መደብ ምስ ኣያ ድራር ዛዕባ ምሕደራ ኣውራጃን ኣጃምርኡን ኣወንታዊን ኣሉታዊ ጎድኑን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • መደብ ምስ ኣያ ድራር ዛዕባ ምሕደራ ኣውራጃን ኣጃምርኡን ኣወንታዊን ኣሉታዊ ጎድኑን

ความคิดเห็น • 107

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  3 หลายเดือนก่อน +3

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @natsenat6087
    @natsenat6087 3 หลายเดือนก่อน +12

    ኣቱም ሰባት ንጸንት ኣለና ክንዲ ብሰብ ንዝረብ፡ ብኣውራጃ ክንሓስብ ብጣዕሚ እዩ ዘሕፍር።

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham5259 3 หลายเดือนก่อน +9

    ክክክክ አያ ድራር ብጣዕሚ በሊሕ የቀንየልና 🙏🙏

  • @TesAsfaha-es9qy
    @TesAsfaha-es9qy หลายเดือนก่อน

    ንኣብነት ደሳለ በረከት

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 3 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ድራረ ዓቢ ሰብ ኩሉ ምፍላጥ ጸቡቕ አዩ. አደመ ይሃበካ. አግዚኣብሄር ይሓለካ ሓቂ ተዛሪብካ አረፈት

  • @user-mc4jw7xx3r
    @user-mc4jw7xx3r 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቶ ድራር 🥰🥰💖🙏🙏💪💪💙

  • @Miracle03-em5im
    @Miracle03-em5im 3 หลายเดือนก่อน +2

    ድራር መጽሓፍ ኢዩ።

  • @user-cl1xt8jo4g
    @user-cl1xt8jo4g หลายเดือนก่อน

    Abrar resi eka

  • @grmalemrezene6011
    @grmalemrezene6011 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks you Tefetawi and aya drar wesani 💙💙💙💙💪

  • @danyblatino
    @danyblatino 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Seltene and hawna Drar

  • @abadiasrat5044
    @abadiasrat5044 3 หลายเดือนก่อน +2

    Seltene I love your program gin hagerna abael dirar ayewdika

  • @dawitbahta637
    @dawitbahta637 หลายเดือนก่อน

    💙🤝

  • @bahregasizerhans
    @bahregasizerhans 3 หลายเดือนก่อน +1

    Woww aya drar so talented man, you explanation well thanks tefetawi nezi bluxn werejan abo zemxakalna ❤❤

  • @zeraiteklay
    @zeraiteklay 3 หลายเดือนก่อน +5

    Mewekesi zeyblka, afetarik wey sinsiway koynu iu ziterf.

    • @danielteame4033
      @danielteame4033 3 หลายเดือนก่อน

      ATA keysemeka dika tezareb metshafti enda teqese eu kezareb tsenihu

    • @zeraiteklay
      @zeraiteklay 3 หลายเดือนก่อน

      @@danielteame4033ATA Iti segem kemzi kemaka sile zibezehe uka iu dhrit zelena.

  • @kuflommajorfathlove8194
    @kuflommajorfathlove8194 3 หลายเดือนก่อน +1

    ባባ ድራር እንበኣር ሕብረተሰብ ክትፈላሊ ትዉዕል ኣለካ

  • @genetasmelash6696
    @genetasmelash6696 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣያ ድራር ኣንታይ ማለት ኣዩ በበይኑ ኣዩ ደምና በበይኑ ክትብል ከለካስ ኣይተረዳኣንን

  • @burnlies
    @burnlies 3 หลายเดือนก่อน

    ኣዝዩ መሃርን ጽጹይ ታሪኽን ብግልጺ ዘርዚሩ ምቕራቡ ክድገፍ ዘለዎ ኮይኑ ገለ ብጌጋ ዘቕረቦ ዛንታ እንተሃልዩ ድማ ብዛዕባ እቲ ታሪኽ ኣፍልጦ ዘለዎም ውልቀ ሰባት ክእርምዎ ይኽእሉ 'ዮም.

