ቃል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጽምብል በዓል መበል 33 ዓመት ናጽነት ኤርትራ |President Isaias Afwerki speech May 24, 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 1.3K

  • @zibanhgi8472
    @zibanhgi8472 7 หลายเดือนก่อน +4

    መዓስ ኢኻ መስዋእቲ የሕዋትና ተርድኣና

    • @MR.828_MK.21
      @MR.828_MK.21 7 หลายเดือนก่อน

      እንድዒ... ኣነስ ምስ ግዜ ደኣ ከረሳስዑና ይሓስቡ ከይህልዉ!

  • @UPynyarLawka
    @UPynyarLawka 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank Eri-tv Eritrea (official) so much,from Myanmar.

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 7 หลายเดือนก่อน +22

    መዓልቲ ነጻነት ራሻ ወይ ናይ ቻይና ድዩ ተደናጊረ አለኹ ዕንኪላሎ

    • @KheihBahri-cg7on
      @KheihBahri-cg7on 7 หลายเดือนก่อน

      ከም ኡ ኢዩ ናይ ራሻ ኢዩ ዝመስል።

  • @مسفرالرشيدي-ك7ع
    @مسفرالرشيدي-ك7ع 7 หลายเดือนก่อน +3

    تحيه للشعب الارتري 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷من السعوديه 🇸🇦🇸🇦🇸🇦🇸🇦

    • @حسنآدم-س8د
      @حسنآدم-س8د 3 หลายเดือนก่อน +1

      شكرا لك يا عزيزي أهل السعوديه أهل الكرم والجود ❤❤نحبكم 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇦🇸🇦🇸🇦🇸🇦

  • @EritreanPost
    @EritreanPost 7 หลายเดือนก่อน +55

    I wish everybody happy Eritrean Independence Day. But we need the 1997 Eritrean constitution, political reforms, social justice, reform of national service, release of prisoners and national unity 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿

    • @dahlakdahlak8740
      @dahlakdahlak8740 7 หลายเดือนก่อน

      Many countries have so called constitution Constitution is not only should not pointed to individuals so.
      All measure will not made innocent to many.
      There are many political elections in many countries ,but it dominated by one or two political patties and with no much political /policy changes apart few economic promises /subsidies .
      The unfair privatization , globalization/dominance parts-to parts of our world may workable in longer termes even within its domestic processes if not to collapse .
      The echoing ,the belligerent,derogatory or the quarrelsome will stop soon or eventually .
      Glory to our martyrs !
      Happy anniversary of the 33rd independent day!

    • @futsumtsegay1538
      @futsumtsegay1538 7 หลายเดือนก่อน

      Who asked to release prison and make constitution and political system?

    • @dahlakdahlak8740
      @dahlakdahlak8740 7 หลายเดือนก่อน

      @@futsumtsegay1538
      The system of the governments and the steps,the stages of departments From the ...station,prison officers court,judges etc...
      ዝተአስሩን ዝተፈትሑን አይረአኻን ትኸውን እምበር ከምኡ እዩ ።
      ብዛዐባ ናይ ፖለቲካ ተቛወምቲን ብስም ጋዜጤንነትን ማእሰርቲ እንተ ኾይኑ ግን ሓደ ሓደ ጊዜ ካብ ዝወጋአካ ጸላኢ ተፈልዩ ዘይረአየሉ ክህሉ ስለ ዝኽእል ን አብ ኩናት ንኻልአይ ጊዜ ዝተማረኸ ምስ ዕጥቁ ናብ ቦትኡ ምምላስ ከይከውን ስለ ዝኾነ ከይከውን ቡዙሓት ሀገራት አብ ፈቖዶ ...ከርተት ዘብለኦም ። ነጻ ኢኻ ውጻእ እንተ ተባህለ ክእሰር እውን አይነበረንን ንስኹም ኢኹም ክትእሰሩ ከይ"ብሉ ዶ ኾን እኸውን ዳርጋ ዘይወጹ ? ፖለቲካ ቢዝነስ አይኮነን ንሂወት ካልኦት ክትውስን ስለ ትኽእል መንገዱ ምስ ዝስሕት ከአ ሂወት ዝሓተሉ ጊዜ እህሉ እዩ።
      ዝተአስሩ ዝወጹ እግበሮም ሰላም የውርድ።

    • @ሳማዊኤሪትራዊ
      @ሳማዊኤሪትራዊ 7 หลายเดือนก่อน

      @@futsumtsegay1538??? Is not a question it have to happen for the sake of Eritrea peace

  • @tsehaiahferom4421
    @tsehaiahferom4421 7 หลายเดือนก่อน +66

    ርሑስ ብዓል ናጽነት ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ❤️🇪🇷ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🌹🌹👏👏👏

  • @HermonTekle-dj3su
    @HermonTekle-dj3su 7 หลายเดือนก่อน

    ዩ ሃ ና ንህዝቢ ኤረትራ ና ንሐልታት ምክልካል ኤረትራና ❤❤❤❤

  • @ksanet14ever69
    @ksanet14ever69 7 หลายเดือนก่อน +23

    ክቡር ፕረሲደንት ንዓኻን ንህዝብን ንሓይልታት ምክልኻልን🤝 ኣገናዕ🤝 ኣገናዕ🤝እንቋዕ ኣብዚ ክቡር ብዓል ኣብቅ ዓካን ኣብቅዓናን🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SolomonAbiselom
    @SolomonAbiselom 7 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ብዓል ናጽነት ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amannegus8465
    @amannegus8465 7 หลายเดือนก่อน +15

    ጅግና ጀጋኑ! ክቡር ፕረዚደንት!
    ንዕኻ'ውን ዮሃና! ምስጋና ድማ!
    እንቋዕ ሓጎሰና! እንቋዕ ሓጎሰካ!
    ንወያነ ከም ስጋ ጎዛዚኻ: ሰላም ስለዘስፈንካልና ክብሪ ንዓኻ!!
    ርሑስ በዓል ናጽነት
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @LbonaTV
    @LbonaTV 7 หลายเดือนก่อน +1

