ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
(1) መዋቲት ምኻንኪ ዝረሳዓኺ ትመስሊ (2) ደጋዊ ጽባቐ ካኣ ንወድን ንመሬትን ንፍልሖን ዳምበር ካልእ ስራሕ የብሉን (3) ኣገዳሲ ነገር ካኣ ውሽጣዊ ጽባቔኺ ንዘልኣለም ከምዘብረኪ እመኒ (4) ልዕሊ ኩሉ ካኣ ንነብስኺ ምስ ሰባት ኣይተዋዳድርያ ከምቶም ብልጻት ኢልኪ ተድንቕዮ ወይ ታምንሎም ሰባት ነብስኺ ካኣ ከምኦም ምኻና እመንላ እቲ መጥባሓቲ ወዲ መጥባሓቲ ካኣ ይትረፍኪ ንስኺ ንተፈጥሮኺ ጸሊኢኺ ኣብ ደቅኺ እንተመጸኪ ከ ስለዚ ብዘለኪ ጽባቐን ውህብቶን ሕጉስቲ ኩኒ
ሰላም ሰምሃር ሓፍተይ ኣነ ኽብለኪ ዝደሊ ኩሉ ሰብ ነናቱ ሽግር ኣለዎ ገሊኡ ውሽታዊ ክኸውን ከሎ ገሊኡ ድማ ግዳማዊ'ዩ ስለዚ እቲ ዝሓሸ መገዲ ነቲ ፈታሪ ዝሃበና ትዕድልቲ ኣሜን እልካ ምቅባል'ዩ ናትኪ ኸኣ ዝዕረ ነገርዩ የማንኪ ጸጋምኪ ቅሊሕ በሊ
ኣነስ ሰምሃር አሕዚናትኒይ ብዝኮነ ኣነ ክብለኪ ዝደሊ እዚ መጥባሕቲ ወዲ መጥባሕቲ ይትረፍኪ ምክኒያቱ ኣይኮነን ዶ ቅሩብ ሓንከስ ትብሊ ክንደይ ዶዮም እኒአዉ ጉድል ኣካላት ኮይኖም ዝፍጠሩ ግን ዝሃበካ ፀጋ እግዚአብሔር አሜን ኢልካ ምቅባል እዩ ፅብቅ ብዓብዪ ክኣ ምፍትታን ንእግዚአብሔር ፅብቅ ኣይኮነን ሰሊዘ ይትረፍኪ ዋላ ሐዚ መጥባሕቲ ገይርኪ ጢዒኪ ኖርማል ኪዲ እንበይ ፅባሕ ንጉሆ ከጣዕሰኪ እዩ ከመይ ትብሊ ትኮኒ ኢኪ እግዚአብሔር አምላክና ኳሕኩሑ ክክፈተልኩም ለምኑ ክዋሃወኩም እዩ ዝብል ሰለዚ አብ ደቅኪ ገለ ነገር ከትፈጥራ እንተደሊኪ ፀልዩ እመንኒ ጥራሕ ኑፁህ ልብ ገይርኪ ለምንዮ እንበር እግዚአብሔር ኣምለክና ታይ ይሳኣኖ ድሓር ክኣ አብዛ ንነብረላ ዓለም ምኣዝ ከም ንመዉት ኣይንፈልጥን ሰሊዚ ብዝሃበኪ ብፀጋ እግዚአብሔር አምለክ ዝሃበኪ ኪዲ ከትቅየምና እንበይ ቻናል እንታይ ትመክሩኒ በፂሕናዮ ዘለና ጊዘ ኣዚዩ ክፊእ ጊዘ እዩ ግን ይኩንድኣ እንበር ነቲ ክፍእ ጊዘ መን ድዩ ኣምፂእወ ሰብ አዩ ብምንታ ተይልና ንአብነት ደቂ ሰባት ንእግዚአብሔ አዐሪና እንፈልጦይ ማለት ምፍትታን ንእግዚአብሔር በዚሑ ምሰ በዘሐ ድማ ኮሮና ባይረ ሰዲድና ብድሕሪኡ ዓለም ጨኒቅዋ ክሳብ ሐዚ መድሃኒት ድማ ኣይተረከበይ ኣሎ ግን ከ ሰብ ብፍለጠት ዝኣምን ኣተስኣነይ ዘሎ ክሳብ ሐዚ መድሃኒት ይእለሽ ኣሎ መጥባሕቲ ግበሪ ክትብልዋ ይብልኩሙይ ደጊም መጨረሻ ጊዘ ይብፅሕሎ እዩ ሰለዚ ኩለና ብሓይሉ ዝኣምን ይቅርታ ንስሃ ይእተ ብፍልጠት ዝኣምን ድማ ከምኡ ሰለዚ ሓፍትናለ ናይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ ዝዓደለኪ ነፂግኪ ናብ ብፍልጥት ዝኣምን አተከድኪ ክትፍረዲ ኢኪ ብእግዚአብሔር
