"ሓይሉ ሓድነቱ እዩ" ጌታቸው ረዳ/ ተሳተፍቲ ህዝባዊ ዋዕላ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
  • "ሓይሉ ሓድነቱ እዩ" ጌታቸው ረዳ/ ተሳተፍቲ ህዝባዊ ዋዕላ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ#RaraMedia #Ethiopianews #Ethiopia
    Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
    #Ethiopianews #Ethiopia
    Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / Metekel / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
    Subscribe ይግበሩ!
    -----------------------------
    ©Copyright: RaRa Media and Communication
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

ความคิดเห็น • 59

  • @NelesAsgele
    @NelesAsgele 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    አብ ጎኒካ አለና ጌቹ እዚ ብኔትወርክ ዝሰርሕ ጉጅለ ብተከልና

  • @NardosSolomon-kr1pt
    @NardosSolomon-kr1pt 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ሰላም ንህዝብና

  • @ZenebeNegash-yr2ns
    @ZenebeNegash-yr2ns 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ጌች ጅግና

  • @fatumahagoss2690
    @fatumahagoss2690 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ደለይቲ"ለውጢ"አየኹም❤❤❤❤❤❤

  • @gezuseyoum9115
    @gezuseyoum9115 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    Long live our president!

  • @DgvDhv-q4l
    @DgvDhv-q4l 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ተመሰገን 🌅🙏

  • @DgvDhv-q4l
    @DgvDhv-q4l 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ደቅ ትግራይ ማለት 💪💊🌅♥️

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ገጅለ ደፅንተት ህዝቢ ዝበተነ ግዝአት ትግራይ ብጉራ ዘውረረ አይንሱን ድዩ ከዚውን ንከይምለስ ዕግርግር ዝገብር ዘሎ አይሳኸኧሉን።

  • @ባለራዕይአይቆምም
    @ባለራዕይአይቆምም ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጀጋኑ መናዕሰይ ሰላም አማራጺ ዘይብሉ አድላይ ድልይትኩም ይኹን መስዋእቲ ይአክል ጥምየት እንብለይ በሉ ኽነ ወለድኹም ብልምአት ክፈልዎም በርትኡ ጊዜ ጨካን ሊያቡ ይአኽሎ በሉ

  • @SibagadsAkubay
    @SibagadsAkubay ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሕቶና ህዝብና ናብ መረበቶም ይመለሱ ለአላውነትና ይከበር ፍትሒ ዘለዋ ትግራይ ትፈጠር

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ረእይዎ ልምዓት ጉጅለ የለውን

  • @tsegaizewelde7215
    @tsegaizewelde7215 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    He is lying to the public. Tigray is not only the East. Can he do the same in Western tigray? He can't so he is dividing tigray.

  • @mnegussberhan2514
    @mnegussberhan2514 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ህዝቢ ትግራይ ብአመፅቲ ክምራህ የቡሉን 50 አመት ዝባሀል ዲሞክራሲ የለን ትግራ ክመርሁ ዝኽሉ ብዙህ ፈላጥ እላፍረየት ትነብር እምበር ላብጦርነት ዉልድ ካብወለዶ እላገበረት አይትነብርን ልበሰበሰ ኔትወርክ ተበጣጢሱ ክብተኽ አለዎ‼️‼️‼️

    • @SaadaMahmmed
      @SaadaMahmmed 20 นาทีที่ผ่านมา

      እሽይ. እዝይ. ባንዳ.እትሮ ብቀደማይ ካብ መከላከያ. ዝነበሩ ተለቅቆም.ከብቅዑ ተመልሶም. አግቶምዎም. ግን ሐደ. ነገር. አይተናገረይ. ሰካራም. ዝተፋናቀሉ. ክምልስ. አይካአለይ. ባንዳ. ባአለገ. ደም ስዉአት. ልንግድ. ፃርቃን. አብ አጋዝርጋን. ነዉራም. አቢይ አህመድ. ስይጣን. ንፅህ. ገርኩም ልኻልእ. ወጀለኛ. ክገብር. እታይ. አይነት. ወራዳ

  • @fatumahagoss2690
    @fatumahagoss2690 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fishayetekulu7858
    @fishayetekulu7858 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🙌🧭💟

  • @DgvDhv-q4l
    @DgvDhv-q4l 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ጌች ጅግና 💪🙏💊

    • @SaadaMahmmed
      @SaadaMahmmed 13 นาทีที่ผ่านมา

      ላብ. ገደል ቀተሎም. ለፅደፋ. ናይ. አቢይ. አህመድ. ሰይጣን. ወንጀል. ዝፈፀሙ. ስለ. ዝለቀቀ. ድዩ. ጀግና. ኮይኑ ናይ አቢይ. አህመድ. ተላአኺ. ብምኻኑ. ጀግና. የብሎ. እዝይ. ጌታቸዉ. ረዳ ወይም. ወራዳ. ብደም. ስዉአት ልሽቅጥ ግን ዋጉኡ. ክረክብ. አዩ. አቢይ. አህመድ. ከጥፈኦ. አዩ. ተፀበዩ. እዝይ. ባንዳ በአለገ ሐተላ. ሰካራም

  • @notyours733
    @notyours733 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በጫት የነደደ ወጣት ቦዘኔ.

