#zaramedia

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 24

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ደብርጸየ ዕድመ ጥዕና ይሐብካ ወዲ ህዝቢ ህዝቢ ትግራይ ሕዝኩም ወይከ ፈተክ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪🎉❤🎉

  • @MebrahtomGe
    @MebrahtomGe ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንት ጅግና ጅግናኡ ደብሪፅ💪💪💪💪💪

  • @gideyabraha3922
    @gideyabraha3922 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደብሪፅ ቁኑዕ ኡሙን ወዲ ህዝቢ ሱጡም ዝናሩ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️✊✊✊

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤
    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 እግዚአብሔር ምስ ህዝብና ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yohannesiv4300
    @yohannesiv4300 50 นาทีที่ผ่านมา +1

    ደብረፅዮን ኣጆኻ ካብቲ ሕሉፍ ጌጋኻ ተማሂርካ ሰራዊት ንኸይፈርስ እትገብሮ ፃዕሪ ኣዝዩ ዝነኣድ እዩ። ከምዞም ገለ ገሊኦም ብዘረባ እንተይኮነስ ብተግባር ወድዓዊ ለውጢ ዝገበርካ እሙን በዓል መትከል ኣቦ ሓቂ። እቶም በቲ ቅንዕናኻ ተበሊፆም ንዝመፁና ጌገኛታት፣ ከዳዓትን ለያቡን እናምለኹስ ንዓኻ ከሸቋርሩ ዝፍትኑ ቅሉባት ዕላምኦም ተረዲኡና ኣሎ ሕዚ እውን ምስ ውድብን ሰራዊትን ኣለና።

  • @MoreAnd-m6k
    @MoreAnd-m6k ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደብሪፅ ጅግና

  • @hageretigray-m5c
    @hageretigray-m5c ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደ/ር ደብረፅዮን ንዓላማኻ ፅኑዕ ኢኻ
    ግን ንምምራሕ ዓቅሚ ይሓፅረካ
    ኢዩ ሕጂ ትግራይ ጅግና መራሒ
    የድልያ ዕድመን ጥዕናን ግን ይመነየልካ

    • @tsiondawit5720
      @tsiondawit5720 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      alem gebrewahid betami gobez eyu yiblu neyrom

  • @TesfayKehsay
    @TesfayKehsay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Merhab 💖 👈🏽

  • @SelomonMirach
    @SelomonMirach 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንበረልና ቡሩኽ አያና

  • @betig3972
    @betig3972 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደፂ የኔ የትግራይ መሪ እረጅም እድሜ ከጤናጋር❤❤❤

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 38 นาทีที่ผ่านมา

    ገጹ ይከወል ዱሁል መንፈስ፣ መራሒ ውድብ ህወሓት ዝባሃል አይተሪኡና ክመርሕ ዘይክእል ዓቅሚ ዘይብሉ እንትርፊ ጥፍአት

  • @hageretigray-m5c
    @hageretigray-m5c ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መድረኽ ትሓሚሱ ትብሎ
    ናይ ምምራሕ ዓቅሚ ስለ ዘይብልካ
    ኢዩ ትግራይ ናብ ሕምስምስ
    ትብልዘላ

  • @MoreAnd-m6k
    @MoreAnd-m6k ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እስታሊን ሰላም ደ ብኣገዳሲ ሰላ ዝደለኩካ ናይ ዋትሳአፖ ሰልኪ ስደደለይ ካብ ዕዳጋ ሓሙስ እየ ዝፅሕፈልለካ ዘለኩ

  • @KiflomWgebriel
    @KiflomWgebriel ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነቀርሳ ትግራይ 67 ሽማግለታት

  • @abrhamamo95
    @abrhamamo95 57 นาทีที่ผ่านมา

    ውድብ እናበልካ ሙት ኣታ ሕማቅ ወዳዕ መናእሰይ ሂልውነኻ ይጥፋዕ ሕማቅ

  • @AbiyYichalal
    @AbiyYichalal 50 นาทีที่ผ่านมา

    አቶ ደብረፅዮን "ትግራይ ትስዕር" from what ??????

  • @samuelmengise-me8qo
    @samuelmengise-me8qo 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህዝቢ ዘይብሉ ውድብ ታዮ ክኮን

  • @tadeletafere3351
    @tadeletafere3351 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Stalin mehiferi...learn journalism from Teddy Reyot

  • @woldemirach5669
    @woldemirach5669 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I am allergic to see this guy!

  • @MoreAnd-m6k
    @MoreAnd-m6k ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እስታሊን ሰላም ደ ብኣገዳሲ ሰላ ዝደለኩካ ናይ ዋትሳአፖ ሰልኪ ስደደለይ ካብ ዕዳጋ ሓሙስ እየ ዝፅሕፈልለካ ዘለኩ