Gidefa tiray eye zibileka mis atekaya zeyiwexie gohin hazan keyitewehilka kela?
Thanks zarawyan 🙏👌👈
Kemey hankal tbli mara dyen braket koynen bzkone tregxlen enteliki ekul eyu mknyatu egri zeyblom sle zelewu
Beti zeleki egebti kuni semhar hafety 😘
Hawey natey gdefa hji zjemereto usa ms atewet dketka keytseti tezeylemda ms sekere aymmexan neyru slezi hmam aytetri
ኣነስ ንሰምሃር ጥራይ ክምልሰላ ደስ ይብለኒ ሰምሓር ሓፍተይ እዚ ሞ ምስ ፍጥረትካ ምባኣስ ኢዩ እሞ ጽባቀ ካኣ ኣብ ልቦና እንበር ኣብ ስንክልና ኣይኮነን ኣነ ውን ከምዚ ናይኪ ኢየ ኔረ ማለት ናይ እግሪ ጸገም ኔሩኒ ኢዩ ግን 100% ሓውየ ጽቡቅ ውም ይነብር ኣለኩ ግን ንዝነበርክዎ ይናፍቆ ኢየ ብዘይ ቀልዓለም
Entay konka da nafekayo hawey bzkone enka temhyeska
ኣቱም ሰባት 40 ኮመንታት ነይረን ኩለን ኣንቢበየንስ ኣብታ ናይ ሰምሃር ሓፍትና ዲ ቅሩብ ይሕሻ ይኾና እምበር ኣብቲ ናይ ሓውና በዓል ቃል ኪዳንስ ሓደ እካዩ ጥዑይ ዝመክሰ ዘየለ። በቃ ትርጉም ቃል ኪዳን ዝብሃል ዘይንፈልጥ ፍትሓያ ፍትሓያ ፍትሓያ። መጀመርታ ቃል ኪዳን ብሰለስተ ምኽንያታት ጥራይ ዩ ክፈርስ ዝፍቀድ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣምላኽ። ንሰን ከኣ 1, ሃይማኖት ምስ ትቕይር 2, ሞት ምስ ዘጋጥም ሰብኣይ ወይ ሰበይቱ ምስ ዝሞቱ 3, ካብ ሓዱኦም ካብ ቃል ኪዳኖም ተሓቢኦም ማለት ሰሪቖም ምስ ዝዝምዉ። ስለዚ እዛ ሰብ ልክዕ ከም ሰይቲ ሰብኣይ መጠን ኣብ እዳባር ምስ ሰብኣያ ዘይፈክጦ ጎበዝ ክትጸንሕ ዘሰክፍ እካ እንተኾነ ። በዚኣ ጥራይ ግን ዘፍትሕ ምኽንያት ክኾውን ኣይክእልን እዩ። ነኣብነት ኣነ ብዙሓት የሕዋት መሓዙት ኣለዋኒ። ሰበይተይ ውን ኣብ ኢትዮጲያ እያ ዘላ። እተን መሓዙተይ ውን ገሊኤን ሰብ ሓዳር ገሊኤን ሓዳር የብለንን። ክሳብ ድላይና ግዜ ኸኣ ምስአን ግዜ የሕልፍ ስለዝስ በዚ ምኽንያት ሰበይተይ ኣብዚ ዝነብረሉ ሃገር ምስ መጸት ነዚ ሰሚዓ ክትገድፈኒ ማለት ዱ። ኖ ትርጉም ቃል ኪዳንን ፍቕርን ክንርዳእ ክንክእል ኣለና ክቡራት የሕዋት።
well come bruk qedame senbet.
