መጠቀትታ ንብርጌድ ንሓመዱ እ/ል//ብገበን ዝድለዩ ሆላድ//ዘገርም ሓገዝ ኢስራኤል//17//01//2025

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @danielzerom4780
    @danielzerom4780 9 วันที่ผ่านมา

    FOREVER ♥️ ERITREA 🇪🇷 💙 🎉

  • @alganeshhabte7432
    @alganeshhabte7432 11 วันที่ผ่านมา

    What a very nice voice 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @terhasmehari6491
    @terhasmehari6491 11 วันที่ผ่านมา +1

    Great job Mike anbesa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 11 วันที่ผ่านมา

    Thank you 👍 Miki wedi Jeganu 💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷

  • @zetawbrhane5652
    @zetawbrhane5652 12 วันที่ผ่านมา +1

    እዝ ኩቡር ተጋዳላይ ናይ ባሓቅ እየ ዘድንቆ ኩሉግዜ ታርክ የዘንቱ ይምዕድ እኮዕ ካብ ቡሱል ጥረ ወጻእካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤

  • @FanaTewelde-i5e
    @FanaTewelde-i5e 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷 Miki hawey jgna wedi Erey 🇪🇷

  • @sabatekle2023
    @sabatekle2023 11 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 11 วันที่ผ่านมา

    Muki miki❤❤❤❤

  • @lolaabrha6004
    @lolaabrha6004 10 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉

  • @redaghebrezghi149
    @redaghebrezghi149 11 วันที่ผ่านมา

    Miki selam 🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷♥️👍🔥

  • @Ablelomabrahale
    @Ablelomabrahale 10 วันที่ผ่านมา

    Keep it up

  • @berhanezegeyetv9977
    @berhanezegeyetv9977 11 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️❤️❤️👍👍🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉💯❤️

  • @awetasgodom3091
    @awetasgodom3091 11 วันที่ผ่านมา

    Merhabae Miki Ambesa hawna

  • @LuchaGebremeskel
    @LuchaGebremeskel 11 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @EstifanosNeguse-y6x
    @EstifanosNeguse-y6x 10 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼❤️

  • @LemlemAraia
    @LemlemAraia 11 วันที่ผ่านมา

    Selam .. Miki. Anbessa. Forza 💪💪💪🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹☑️☑️💯💯💯🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @janbe7051
    @janbe7051 11 วันที่ผ่านมา