    ምሕረት የውርደልካ

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 7 หลายเดือนก่อน +6

    አሰይ ጀግና ንጉስ አፍሪቃ ወዲ አፌ ኩርዓትና ሐበን ኤርትራና እንኳዕ ነዛ ክብርቲ ሐገራዊ ባዓል ናጽነትና አብጻሓካ አብጻሓና ንበረልና ።
    ነዛ ክብርቲ ዕለት ክንርኢ ከም ሽምዓ🕯 መኺኾም ብርሐን ዝኾኑና ጀጋኑ ሰማእታትና ክብሪን ሞገስን ።
    ሰማእታትና ልብናዩ ሰፈሮም ።
    ወትሩ ይዘከሩ ።
    ደቂ ኤረይ ደቂ ትሽዓተ ብሔር ሐደ ልብና ❤ ሐደ መለለይ ባንዴራና🇪🇷
    ሎሚዉን ከም ትማሊ አብ ጎኒ መንግስትናን ህዝብናን ብጽንዓት አለና
    ቀንዲ ሚስጢር ዓወታትና ሐድነትናዩ።
    ንመላዕ ሕዝብናን ንምክልኻል ሰራዊት
    ኤርትራ ዮሃና ።ዓወት ንሓፋሽ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹

  • @abrhalehabte2434
    @abrhalehabte2434 7 หลายเดือนก่อน +8

    እግዝኣብሄር ሃገርና ይባርክ ርሑስ በዓል ናጽነት ዮውሃና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ

  • @medhanealemeritreaybark3478
    @medhanealemeritreaybark3478 7 หลายเดือนก่อน +16

    አሰይ አሰይ አሰይ ጥዑም ድሃይ ዝብሎ ጠፊኡኒ ብቃ ሃገረይ እንኮዕ ሞጎሰኪ እዚ ሬኤና ትመስገን አምላኸይ ሃገረይ ዓዲ ቁድሳን ሕጅዉን ንዘልአለም ብጸሎት ቅዱሳንክን ብሓርብኝነት ምክልኻልክን ጽኑዕ ህዝብኽን ውሕሉል መሪሕነትክን አሰይ ኤረይ ድመቂ ሰማየ ሰማይ ዕረግለይ ዓንብብለይ
    ❤️🌹🙏💒🙏🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️🕌🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️🐪🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️

  • @Mera.wedi.Redie.62
    @Mera.wedi.Redie.62 7 หลายเดือนก่อน

    ጎብለል ኣፊሪቃ ዕድመ ይሃብካ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @Mhkldhjd
    @Mhkldhjd 7 หลายเดือนก่อน +9

    ዘፈንፍን ሰብ ምኒን ጥራይ ፎእ ዖዕ የምጸአልካ ብዛዕባ ሃገር ከይተዛረበ ወዲኡ

  • @oromayy
    @oromayy 7 หลายเดือนก่อน +12

    ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝሞቱ ደኣ መዓስ ኢዩ ዘርድእ ምሽክናይ ህዝበይ

    • @eritreagoldenstate7900
      @eritreagoldenstate7900 7 หลายเดือนก่อน +1

      ደብረጨን የርድእኹም እምበር ኢሱ እንታይ ይምልከቶ

  • @chatcenter8650
    @chatcenter8650 7 หลายเดือนก่อน +31

    ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ቅሳነትን ይሃብካ እግዝኣብሔር ኩሩዕ መራሒ ኣለካ

    • @HagosHaftom-y8k
      @HagosHaftom-y8k 7 หลายเดือนก่อน +5

      ከመይ ድዩ መሕሰቢካ ዱንዙዝ

    • @kedirmohammed1973
      @kedirmohammed1973 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@HagosHaftom-y8k Eritrea is not lucky. It has weak leaders.

  • @elk5824
    @elk5824 7 หลายเดือนก่อน

    ቅሳነት ይሃብካ ጅግና ኣቦ ህዝቢ ኤረትራ ዕድመን ጥዕናን።❤❤❤

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 7 หลายเดือนก่อน +18

    ርሑስ እዛ ክብርቲ ናጽነትና💪🇪🇷 ደቂ ሓላል መሬት🇪🇷

  • @raheltewelde847
    @raheltewelde847 7 หลายเดือนก่อน +2

    መቃብርካ ረመጽ ትምላእ 🙏🙏🙏 ገጽካ ትርሐቅ

  • @tesfalemtesfamichael-tt9gn
    @tesfalemtesfamichael-tt9gn 7 หลายเดือนก่อน +12

    ብርገድ ንሓመዱ ይመጸካ ሎ

    • @helenheydemann7223
      @helenheydemann7223 7 หลายเดือนก่อน +1

      Zemote Do yemezi eyu 😂😂😂😂😂

    • @birikitynegassi2501
      @birikitynegassi2501 7 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ክገብሩ ሐሞት ዶ አለዎም እዩ በጀካ አብ ወጻኢ ኮይንካ እምኒ ምድር ባይ ካልእ ክእለት የብሎምን

    • @jemalsaid6147
      @jemalsaid6147 7 หลายเดือนก่อน

      Berged.ni.kebdu. 😂😂😂😂

  • @nbegesnlimat5764
    @nbegesnlimat5764 7 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ህዝቢ ኤርትራ፡ወትሩ ዓወት❤❤❤

  • @shashutkabo6615
    @shashutkabo6615 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤,ዕድመን፡ጥዕናን፡ይሃብካ፡ንበረልና፡ጅግና፡መራሒና

  • @AkliluTesfay-un2rx
    @AkliluTesfay-un2rx 7 หลายเดือนก่อน +8

    ርሑስ በኣል ባርነት

  • @asterb2728
    @asterb2728 7 หลายเดือนก่อน

    ሩሑስ ባዕል ናጽነት ንመበል 33 አብቂዓና ዩሃና ንመንግስት ኤርትራን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤

  • @sameritrea7363
    @sameritrea7363 7 หลายเดือนก่อน +37

    ምንያ ኮለል: ብዛዕባ ኤርትራን ህዝባን ተዛረብ:-
    1. ቅዋም ምዓስ እዩ ዝትግበር?
    2. ዶብና ምዓስ እዩ ዝሕንጸጽ?
    3. ናይ ፖለቲካ እሱራት ምዓስ እዮም ዝፍትሑ?