Hawey BM ezi da entay hito delkalo lemdato tray 2 gize kay tegheka abeo kela keyh card haba
ዛራ ፍልጠት እዛ ጡዑም ድምጻ ግደፉ እንዶ ኣውጽእዋ😂😂😂😂
😂😂Tum demxi zelwa endo amxi kab neom texbe 😂😂😂
@@dehaygeberu914 kkkkk ምስታ ናቶም ኢያ ዘላ ዝፈትዋ ድምጻ
Kal kidan kuburin keyadin Eko ENitokoNa LOMI GINA KULU NAY TEBELIXITIN KAHATIN TIRAY EYU ZITEKIM ZOLO EMO WEY FIHAYA WEY KAA KOLIA KEYEMIXEAT KETETUWO TIRAY EYE ZBILEKA????
በቲ ዘለኪ ጥራይ ዕገቢ
MEDihaniti Enatetekima. Kokufuaun Hehimakun eya timahar zolo kitifelit Wela weleda xibah xemam ezi eyom kihibuka!!!!?
Awaww Nismlaki amesgini bagriki tinkesakesi Ayni ede agri hibuki amlak
ፍትሓያ ናብ ኣሜርካ እንተወሲድካያ እሞ ኻኣ ከተጸልለካ ኢያ
Samsom Tewelde gdefo tray ketebrho eya stomoko endyen beal karkaro
@@tbtb7101 moyt
ኣቱ ሰባት መዓስ ኢና ሰባት ኮይና ከምሰባ ክንሓስብን ንሰባት እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝፈትዎ ስነሓሳብን ስነምግባርን ከነበርክት። በቃ ኣኺልና ከይሓሰብና ኣብ ኣፍና ዝመጸና ዘረባ ጥቕሙን ጉድኣቱን ከይፈላለና ድርብይ።
Hiyab fetari ziqiyir yellen selezi kitibelashewi iki
Eway gud genzebe intealeki dea wela bezey egeri kuni
እቲ ምስሓብ ሰሓባ ግን በጃኻ ድሕሪ ኣመሪካ ምእታዋ ኣብ ዓመት ተመለሰና ተማሓይሻ ዶ ወይ ገዲፋትካ ዝብል
ቢ ኤም ። ኣብ ከምዚ ተበጺሓ ጓል ኔው በላ ። ዳሕራይ ከይትጠዓስ ። ምስ ከደት ክትጠልመካያ 100 % ። ኣዋልድ ሎሚ !!!!