    miki TV
    ወዲ ኤረይ ኣንበሳ " ሓብተይ/ሓወይ እንታይ ክሕግዝ" ዶ በልካ! ናይ ብሓቂ ንፉዕ ከም ዝሓገዝካኒ ሕሰቦ። እታ ልብካ ክትሕግዘኒ ዝወጠነቶ ከም ድበጻሕኒ እየ ዝሓስቦ!
    ኣነ ስ ክብርን ምስጋናን ንልዑል ኣምላኽ ይኹን። ንምድረበዳን ሳህራን ባሕርን ሰማያትን ብሓይሊ ኣምላኽ ጥሕሰ ካብዞም ኣራዊታት ሰብ መሰል ተዃሉ ኣምላኽ ዘይብሎም ገንዘብ ዝ ኣምላኾም በላዕትን ጓሓሉሉ ብመድሓኒ ዓለም ካብ ኢዶም ዲሒነ ኣብ ዝብጻሕ ዝበጻሕኹ እየ።
    ብድጋመ ክብርን ምስጋናን ንኣምላኽናን መዳሓኒና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ምስ ወላዲቱ ድንግል ማርያም ይኹን!
    ንሃገርና ኤርትራ ሰላምን ምዕባለን ንደላዩ ሰላም ንህዝብና ምሕረት ኣምላኽ ይውረደልና።
    ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ሓይሉ ንኸርኢ ካብ ተቋመርትን ዕሱባትን ደቂ ሃገርን ካብ ግዳማውያን እንኩያትን ሓይልታትን ኢዱ ወይ ኩፉእ ውጥን ንክህድስ ወስ ንዝበለ ወይ ዝሃቀነ እታ ሓያል እዲ ኣምላኽና ብዘይምሕረት ናብ ገሃንም ትደርብዮ።
    እታ " ሱዳን ብገፍሓ ከም ዓይኒ መርፍእ ጸቢባትኒ" ዝበልክዎ ዘረባ ናይዚ ጅግና ሓርበኛ እያ። ከመይ እሉ ከምተሰለፈ ክገልጽ ከሎ ዝተዛረባ እያ። እቲ ቃል ኣብ ሕሉፍ ናይ ጉዕዞ ስደት ሂወተይ ዘጓነፈኒ ኣዘኻኪርኒ።
    ሓንቲ ቃል ዝጥቀመላ ዝነበርኩ
    "ዓለም ብገፋሓ ንዓና ንኤርትራውያን ከም ዓይኒ መርፍእ ጸቢባትና"
    ዓለም እዛ ከዳዕ ነዛ ብዋጋ ጀጋኑን ብዋጋ ንጹህ ህዝቢ ዝረከብናያ ናጽነትና መንጢላ ናብ ባርነትን ሽግርን ከተእትወና ትጽዕርን ህርዲግ ትብልን ኣላ። እሞ የለን እዚ ሽግርን መከራን እዚውን ብሓይሊ ኣምላኽን ብጽንዓት ህዝብናን መንግስትና ክስገር እዩ " ይብል ኔረ።
    ብሓቂ ድሕሪ ብዝሑ ክሳራን ሓያል ቃልስን ድኻምን ብሓይሊ ኣምላኽ ኣይጠፋእናን ህላውነትና ኣረጋግጽና!!
    ኤርትራ ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ጉቡእ ክብራ!
    ዓወት ንሓፋሽ

  • @Jts002
    @Jts002 11 วันที่ผ่านมา

    Nay masi iyou mik

  • @diborates1416
    @diborates1416 12 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @betty_your_girl
    @betty_your_girl 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @EstifanosNeguse-y6x
    @EstifanosNeguse-y6x 10 วันที่ผ่านมา

    ❤🙏🏼❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼

  • @זאוראבשלומוב
    @זאוראבשלומוב 11 วันที่ผ่านมา

    Selam Miki ❤❤❤❤️❤️❤️💦👍💦💦💥💥💫🙏🙏🙏❤️

  • @robelgabir5010
    @robelgabir5010 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 11 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏🙏

  • @elsagebrekidan4350
    @elsagebrekidan4350 11 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉❤

  • @temeketuazeria8722
    @temeketuazeria8722 12 วันที่ผ่านมา

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @ZersenayEmbaye
    @ZersenayEmbaye 11 วันที่ผ่านมา

    መርሓባ ሚኪ ቲቪ

  • @MengsteabAbraha-z9g
    @MengsteabAbraha-z9g 11 วันที่ผ่านมา

    Ajewjew do tbl aleka haqey qes ilka tezareb .

  • @lulieymekseb531
    @lulieymekseb531 11 วันที่ผ่านมา

    Miki jegena Asli yaqe❤❤❤❤🎉❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 11 วันที่ผ่านมา

    Welcome 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sabazeru5602
    @sabazeru5602 11 วันที่ผ่านมา

    🌹💞⭐️💕🇪🇷💓💡

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay5436 11 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷🐪🇪🇷🌴🇪🇷👍

  • @TekilaBeyene
    @TekilaBeyene 11 วันที่ผ่านมา

    Hasawi lekbt

  • @melottieri5470
    @melottieri5470 11 วันที่ผ่านมา

    Haminan kelbinan mis haghernan hizbinan bihaki ghelitsuna ERITREAWINET FIKRI iyu .