    • @Merike-ts5eo2nl4b
      @Merike-ts5eo2nl4b 7 หลายเดือนก่อน +2

      ነዝአን ድኣ በየን ዓቅሙ 😂😂

    • @miliontekali3534
      @miliontekali3534 7 หลายเดือนก่อน +3

      ቕዋም ሞይቱ ፡ናይ ፖሎቲካ እሱራት ሬስኦም ውን ሓቒቑ፡ ናይ ኢትዮፕያ ሰላም እዩ ዘግድሰና እንበር ዶብ ምሕንጻጽ ኣገዳሲ ኣይኮነን እዚ ህግደፋውያን ዓው ኢሎም ዝምልስዎ መልሲ እዩ ።

    • @yowhansdebesu4241
      @yowhansdebesu4241 7 หลายเดือนก่อน +2

      ኣታ እዚ ንዓና ከደንቁር እዩ ተፈጢሩ ዋይይይ

    • @robelteclemichael763
      @robelteclemichael763 7 หลายเดือนก่อน +2

      Xemam hade derfu nmeraghi aedug tebahilu ztgber qwam yelen mesiluna qwam nbl nierna hagerawi dhnetun rebhun zeyfelt msli adgi adgi badgu adgi gorobiet kelo qwam 7 maamuq yeto hgdef Wala n1000 amet yxnah

    • @AhmedinAbdella-rb5qv
      @AhmedinAbdella-rb5qv 7 หลายเดือนก่อน +2

      ኤርትራ ዝባሃል ሽም ምስ ኣጥፈአ ክትግበር እዩ

  • @jesusmaryam8164
    @jesusmaryam8164 7 หลายเดือนก่อน

    ኢሰያስ ጅግና እዩ 💊💊

  • @pridetransitllc2197
    @pridetransitllc2197 7 หลายเดือนก่อน +4

    ን ሓደ ሚልዮን ዝኸውን ህዝቢ ማይን መብራህትን ኽትቕርብ ዘይኻኣልኻ መጅላግሲ ብዛዕባ ኔቶን ኣውሮፖዊ ሕብረት ኽትዛረብ ቑርብ ኣይትሓፍርን ኣታ ፈራሕ ጃጃዊ ።
    ኸልቢ ትብላዕኻ ንስኻስ ጉልሒንጣ ኣረጊት ።

  • @kokobestfanos-cg8wx
    @kokobestfanos-cg8wx 7 หลายเดือนก่อน

    ቅሳነት ይሃብካ ወዲልና ዶ ሎሚ ተመስገን ተመስገን ተምስገን ኢርትራውነት ኩቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊️✊️✊️✊️✊️✊️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @MMherteab
    @MMherteab 7 หลายเดือนก่อน +22

    ብርጌድ ንሓመዱ ይመጽ አሎ

    • @Aersena
      @Aersena 7 หลายเดือนก่อน +4

      ክክክክ ደንጐላ ድሐዘ አይኮን ሚሳይል ድሐዘ ሚሳይሉ ዝመጠለ እዩ ወዲ አፌ ጅግና ንስኻ ከምቶም ዐዶም ከይርኣዩ ጎሕ ዝበሉ ጋሕ ኪትብል ኢኻ ከዳሚ

    • @negassiigebretekle5377
      @negassiigebretekle5377 7 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂

    • @Bocaca49
      @Bocaca49 7 หลายเดือนก่อน

      ምሽሙሽ ከም ዓተር ትቅሎ ኽኣ

    • @PETERMiCHAEL-lk4ny
      @PETERMiCHAEL-lk4ny 7 หลายเดือนก่อน

      ጸሓይ'ዶ መኒኻያ ኮንካ😳

    • @hybirdgenetic7096
      @hybirdgenetic7096 7 หลายเดือนก่อน

      ብርጌድ ንኸብዱ ንሓማቱ

  • @user20503
    @user20503 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኢሱ መምህር ዓለም ጅግና ናይ ጀጋኑ.በኣና ኣብ ደገ ዘለና ቅሰን ከኣ ንስኻ. ኤርትራ ዕድለኛ ኢያ ንዓኻ ምርካባ. ሩሑስ ቅንያት ናጽነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @adiamkifle5980
    @adiamkifle5980 7 หลายเดือนก่อน +14

    ቅሰንንንን ወ ቅሰኑ ሓይልታት ምክልካል ሰራዊትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ቅሰኑ ህዝበይ ህዝቢ ኤርትራ ቅሰኑ ንመላእ ኤርትራዊ ። ወዲ ኣፎም ንበረልና ኪዳነ ምህረት ኢዳ ዘርጊሓ ተጽልለልካ 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷##