ፍትሓያ ን ኣሜርካ እንተ ኣምፂኢካያ ገይም ኦበር ክትብለካ ኢያ:: ንስካ ዕድሌኛ ኢካ ኣብ ኣሜርካ ከይኣተወት ከላ እቲ ሓቄኛ ጠባያ ኣሪኢያትካ:: ክንደይ እንድየን ክሳብ አሜርካ ዝኣትዋ ጠባየን ሓቤኤን ዝጸንሓ ልክዕ ኣሜርካ ምስ ኣተዋ ከኣ መደባተን ዝጅምርኦ:: ሓደን ሓደን ኣይትበል ኢካ:: ምፍናዋ ጥራይ ኢዩ እቲ ፍታሕ::
ኣቱም ሰባት ትጋገዩ ለኹም ። መጀመርታ ክሳብ ኣብ ቃል ኪዳና ዘይዘሞወትን እምነታ ዘይቀየረትን መፍትሒ የብላን። ስለዚ ሰናይ ዝኾነ ምኽሪ ንሃብ ማለት ብሓቂ ኢመሪካ ኣትያ ተጠለመቶ ንሱ ብዓል ዓቢ ዓስቢ ዩ ። ንሳ ግን ይንዋሕ ይሕጸር ብዘየገድስ ናይ ኢዳ ምፍዳያ ካብ እግዚኣብሄር ዘይተርፍ ዩ።ምኽንያቱ ቃል ኪዳን ክቡር ስለዝኾነ።
Ab mealtawi hiwetki xegem zeybelu ente koynu Metbahti gel aydeleyn eyu beay wegen malet eyu ezi
Kulu nfetari gdefyo
key texelelka afanewa
ኦኦኦ U S A ዓርከይ ኣይተድልየካን እያ። እዚኣ ሱስ ኣላታ።
Bm በጃኻ ንኣመሪካ ከይምጸኻያ ኣባርራ ዕደለኛ ኢኻ እቲ ሓቀኛ ጠባያ ብምዕዛብካ
Kkkk
Semhaer haftey buzuh aytcheniki normal eyu xbake wushtawi xibake zibelexe niski kes elki kithkemi alekiHabibi bm xubuk gerka aregagxo bkereba zifeltwa gerka ember america atya shah Kem tebleka fulyt neger eyu
Ajoki zey kulen ab norway zelewa haramu hankalat eyen
Kkkkk
Bfuxum kwtisemiaum ane kab zegatemen ZIRAAKUWAN EYE ZINIGIREKA ZOLOKU KIHIBIREKA YIDELI GAL ZIGEBERIKALAN ZITESUWAEKALEN KITIFELITELEY EYA ATIBEL EKA ZEYITAN NIMEN YIFELITELU!!!!!!?
(1) መዋቲት ምኻንኪ ዝረሳዓኺ ትመስሊ
(2) ደጋዊ ጽባቐ ካኣ ንወድን ንመሬትን ንፍልሖን ዳምበር ካልእ ስራሕ የብሉን
(3) ኣገዳሲ ነገር ካኣ ውሽጣዊ ጽባቔኺ ንዘልኣለም ከምዘብረኪ እመኒ
(4) ልዕሊ ኩሉ ካኣ ንነብስኺ ምስ ሰባት ኣይተዋዳድርያ
