teberklna zeleki, Kab zenfelto hmamat knkelakel tgebryo zele tara abi eyu.

  • @luultsegay4067
    @luultsegay4067 2 ปีที่แล้ว

    Thank you Dr God bless you dear

  • @yfter1992
    @yfter1992 2 ปีที่แล้ว

    Thanks Docter saron 🙏

  • @aronyemane3778
    @aronyemane3778 2 ปีที่แล้ว

    Thanks you sharing knowledge fantastic video for weching

  • @millenmebrahtom7976
    @millenmebrahtom7976 2 ปีที่แล้ว

    Yeqenyelna dr sharon,nsbhti xelam kebdi nmhlak ke entay aynet megbi knbelie alena tegediski melsley mearey please 🙏

  • @fitsumdebretsion4523
    @fitsumdebretsion4523 2 ปีที่แล้ว

    Thank you Dr. SHARON. Very clear and easily understandable way of teaching. God bless you.

  • @dfsimon4323
    @dfsimon4323 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ዶተረይ ከመይ ትኾኒ ኣለኺ? ፣ብቐዳምነት ኩሉ ብናጻ ዋጋ ትገብርዮ ዘለኺ ንጥፈታት ፣ምምሃር፣ምንቅቃሕ ፤ብፍልጠት: ብጥዕና ተዂስዅሱ ክዓቢ ብሉጽ ኣብ ምዃን ሕብረተ ሰብና ኣዝዩ ዓብይ ሓገዝ እዩ ብጣዕሚ አመስግነኪ ❤️❤️❤️።ቀጽልዮ👍👍👍 ።ንሕና ካባዘኪ ብዙሕ ኢና ንመሃር ዘለና፣ከምኡ ከኣ ብዙሕ ኢና ንጽበ ። በዓል ምሉእ ጥዕና ክትኮኒ ከኣ ይምነየልኪ።ዝተባረኸ ቀዳምን ሰንበትን ይግበረልኪ።

    • @DrSharonWoldu
      @DrSharonWoldu  2 ปีที่แล้ว

      DF ሓወይ፡/ሓፍተይ፡ ኣዝየ ኣዝየ የመስግነካ። ዝተባረኸ ቀዳምን ሰንበትን ንኹሉና

  • @shawnmikle7038
    @shawnmikle7038 2 ปีที่แล้ว

    Thank u doctora.its good job.god bless u.

  • @Gigihabte3
    @Gigihabte3 2 ปีที่แล้ว +2

    Thank you for providing this major health issue where we don’t pay attention for our essential health in the matter of eating right for our body, we appreciate and proud of you 👍 and thank you 🙏 again
    Have a pleasant Sunday

  • @abbemehari9376
    @abbemehari9376 2 ปีที่แล้ว

    Thanks, Dr Sharon 🇪🇷🇨🇦

  • @debergedem5146
    @debergedem5146 2 ปีที่แล้ว

    Thank you dr my lord bless you