  • @oromayy
    @oromayy 7 หลายเดือนก่อน +1

    ውዱቅ መራሒ ኢትዮጵያ ከይኮነ ዓለም ኣርኪባቶ ዓመት ዓመት መብጽዓ

  • @Jusesmyking6625
    @Jusesmyking6625 7 หลายเดือนก่อน +60

    ቅሳነት ይሓብካ ክቡር ፕረዝደንት

    • @blueblueablueblue5904
      @blueblueablueblue5904 7 หลายเดือนก่อน +2

      አሜን 🙏

    • @vufy9901
      @vufy9901 7 หลายเดือนก่อน +1

      ኢስይያስ ኣብ ፅቡቕ ቅሳነት እዩ ዘሎ።

    • @miniaseium8181
      @miniaseium8181 7 หลายเดือนก่อน

      Vivapresidente❤❤❤❤❤

    • @Mhkldhjd
      @Mhkldhjd 7 หลายเดือนก่อน

      ህዝቢ ምሉእ ኣስሩ ዳኣ ክቀስን እዩ እንበር ፈራሕ እንድዩ

  • @fikadusolomon322
    @fikadusolomon322 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤ wedi afye jgna ርሑስ በዓል ናጽነት ኒመላእ ሕዝቢ ኤርትራ ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ኒስወኣትና ኣወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤❤

  • @elsag2834
    @elsag2834 7 หลายเดือนก่อน +6

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ብሐበራ እንቃዕ አብዚ
    ናይ 33 ዓመት ናፅነትና አብፅሐና ::
    ወዲ አፎም ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ:: ❤️
    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💥💥🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💥💥💥💥💥💥

  • @teklia3701
    @teklia3701 7 หลายเดือนก่อน

    ሩሑስ በዓል ናጽነት❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @biniamkiflay2340
    @biniamkiflay2340 7 หลายเดือนก่อน +9

    ዎይ ሃለውሎው ናይ ሃገርና ግዳ ዘይትዛረብ ሃላው

    • @wediakriaasefaw3412
      @wediakriaasefaw3412 7 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ዴኻ ይእተወኻ ድቃላ

    • @biniamkiflay2340
      @biniamkiflay2340 7 หลายเดือนก่อน

      ክላ ኣብ ስደት ኢኻ ዘለካ ኣይሕዘልካን እየ

    • @dawityohannes2068
      @dawityohannes2068 7 หลายเดือนก่อน

      Wedi eza agame

  • @HL.ERITREATE.ERITREA
    @HL.ERITREATE.ERITREA 7 หลายเดือนก่อน

    ኩብር ፕረስደንት ሃገርይ ሙሉአ ጥና ነውሕ ኤድመ ይምነልካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dendennakfa9415
    @dendennakfa9415 7 หลายเดือนก่อน +13

    ሩሑስ በዓል መበል❤ 33❤ናጽነት ኤርትራ ዕድመን ጥዕናን ንኩቡር ፕረዚደንት እሰያስ ኣፎርቂ ክብርን ሞጎስን ንጅግና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ❤❤።

  • @Habeshaboy2155
    @Habeshaboy2155 7 หลายเดือนก่อน

    ሽሕ ዓመት ንበረልና ኢሱ ❤❤❤

  • @abrahamawet7245
    @abrahamawet7245 7 หลายเดือนก่อน +9

    ሩሑስ ብዓል ናጽነት ንመበል 33 ዓመት
    ውሕስነት ሰላም ብነኸተ ዮሃና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ሓይልታት ምክልኻሉን
    ኤሪ ትቪ የቀንየልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gamlak1
    @gamlak1 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣያኒ ንስኻ ጥራይ ቅሰን። ንሕና ደኣ ሳላሳን ሰለስተን ዓመትና ዘይቀሰና። ኣቦይዝጊ ይርዳእካ።

  • @Rob-ez3ki
    @Rob-ez3ki 7 หลายเดือนก่อน +3

    Where is our independence, I think it's not July 4 . America, Russia, China, middle east is he journalism or president of Eritrea I love Eritrea pease

  • @SamiHaile-ml3fk
    @SamiHaile-ml3fk 7 หลายเดือนก่อน +1

    መጣቅዒ ዝኮነ ህዝቢ 😢😢😢😢

  • @hailom29
    @hailom29 7 หลายเดือนก่อน +10

    33 ዓመት ሓንቲ ዓይነት መደረ :: boring 😴

  • @Mhkldhjd
    @Mhkldhjd 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጨብጨብ ጨብጨብ 😂😂😂 ሩሑስ ባርነት

  • @vkgkgt7588
    @vkgkgt7588 7 หลายเดือนก่อน +4

    ሩሙስ ሃገር ረመስካያስ በዓል ነፃነት ትብል
    እቲ ህዝቢ ኣይርድኦ ፍቃድኡ ድራር ዓሳ ገይርካዮ
    ብሰንክካ ዓዱ ሓዲጉ ይስደት ኣሎ

  • @GoitomAlem-ez2ms
    @GoitomAlem-ez2ms 7 หลายเดือนก่อน +2

    ብሩኽ ቕንያት ብዓል ናጽነት ንለዋሕ ሕዝብና ዘልአልማዊ ዝኽርን ንኹሎም ሰማእታት ኤርትራ ዓቢ ዝገብሮ ናጽነትና ምስ ኪዳነ ምሕረት ምውዓሉ ኢዩ

  • @NahomDebesay-l4d
    @NahomDebesay-l4d 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ሂወተይ ምሉእ ከማካ ዕድለኛ ርኤ ኣይፍልጥን እየ እንቃዕ ንስካስ ኣይትስዋእካ ነዚ ክሉ ከትርእየና ዝብቃዕካና ብፍላይ ባርነት

    • @isayasambasager2453
      @isayasambasager2453 7 หลายเดือนก่อน

      WXAE ATA RESAH GUHAF WEDI WOLDEGEBA TEREF DERGI MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF WEYANE SUQ ELIKA TEMEHAR ENTEKIELIKA ENTEDEYKOYNU AB SDETKA KONKA ZTEKOBLIKA AKOMSE DRBAY mushemushe DENQORO

  • @lellya2186
    @lellya2186 7 หลายเดือนก่อน +1

    አመን አመን ወዲ አፎም ቅሳነት ይግበረልካ ንዓኻውን
    እንቋዕ አብ መበል 33 ዓመት ናጽነት አብቃዓና 🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወትሩ ዓመት ንሐፈሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ዘልአለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና 🙏

  • @SamiDebas-ho4et
    @SamiDebas-ho4et 7 หลายเดือนก่อน +4

    ርሑስ ብዓል ናጽነት ንሙሉእ ኤርትራውያን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @HermonTekle-dj3su
    @HermonTekle-dj3su 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ዩ ሃ ና ንህዝቢ ኤረትራና ንህዝብና ኤረትራ ንሐይልታት ምክልካል ኤረትራና 33 ዩ ሃ ና

  • @ellat5113
    @ellat5113 7 หลายเดือนก่อน +12

    Happy Independence Day God bless my country❤❤❤❤❤❤ and

  • @Surbana15
    @Surbana15 7 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ በዓል ናጽነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️

  • @epnlt
    @epnlt 7 หลายเดือนก่อน +10

    When will talk about the people &state of Eritrea.

    • @mikeb2979
      @mikeb2979 7 หลายเดือนก่อน +1

      He doesn’t give a crap about that.

  • @Hiwet-t7t
    @Hiwet-t7t 7 หลายเดือนก่อน

    ኢንቃዕ ኣብ መዓልቲ ናጽነት ብሰላም ኣብጽሓና ህዝቢ ኤረይ።

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 7 หลายเดือนก่อน +56

    Welcome wedi Afie jigna happy eritrean independence day 🇪🇷 ❤️ 👍🙏🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MelaneYohannes-sh5nc
    @MelaneYohannes-sh5nc 7 หลายเดือนก่อน +2

    ጭንቀት ዓብልል ገብት ናይ ብሓቂ❤❤

  • @Say-2424
    @Say-2424 7 หลายเดือนก่อน +12

    ህዝቢ ኤርትራ ናይዚ ኣረጊት ደንቆሮ መፃወቲ ምዃኑ የሕዝን ።ኣዴታት ኤርትራ ነዚ ቆርበት ሽማግለ ኢልክን ቀያሕትን ፀለምትን ደቅኽን ምግባርክን ከይነኣሰ ክተጣቅዓ ምርኣይ ብጣዕሚ የሕፍር የሕዝን

    • @negassiigebretekle5377
      @negassiigebretekle5377 7 หลายเดือนก่อน +2

      አይምልከተካ ጎሐፍ

    • @Say-2424
      @Say-2424 7 หลายเดือนก่อน

      @@negassiigebretekle5377 ደገፍቲ ህግደፍ !!!መርገም እያ ከምዚኣ ትገብረኩም ዘላ እምበይ !!!ሰብ ዶ ደቁ ንዚ ቆርበት ኣረጊት ስልጣን ኢሉ ደቁ ይግብር?

    • @helenheydemann7223
      @helenheydemann7223 7 หลายเดือนก่อน

      Anta donkoro mezarebti ezu aykonekan

    • @Say-2424
      @Say-2424 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@helenheydemann7223 ሓደ መራት ኣረጊት ቆርበት ን6ሚልዮን ህዝቢ ክፃወተሉ ምርኣይ ብጣዕሚ የሕፍር !!የሕዝን !!መርገም ደኣ ይህልወኩም እምበር !!እዚኣስ ናይ ጢዒና ኣይኮነትን

    • @freweiniteklemariam8055
      @freweiniteklemariam8055 7 หลายเดือนก่อน +1

      kid agame kabakum esu yishena denakur

  • @ehabhaile467
    @ehabhaile467 7 หลายเดือนก่อน

    ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ ‼️ 🇪🇷❤️✊❤️🇪🇷

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 7 หลายเดือนก่อน +4

    እንቛዕ ናብ በዓል ናጽነት ኣብጸሓና🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤__❤😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hadushteklehaimanot-mi7fo
    @hadushteklehaimanot-mi7fo 7 หลายเดือนก่อน +2

    ሕሱር መራሒ !! ኣብ ነፃ ሃገር ኣብ ባርነት ዝነብር ህዝቢ ።

  • @Eagle1503
    @Eagle1503 7 หลายเดือนก่อน +17

    ኣደየ ኣድ ጀጋኑ መጻወቲ በኣል እዝን ወድ ከምዝን ኮይና ብምትራፉ ዘህዝንን ዘንብዕን እዩ😢 33ተን ዓመት ዶ ይህውተት እዩ 😢 ኣምልክ ይኣክል ይበለና

    • @blueblueablueblue5904
      @blueblueablueblue5904 7 หลายเดือนก่อน

      ድርባይ አስታክ ሰራቂ ሌባ መታለሊ ኪድ ናይቲ ርኳን ክልልኩም ግበር

    • @ser278
      @ser278 7 หลายเดือนก่อน +6

      This is Eritrean channel. Focus to your tigray kilil.

    • @paulosghirmai5438
      @paulosghirmai5438 7 หลายเดือนก่อน

      Sekit hamema

    • @amlakiesmani3149
      @amlakiesmani3149 7 หลายเดือนก่อน +1

      Game over tigray wxae this is eri Chanel

    • @Eagle1503
      @Eagle1503 7 หลายเดือนก่อน +2

      @@ser278 its 21 century መጻወቲ ወድ 80 ዓመት 🤣 ዓገብ ዓገብ

  • @m.j9886
    @m.j9886 7 หลายเดือนก่อน

    ኣያይ ብዓል ሓቦ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊

  • @mitslaltekle6437
    @mitslaltekle6437 7 หลายเดือนก่อน +23

    ዕላማ ቃልስና ብመሰረቱ ሕቡን ዜጋ ንምፍጣር እዩ። ኣብዛ ብትንፋስን ብደም ጀጋኑ ዝተረኽበት ሃገር ድማ ጉቡኡ ፈሊጡ መሰሉ ዝሕለወላ ሃገር ክትከውን 2ይ ዕላማና እዩ።
    ንሕናን ዕላማና!