  • @yonashagos3406
    @yonashagos3406 3 หลายเดือนก่อน

    Bravo Drar

  • @meharenarezene1026
    @meharenarezene1026 3 หลายเดือนก่อน +1

    I like you bro drar love you
    Keep it up hero❤

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 หลายเดือนก่อน

    Veri veri good drar❤❤

  • @b4gednhamedu
    @b4gednhamedu 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተሓጽቡ ዘይጸሪ ድራር ዝብልዎ ሰብ። ዓገብ ወዲ ቀሺ ግርማይ ጋህታፍ ንተቃለስቲ ምህራም ።

  • @shishizeweldi659
    @shishizeweldi659 3 หลายเดือนก่อน

    Well Come Kbur Abona Drar Brhane (Adetal)

  • @Salase.hawey.1990.
    @Salase.hawey.1990. 3 หลายเดือนก่อน +6

    I love you ❤ baba dirar from hamasien. Keep it up ayana

    • @user-xr7fy4dh9i
      @user-xr7fy4dh9i 3 หลายเดือนก่อน

      ነታ ነፋሪት ዝጠለፉ
      ዮሓንስ ስብሓቱ
      ሙሴ ተስፋሚካኤል
      ኣማኒኤል ዮሓንስ
      መምህር ደበሳይ ገብረሥላሴ

  • @mmsaed4630
    @mmsaed4630 3 หลายเดือนก่อน

    Drar always Jigna

  • @med2024bravo
    @med2024bravo 3 หลายเดือนก่อน

    Adi mes baal aya drar terifa hzebey smaa akologozay azyu sltun hbreteb eyu kbl Kelo seltene sek elu semiiuwo eti kalaee awraja ke zeysulten male dyu ?? Kemzie endabelkas neseyas kneeli beweee 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @eyobhagos3249
    @eyobhagos3249 3 หลายเดือนก่อน +4

    አውራጃ ወረዳ ጣብያ አልዒሉ ዝዛረብ መን ምዃኑን አተሓሳሰቡን እዪ ዝገልጽ ዘሕዝን ዪ

    • @googlexy1358
      @googlexy1358 3 หลายเดือนก่อน

      why not, it is great to know your origin, it is part of our history

  • @fesehamelesse704
    @fesehamelesse704 3 หลายเดือนก่อน

    Anbesa, harbegna ato Drar, nnus weledo tarik abotatun adun mmhar yednqeka. Ajoka.

  • @gheryghe1474
    @gheryghe1474 3 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ኣቶ ድራር

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 3 หลายเดือนก่อน

    Well come

  • @aexum1597
    @aexum1597 3 หลายเดือนก่อน +1

    Selam selten hawey 🙏🏾 ❤💛❤

  • @berhanezerue2642
    @berhanezerue2642 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @merhawigereamlak1239
    @merhawigereamlak1239 3 หลายเดือนก่อน

    Yes

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 3 หลายเดือนก่อน

    Seletne bota ayhabkayon xseniheka ketkesebelu yegbaka niru betami Betami Betami buluse seb eyou.

