ዓብዪ ንሕንሕ ዝተርአየሉ ውድድር ኣዉዲቅካ ምሕላፍ ናይ መወዳእታ ናብ ሽልማት ዝሓልፉ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 35

  • @21-uk9fg
    @21-uk9fg 5 หลายเดือนก่อน +4

    አቱም ሰባት ከይፈለጥና እንበር ንጠፍእ አለና😢ሰይጣን ነመሰልና መንጸፉ ከይንና ንነብር አለና መንፈሳዊ መላአክቲ መሲልና ደማ ከይንሰርሕ ጉድ ከፍረሐካከ😢😢

  • @asgedomtesfay2290
    @asgedomtesfay2290 5 หลายเดือนก่อน +4

    በጃኹም ደያኑ !! ዳርጋ ፍርቁ ኣምሓርኛ እዩ ኾይኑ ዘሎ !! እንትን ፣ ለዛውም ፣ ብቻ ፣ ለነገሩ ፣ መኪረ !!!! በጃኹም ተዋሰኦ ጥራሕ ከይኮነስ ትግርኛ እውን ኣምህርዎም !! ዕሸላት ኣምሓረኛ እንዳሓወሱ ክዛረቡ ከለዉ ክንሓንኽ ኢና ዝግበኣና ብሓቂ የሕፍር !! እዋይ ትግራይ ዓደይ ።

    • @Haregte
      @Haregte 5 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ ሓፊርና ናይ ዓበይቲ ከይኣክልስ😢 ህፃውቲ ብእንትን ወዲኦማ?

  • @ThomasTemare
    @ThomasTemare 5 หลายเดือนก่อน +1

    መርዚይ ከይኾነስ፣ ስሚ እዩ ዝባሃል ኣስተኻኽሉ ዳያናኑ

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs 5 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይይይይይይ ናይ ቀደምምም ሓፎውውውው ዝባሃል ዝነበረ ዶ አዘካኪሩኒ ዝወዲ አነስስስስ

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md 5 หลายเดือนก่อน +2

    ደያኑ፡ነቶም ተዋዳደርቲ ፡ኣብ ኣምሓሪኛ ቃላት ክረሙ ሓብሪዎም ኣብቲ ድርሰቶም ያው፡በተለይ፡ብቻ፡ዝብሉ፡ቃላት ኣርሙዎም።

  • @MebreDstv
    @MebreDstv หลายเดือนก่อน

    harif eyu ketsllu

  • @ሄኒ
    @ሄኒ 5 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰካራም ኮይነ ዝሰረሐ ብቻ ደስ ኢልኒ❤❤

  • @haftomdesta9998
    @haftomdesta9998 5 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩ ባ ልምንታይ ኢና ላይክ ዘይንገብሮሎም አረ ነተባባዓዮም

  • @ZerayGebremariamGebreamlak
    @ZerayGebremariamGebreamlak 5 หลายเดือนก่อน

    ተዋስኦ ውድድር መኣዲ መዛዘሚ ዙር 002 ዘይተበረዘ ላዛ ክትሓልፍ ተፀቢየ።

  • @فتسوم
    @فتسوم 5 หลายเดือนก่อน +1

    ከመይ ዲኩም መቅሰናት ደቂ ዓደይ ፈጨጭ በሉለይ❤❤❤

  • @MrMokhles-gq4dh
    @MrMokhles-gq4dh 5 หลายเดือนก่อน +2

    በስምኣብ ኣነስ ከምዝያት ከፍርሃኒ😢

  • @HaftomYirgabelay
    @HaftomYirgabelay 5 หลายเดือนก่อน

    ቤቴሊሄም ማሓሪ cod 019 ልገርም ስራሕ እያ ኣቅሪባ ደረጃ ይግባኣ

  • @GvyvyvDzdxd
    @GvyvyvDzdxd 5 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @Weynimebrahtuእሟሸይ
    @Weynimebrahtuእሟሸይ 5 หลายเดือนก่อน

    Code 002 win off alll❤❤

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢🤲

  • @ThomasTemare
    @ThomasTemare 5 หลายเดือนก่อน

    ሰገን እንትን ከይኾነስ ኽስታይ እዩ ዝብሃ ፤ዳያናኑ ,ውን ንገርዎም ማሃርዎም ፣ቖርወት ብርሕሱ ቖልዓ ብንእሱ ስለዝኾነ ብደንቢ ቋንቋኦም ንኽፈልጦ ግበሩ

  • @Eri_love_tube
    @Eri_love_tube 5 หลายเดือนก่อน

    Oy halewlew eyu ezi

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @astermarta4031
    @astermarta4031 5 หลายเดือนก่อน

    Btaemi eye feteyom

  • @DaniMeli-kp4gq
    @DaniMeli-kp4gq 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ ሎሚስ ቁምነገር የብሉን

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @اللالل-ب3ث
    @اللالل-ب3ث 5 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ormooapss442
    @ormooapss442 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @tsegatsega-fl2jo
    @tsegatsega-fl2jo 5 หลายเดือนก่อน

    abely abegunka alku 003

  • @ዜድዕባይኣፅቢ
    @ዜድዕባይኣፅቢ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ሰይጣን ይርህርህ ድዩ😢😂😂

    • @HappyBulldogPuppy-pk7um
      @HappyBulldogPuppy-pk7um 5 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😢

    • @21-uk9fg
      @21-uk9fg 5 หลายเดือนก่อน

      😂😂 ካመይ ኢሉ ክርህርህ ጓለይ ጸላኢና

  • @Semere-be1si
    @Semere-be1si 5 หลายเดือนก่อน

    019

  • @alemalem4421
    @alemalem4421 5 หลายเดือนก่อน

    🤔

  • @HappyBulldogPuppy-pk7um
    @HappyBulldogPuppy-pk7um 5 หลายเดือนก่อน

    ምንም መልእክቲ አይራአኩሉን🥱🥱🙄👎👎👎 ሰይጣን ምካንኪ ዘይቀረየ ብዙሕ መልእክቲ ከተማሓላለፊ ትክእሊ ነይርኪኪ እንታይ ዩ ኢልኪ ብሱሩ እታ ሒዝኪያ ዝነበርኪ እንታይያ

  • @tadesetaere-xz7ft
    @tadesetaere-xz7ft 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MerryMerry-d3x
    @MerryMerry-d3x 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