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 7 หลายเดือนก่อน +1

      Entay elamaka.seb bzey hgi miesar dyu

  • @ghenetasmerom631
    @ghenetasmerom631 7 หลายเดือนก่อน +2

    ናጺነትና ብደም ስዋአትና 🦁🕯️🇪🇷❤️🇪🇷💡🦁
    የሃና አናብስ ሰራዊት ኤርትራ 🦁🦁🇪🇷🇪🇷❤️❤️🕊️🕊️
    💥..የሃና ን ህዚቢ ኤርትራ💥💎🇪🇷 🦁 .....የሃና ንጀጋኑ መንግስትና 🦁 💎የሃና 🇪🇷ን አደና ኤርትራ 🇪🇷❤️🇪🇷
    ✨🥂🍾🍾እንቋዒ ሐጋሰና መበል 🎈🎈🍾33 ዓመት ናጺነትና 🎈🎈🍾🍾💎🥂✨

  • @AmineMehari-ky4fx
    @AmineMehari-ky4fx 7 หลายเดือนก่อน +26

    China china China Russia Russia America America America .what about Eritrean 😢😢😢😢😢

    • @hameyqalbeymishizbey2018
      @hameyqalbeymishizbey2018 7 หลายเดือนก่อน +1

      1.5😢😢😂😂

    • @جعفرنبراي-ك2ز
      @جعفرنبراي-ك2ز 7 หลายเดือนก่อน

      At past was tigray tigray tigray but now he is speaking out of our continent , who knows next year may speak about Antarctica and life of penguins 🐧

    • @dahlakdahlak8740
      @dahlakdahlak8740 7 หลายเดือนก่อน

      Eritrea is celebrating the 33th reinstated it independent day.
      And He mentioned about the forwards mobilizing the resources and constructive process and the hopeful progress .
      And he also appreciated China's programs progress and success also their healthy influence in Global matters economically or else.
      Happy the 33th anniversary of independent day.
      Eritrea Eritrea Eritrea....

  • @meceasefire
    @meceasefire 3 หลายเดือนก่อน +1

    نحن فخورين! أن تصوت بلادنا ارتريا لصالح حرية واستقلال دولة فلسطين! في الجمعية العامة للأمم المتحدة! وبذلك أن تكون ضمن 124 بلد التي صوتة لصالح دولة فلسطين!
    نحن فخورين أن تكون ارتريا ضمن 124 بلد التي يعرف باسم محور الشر! والتي صوتت لصالح حرية واستقلال دولة فلسطين!

  • @yowhansdebesu4241
    @yowhansdebesu4241 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣታ እዚ ሰብኣይ እንታይ በዲልናዮ ኢና ፣ ብዛዕባ ሃገር ዘይዛረብ ናበይ ኮለል ይብል ኣሎ 🤕🤔ወዳ-ኢተ

  • @HagosTaye-r5d
    @HagosTaye-r5d 7 หลายเดือนก่อน

    ባርነት ድዮ ነፃነት ዓወት ንቤርጌድ ንሀመዱ

  • @Shawl-c3m
    @Shawl-c3m 7 หลายเดือนก่อน +9

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤ PIA❤ ኣድሓ ቀርኒ ኣፍሪቃ 💪💪🇪🇷🇪🇷🐪❤✝️🙏☪️❤️🐪🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @rozinaandebrehan2554
    @rozinaandebrehan2554 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ንፕረሲደንት ና ንመከላከሊና ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓድን ኣብ ደገን ዮውሃና🎉🎉🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽💪💪🌻🌻🌹🌹🌷🌷👏👏👏💐✝️🇪🇷☪️🇪🇷

  • @atiatiakal9561
    @atiatiakal9561 7 หลายเดือนก่อน +3

    ጽሉል ኮለል ጥራይ ይብል ኣብ ናጽነት ኤርትራስ ዓብልል ገብት ቻይና ሩስያ ጌሩ ወዲእዋ😂😂

  • @abebazeray5277
    @abebazeray5277 7 หลายเดือนก่อน

    ሩሑስ በዓል ናፅነት ❤❤❤❤🎉🎉🎉ዓድመን ጥዕና ይሃብካ ክቡር ፕሬዝዳንትኢሳያስ አፈወርቂ ንዘለዓለም ንበረልና 🙏🏾💚💙❤️💛🌿🌺🌸🌾🐪🐪🌾👉👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎋🌹🌷✊ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ 💪✨💫💫

  • @robelhagos6888
    @robelhagos6888 7 หลายเดือนก่อน +29

    is’t a Chinese independence day??

    • @FeruzMikael
      @FeruzMikael 7 หลายเดือนก่อน +1

      Wela ane tetaratire eleku ms aregagexka ngerena

    • @MKRead12
      @MKRead12 7 หลายเดือนก่อน

      😂 🤔

    • @robelhagos6888
      @robelhagos6888 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@FeruzMikael maybe kea nay Russia keyken ziblu wen alewu🥶