  • @tesfitmeharena
    @tesfitmeharena 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @kemmenbibu8246
    @kemmenbibu8246 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጸማም ሓደ ደርፉ ድዩ ዝብሃል ድራርሲ ብዛዕባ አውራጃ መዓስ ተመስሪቱ ኢሉ ክገልጽ አከለጉዛይ ዝብል አውራጃስ ያኢ አብ ኤርትራ ከምዝነበረ ካብ 200 ዓመት ምባሉስ የሕፍር አብ ኢትዮጵያዳኸ ከመይ አቢሉ መጺኡ ዘሕዝን እዩ ቅድም ቀዳድም አውራጃ ቅድሚ ምባልካስ ዓዲ ከመይ ኢላ እያ ትምስረት ምፍላጥ እዩ ዘገድስ እምበር እቲ አብ ዓለም ዘሎ ናይ ሕጂ ሃገራት ኩለን ወረዳ አለወን አውራጃ አለወን እዚ ድማ ሓይሊ እዩ እቲ መበገሲኡ ሓያላት ተዋጋእቲ ዝነበሩ ነቲ ዓዲ ይመልክዎ ብድሕሪኡ ናብ ጎደቦ ይሰግሩ ከምኡ እንዳበሉ እዮም ናብ ወረዳ አውራጃ ሃገርን ሃገራትን ከይዶም ።ንአብነት ናይ ቀረባ ታሪኽ ክትጠቅስ እንተደሊኻ ሂትለር ንኽንደይ መሳፍንትን እዩ ገዚኡ ሓይሊ ስለዝነበሮ እምበር መዋልዱ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ አከለን ጉዛይ ኢልካ ከተላግቦ ትፍትን ዘለኻ አይኮነን እቲ አመጻጽኣ ሓያል ይገዝእ ድኹም ድማ ይግዛእ
    በዚ አገባብ እዩ ህዝብታት ዝጥርነፍ ኔሩ ድሕሪ ምጥርናፍ ድማ ምሕደራ ይመጽእ ስለዚ ንስኻ ካብቲ ጸቢብ ዓንኬል አተሓሳስባ አይወጻኻን ዝኾነ ወዲ ሰብ አቦን አደን አለዎ እስከ አረዳኣና አብ ኤርትራ 9 አውራጃታት አለዋ ሰንሒት ዝብሃል ስብ ኔሩ ደንከል ዝብሃል ሰብ ኔሩ ሰምሃር ዝብሃል ሰብ ኔሩ ባርካ ዝብሃል ሰብ ኔሩ ጋሽሰቲት ዝብሃል ሰብ ኔሩ ኢልካ ከተእምነና ጽዓር ክንኣምነካ ወይስ ንበይና እያ አከለጉዛይ ዝብሃሉ ሰብ ኔሮም ኢልካ ከተእምነና እዚኣኳ ከምዚ ናይሕጂ ዞባ ደቡብ ዞባ ማእከል ዝብሃል ዘሎ መን ይፈልጥ ከምዚ ከማኻ ድራር ዝንቡዕ አተሓሳስባ ዝጸንሖ ሰብ ድሕሪ200 ዓመት ዞባ ማእከል ዝባሃል ሰብ ኔሩ ክብሎም እዩ ነቶም ናይቲ መናእሰይ ማለት እዩ ። ሕቶና ሕቶ ቅኑዕ ምምሕዳር ወዲ ሰብ እዩ እምበር ሕቶ መሬት አይኮነን እንታይ ዝገበረ መንእሰይ እዩ እሾኽ ትዘርእሉ አብ ኢውርትራ ሓንትን ዘይትቕየርን ንጽርትን ሕቶ ኣላቶ ንህዝቢ ኤርትራ ንሳ ድማ ቅኑዕ ምሕደራ ቅኑዕ ማሕበራዊ ፍትሒ እያ ካልእ ዋላሓንቲ ሽግር የብልናን ስለዚ ናብልብኻ ተመልሰ መልሓስካ ካብ ትግራዎት መራሕቲ ወያነ አምጺኻ አይትሃውትት ከመይ ጌርካ ስብ ተፋቕር እዩ ጸጊሙና ዘሎ እምበር ከመይ ጌርካ ሓው ንሓው ተናቑትሲ ልዕሊኣኻ አሜሪካውያን የርእዩናን ይምሁሩናን አለው ። ሕጂ ድማ ቀሊሉ ግዜ እዩ ንኽንርድኦ አብ ኢትዮጵያ አብ ሱዳን አብ ዩጋንዳ አብ ሶማል አብ ራሻ ምስ ዩክረይን ቻይና ምስ ታይዋን ሰሜን ኮርያ ምስ ደቡብ ኮርያ ጭቡጥ አብነታት ናይዚ ዘለናዮ ዘመን እዩ ስለዚ ከመይ ጌርና ንፋቐር ከመይጌርና ንፋቶ ከመይጌርና ንተሓጋገዝ ኢና ክንሓስብ ዘለና ስለምንታይ ዝተፋቐረ ህዝቢ እዩ ዝሰማማዕን ዘድምዕን ነዚ ክትገብር ከይደቀስካ ክትሓድር ይግብኣካ እምበር ንጽልእን ባእስን ዕግርግርን ሓንቲ ሰከንድ እኽልቲ እያ።

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዘገርም ታሪኽ እዩ;; የቀንየልና : አያናን አቦናን::

  • @tedtek1231
    @tedtek1231 3 หลายเดือนก่อน

    Abet Habo ade welida timken Dirar kurub kemaka tesaenom merahtii 🎉 Edimen tinan ymineyelka

  • @elsagebrehiwet6295
    @elsagebrehiwet6295 3 หลายเดือนก่อน

    ጆን ዘብሬን ኣብ ኢትዮጽያ ውን መሬት ላራሹ ዘለዓዓለ ሙሁርን ፉሉይ ኣእምሮ ዝውንን ዝነበረ ጅግና እዩ ብኢሳያስን ተሓጋገዝቲ ደቂ ሓማሴንን ግን ከሲርናዮ

  • @NewOne-pt9to
    @NewOne-pt9to 3 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍

  • @user-jm8ne5wv9b
    @user-jm8ne5wv9b 3 หลายเดือนก่อน +1

    Grum seb 🎉🎉🎉drar

  • @negassih6042
    @negassih6042 3 หลายเดือนก่อน

    9 ኣውራጃታት ኢየን ዘለዋ : ኣስማተን ከአ: 1)ሰራየ: 2)ጋሽሰቲት: 3)ባርካ: 4)ሳሕል: 5)ሰንሒት : 6)ሓማሴን: 7)ሰምሃር : 8)ኣከለጉዛይ : 9)ደንከል እየን:: ኢቲ ዝብል ጌጋ ኢዩ::

    • @user-xr7fy4dh9i
      @user-xr7fy4dh9i 3 หลายเดือนก่อน

      እቶም 9 ኣውራጃታት ኣለዉ
      9 ብሔራት እትብሉ ኲልኻትኩም
      ጠጠንቀቁ
      8 ብሔራት
      8 ኣውራጃታት።
      ራሻይዳ ኣዕራብ ድአ እምበር ኤርትራውያን ኣይኾነን
      ኢሳያስ ናብ ኣቡ ዳቢ ገንዘብ ዝሓብአ ኣሉ ስለ ዘድለዮ ነቶም ደላሎ

  • @burnlies
    @burnlies 3 หลายเดือนก่อน

    ብፍላይ ብዛዕባ ወልደ ኣብ ወልደማርያምን ራስ ተሰማን ንሞግዚት እንግሊዝ ኣብ ኤርትራ ምስ ትግራይ ዘሎ ማሕበረሰብ ሓደ ስለዝኾና ብሓደ ምምሕዳር ክንጥርነፍ ኣሎና ኢሎም ሓሳብ ምቕራቦም እንግሊዝ ድማ ነቶም ኣብ ተምቤን ዝነበሩ መሳፍንቲ ትግራይ ምስሓተቶም ንሕና ትማል ኢትዮጵያ ሎሚ ኢትዮጵያ ጽባሕ ኢትዮጵያ ኢና ኢሎም ነቲ ሓሳብ ድሕሪ ምንጻጎም እኒ በዓል ራስ ተሰማ ድማ ሽዋውያን ንጥልያን ዝሸጡና ብምዃኖም ንሕና ድሕሪ ሕጂ ምስ ኢትዮጵያ ክንሓብር ኣይንደልን ኢሎም "ኤርትራ ንኤርትራውያን" ዝብል ፖለቲካዊ ውድብ ምምስራቶም ንህዝቢ ተሓቢኡ ዝነበረ ታሪኽ ይመስል. ነዚ ብግልጺ ከም ታሪኽ ገይሩ ዝገልጾ ፖለቲካዊ ውድብ ይኹን ስርዓት ወይ ናይ ታሪኽ ምሁራት ውልቀ ሰባት ኣይስምዑን 'ዮም.
    # ካልእ እዚ ኣብ 1947 መብዛሕቱ ህዝቢ ሓማሴንን ህዝቢ ምዕራብ ሰራየን ምስ ኣንድነት ኢትዮጵያ ወይ ምስ ስርዓት ሸዋ ክቕበል እንከሎ ደቡብ ሰራየን ኣከለ ጉዛይን ግን ብኣንጻሩ ከምዘድመጸ ኣዝዩ ዘገርም 'ዩ. ከመይሲ ስለምንታይ 'ዮም ገዛእቲ መደባትን ፖለቲካዊ ውድባትን ጸሓፍቲ ታሪኽን ንግዝያዊ ውልቃውን ጸቢብን ረብሓታቶም ክብሉ ታሪኽ ከም ታሪኽነቱ ሸፊኖም ንዕኦም ብዝጥዕም መንገዲ ዝትርኹን ዝጽሕፉን? ታሪኽ ከም ሓቀኛ ክውንነቱ ዘይምቕራብ ኣብ ማሕበረሰብ ብዙሕ ሳዕቤናት የስዕብ 'ዩ. ንኣብነት ዘይምትእምማንን ዘይተደልየ ግጭታትን ባእስን.

  • @aregaymebrahtom150
    @aregaymebrahtom150 3 หลายเดือนก่อน +1

    Lokmax maibeya eka nska habtom kab kedemka hasawi

  • @tesfomw5321
    @tesfomw5321 3 หลายเดือนก่อน

    Don't forget semhar beret segeneity xinadegle ❤❤

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 3 หลายเดือนก่อน

    Selam deki embasera

  • @tesfayghebremedhin5176
    @tesfayghebremedhin5176 3 หลายเดือนก่อน

    WEY HIZBEY REKABY GUD !!!