  • @HabtegebrielHaile
    @HabtegebrielHaile 12 วันที่ผ่านมา

    Anta wedi kelbi

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 11 วันที่ผ่านมา

      🤮🤮🤮

  • @mebrahtumebre1092
    @mebrahtumebre1092 10 วันที่ผ่านมา

    ማይክል ሮበን & ማርቲን ፑላውት ፥ ቲመር ናጊ ይባሃሉ እቲ ሓደ ግን ረሲዖዮ መበቆሉ ግን ወዲ ቤትናም።

  • @EstifanosBeraki-x4x
    @EstifanosBeraki-x4x 12 วันที่ผ่านมา +2

    ናብ ሚኪ ቲቪ ኣዜ አየ ዘመስግነካ ብትገብሮ ሃገራዊ ቅስቀሳ ኣዚየ ኣመስግነካ ቀጽሎ ከኣ ይብለካ፡፡ ኮይኑ ግን አዞም ሓደ ሓደ ድዲ ዲፕሎማት ናይ ኣመሪካ ሃተፍተፍ አንተበሉ ወዳአቲ ፖሊሲ ናይ ኣመሪካ ስለ ዘኮኑ ግምት ኣይትሃቦም፡፡አስቲፋኖስ ደብረጽዮን።፡

  • @Mhret-n2u
    @Mhret-n2u 11 วันที่ผ่านมา

    💪💪💪💪💪👍👍👌👌❤❤🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @lemlemlebasi6743
    @lemlemlebasi6743 11 วันที่ผ่านมา

    Berged nahamdu mlet xerki xebhi

  • @zzeeyib3009
    @zzeeyib3009 11 วันที่ผ่านมา

    I haven't heard Tegaru insulting disrespect their people or their leaders like Eritreans WHAT'S UR PROBLEM SEDETAT DENAKUR.

  • @IsaiasGhirmay
    @IsaiasGhirmay 11 วันที่ผ่านมา

    Lokmax hasawi l

  • @lemlemlebasi6743
    @lemlemlebasi6743 11 วันที่ผ่านมา

    Berged nahamdu malet zerku zebehi

  • @abrahaleyemanemengheshha7500
    @abrahaleyemanemengheshha7500 11 วันที่ผ่านมา

    😅😅😅😅

  • @mebrahtumebre1092
    @mebrahtumebre1092 10 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራ ዝመጸ ይምጻእ ኩሉ እንዳበልሐን እንዳተረረን ዩ ዝደምቅን ሱኑ ነኪሱ ኣብ ዓወት ዝበጽሕ🇪🇷🙏💌🇪🇷✅።

  • @zzeeyib3009
    @zzeeyib3009 11 วันที่ผ่านมา

    Miki don't be smart let him comment please teregagae.

  • @Mil16934
    @Mil16934 11 วันที่ผ่านมา

    Ata mki hawoye dahye awit kara alka do 😂

  • @lemlemlebasi6743
    @lemlemlebasi6743 11 วันที่ผ่านมา

    Wiw melaye ni megebi nekalasen kkkkkkkk

  • @janbe7051
    @janbe7051 12 วันที่ผ่านมา

    እታ ገፋሕ ሱዳን ከም መርፍእ ጸቢባትኒ!

    • @mikitv123
      @mikitv123  11 วันที่ผ่านมา +1

      💔እታይ ክንሕግዝ ሓፍተይ ሓወይ

    • @Brhane.D
      @Brhane.D 11 วันที่ผ่านมา +1

      እዛ ቃልካ ሊበይ ወጊኣትኒ ብሓቂ God bless you​@@mikitv123

  • @Jts002
    @Jts002 11 วันที่ผ่านมา

    Ata mekebrka aykouwina 🦍🦍🦍🦍🦍🦍🦍

  • @Amanuel991
    @Amanuel991 9 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ እዚ ኢዮኤል ዝበሃል ደኣ ካብ ተቃላሳይ ናብ ተሓጻናይ እንድዩ ተቀይሩ ግርም ተቃላሳይ
    መንግስቲ ኢትዮጵያ ሳንቲም ኣይሕግዘናንያ ዶ በልካ መጀመርያ ላህጃኻ ይመልቆካ ኣሎ
    ኣይተዮኤል