    • @meazatesfamicael2346
      @meazatesfamicael2346 7 หลายเดือนก่อน

      You're absolutely jealous sick mind

    • @eritreanredsea8167
      @eritreanredsea8167 7 หลายเดือนก่อน +2

      ኣገናዕ ቐጽልዎ from our hero president Eritrea. Iseyas Afwerki 💪🇪🇷💪🇪🇷💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @temesgenbeyene5770
    @temesgenbeyene5770 7 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ኘ/ባባ ኢሱ ምስ ብጾትካ ጀጋኑ መሪሕነትን ዋልታ ሃገር ሰራዊት አቦታትና አዲታትናን የሕዋትና አሐትና አቅሲንኩምና ጸባ አስቲኹምና ኢኹም አሞ ቅሰኑ አብ መትከል ህ/ግንባርን መኸተ ጀግና ሕዝብና ሐቢርና ቃልስና መስርዕና አስጢምና ከነበርትዕ ቃልና አብዛ መበል 33 መዓልቲ ናጽነት ብስም ስማአታትና ነሐድስ አለና🫡🫡🫡ዓወት ንሐፋሽ✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @oromayy
      @oromayy 7 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ትግራይ ዝሃለቀ ልዕሊ 100000 ሰራዊት ከ ደሃይ ኣሎካዶ ኩሩዕ ወዲ ኤረ

    • @temesgenbeyene5770
      @temesgenbeyene5770 7 หลายเดือนก่อน

      @@oromayyነዓኻ ይቀርቡኻ ደሃዬም ክትረክብ ።

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 7 หลายเดือนก่อน +13

    ናይ ሎሚ ዓመት መብጸዓ ድአ የለን ድ አንቶንዮ (ዘእምባጋልያኖ)

  • @HelenKuwait-m7f
    @HelenKuwait-m7f 7 หลายเดือนก่อน

    ዮሃና ዮሃና❤ 🎉ርሑስ ብዓል❤🎉 ናጽነት ❤🎉ንሙላእ ህዝቢ ጅግና🎉❤ ኤርትራ ወትሩ ዓወት🎉❤ ንሐፋሸ❤❤❤❤

  • @gebrehiwotzerezghi8797
    @gebrehiwotzerezghi8797 7 หลายเดือนก่อน +53

    Please talk about Eritrea !!!!!!!.

    • @mikeb2979
      @mikeb2979 7 หลายเดือนก่อน +8

      Nothing has been achieved in the past 33 years to talk about.

    • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
      @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 7 หลายเดือนก่อน +2

      Eritra nay alem merahit koyna asey asey asey ertra nialem timerha ala.
      Abiet gura.

    • @Wedikeshi99
      @Wedikeshi99 7 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂

    • @Infoismylife
      @Infoismylife 7 หลายเดือนก่อน +6

      None of your business here, he knows what he does.

    • @Merike-ts5eo2nl4b
      @Merike-ts5eo2nl4b 7 หลายเดือนก่อน

      ​@@Infoismylifeበቃ ንሱ ዝበሎ ብዘይ ሕቶ ክትቅበሎ ባርያ ሲ ባርያ ድኣ😂

  • @ExellentLove
    @ExellentLove 7 หลายเดือนก่อน +1

    Eritrea 9♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @FeruzMikael
    @FeruzMikael 7 หลายเดือนก่อน +8

    Entum seb sebay erigu enber halewlew abzihu

  • @tsehaye808
    @tsehaye808 7 หลายเดือนก่อน +1

    ውጽኣት ትሓዝካ ግኑፍ!

  • @eritreancollection2167
    @eritreancollection2167 7 หลายเดือนก่อน +64

    What he talking about? We need hear about our country situation is not Russia or China Independence Day is Eritrean Independence Day just speak about Eritrea

    • @blueblueablueblue5904
      @blueblueablueblue5904 7 หลายเดือนก่อน +10

      ኡስስስስስስስስስስስስስስ

    • @eritreanjohnny3074
      @eritreanjohnny3074 7 หลายเดือนก่อน +18

      ሰክት ኣበይ እሞ ይርድኣኩም እንታይ ይብል ኣሎ ንክርድኣኡም ከም ብሓድሽ ክትውለዱ ኣለኩም ደንጎላ ዓድዋ

    • @eritreancollection2167
      @eritreancollection2167 7 หลายเดือนก่อน

      @@ephigreat4107 i’m not talking about age is a number

    • @welodolomiwelodolomi5256
      @welodolomiwelodolomi5256 7 หลายเดือนก่อน +11

      ክክክክክ ተፋሊጥና ኣሎና ስም ናይ ገሊኣዮም ስለዘይጸውዖ'ዩ ምውሓት ኣብይኩም፡ ንዑቓት ደጊም ስምኩም ምጽዋዕ የለን ድሕሪ ገይምኦቨር

    • @ser278
      @ser278 7 หลายเดือนก่อน +9

      Leave Eritrea to Eritreans!

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 7 หลายเดือนก่อน

    ወዲ አፈዎርቂ
    ቅሰኒ ኤሪትራ ቅሰን ኤሪትራዊ
    ሻዕቢያዊ ክብርታት
    ሕድሪ
    መትከል
    ውድብ
    ንቅሓት
    ቃልሲ
    ዓወት
    ዓወት ንሓፋሽ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Robi-94
    @Robi-94 7 หลายเดือนก่อน +5

    ኣጆኻ ሰራዊተይ ደጊም ክምለሰካ ኢየ ዝካወን ኣለኒ ከካዉነን እበር ደጊም ምሳካ ኢየ ሰብ ክስሕቅ ይክእል ኢዩ ሰብ ከባጭወለይ ይክእል ኢዩ እንተ ኮነ ግን ብኩሉ ኩርናዕ ናይ ዓለም ፈቲሸ ንስካን መጻሓፍ ቁዱሰይን ኢኹም ቁኑዓት። ሰራዊተይ ህዝበይ ሃገረይ በቃ ❤❤

    • @asmaitghirmay1987
      @asmaitghirmay1987 7 หลายเดือนก่อน

      Maska aleku ta ambesa:ewe abta qdsti meretna ntaaqob nhdem nab embana!keytgedfeni haderaka.wrsay ykealo mendelay Amlak menfes qdus ykellom!

    • @Deju-tso1
      @Deju-tso1 7 หลายเดือนก่อน +1

      Kid hasawi wedi habtam kshq wedi dka ynebie alo endu natkun neger

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay4018 7 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ዓለም ጦርነት ዝናፈቆ መራሒ። እግዚኦ!