  • @amanuelmoges454
    @amanuelmoges454 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ጹቡቅ አገላልጻ እዩ ኣቶ ድራርእዚ ዓቢይ አስተምህሮ ኢዩቡዙሕ የቀንየልና ከምኡ ውን ስልጠነ እዚ ከም ፕሮግራም ሐደ ጊዜ አብ ወርሒ እንተትገብሮ ከመይ ጽቡቅ ምኾነ እቲ ሓድሽ ትውልዲ ኤርትራዊ ውን ምስተማህረ እሞ ደጊመ ክብረት ይሃብካ አቦታትና ብሐቂ ክዝከሩ ኢዩ ዝግብኦም

  • @tsegeredawelde5183
    @tsegeredawelde5183 2 หลายเดือนก่อน

    Azyu kiniad zighibo AKERARIBA. Aflito bitami agedasi eyu. Biwegeny aybi aberkito alewo.
    Amaxaxana trik nay nenihidhidina zeymikibibal. Ezu kulu bizuh zigerim aykonen. Mikniyatu kaliot Alemat Iwin izi XEGHEM EZUY NEBIRUOM EYU. AB IZI hiji gen bikemzi kinkixil bitami Zinbu atehasasiba eyu biwegeny . MIRIDIDA MIWUHAHAD MITIHIKUKAF YEDLITENA ALO.
    NIZATE NIREDADA IHIN MHIN NIFTO.HADINETIN HIBRETIN NIFTO.
    HADERA . ALEMAT ABWISHTI ADEN TEHAQUAQIFENS MIS GOREBABITEN EWIN BIMIRIDIDA TESEMAMIEN TEHAQUAQIFEN AB ZIKEDALU ZELEWA EWAN NIHINA KINIBETATEN AZYU YEHIZIN.

  • @semeremebrahtom7658
    @semeremebrahtom7658 3 หลายเดือนก่อน

    ዕድመ ይሃብካ ራእሲ ድራርርርርርር

  • @sdhanomgrimay347
    @sdhanomgrimay347 3 หลายเดือนก่อน

    ድራር ጅግና ብዓዱ ዝይዳራድር

  • @kidaneyohannes2221
    @kidaneyohannes2221 3 หลายเดือนก่อน

    Selamat tefe neya Dirar ab semun hade gize amxayo!

  • @issomtube1984
    @issomtube1984 3 หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና እውራጃዊ ጉስጓስ ክቅጽል ኣለዋ እብኡ ኢዩ እቲሕማም ኣዝማሪኖን ናይ ፓለቲካ ውድቀት ዘጋጥመው ኣብኡ ስለዝሕቡኡ

  • @free-ly6lv
    @free-ly6lv 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቶ ድራር ኣያ ድራር
    ቕንዕና ሒዝና ሓይልና ኣኻኺብና ኣብ ዓውት ምዕራፍና።

  • @kidaneyohannes2221
    @kidaneyohannes2221 3 หลายเดือนก่อน

    Naybahaki Xbuk tntena abona drar amlak edmen tenan yhaka💙💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚

  • @berhaneburush7729
    @berhaneburush7729 3 หลายเดือนก่อน

    Ato lebamn Hakegnan Seb idmen Tiinan yihabka

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 3 หลายเดือนก่อน +1

    ድራር ጂግና ተአወት

  • @dejengebrhiwet4280
    @dejengebrhiwet4280 3 หลายเดือนก่อน

    Aret bret enda bearez win Alewu measrti

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 3 หลายเดือนก่อน +2

    አማኒኤልን[ አሰና)ን ሐብቱ ኤደንን ቀንዲ አውራጃታትን ብሕልፊ ንአውራጃ አከለጉዛይ ንምውዳቅ ካብ ነዊሕ ጊዜ ክሰርሑ ዘይጸንሑን ዘለው ሐደገኛታት ሰባት እዮም::

  • @TsegayRedda
    @TsegayRedda 3 หลายเดือนก่อน

    Good aid

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንታ ድራርሲ ብዘይካ ናይ ኣውራጃ ዛዕባ ካብኡ ወጺእካ ብኻልእ ኣርእስቲ ክትዛረብ ሰሚዐካ ኣይፈልጥን ካልእ ዕላል የብልካን ዲኻ ምሳሕ ድዩ ክኾነካ ድራር ገጽካ እትሪኤሉ መስትያት የብልካን ዲኻ ።