ከምቶም ብልጻት ኢልኪ ተድንቕዮ ወይ ታምንሎም ሰባት ነብስኺ ካኣ ከምኦም ምኻና እመንላ እቲ መጥባሓቲ ወዲ መጥባሓቲ ካኣ ይትረፍኪ ንስኺ ንተፈጥሮኺ ጸሊኢኺ ኣብ ደቅኺ እንተመጸኪ ከ ስለዚ ብዘለኪ ጽባቐን ውህብቶን ሕጉስቲ ኩኒ
ሰላም ሰምሃር ሓፍተይ ኣነ ኽብለኪ ዝደሊ ኩሉ ሰብ ነናቱ ሽግር ኣለዎ ገሊኡ ውሽታዊ ክኸውን ከሎ ገሊኡ ድማ ግዳማዊ'ዩ ስለዚ እቲ ዝሓሸ መገዲ ነቲ ፈታሪ ዝሃበና ትዕድልቲ ኣሜን እልካ ምቅባል'ዩ ናትኪ ኸኣ ዝዕረ ነገርዩ የማንኪ ጸጋምኪ ቅሊሕ በሊ
ኣነስ ሰምሃር አሕዚናትኒይ ብዝኮነ ኣነ ክብለኪ ዝደሊ እዚ መጥባሕቲ ወዲ መጥባሕቲ ይትረፍኪ ምክኒያቱ ኣይኮነን ዶ ቅሩብ ሓንከስ ትብሊ ክንደይ ዶዮም እኒአዉ ጉድል ኣካላት ኮይኖም ዝፍጠሩ ግን ዝሃበካ ፀጋ እግዚአብሔር አሜን ኢልካ ምቅባል እዩ ፅብቅ ብዓብዪ ክኣ ምፍትታን ንእግዚአብሔር ፅብቅ ኣይኮነን ሰሊዘ ይትረፍኪ ዋላ ሐዚ መጥባሕቲ ገይርኪ ጢዒኪ ኖርማል ኪዲ እንበይ ፅባሕ ንጉሆ ከጣዕሰኪ እዩ ከመይ ትብሊ ትኮኒ ኢኪ እግዚአብሔር አምላክና ኳሕኩሑ ክክፈተልኩም ለምኑ ክዋሃወኩም እዩ ዝብል ሰለዚ አብ ደቅኪ ገለ ነገር ከትፈጥራ እንተደሊኪ ፀልዩ እመንኒ ጥራሕ ኑፁህ ልብ ገይርኪ ለምንዮ እንበር እግዚአብሔር ኣምለክና ታይ ይሳኣኖ ድሓር ክኣ አብዛ ንነብረላ ዓለም ምኣዝ ከም ንመዉት ኣይንፈልጥን ሰሊዚ ብዝሃበኪ ብፀጋ እግዚአብሔር አምለክ ዝሃበኪ ኪዲ ከትቅየምና እንበይ ቻናል እንታይ ትመክሩኒ በፂሕናዮ ዘለና ጊዘ ኣዚዩ ክፊእ ጊዘ እዩ ግን ይኩንድኣ እንበር ነቲ ክፍእ ጊዘ መን ድዩ ኣምፂእወ ሰብ አዩ ብምንታ ተይልና ንአብነት ደቂ ሰባት ንእግዚአብሔ አዐሪና እንፈልጦይ ማለት ምፍትታን ንእግዚአብሔር በዚሑ ምሰ በዘሐ ድማ ኮሮና ባይረ ሰዲድና ብድሕሪኡ ዓለም ጨኒቅዋ ክሳብ ሐዚ መድሃኒት ድማ ኣይተረከበይ ኣሎ ግን ከ ሰብ ብፍለጠት ዝኣምን ኣተስኣነይ ዘሎ ክሳብ ሐዚ መድሃኒት ይእለሽ ኣሎ መጥባሕቲ ግበሪ ክትብልዋ ይብልኩሙይ ደጊም መጨረሻ ጊዘ ይብፅሕሎ እዩ ሰለዚ ኩለና ብሓይሉ ዝኣምን ይቅርታ ንስሃ ይእተ ብፍልጠት ዝኣምን ድማ ከምኡ ሰለዚ ሓፍትናለ ናይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ ዝዓደለኪ ነፂግኪ ናብ ብፍልጥት ዝኣምን አተከድኪ ክትፍረዲ ኢኪ ብእግዚአብሔር
Gidefa tiray eye zibileka mis atekaya zeyiwexie gohin hazan keyitewehilka kela?
Thanks zarawyan 🙏👌👈
Kemey hankal tbli mara dyen braket koynen bzkone tregxlen enteliki ekul eyu mknyatu egri zeyblom sle zelewu
Beti zeleki egebti kuni semhar hafety 😘
Hawey natey gdefa hji zjemereto usa ms atewet dketka keytseti tezeylemda ms sekere aymmexan neyru slezi hmam aytetri
ኣነስ ንሰምሃር ጥራይ ክምልሰላ ደስ ይብለኒ ሰምሓር ሓፍተይ እዚ ሞ ምስ ፍጥረትካ ምባኣስ ኢዩ እሞ ጽባቀ ካኣ ኣብ ልቦና እንበር ኣብ ስንክልና ኣይኮነን ኣነ ውን ከምዚ ናይኪ ኢየ ኔረ ማለት ናይ እግሪ ጸገም ኔሩኒ ኢዩ ግን 100% ሓውየ ጽቡቅ ውም ይነብር ኣለኩ ግን ንዝነበርክዎ ይናፍቆ ኢየ ብዘይ ቀልዓለም
Entay konka da nafekayo hawey bzkone enka temhyeska
ኣቱም ሰባት 40 ኮመንታት ነይረን ኩለን ኣንቢበየንስ ኣብታ ናይ ሰምሃር ሓፍትና ዲ ቅሩብ ይሕሻ ይኾና እምበር ኣብቲ ናይ ሓውና በዓል ቃል ኪዳንስ ሓደ እካዩ ጥዑይ ዝመክሰ ዘየለ። በቃ ትርጉም ቃል ኪዳን ዝብሃል ዘይንፈልጥ ፍትሓያ ፍትሓያ ፍትሓያ። መጀመርታ ቃል ኪዳን ብሰለስተ ምኽንያታት ጥራይ ዩ ክፈርስ ዝፍቀድ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣምላኽ። ንሰን ከኣ
1, ሃይማኖት ምስ ትቕይር
2, ሞት ምስ ዘጋጥም ሰብኣይ ወይ ሰበይቱ ምስ ዝሞቱ
3, ካብ ሓዱኦም ካብ ቃል ኪዳኖም ተሓቢኦም ማለት ሰሪቖም ምስ ዝዝምዉ።
ስለዚ እዛ ሰብ ልክዕ ከም ሰይቲ ሰብኣይ መጠን ኣብ እዳባር ምስ ሰብኣያ ዘይፈክጦ ጎበዝ ክትጸንሕ ዘሰክፍ እካ እንተኾነ ። በዚኣ ጥራይ ግን ዘፍትሕ ምኽንያት ክኾውን ኣይክእልን እዩ። ነኣብነት ኣነ ብዙሓት የሕዋት መሓዙት ኣለዋኒ። ሰበይተይ ውን ኣብ ኢትዮጲያ እያ ዘላ። እተን መሓዙተይ ውን ገሊኤን ሰብ ሓዳር ገሊኤን ሓዳር የብለንን። ክሳብ ድላይና ግዜ ኸኣ ምስአን ግዜ የሕልፍ ስለዝስ በዚ ምኽንያት ሰበይተይ ኣብዚ ዝነብረሉ ሃገር ምስ መጸት ነዚ ሰሚዓ ክትገድፈኒ ማለት ዱ። ኖ ትርጉም ቃል ኪዳንን ፍቕርን ክንርዳእ ክንክእል ኣለና ክቡራት የሕዋት።
well come bruk qedame senbet.
Hawey BM ezi da entay hito delkalo lemdato tray 2 gize kay tegheka abeo kela keyh card haba
ዛራ ፍልጠት እዛ ጡዑም ድምጻ ግደፉ እንዶ ኣውጽእዋ😂😂😂😂
😂😂Tum demxi zelwa endo amxi kab neom texbe 😂😂😂
@@dehaygeberu914 kkkkk ምስታ ናቶም ኢያ ዘላ ዝፈትዋ ድምጻ
Kal kidan kuburin keyadin Eko ENitokoNa LOMI GINA KULU NAY TEBELIXITIN KAHATIN TIRAY EYU ZITEKIM ZOLO EMO WEY FIHAYA WEY KAA KOLIA KEYEMIXEAT KETETUWO TIRAY EYE ZBILEKA????