  • @Boondheere252
    @Boondheere252 7 หลายเดือนก่อน +6

    Happy Independence Day to our Eritrean brothers and sisters! We love you from Somalia 🇸🇴

  • @munirahabib1798
    @munirahabib1798 7 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ መራሒና ኮንካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቦይ በዓል በልሕ ርእሲ ንዓኻስ ዕድመ ማትሶላ ዕድመ ድኣ ይሃብካ🙏🙏🙏

  • @Habu-wedi-Erey
    @Habu-wedi-Erey 7 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ጀጋኑ ወዲ ኣፊየ ❤️እንኳዕ ናብ መበል 🇪🇷33 🇪🇷ማዓልቲ ናጽነት ኣብጻሓና ደቂ ኤረይ🇪🇷
    ዮውሃና ዮውሃና እንኳዕ ናብዚ ረዚን ዕለት ኣብቃዓና
    እግዝኣቢሄር🙏 ኣምላክ ንህዝብናን❤️ ሃገርናን ይባርክ
    ከምዚ ንዓመታ ብሰላም❤️ የጽናሓና ደቂ ኤረይ🇪🇷❤️ክብርን ሞጎስን ነቶም ከም ሽምዓ መኪኾም ብርሃን ዝለገሱልና ጀጋኑ ስዋኣትና። ❤️❤️❤️🇪🇷💒🇪🇷❤️🕌❤️🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ።

  • @hanazeray-g1z
    @hanazeray-g1z 7 หลายเดือนก่อน +3

    Happy Eritrean 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🏽 May 24th Independence day.. May God always flourishes & Bless
    my lovely country 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🏽

  • @Abelkiros-jd3gw
    @Abelkiros-jd3gw 7 หลายเดือนก่อน

    ጀግናውፕሬዝደንት፣የጀግና፣ህዝብመሪ፣ጥላቶቻችንን፣በህብረት

  • @jacobjacob3227
    @jacobjacob3227 7 หลายเดือนก่อน +15

    Ata Halaw nhna ko Eritrea ina Chaina aykonan Aregit

    • @yosefteklemariam5501
      @yosefteklemariam5501 7 หลายเดือนก่อน

      Adme eko tsega eyou seb beadme eyou zmewut zmeslekum

    • @mikiyatlove9608
      @mikiyatlove9608 7 หลายเดือนก่อน +2

      እቲ ጸገም ኣእምሮኻ ጽልኢ ጥራይ መሊኡ ኣሎ

    • @asmeretsolomon4694
      @asmeretsolomon4694 7 หลายเดือนก่อน +2

      Game is over Eritrea is for Eritrean he doesn’t have time for people like is busy with China 🇨🇳 and Russia 🇷🇺 ok games r over jgna wedi Eri still looking 20 years ald I just want to tell irgan shimet iyu welika ab idmeka shim zeblka 🇪🇷❤️🎉💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @HL.ERITREATE.ERITREA
      @HL.ERITREATE.ERITREA 7 หลายเดือนก่อน

      🤑🤑🤑ጎሓፍ ኣኩት ትራሽ 🤑🤑

    • @abrhamtadese1220
      @abrhamtadese1220 7 หลายเดือนก่อน

      እንታይ መረጋገጺ ኣለካ ኤርትራዊ ምካንካ

  • @ابوبشاربشير-ر6ح
    @ابوبشاربشير-ر6ح 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዘልኣለማዊ ክብሪን ሞጎስን ንሰማእታትና ዕድመን ጥዕናን ንመርሕነት ህዝባዊ ግንባር ሓሪነት ኤረትራ ❤ ዓዎት ንሓፋሽ❕ ኤረትራ 🇪🇷ንዘልኣለም 💪✌️

  • @ኣለኹኣምላኽይመስገን
    @ኣለኹኣምላኽይመስገን 7 หลายเดือนก่อน +6

    ዕቡድ ከልቢ

    • @wediakriaasefaw3412
      @wediakriaasefaw3412 7 หลายเดือนก่อน +1

      Wedi shermuta bxbx neti agonbihu nedeika zweledeka komu bolo

    • @ኣለኹኣምላኽይመስገን
      @ኣለኹኣምላኽይመስገን 7 หลายเดือนก่อน

      @@wediakriaasefaw3412 ድርባይ ሓሳብ የብልካን ነደኻ ግዳ ከሙኡ ጌርካ ዘይትሕለቃላ መቸም ሓሰማስ ሓሰመኣ ደኣ ዘይ ግድሳ ወላ ሓርኣ ትበልዕ

  • @LSAN-bh4vl
    @LSAN-bh4vl 7 หลายเดือนก่อน

    አብጎንኻለና !! ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ!! ውድቀት ንፀላእትና!!

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 7 หลายเดือนก่อน +3

    ርሑስ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ንኹልኹም ኤርትራውያን ማሕበራዊ መራኸቢታት ስለቲ ኩሉኹም ኣብ እዋናዊ ፍጻሜታትን ኩነታትን ዓለምና ንኹላትና ኤርትራውያን ኣብ እዋናዊ ፍጻሜታትን ኩነታትን ንምሕባርን ንምምሃርን እበርክቶ ዘለኹም ዘይሕለል ጻዕርኹም ኩላትና ንሕበንን ኣዚና ነመስግንን በዚ ኣጋጣሚ ንጻዕርኹም ደቂ ሪመይ!!🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏

  • @Eritrea-f
    @Eritrea-f 7 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ በዓል ናጽነትና ንሙሉእ ሕዝቢ ኤርትራን ንመንግሰት ኤርትራን ሓይልታት ምክልኻልን: :ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንፕረዚደንት ኢሰይያሰ አፈወርቂ