    • @danyblatino
      @danyblatino 3 หลายเดือนก่อน

      ደቂ 40 ኣይምልከተኩም ኢዩ ታሪኻዊ ያታና ተማሃሩ

    • @mmsaed4630
      @mmsaed4630 3 หลายเดือนก่อน +1

      ባዕሊኻ አቲፈልጦ ተንተለካ ናይ ካለአ ኣውራጃ ዘይትቢርኪት ወቐስ ግዲፍካ።

  • @sameritrea7363
    @sameritrea7363 3 หลายเดือนก่อน

    አየ ኤርትራውይን ብጣዕሚ ኢኹም ትሕፍሩ: ኤርትራ ብዓባያ እንዳጠፍአትን: ህዝቢ ኤርትራ እንዳጸነትን: ብአውራጃን ሃይማኖትን ክትዛረቡ ግዜኹም አብ ኮንቱ ተጥፍእዎ አለኹም: ሃገር ከይወነንካ ብዛዕባ አውራጃ ምዝራብ ትርጉም የብሉን: ነገሩ ከምቲ "ክልተ በራሐት ብሚዶ ይባአሱ" ኮይኑ:

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 3 หลายเดือนก่อน

    Aya Drar , Tsehaytu Barakhi kab Hamasien eya . Tekle Tesfazgi ke ?

    • @guysfunny9396
      @guysfunny9396 3 หลายเดือนก่อน

      ኣይትጋገዪ ጸሃይቱ ኣከለ እያ ጓል ሃዘሞ እያ ዝኾነ ሰብ ሕተቲ ተክለ ግን ኣይፈልጥን

  • @Kewakbtisemay
    @Kewakbtisemay 3 หลายเดือนก่อน

    Bzey aflto tarik mzntaw Entay malet eyu kab nebse mthat zmexe eyu

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 3 หลายเดือนก่อน +1

    😘😘😘😘😘😘😘😘🙏🙏🙏

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 3 หลายเดือนก่อน

    ዘይመፈላጥ ሐሱም ' ዩ ሰልጠን ከይትኸስሮ ከስበሉ. ከትከሰብ አኻ

  • @dejenlife562
    @dejenlife562 3 หลายเดือนก่อน

    top👌

  • @tsebiniam
    @tsebiniam 3 หลายเดือนก่อน

    ራእሲ ድራር ❤❤❤ንኩሉ ምስ ጭብጢ ኢያ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @Redairise
    @Redairise 3 หลายเดือนก่อน

    ራእሲ ድራር🥰🥰🥰🙏

  • @Aswa2000
    @Aswa2000 3 หลายเดือนก่อน

    ኢስራኤላውያን ሰለይቲ ነዚ ኣጽኒዖሞ እዮም

  • @pascaltonya7885
    @pascaltonya7885 3 หลายเดือนก่อน +3

    Aya dirar kebax 😂💙

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 3 หลายเดือนก่อน

    ዝነአድ ትምህርቲ እዩ::

  • @user-wg2yu1lf9z
    @user-wg2yu1lf9z 3 หลายเดือนก่อน +1

    Mama drar

  • @Lealti_2
    @Lealti_2 3 หลายเดือนก่อน

    Aya Drar DNA iske giberu kab kulu tiweledu mekankom kitfeltu😂😁

  • @nugusekahsay6845
    @nugusekahsay6845 3 หลายเดือนก่อน

    ኪዛድ ኣሞራ ዝኮነ ሰብ መን ኣሞ ባፎም ሂዝዎም

  • @teklebeyene9091
    @teklebeyene9091 3 หลายเดือนก่อน

    ሃይ. ሰልጠነ. ከምኡዉን. ሓዉድራር. እስከ. ሕተቶ. አቦታት. አከለ. አብ ሕጊ. ተመርኪሶም. እንቢ. አይንግዛእን. ዝብሉ. ከንሶም. አብዙ. ሕጂ. ዘሎወለዶኸ. እንታይ. እዩ. ሪዲኢቱ. ድራር

  • @berha1989
    @berha1989 3 หลายเดือนก่อน

    እሞ ነዞም አብ 13 ክፍለ ዘመን ኩላ ሐማሴን እያ ትብሀል ኔራ ዝብሉ እንታይ መልሲ አለካ?