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mekele nay mibrak Wana ketema diya. Axum Wana ketema Tigray Tikun

  • @mebrahtumehari9107
    @mebrahtumehari9107 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌታቸው ሓሳዊ ግልብጥ ግልብጥ ለኽባጥ

  • @GalaxyA13-g6g
    @GalaxyA13-g6g 25 นาทีที่ผ่านมา

    ኣበይ አለዉ እቶም ምሩካት ዶ ግዳይ አይትቡሉን ቀልቢ እንተዝህልወኩሙስ

  • @destageremedhngeremaryam9048
    @destageremedhngeremaryam9048 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ውግእ ዘምሕረሉ መንእሰይ

  • @GenetAbrha-k9x
    @GenetAbrha-k9x ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gigna gechiye ajoka abgonika alo menaesey kab tdf bereka

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Abyi 500 briir

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌቹ ጌቹ ጌቹ ፀረ ሸረን ዓድዋን በለዕቲ ሰብ ሰረቅቲ ስርናይን ጨውን ሸረ ❤❤❤ጉጅለ ልምዓት ሽራሙጥ ግባረን በልወን 😂😂😂😂

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጌች ወዲ ረዳ በሎም እዞም ፀረ መናእሰይን ሰላምን ባንዳታት ዓለታውያን ሰረቅቲ ስርናይን ጨውን አብ ጎድንካ አለና ህዝቢ እንደርታ መቀለ❤❤❤❤

  • @hayelomberheteka3041
    @hayelomberheteka3041 33 นาทีที่ผ่านมา

    ጌቾን ጀ/ፃድቃን ሕዝብ ምሳኹም ዩ። እስኹም ዓይን ዓለም ኾይንኹም ምዞም እንኽና ጥራሕ እና ዝብሉ ህዝብ ዘይውክሎም ብዘርኢን ብገንዘብ ዝአምኑ ድኹማት ትግራይ ከኸፋፉልዋ ዘሃስቡ ዘለው ብምፅማድኹም የሐዝን።

  • @notyours733
    @notyours733 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Must stop division !

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kero

  • @saessefa
    @saessefa 58 นาทีที่ผ่านมา

    Wake up people he ia a servant for abbey Ahmed don't you see.

  • @seblemeskel9702
    @seblemeskel9702 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ቆሮ ያደረገው ኢህአድግን ለማፍረስ ያደረገው በትግራይ ተደገመ
    መስዋእትነት ለቄሮ ተከፈለ

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ደላይ ለውጥ ደላይ ሰላም እዚይ እዩ ህዝቢይ ትገራይ 50ዓመት ተጨቂኑ እዩ የአክል

    • @samiadisaba1268
      @samiadisaba1268 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ካብጭቆና ሽዋውያን ዝወፀ እኮ በዚህ 50 አመት ብኢሀደግ ሕውሓት ዩ ብሰንኪ ጌታቸው ርእሲ መንእሰይ ተጨውዮም ብስምዒት ይኸዱ አለው የሐዝን

    • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
      @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጌች ወዲ ረዳ በሎም እዞም ፀረ መናእሰይን ሰላምን ባንዳታት ዓለታውያን ሰረቅቲ ስርናይን ጨውን😂😂😂😂

  • @AsimbaGelalta
    @AsimbaGelalta 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዚ ተስፈኛ ብወያናይ ማዕበል ሰልፌ ህዝቢ ትግራይ ክወሐጥ አለዎ ዕድል ከብዚ ልላዕሊ ክፅበ የብሉን

  • @selfreliance8999
    @selfreliance8999 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጻድቃንን ጌታቸውን ከምቲ ሃይለ ደደቢት ዝበሎ ብስሚ ገርካ ምፍናው ጥራዩ ተዘየሎ ትግራይ ሰላም የለይ

  • @GatachewYemen
    @GatachewYemen 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጎጦኛ አንዴ አማራ አንዴ ኦሮሞ ምናቸው የማይታወቅ ባንዶች

  • @Beehope-y7i
    @Beehope-y7i 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብ ትግራይ ዲሞክራሲያዊ ባህሊ ክዕንብብ ስለ ዝገበርኩም ነመስግን።😂😂😂

  • @KahsuFitur
    @KahsuFitur ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ፅቡቕ ህዝቢ እዩ ሓያል ሽርሕን ጉጅለን ንህዝቢ ኣይጠቅምን

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    500briirrr

    • @Ruta4475
      @Ruta4475 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      እሱ ተከፊልዎ ዝመፅ ካድሬ ደብረፄን እዩ::

    • @yordanoskidane7897
      @yordanoskidane7897 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@Ruta4475 genoside abyi telaleke

    • @Ruta4475
      @Ruta4475 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@yordanoskidane7897 ልእሊ ኣነ ነኣቢይ ኣትፀሎን ኢካ ደብረፄን እዩ ኣገልጋሊ ኣቢይ ዝኹሉ ህዝብና ዘወደኧ ኣቢይ ዘመስገነ ምረፀኒ እናበለ ዝልምን ዝነበረ ጆኖሳይድ ዝኻሓደ ደብረፄን እዩ ::

