ምጽባር ቱርኪ ናብ ብሪክስ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ዘለዎ መዘዝ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 14

  • @aemabest1264
    @aemabest1264 วันที่ผ่านมา +3

    ንቱርኪ ምስ ብሬክስ ምጽንባር ይሕሻ ብፍላይ ናብ ኤሮጳ ምታው ኣየድልያን አዩ, ክሳብ ቁሩብ ግዝየ ኤርዳጋን ይልምኖም ነይሩ ናብ ኤሮጳ ክኣትው ኣቲ ዝሕዝን ንሕና ከም ህዝቢ ውጹዓት ኤና በዓል ቱርኪ ግና ገንዘብ ናይ america, ኤሮፕ ገንዘብ በልዓ አያ ከምዘይ ሓልፍ 👍🙏❤

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 วันที่ผ่านมา +1

    ዝመጻ መዘዝ ዘሎ ኣይመስለንን ኣመሪካ ዉን ዶላር ምውዳቕ ኣሜን ኢላ ትቅበሎ ዩ ትመስል ግን ብዙሕ ክርክር ክህልዎ ዩ

  • @brobroboy
    @brobroboy วันที่ผ่านมา +4

    ዕብለላ ምዕራባውያን ከብቅዕ ኣለዎ።መኽኒያቱ ዓለም ኣብ ዘይፍትሓዊት ሕጊ ኣልቦ ኮይና ኣላ።ስለዚ ገለ ለውጢ እምተመጸ መሰል ኩለን ሃገራት መታን ክሕሎ።

    • @nevergiveup4370
      @nevergiveup4370 วันที่ผ่านมา +4

      Russian chainan lewti kemtsealka 😂😂😂
      Chinan russian eten zkefea hagerat eyen

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 วันที่ผ่านมา

      @@nevergiveup4370kab America Israel zkefe alo diyu. Kem seb hseb

    • @efremberaki1464
      @efremberaki1464 วันที่ผ่านมา

      ኩለን ንረብሐአን እየን ዘይኮነኦ ክመስላ ዝጽዕራ: እምበር እዘን ብሪክስ ዝበሃላ ንዓለም ዝሓይሽ ከምጽኣላ ዘይሕሰብ እዩ:: ነንረብሐአን ዝተቀራረባን ንህዝበን ቅንጣብ ሓልዮት ዘይብለንን እየን:: ዓለም እቲ ይምጻእ እቲ ዓማጺት ኮይና እያ ክትቅጽል!!!

    • @brobroboy
      @brobroboy 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@nevergiveup4370 ካብ ምዕራባውያን ንሰን ይሕሻ ብፍላይ ቻይና ፡ቻይና ሲ ትሃንጽ እኳ። እንተ ሩስያ መሬታን ባህራያዊ ጸገኣን ከማን ኣይትውድኦን ኢያ ኣብ ኣፍሪቃ ብዙሕ ዕብለላ ኣይትግደስን ኢያ። ካብዘን ጥሙያት ደንበ መራኹት ዝመስላ ምዕራባውያን ንሰን ይሕሻ ።ኣመሪካ ብጀካ ከተዕኑ ጸጋታት ኣፍሪቃ ክትጉሕጉሕ ፡ብሂወት ንጹሃን ኩናት ገይራ ክትጻወት እንታይ ትርጉም ኣለዋ። ብሪክስ ግን ወላ ክዕብልላ እንተሓሰባ ድሕሪ ግዜ ኢዩ። ብፍላይ ንኣፍሪቃ መርሖ ክኾና ይኽእል ኢዩ።

    • @brobroboy
      @brobroboy 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@efremberaki1464 ጽቡቅ ኣለኻ ንረብሐአን ኢየን ግን ዓይነት ረብሓ ይፈላለ ኢዩ። ኣመሪካ ተዕኑ እምበር ኣይትሃንጽን ብምሉአን ምዕራባውያን ኣውሮጳ ። ስለዚ ገለ ሓድሽ ነገር ክመጽእ ከሎ ለውጢ ውን ይመጽእ ኢዩ።

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde4344 วันที่ผ่านมา +1

    Fithi nhzbi Eritrea

  • @YohansBelay-o2i
    @YohansBelay-o2i วันที่ผ่านมา

    👍👍👍🇪🇷

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde1815 วันที่ผ่านมา +1

    Nay trkuch na qedameyti xelait Europa ktkewun eya

  • @DegoliDegil
    @DegoliDegil วันที่ผ่านมา

    ቱርኪ ዘይኮነ fቱርኪየ (Tur-kee-yeah) ተባሂሉ ይጽሓፍን ይድመጽን ኣሎ ፍናን ወይሲ ኣይፈሌትካን ኢካ መስ ዉፉይ ሂማታ ካብ ተጀምር ኣይትመትካን::

    • @akiyor3615
      @akiyor3615 วันที่ผ่านมา +1

      ኣክንዲ ስቅ ኢልካ መኣረምታካ ትህብስ ንፉይ ክትጸርፍ ስለ ዝደልካስ ኣመካኒካ ትጻረፍ ኣሎካ eretrn😂

  • @michaelkfle276
    @michaelkfle276 วันที่ผ่านมา

    Ach turki adi kebila enda endastri ktkewun ayhsebn eyu america kea hayal koyna ktkxl eya