🔴ምግላጽ ድንግል ማርያም ኣብ ግዜ ቅዳሴ// ኣብ ሃገርና መዓስ ተገሊጻ? Eritrean orthodox tewahdo church video 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • ©Mdre Canaan
    Subscribe for more ‪@Mdrecanaan‬

ความคิดเห็น • 110

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi 24 วันที่ผ่านมา +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ቃል ሂወት የስመዐልና በርኸታን ኣማላድነታን ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ድግል ማርያም ኣይፈለየና❤❤❤

  • @rigatbahlbi8582
    @rigatbahlbi8582 23 วันที่ผ่านมา +6

    ኣብ ሃገርና ኣብ እንባ ደርሆ፡ኣብ ደብረሲና ተገሊጻ ኔራ ።❤❤❤ እዚ ኩሉ ገዳማትና ብዙሕ ተኣምር ይገበር ጋብር ደርዓንቶ ፡ኣቡነ እንድርያስ ንክንደይ ለምጺ ዝሓዞም ዝመሓሮም ጻድቕ ኣቦና፡ንብዙሓት ኣቦታት እዴታት ብዙሕ ግዜ ቅዱሳን ይግለጹሎም ግን ካብ ኮንቱ ውዳሴ ምህዳም ምስጢር ይገብርዎ።ኩሉ ነናቱ ስርዓት ኣለዎ ግብጻውያን ናቶም ዝኮነ ምስ ዝርእዩ ብማስ መድያ ይሕበር፡ናትና ኣቦታት ግን ከምዚ ምስ ዝርእዩ ይሓብእዋ ኣይዛረቡን፡ስለዚ ይሕዋት ተቓዳዲምና ሕማቅ ኣይንዛረብ።

  • @binyamsiumkidane4185
    @binyamsiumkidane4185 24 วันที่ผ่านมา +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልባ በረኸታን ኣማላድነታን ናይ እመቤታችን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  23 วันที่ผ่านมา

      Amen 🙏❤️

  • @akberethaile2320
    @akberethaile2320 24 วันที่ผ่านมา +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ወላዲት ኣምላክ ጸጋኪ ኣይፈለየና።

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  23 วันที่ผ่านมา

      Amen 🙏

  • @Semhargebre384
    @Semhargebre384 24 วันที่ผ่านมา +3

    ግብጻውያን እቶም ክርስቲያን በሓቅ ንጽሃት እዮም ዕሽር ይህብ ንሓወም ይሕግዙ። ቃል ሂውት የስሚኣልና ክብር ሓውና።🙏🙏🙏

    • @user-pm2ul5pg1r
      @user-pm2ul5pg1r 24 วันที่ผ่านมา +2

      ብሓቂ ብጣዕሚ ዮም ዘቅኑኡኒ ግብጻውያን

  • @awetmebrahtu4429
    @awetmebrahtu4429 24 วันที่ผ่านมา +2

    Bereketn amaladnetn nay Adiena Qdsti Dngl Mariyam ms kulatna hbze krstyan ykun AMEN!!!

  • @shewitsium5514
    @shewitsium5514 24 วันที่ผ่านมา +3

    ኣብ ማርያም ደብረሲና ዝተገልጸ ከ ኣይተዓዘብኩም ዲኩም ክከውንከሎ ጊዜ ናብ ምድሪ ኤርትያ ገዓዙ ዝበሃልከ ኣይሰማዕኩምን ዲኩምግን ኣብ ሃገርና ዘሎ ጸጋ ገዲፍኩም ምይ ባዕድውያን ስለ ትንእዱ ኢዩ።ልቡና ይሃበና።ናይሃገርና ጸጋታት ኣድንቁ ይሕዋት❤

  • @ፌብ-ዘ24
    @ፌብ-ዘ24 21 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ብሓቂ ቃልሕይወት ያስመዐልና ርግእ ዝበለ ትምህርቲ ብዙሕ ትምህርቲ ወሲደ ኣለኹ ኣምላኽ ንኹልና ንጹሕ ልቢ ይዓድለና

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  21 วันที่ผ่านมา

      Amen 🙏

  • @catyphonr3046
    @catyphonr3046 23 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ቃለ በረከት
    የስመዐና ፀግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ
    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  23 วันที่ผ่านมา

      Amen 🙏❤️

  • @g776yy3
    @g776yy3 24 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ✝️❤️✝️❤️✝️❤️🙏🙏🙏

  • @user-gb8tv3fr8r
    @user-gb8tv3fr8r 24 วันที่ผ่านมา +1

    Yqrita giga yklaley ab Eritrea tgelixa tfelt eya msleni ab gedam debresina msay wun seli aleni bmntay ksedelka ykel 🙏🙏🙏

    • @user-im5ke8bo1w
      @user-im5ke8bo1w 22 วันที่ผ่านมา +1

      Sededlu ane bezeneyy semie yefelte eye abu zenberu sebat wala ab deqmhare tegelixa nera

  • @user-hj5tt9pz3p
    @user-hj5tt9pz3p 24 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ብኣፍ እበር ብልቢ ንኣምላኽ ኣይነፍቅሮን የሕዝን ኣይኒ ልብናና ክፈተልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለማት🙏💔💔😢

  • @عبدالرحمنالعماري-ن9ث
    @عبدالرحمنالعماري-ن9ث 23 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @rozaibrahemma2806
    @rozaibrahemma2806 22 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-it4jz2et9h
    @user-it4jz2et9h 23 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna

  • @user-rn6vd5xp6p
    @user-rn6vd5xp6p 23 วันที่ผ่านมา

    ❤ቃለህይወት ያሰማልን ።

  • @manatewelde4453
    @manatewelde4453 24 วันที่ผ่านมา

    Amen kale hiwet ysmalna

  • @tekakesete964
    @tekakesete964 23 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏

  • @mihretyakob9177
    @mihretyakob9177 11 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen qalhwet ysmalna

  • @alemey6111
    @alemey6111 24 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen 🙏

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 24 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 Kale Hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Mehiret yeweredlena xilotan Bereketan nay adena kidisti Mariam ayfelejena 🙏🙏🙏❤️✝️❤️✝️❤️✝️

  • @sarateclab1936
    @sarateclab1936 23 วันที่ผ่านมา

    AMEN AMEN AMEN 🙏 🙏🙏

  • @militetesfatzion2418
    @militetesfatzion2418 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏

  • @user-vy5cm8ri7y
    @user-vy5cm8ri7y 23 วันที่ผ่านมา

    Amen (3)❤

  • @user-ce7uk8li5w
    @user-ce7uk8li5w 23 วันที่ผ่านมา

    amen❤

  • @yonasjrkilla7597
    @yonasjrkilla7597 20 วันที่ผ่านมา

    Qale hiwet yesemalena memeherena

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  19 วันที่ผ่านมา

      Amen 🙏❤️

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 8 วันที่ผ่านมา

    Egzhbear. yemasgen. ✝️🙏🙏🙏❤️🌿

  • @asmeretfkadu5781
    @asmeretfkadu5781 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Amen Amen Amen

  • @hiwotiasu9601
    @hiwotiasu9601 24 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን እሜን ቃል ሂወት የስምዓና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  23 วันที่ผ่านมา

      Amen 🙏❤️

  • @SSsss-x5k
    @SSsss-x5k 24 วันที่ผ่านมา

    👏👏👏 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ይስመዐልና

  • @freweyniteklemariam1247
    @freweyniteklemariam1247 21 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  19 วันที่ผ่านมา

      Amen 🙏

  • @BiniamTesfay-ke5hq
    @BiniamTesfay-ke5hq 24 วันที่ผ่านมา

    Egziabiher ymesgen buruk sembet ygberelna❤❤❤

  • @kisanetredie7956
    @kisanetredie7956 23 วันที่ผ่านมา

    ቅረታ ኣለኒ ኣብዛ ዝበልካያ መናልባት ዘይሰማአካዮ ወይ ዘይረኣካዮ ከይትክወን አንበር ኣብ ደብረሲና ዝተገለጾቶከ ፡ካላይ ከኣ ኣብ ኣድና አንተራዩ ኣቦታትና ተገሊጻትልና ኣይብሉ ❤

  • @Temesgengoytay
    @Temesgengoytay 24 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ትዕቢት ኣሎ ኣብ አትዮጵያን ኤርትራን ብጽልኢ ተዋሕጥና ድኣ ከመይ ገርና ክንርኢ

    • @weinikeleta3461
      @weinikeleta3461 24 วันที่ผ่านมา

      Nay behaki ❤

    • @goitomtadesseferede2330
      @goitomtadesseferede2330 24 วันที่ผ่านมา

      መጀመርታ ነቶም እና ጠንቆሉ ዝቅድሱ ናብ እምነት ምለሶም ሽዑ ክትርኢ ኢኻ።

    • @user-qe4np3sp7z
      @user-qe4np3sp7z 2 วันที่ผ่านมา

      ሓወይ መጀመርታ ንስካከ ነፍስኻ ማዕረ ክንደይ ንጽህቲ ምኻና መርምርካያ ዲኻ ብዛዕባ ካልእ ትፈርድ ዘለኻ

  • @wedibalila2130
    @wedibalila2130 24 วันที่ผ่านมา

    ኣሜንኣሜን ኣሜን

  • @MeraASFa
    @MeraASFa 24 วันที่ผ่านมา

    Amén amén amén xelotan bereketan nay adena qdsti dngl Maryam nkulna hzbe krstyan iyfeleyena

  • @YohanaKesete-wu9bd
    @YohanaKesete-wu9bd 24 วันที่ผ่านมา +2

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-sk9uz7dy6e
    @user-sk9uz7dy6e 24 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የሰማዓና ❤❤❤❤

  • @Micealteshaye
    @Micealteshaye 21 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤amen amen a
    Amen

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  19 วันที่ผ่านมา

      ❤️🙏

  • @user-ck9ix4xh2z
    @user-ck9ix4xh2z 24 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna xegu yebzhalkum abona 🙏🙏🙏♥️♥️♥️

  • @bereketdrar4276
    @bereketdrar4276 24 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @abraghi1390
    @abraghi1390 24 วันที่ผ่านมา

    Amenn kale hiwet yesmalina nay agolgulet zemenka yibzehalika Ab emba derho tegelixa nera

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 24 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና ናይ አዴና ወላዲተ አምላክ በረከት አማላድነት አይፈለየና አሜን ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  23 วันที่ผ่านมา

      Amen 🙏

  • @AmanuelEmehastion
    @AmanuelEmehastion 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 24 วันที่ผ่านมา

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @helensamu8747
    @helensamu8747 23 วันที่ผ่านมา

    ኪዳነምህረት ኣብ አንባደርሆ ተገሊጻ ነይራ

  • @lichiaaraya6546
    @lichiaaraya6546 24 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስምዓልና❤❤❤❤

  • @BerihaTewelde
    @BerihaTewelde 24 วันที่ผ่านมา

    እመብርሃነይ ኣማላድነትኪ ኣይፈለየና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  23 วันที่ผ่านมา

      Amen 🙏

  • @eritrea2748
    @eritrea2748 24 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen 🙏 weladi amlak bealki halwna ndekki🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒

  • @TigerayAdey
    @TigerayAdey 19 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏❤❤❤

  • @yordanostesfahiwet7079
    @yordanostesfahiwet7079 24 วันที่ผ่านมา

    Amen qale hiwet yesmalna dsemaenayo ab lbna yehdro lbi lidya dkefete lbna ykfetelna ❤❤❤

  • @brhanahaile5877
    @brhanahaile5877 24 วันที่ผ่านมา

    ኣማላነታት ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ድግል ማርያም ኣይፈየና አሜን አሜን አሜን ❤❤❤✝️🙏🙏🙏💒✝️🙏

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  23 วันที่ผ่านมา

      Amen 🙏❤️

  • @keshighebremichaelkeshighe1988
    @keshighebremichaelkeshighe1988 24 วันที่ผ่านมา

    Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @biniyamweldemichael4421
    @biniyamweldemichael4421 24 วันที่ผ่านมา

    Kalehiwet yesmalna egzabeher amlak tsegu yebzhalka ❤❤❤

  • @samuelangosom6779
    @samuelangosom6779 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eritrea941
    @eritrea941 24 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-xp4nm8vw2e
    @user-xp4nm8vw2e 24 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @asmeretestifanos5931
    @asmeretestifanos5931 24 วันที่ผ่านมา

    kale hewet yemana 🙏🙏🙏

  • @habentesfatsion6377
    @habentesfatsion6377 20 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  19 วันที่ผ่านมา

      🙏🙏❤️

  • @aziebgilamichael4716
    @aziebgilamichael4716 21 วันที่ผ่านมา

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  19 วันที่ผ่านมา

      ❤️🙏❤️🙏

  • @shewitsium5514
    @shewitsium5514 24 วันที่ผ่านมา +2

    ንግብጻውያን ተገሊጻትሎም ኢያ እወ ኣምላክ ይመስገን ንኤርትራ ግን ምግላጽ ዘይኮነ ባዕላ ቅድስቲ ማርያም ኣቡኡ ኢያ ትቅመጥ ካብ ኤርትያ ከይዳ ኢያ ትግለጸሎም ክቡራት እሕዋት።

    • @BiniBini-t9p
      @BiniBini-t9p 24 วันที่ผ่านมา +1

      Smiet aleki

  • @SamiGotom-d2p
    @SamiGotom-d2p 24 วันที่ผ่านมา

    qal hiwet ysmelna❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jositsegay1733
    @jositsegay1733 22 วันที่ผ่านมา

    ብዘይ የሱስ ሂወት የለን ፡፡ ሂወት ዝህብ ዝፍውስ እቲ ስለና ዝሞተን ዝተንሰአን የሱስ ክርስቶስ እዩ ።

  • @GrmayTewelde-vi2fm
    @GrmayTewelde-vi2fm 24 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏♥️❤️♥️❤️♥️

  • @rishanbitow3197
    @rishanbitow3197 23 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🤲❤️🙏🙏🙏🤲❤️❤️❤️Ezan🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️halwley🤲🤲🤲🤲🙏

  • @BiniamAsefa-zk1ho
    @BiniamAsefa-zk1ho 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sim-rv8rl
    @Sim-rv8rl 24 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet yesmiana ..kbur haw kidmi kurub ametat ab debre Sina Emebrhan tegelixa eya wela amenti rioma eyom...ezi zegateme ab salsti naytom n debre Sina kikedu mekina xedifom zimetu amenti eyu...

  • @TsegayGebrekedan
    @TsegayGebrekedan 24 วันที่ผ่านมา

    ማርያም ታበይ መጺአ ኢያ ትግልጽ

    • @user-pm2ul5pg1r
      @user-pm2ul5pg1r 24 วันที่ผ่านมา

      ካብ ዘላቶ
      እመብርሃነይ ጸሎትክን አመላድነትክን ኣይፈለየና🤲✝️💟

  • @Mezamur
    @Mezamur 24 วันที่ผ่านมา

    maryam tegelitsa marmo tesalimna kudus seb betekirstan serihna
    antum hzbi sgabmas n amlak ketekotuawo kitnebru
    ekum bejakum tsntsway gedifkum bnsha nab mehani alem
    zkone kirstos temelosu

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b 24 วันที่ผ่านมา

    ብሰብ ዝሰርሖ ኣርተፍሻል ብርሃን ሲ ማርያም መጽያትና ክክክ

  • @EduEdu-oh6qk
    @EduEdu-oh6qk 18 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ዝሓወይ ስለ እቲ ሰናይ ግብሪ ኣምላኽ፡ ንኤርትራን ኢትዮጲያን ደኣ ከመይ ኢላ ክትግለጽ ቅድስት ድንግል ማርያም። ማለት ኣብ ኦሬንታ ኦርቶዶክስ ክሕደት እዩ ኢለን ዝምህርኦ፡ ትምህርቲ ካቶሊኽ ኣንጻር ቅድስት ድንግል ማርያም፡ ማለት ጥንቶ ኣብሶ የብላን ዝብል ክሕደት እንዳ መሃራ። ኤርትራን ኢትዮጲያን እውን ነዚ ክሕደት ይምህራሉ። እዚ ከኣ ኣንጻር ኣምላኽ እዩ፡ ከምኡውን ኣንጻር ቅድስት ድንግል እዩ። ስለዚ ኣንጻሮም እንዳመሃርካ። ከመይ ገርካ ቅድስት ድንግል ክትግለጸልኩም። ንቅድስት ድንግል ጥንቶ ኣብሶ የብላን ኢሉ ዝመሃረ፡ ውጉዝ እዩ፡ ኢሎም ኣብ ቤተ ክርስቲያን ይምህሩ። ንሰብ ኣይተደናግሩ።
    ከምኡውን ኣብ ኦሪት ዘፍጥረት ዘሎ፡ ናብ እንዳ ኣብርሃም ዝመጹ ኣጋይሽ፡ ወዲ ኣምላኽ ጎይታ፡ ምስ ክልተ መላእኽቲ እዩ፡ ኢሎም እቶም ቅድስት ድንግል ትግለጸሎም ይምህሩ። ነቶም ስላሴ እዮም ዝብሉ ትኹንን። ስለዚ ንመላእኽቲ ስላሴ እንዳ በልካ፡ ከመይ ኢላ ቅድስት ድንግል ክትግለጸልካ ትሓስብ።
    ከምኡውን ኣብ እዚ ምድሪ ዝገበርኩምዎ ጸበል ኣብ ሰማይ ቅዱሳን ክወሓስኹም እዮም፡ኢልካ ክሕደት እንዳ መሃርካ፡ከመይ ቅድስት ድንግል ክትግለጸልካ። ነዚ ግብጻውያን ክሕደት እዩ ኢሎም ዝምህሩ፡ ቅድስት ድንግል ከኣ ትግለጸሎም።
    ወረ ከመይ ኢኹም ንነብስኹም ትሓስብዋ፡ ገዛ ገዛ እንዳኸድካ ካህናት ቢራ፡ ዊስኪ፡ ዝሕላታት እንዳበላዓኻ፡ ቤት ድኻታት እንዳ በዝበዝካ፡ ቅድስት ድንግል ክትግለጸልካ።
    ከምኡውን ጥምቀት ጥንቶ ኣብሶ ኣይድምስስ እዩ፡ ህጻናት ጥንተ ኣብሶ ኣይሓልፎምን እዩ ኢልካ ፡ ኣንጻር ግብጻውያን እንዳ ሰበኽካ፡ ከም ግብጻውያን ክኾነልካ ትደሊ ተደንግጽ። ምጽኣት ክርስቶስ ማለት ክርስቶስ ናብዚ ዓለም መጺኡ ነቲ ጽልኢ መጋረጃ ከም ