EMNA "ሃሱሳት ኩሉ ግዜ ኣለው። ኣደን ሃገርን ግን ኣይጥለማን'የን" ተጋ. ስዩም ብርሃነ ERITREAN HISTORY AND CULTURE

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 48

  • @hagosredae.2972
    @hagosredae.2972 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቕ ኣገላልጻ ጅግና ተጋዳላይ ስዩም ብርሃነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ከምኡ ውን ጅግና ጋዜጠና ኤፍረም ግደ

  • @tsigeredaocubamiceal1671
    @tsigeredaocubamiceal1671 ปีที่แล้ว

    Thank you awetnihafash deki Eri 🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️

  • @giromkidane2994
    @giromkidane2994 ปีที่แล้ว +1

    ኽብርን ሞጎስን ንስዋአትና ንዘላአለም ይዘከሩ ዓወት ንሓፋሽ🙏🙏🙏🐪🐪🐪🐪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀🥀🥀🥀✊✊✊

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 ปีที่แล้ว

    ኩሉ ድሕሪ ሃገር🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @NuhrGeorge
    @NuhrGeorge ปีที่แล้ว

    ኣጆኪ ኤሪትራ ዐደይ ዐወት ንሃፋሽ

  • @eritree9794
    @eritree9794 ปีที่แล้ว +6

    *🌴🇪🇷ኤርትሪያ🇪🇷🌴*
    *ዓንዲ ገዛና ምስወደቀት { አዴና } ካብ ከርሳ ዝተወለድና ይሕዋትን አሓትን ፍቅሪ ስኢና ፋሕ ፋሕ እልና አለና ።*
    *ሃገር'ውን መዘና አደይ ስለዝኾነት እታ እንኮ ዝኾርዓላን ክብርታታን ጸጋታታን ዘዕበየኒ በዓቅመይ አብ ዘለኹ የሃሉ ንህዝባን መንግስታን ሰራዊታን ታሪኻን ንኽምክተሉን ክሕልዎን መዓልታዊ ዝኽረይን ጸሎተይን'ዩ ።*
    *✌ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✌*

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 ปีที่แล้ว +2

    ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ!✊🏿🇪🇷🐪

  • @mahariadhane1390
    @mahariadhane1390 ปีที่แล้ว

    ብምጀምርታ ናዓኻ ቀጺሉ ኸአ ኒ ክኹብር ሓዉ ስዩም ብርሃነ ስለ ጥዑም ቃንኡን ምግለጺታቱን ብዙሕ የቀኒየልና፡ ኤፍሪዩም ሓዉና ቀጽልዎ ከምዚኦም
    ሓርበኛታት ምምጻእ ።ዓወት ንሓፋሽ ክብርን ሞጎስን ንስዉአትና፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Waesay
    @Waesay ปีที่แล้ว +5

    My favorite China keep it up. Good job.❤️🇪🇷💯

  • @freweininegash765
    @freweininegash765 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ብልቢ ብሓበን ነቢዐ። እድሪ ስውኣት ብጾትካ ኣኽቢርካ ደቂ ስውኣት ክትናቢ ካብኡ ዝዓቢ ቁድስ ተግባርን ጽድቅን ያለን። ብጻይ ስዩም ክብሪ ይሃብካ። ኣጋላልጻኻ ድማ ኣዝዩ ስሒቡኒ። ኣብነት ንኻልኦት ኢኻ እሞ ምስ ስድራኻ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ። ጋዜጠኛ እፍሬም ግደ ድማ ንታሪኽ ክስነድ ፈቲሽካ ሓያል ምርብራብን ምስናድን ከይትሓለልካ እተበርክቶ ዘለኻ ሓያል ጻዕሪ ዕድመን ጥዕናን ክህበካ እምነ። ዓወት ድማ ይሃብካ።

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 ปีที่แล้ว +2

    👍
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elsewould8181
    @elsewould8181 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊️🌹

  • @yordanostesfayesus274
    @yordanostesfayesus274 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐👍💐👍👍👍

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 ปีที่แล้ว

    Welcome Efar mes edum gashka ❤❤❤🎉🎉

  • @goitombereketeab3957
    @goitombereketeab3957 ปีที่แล้ว

    ❤🎉❤🎉❤❤❤ ዓወት ንሓፋሽ ወቲሩ ይዘከሩ ሰማታቲና

  • @habtomissak3967
    @habtomissak3967 ปีที่แล้ว +2

    Eritrawi Kbur Mennet

  • @mulugetawelderufael1992
    @mulugetawelderufael1992 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

  • @meharifrezghi6854
    @meharifrezghi6854 ปีที่แล้ว +3

    መርሓባ ሰራሕቲ ታርኽ ይክኣሎ ከምኡውን ዋርሳይን መንደላይ ኣውጽእዎ ኢቲ ዝውዓልክምዎ ጅግንነት ምረትን ቓንዛን ወሎዶታት ክመሃሮን ክወርሶ ሓላፍነቱ'ዩሞ ሰብውዕሎ ከሎ'ውን ከለዋን ይበርበር ።❤

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @akliluzemed9904
    @akliluzemed9904 ปีที่แล้ว

    Excellent! Keep up please.

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @nakurayagheli1846
    @nakurayagheli1846 ปีที่แล้ว +1

    Good Job Efar. And thank you for Gual Ankere’s song. We need one Sewra’s song in your every program.

  • @simrethabtemariam7809
    @simrethabtemariam7809 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍👍

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @MeleseBaraki
    @MeleseBaraki ปีที่แล้ว

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @mametberhane2166
    @mametberhane2166 ปีที่แล้ว

    ክኡቡራት የሕዋት ጀጋኑ ናይጀ ጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓበን ኤርትራውያ ኢኩም ኤፊ ሓወይ ጽቡቅ ስርሓት ትገብርዎ ዘልኩም መዘና ዘይብብሉ ንህዝብ ዝምህርን ዘንቅሕህን ብጣዕሚ ነመስግን ናትና ብምኳንኩም ድማ ሓበን ይስማዓና ኣጆኩም ጀጋኑ ደቂ ኤረ❤
    ኢፍሬም ሓውና ከምቲ ናይ ኩሎም ጀጋኑና ውዕሎ ተምኩሮምን ብቓል መሕተት መልክዕ ተቅርበልና ዘለኻ ውን
    ኮም ኡ ኣብቃለ መሕተት ቐሪብካስ ናትካ ወዕሎውን ክስነድ ይግብኦ እዩ ንሕናውን ውዕሎካ ክንፈልጦን ክንካፈሎን ሃንቖው ኢልና ንጽበየካ ኣለና ? ? ?

  • @ji8m012
    @ji8m012 ปีที่แล้ว +1

    Ato syum ms mezna albo mtkelawi beai xnue hdri ms bealti betka kufue aytrkebu bmdrn bsemayn hlnaka zksin srah serhkom❤🎉❤🎉❤🎉edmen tenan yhbkom

  • @samsontesfamarim8397
    @samsontesfamarim8397 ปีที่แล้ว +1

    👏👏👏👏👏👏👏👏👏👍

  • @asterdaniel7190
    @asterdaniel7190 ปีที่แล้ว

    🇪🇷❤️💪🏽

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @astermogos3105
    @astermogos3105 ปีที่แล้ว +2

    💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @meb66
    @meb66 ปีที่แล้ว

    ታጋሩስ ናብ ዝነበርዎ ደኣ ይመለሱ! ትግራዋይ እንተጠምዩ ጥራይ ኢዩ ሰላማዊ ዝኸውን፣ ወያነ ደገፍ ናይ'ዚ ህዝቢ እንተዘይነብሮ ክሳብ ሕጂ ኣይምሰረረን ነይሩ።

  • @mahdereteklay4918
    @mahdereteklay4918 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጽን ትንተናታትን 🙏🙏🙏👋👋👋፣ ግን ግን ክንደይ ግዜ ሰብ/ህዝቢ ክግራህ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ዕዮ ገዛ እዩ፣ ግርህነት ዶብ ይገበረሉ ዶብ ዶብ ዶብ። ሰባት መጀመርያ ንመንነቶም ክስየፉ ክዕቁቡ ይግባእ።
    ኣዝዩ ልዑል ክብሪ ንስለ ኤርትራ ዝተሰየፈ ተጋዳላይን ህዝብን

  • @abrahamasfaha5651
    @abrahamasfaha5651 ปีที่แล้ว

    U r perfect !!!

  • @yodit1991
    @yodit1991 ปีที่แล้ว

    ክበሩ ንበሩ ዘይትድገሙ ኣርካናት ገድልና፣ ክብሪ ይሃብካ ኤፍሬም ግደ፣ ናይ ሰብ ዘይብሎም ጎረባብቲ ረኺብና ዕድል ኣይገበርናን፣ ገጥ በል ከም ቀደምካ ህዝበይ ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ።

  • @AlfredoGoli
    @AlfredoGoli ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍👍👍😍👍😍👍😍👍😍😍👍😍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 ปีที่แล้ว +2

    ዘደንቅ ኣገላልጻ መልሲ ብሓቂ ንወያነ ዋጋ ዘኽፈላ ጥልመታ እዩ። ንሓጋዚኻን ጹቡቅ ዝገበረልካን ምጥላም ዋጋ የኽፈልዩ ከመይ ጎይታ ኹሉ ዝሪኢ ትግራይ ናጻ ንምውጻእ ዘተሰዉኡ ኤርትራውያን እቶም ኣራት ኪሎ ተንኮም ኣምሪሖም ዝኣተው ምምሕዳር ኢትዮጵያ ኣትሒዞም ስጋብ ዝጣጥሑ ሓለዋ ዝገበረ ተጋዳላይ ደሙ ኣፍሲሱ ሃገር ወይ መንግስነት ዘትሓዘካ ክትጠልም
    እዚስ ግፍዒ ዶ ኣይኮነን ፈጺሙ ወያነ ክሳዓር ብሓቂ እዩ ኢዱ እዩ ተፈድዩ።
    ክቡር ተጋ ሓውና ኩሉ ዘውጻእካዮ ቃላት ሓቂ እዩ ነመስግነካ።
    ❤💐💐💐🌸🌸🎖️🇪🇷🇪🇷🍃🍃🍃💪💪!!!

  • @mokiewel4449
    @mokiewel4449 ปีที่แล้ว

    Awet nihafash

  • @Afari.MadSleuthExportedSalt
    @Afari.MadSleuthExportedSalt ปีที่แล้ว

    ዕቩድ ኩርኩር ሻዕቭያ

  • @haileabhabtezion6592
    @haileabhabtezion6592 ปีที่แล้ว

    Yibel agelaltsa

  • @danielgidey4258
    @danielgidey4258 ปีที่แล้ว

    ሂወት ዘላኣለም ብየሱስ ክርስቶስ ብምእማን ብምቕባልን ጥራይ ዩ ዝርከብ:ምድሓን ዘለኣለም ብኻሊእ ስም ፍጹም የለን:ንደቂ ሰባት ዝተዋህበ:👉👂John ዮሃንስ 20:31
    ግናኸ የሱስ፡ ንሱ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ ምዃኑ ምእንቲ ኽትኣምኑ፡ ኣሚንኩምውን ብስሙ ህይወት ኽትረኽቡ እዩ እዚ እተጻሕፈ።
    You need to accept Jesus christ now,because this is the time to accept Jesus christ,and don't refuse accept Jesus christ,otherwise you will go to the devil forever,that's why I'm telling you the truth now,
    Don't support the dictator isayas,
    He should go soon forever,
    My name is daniel Jesus christ,I'm the son of Jesus christ,
    Jesus christ is Lord,

  • @eyobdemoz7832
    @eyobdemoz7832 ปีที่แล้ว

    Azino Azino do you bow to Isayas where ever you go ? You are Ass of ...😂

  • @mahdereteklay4918
    @mahdereteklay4918 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750 ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