በቲ ዘለኪ ጥራይ ዕገቢ
MEDihaniti Enatetekima. Kokufuaun Hehimakun eya timahar zolo kitifelit Wela weleda xibah xemam ezi eyom kihibuka!!!!?
Awaww Nismlaki amesgini bagriki tinkesakesi Ayni ede agri hibuki amlak
ፍትሓያ ናብ ኣሜርካ እንተወሲድካያ እሞ ኻኣ ከተጸልለካ ኢያ
Samsom Tewelde gdefo tray ketebrho eya stomoko endyen beal karkaro
@@tbtb7101 moyt
ኣቱ ሰባት መዓስ ኢና ሰባት ኮይና ከምሰባ ክንሓስብን ንሰባት እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዝፈትዎ ስነሓሳብን ስነምግባርን ከነበርክት። በቃ ኣኺልና ከይሓሰብና ኣብ ኣፍና ዝመጸና ዘረባ ጥቕሙን ጉድኣቱን ከይፈላለና ድርብይ።
Hiyab fetari ziqiyir yellen selezi kitibelashewi iki
Eway gud genzebe intealeki dea wela bezey egeri kuni
እቲ ምስሓብ ሰሓባ ግን በጃኻ ድሕሪ ኣመሪካ ምእታዋ ኣብ ዓመት ተመለሰና ተማሓይሻ ዶ ወይ ገዲፋትካ ዝብል
ቢ ኤም ።
ኣብ ከምዚ ተበጺሓ ጓል ኔው በላ ። ዳሕራይ ከይትጠዓስ ። ምስ ከደት ክትጠልመካያ 100 % ። ኣዋልድ ሎሚ !!!!
ፍትሓያ ን ኣሜርካ እንተ ኣምፂኢካያ ገይም ኦበር ክትብለካ ኢያ:: ንስካ ዕድሌኛ ኢካ ኣብ ኣሜርካ ከይኣተወት ከላ እቲ ሓቄኛ ጠባያ ኣሪኢያትካ:: ክንደይ እንድየን ክሳብ አሜርካ ዝኣትዋ ጠባየን ሓቤኤን ዝጸንሓ ልክዕ ኣሜርካ ምስ ኣተዋ ከኣ መደባተን ዝጅምርኦ:: ሓደን ሓደን ኣይትበል ኢካ:: ምፍናዋ ጥራይ ኢዩ እቲ ፍታሕ::
ኣቱም ሰባት ትጋገዩ ለኹም ። መጀመርታ ክሳብ ኣብ ቃል ኪዳና ዘይዘሞወትን እምነታ ዘይቀየረትን መፍትሒ የብላን። ስለዚ ሰናይ ዝኾነ ምኽሪ ንሃብ ማለት ብሓቂ ኢመሪካ ኣትያ ተጠለመቶ ንሱ ብዓል ዓቢ ዓስቢ ዩ ። ንሳ ግን ይንዋሕ ይሕጸር ብዘየገድስ ናይ ኢዳ ምፍዳያ ካብ እግዚኣብሄር ዘይተርፍ ዩ።ምኽንያቱ ቃል ኪዳን ክቡር ስለዝኾነ።
Ab mealtawi hiwetki xegem zeybelu ente koynu Metbahti gel aydeleyn eyu beay wegen malet eyu ezi
Kulu nfetari gdefyo
key texelelka afanewa
ኦኦኦ U S A ዓርከይ ኣይተድልየካን እያ። እዚኣ ሱስ ኣላታ።
Bm በጃኻ ንኣመሪካ ከይምጸኻያ ኣባርራ ዕደለኛ ኢኻ እቲ ሓቀኛ ጠባያ ብምዕዛብካ
Kkkk
Semhaer haftey buzuh aytcheniki normal eyu xbake wushtawi xibake zibelexe niski kes elki kithkemi aleki
Habibi bm xubuk gerka aregagxo bkereba zifeltwa gerka ember america atya shah Kem tebleka fulyt neger eyu