  • @mohammedaliheyabu9553
    @mohammedaliheyabu9553 11 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር ሓው miki ገለ ዘይሓላፍነታውያን ብርገድ ንሓመዱ ባንደራ አርትራ ተኸዲኖም ጸረ እቶም ውጹዓት ፍልስጠማውያን ዝገብርዎ ዝነበሩ ነቶም ዓመጽቲ እስራአላውያን ምሕጋዝ ብፍልስጠማውያን ጥራሕ ዘይኮነ ብብዙሓት'ዮም ኣብ ታርገት ተቐሚጦም ዘለዉ። ምናልባት ሎሚ ፍልስጠማውያን ዓቕሚ ስለዘይብሎም ሓንቲ ክገብሩ ኣይክእሉን ይኾኑ ዓለም ግን ተገላባጢት ስለዝኾነት እቶም ሎሚ ሓያለት ዘለዉ ጽባሕ ክደኽሙ'ዮም እቶም ሎሚ ድኹማት ዘለዉ ክኣ ጽባሕ ክሕይሉ'ዮም። ፍልስጠማውያን ክኣ ነቲ ምሉእ ዓለም ዘስካከሐ ህልቂት በዲሆም ሎሚ ኣብ ኣፍደገ ዓወት ዘለዉ ጀጋኑ'ዮም። ብዙሕ ሰብኣዊ ይኹን ንዋታዊ ክሳራ ኣጋጢምዎም'ዩ ክብረት ግን ዋጋ ከይከፈልካ ዝርከብ ኣምር ኣይኮነን።
    ከምቲ ግቡእ ብዘየገድስ ውጽኢት ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ውጹዕ ደው ምባል'ዩ ክብረት። እስራአላውያን እንታይ ዓይነት ህዝቢ ምዃኖም ነቶም ኣብ እስራአል ትነብሩ ክነግረኩም ኣይክእልንየ ብቐረብ ስለትፈልጥዎም። ናይ ገለ ትግርኛ ክርስትያን ኣሕዋትና ግን ግርም'ዩ ዝብለካ። ውጹዓት ኢና እናበሉስ ምስታ ወጻዕልዒትን ዓማጺት ዝኾነት እስራአል ጸረ ፍልስጠማውያን ደው ይብሉ🤔። እቲ ኣብ ከምዚ ከብጽሖም ዝኸኣለስ ምናልባት ዶ እቲ ክርደኣካ ዘይክእል ሕዱር ጽልኢ እስልምናን ሙስልሚንን ይኸውን?
    ከምቲ ግቡእ ትግርኛ ክርስትያን አርትራ ይኹን ትግራይ ኣብ ጎኒ ፍልስጠማውያን'ዮም ደው ክብሉ ዝግባእ ምኽንያቱ እቶም ክርስትያን ፍልስጠማውያን ይቐርብዎም ካብ ኣይሁዳውያን። እቶም ኣይሁዳውያን ንኣዲና ማርያም ኣምንዝራ ንየሱስ ክኣ ወዲ ሓራም'ዮም ዝብልዎም። እዛ ፍቕሪ እስራአላውያን ንዓይ ክትርደኣኒ ዘይከኣለት ክሳብ ሕጂ ክኣ መልሲ ዘይረኸብኩላ ዓባይ ሕቶ'ያ።

  • @Unity-mk8kd
    @Unity-mk8kd 11 วันที่ผ่านมา

    እዚ ርእሲ ብርጭቅ ካብ ክሽነ ስጋብ ምድሬ ዓይኒስ ይጎይ ይኸዉን ሚኪ

  • @AdonayBarnabas
    @AdonayBarnabas 12 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Jts002
    @Jts002 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Adina809
    @Adina809 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