    • @Ruta4475
      @Ruta4475 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@yordanoskidane7897 ንኣቢ ዘመስገነ ናይ ኣቢይ ኣገልጋሊ ደብረፄን እዩ ::

  • @mizanarefane9818
    @mizanarefane9818 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😂😂😂😂 band and dranker evil

  • @TasyRama
    @TasyRama 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    500birr

    • @tube-vs2yl
      @tube-vs2yl ชั่วโมงที่ผ่านมา

      This is not 500 birr,this is 500 voice for the voiceless Tegeray people

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu2541 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንደገፍቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ: ጌታቸው መሬት ትግራይ ንወረርቲ ዘረክበሉ ሓድሽ ሽርሒ ሰሚዕኹም ገምግምዋ: አቱም ሰላም ኢና ንደሊ ትብሉ መናእሰይ ሰላም ዘይደሊ ትግራዋይ የለን አይንትዓሾ: ጌታቸው ረዳ መሬትና ምስ ፀላኢ ተሰማሚኡ ሸይጥዋ: ካብ አፋ ስምዑ ምዓስ ተወዓዒሉ መዓስ የፈፅሞሎ ርአዩ: ካብ ስልጣነይ አይወርድን ዝብል ዘሎ ክሳብ ምርጫ ትግራይ ዝካየድ ፀላእቲ ሕጋዊ ነበርቲ ትግራይ ገይሩ ከደላድልሞ ንሪፈረንደም ከዳልዋም እዩ: ነዚ እዩ ጌታቸው ባንዳ ተባህለ:
    th-cam.com/video/zieRF92Es20/w-d-xo.html
    ወረርቲ መምሓደሪኦም ምስ መረፁ ናይ ጊዚያዊ ምምሕዳር አካል ይኾኑ ማለት: ወረርቲ መምሓደሪኦም መሪፆም ሕጋዊ ነበርቲ ትግራይ ኾይኖም ይፀንሑ ይብል: እዚ ኸም ሕጋዊ ነበርቲ ትግራይ ግን ብሄረ አምሓራ ስለዝኾንና በቲ ሕገመንግስቲ ሪፈረንደም ይፈቐደልና ንክብሉ ዘመቻቹ እዩ:
    ነዚ ዘይርዳእ ጸላኢ ሕውሓት ጉዳዩ ናይ ሕውሓት ስልጣን ሕረፍ እዩ ይብል ግን አይኾነን : ጉዳዩ ናይመሬትን ህዝብን ትግራይ ምዃኑ ርአይዋ::
    መትዓረቕትውን እዚ ሓሳብ ዝዕረቕ ኸምዘይኾነ ስምዕዋ: ጌታቸው ረዳ ብህፁፅ ካብስልጣን ወሪዱ ይትአሰር:
    እዚ ተግባር ጌታቸው እዩ ናብ ውግእ ዝወስደና: ሰላም ተደሊና በታ አብ ፕሪቶርያ ተገብረት ውዕል ብሳልሳይ ወገን ጥራይ እቲ ፀገም ይፈታሕ: ብልፅግና መሬትና ክመልስ አይደለየን ትግስትና ተወዲኡ ክንዋጋእ እዩ ዝደሊ: ተዘይኾነ በባንዳነት ትግራይ ትሓጊዙ መሬትና ምምንጣል እዩ ወሲኑ: እዚ እዩ ናይጌታቸው ረዳን ናይ አብይ ሽርሒ:

    • @tirhashagos-lp2xp
      @tirhashagos-lp2xp 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      500 እዩኮ ዘለፍልፎም ዘሎ

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሰልፍ አይፈቀድም አለ ግን ለራሱ ሲሆን አጋጋው በገዝብ ሰልፍ አይፍቀድን ዝበሎ ተበዛባልቲ ሕቶኦም ንከይሓቱ አዩ ትዕላማ ያማለያ ህዝቢ ትግራይ ሙሉእ አይውክልን አዝ ሰልፊ

    • @Ruta4475
      @Ruta4475 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      @@SelamMeles-lt8lz እሱ ብገንዘብ ተከፊልዎም ዝመፁ ካድረ ደብረፄን እዮም::

    • @tirhashagos-lp2xp
      @tirhashagos-lp2xp 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      500 እዩ ተወቲፍሎም

    • @Ruta4475
      @Ruta4475 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@tirhashagos-lp2xp እሱ ብገንዘብ ተከፊልዎም ዝመፁ ካድረ ደብረፄን እዮም::

    • @Ruta4475
      @Ruta4475 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@tirhashagos-lp2xp እሱ ብገንዘብ ተከፊልዎም ዝመፁ ካድረ ደብረፄን እዮም::

    • @Ruta4475
      @Ruta4475 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@tirhashagos-lp2xp እሱ ብገንዘብ ተከፊልዎም ዝመፁ ካድረ ደብረፄን እዮም::