    • @yrgalemgebreslasie3606
      @yrgalemgebreslasie3606 3 หลายเดือนก่อน

      ሓሶት ኢዩ።ኩሉ ሓማሴን ኣይባሃልን ኔሩ።ከምዚ ኩሎም ተጋሩ ዓጋመ ዝመስለና ኢዩ።

    • @berha1989
      @berha1989 3 หลายเดือนก่อน

      @@yrgalemgebreslasie3606 አብ ታሪክ እንድዩሞ ተሰኒዱደሎ አፈ ታሪክ ተዝኮን ከምዚ ንሰምዖ ሐሶት ትብሎ ወሽጢ ውሽጢዉን ነዚ አዮም ዝሰርሑ ዝህልዉ ምጥንቃቅ የድሊ

    • @debbasyohannes203
      @debbasyohannes203 3 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ እዩ ትርጉሙ ድማ ካብ ሃም(ካም)ን ሴምን ዝተፋረዩ ከም አመጻጸኦም ዝገልጽ ጥንታዊ ሽም እዩ።ሕሉፍ ሓሊፎም ገለ ናይ ታሪኽ ፈላጣት ኢና በሓልቲ ከደናግሩ አይ ሓማሴን ዝብል መጸውዒ እኮ ካብ " ሐማት ሕሸን"ካበ ዝብል ዝመጸ ኢሎም ከረዱኡና ይፍቱኑ፣እዙይ ሰአን ፍልጠት ዘይኮነስ ኮነ ኢልካ ነቲ ጸሊም ሕዝቢ ታሪኹ ንምጥፋእ ዝገብርዎ ዘለዩ እዩ፣አነ ብጀካ ብብራና ዝተጻሕፈ ብቫቲካንን ብኢሉምናቲ ዝተጻሕፈ ታሪኽ አይቅበሎን እየ ንሩዱእ ምኽንያት።
      እዙይ ድማ(ድራር) ምስክናይ ናይ ወላይታን ጉራጌን አመጻጽኣ እንዳገለጸ ሰገነይቲን ከባቢኣን ገብርሄት እውር ካብ ሠራየ ምስ ሃና ጓሉ ተሰዲዱ ከምዘፍረዮም ከመይ ሰሓቶ።በቱይ ኮይኑ በዙይ ክትህውትቱ ንበሩ እንተ እቲ ትውልድና ከም አሌት ሳርየት ዝተታሕዘ እዪ አይ ትብሉ እንተኾንኩም ኩሉ ሃገር አለዎ፣ዝበለጸ እኳደአ።

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 3 หลายเดือนก่อน

    አዞም ትውልዶም ዚጸሉኡ አዮም ወይዚታራተሩ ዘይ ተአማመኑ የኮናጽቡዎ ድራር ሙኡቡል ሰብ አዩ አንታይ ሃትያት ኣለዎ ወለዱኡ አንተገለጸ

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንታይ ዝጭበጥ ኣብ ሰነድ ዝተመርኮሰ ትሕዝቶ ኣለዎ ድራር ብዘይ ኣውራጃዊ ጃህራ ብንሕና ጀምሩ ብንሕና ዝውድእ ሓሳብ ዩ ዝዕብልሎ ። ከም ኩሉ ደላዪ ፍትሒ ዩ ። ብሓፈሻ ቅድምን ድሕርን ታሪኽ ኤርትራ ኣውራጃና ጅጋኑ ኣውራጃና ኣውራጃና ትብል ጽውጽዋይ ነበረያ ነበረ ዝሰኸረ ዩ ።

  • @doitnowstudio7867
    @doitnowstudio7867 3 หลายเดือนก่อน

    2 መልሓስ ኣብ ሓንቲ ርእሲ ሕጂ ተረዲኡካ ድራር ኣውራጃ ዓሌት ከምዘይኮነ ኣከለን ጉዛይ ድራር ከምዘይወልዱካ ሎሚ ተከሽሕካ ኢካ ስመጃና ሰብኩም ቅጽዑ

  • @freweininegash298
    @freweininegash298 3 หลายเดือนก่อน

    ማስ አዩ ትግራዋይ አብ ሽረ አብ ሜድያ 20 🤣🤣🤣🤣

  • @SUSLOVE359
    @SUSLOVE359 3 หลายเดือนก่อน +3

    እዚ ሰብኣይ ካኣ ብዓለትነት ተባዒጡ 😂

  • @zeriezerie6069
    @zeriezerie6069 3 หลายเดือนก่อน

    ካብ ናይ ወለድና ተሞክሮ ንመሃር ።

  • @Miracle03-em5im
    @Miracle03-em5im 3 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ንስኻን ጆን ብላክን ንኣያ ድራር አይትቅበሎዎን ግና ካብዝበሎ አይወጻኹምን ክክክክክክክክክ

  • @Redairise
    @Redairise 3 หลายเดือนก่อน

    ራእሲ ድራር ተነቢቡ ዘይውዳእ ሃብታም መፅሓፈ ራኢ ኢዩ::

  • @user-zl6fo6yc3w
    @user-zl6fo6yc3w 3 หลายเดือนก่อน

    😅😅😅😅😅

  • @user-xr7fy4dh9i
    @user-xr7fy4dh9i 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቶ ድራር
    በቲ እትህቦ ዘሎኻ ናይ ቀድም ታሪኽ የቐንየልና
    ኣብ ጉዳይ ሳሕልን ኢሳያስን
    ክእ ዝግብኦ
    ዓሊ ሰይድ ስዴኡ እወ ኤርትራዊ ኣቦኡ ግን ዓረብ እዩ
    ኣብ የሚን ዳርጋ ዝበዝሑ ደቂ አኸለጉዛይ እያቶም
    ግን ኸኣ እቶም ክመርሑ ዝኽእሉ ደቂ ሓማሴንን ሰዓብቲ ስለሙን ወልደማርያምን ግን እወ ተቐቲላቶም እያቶም።
    ኢሳያስ ብዝኾነ ይኹን ዝቐትሎ
    1 ክመርሕን ክጥርንፍን ዝኽእል
    2 ተባዕን ሓቅይናን
    3 ሓላይን ጠርናፍን ሕዝቡን
    4 ብፍልጠት ንደጋደልትን ሕዝብን ዝምህርን
    እዩ ዝቐትል።
    ኣብ ጉዳይ ደቂ ሰራዬ
    ኣስመሮም ገረዝጊሔር
    ኣባ ጋላ
    ኪዳነ ጎቦዝ
    ዘሚካኤል
    ተስፋሕይወት
    ኪዳነ ጅኑቢ
    ገለ ክብቶም ቀዳሞት

  • @danielamiesom2040
    @danielamiesom2040 3 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkkk

  • @debessaiseghid2063
    @debessaiseghid2063 3 หลายเดือนก่อน

    Trash

  • @tesfaymeles4614
    @tesfaymeles4614 3 หลายเดือนก่อน

    እዚኦም፡ዳኣ፡ዝመቱ፡እንድዩም።

  • @user-eh4nr5ko3i
    @user-eh4nr5ko3i 3 หลายเดือนก่อน

    ፈቲኹም ጸሊእኹም ዓዶቦ ኮይና ተሪፋ ምስ ደቂ ሓማስሴን ናይ ሓባራዊ ግምባር ፈጢርና ጥራይ ኢና ኽንቃለስ ዘለና ካብ ቀደሙ ውን ኢሰያስ ዝፈጠሮ ፓለቲካ ኢና ተፈላሊና እምበር
    ከምዚ ዝቦሎ ኣያ ዳራር ተዋጋኣይ ሕብረተሰብ እዚ ኽልተ ሕብረተሰብ ጥራዩ ካብ ቀደም ካብ ታሪኽ ጀሚርካ
    ኻብ ምስዚኦም ደቂ ማይ ጠላሚት ሕጂ ውን ናይ ኣቦ ንመን ንሃቦ ይጠልሙና ኣለው ዋጋ የኽፉሉና ኣለወው

    • @freyberhe
      @freyberhe 3 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂fah mis belkin hamasien deliknana hagere hamasien bel kitnebir

    • @Kewakbtisemay
      @Kewakbtisemay 3 หลายเดือนก่อน

      Gena abza sdetkin kit nebra ekin hamasen kab kedem seraye eyom. Yehwatna deki fafa 😂😂

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 3 หลายเดือนก่อน

    ስቅ ኢልካ ኣይትሃውትት መወከስን ጭብጥን የብልካን ብዙሕ መወከሲታት ክትረክብ ትኽእል ኢኻ ኣብ ቀረባ እውን ክትአኽቦ ምኻኣልካ።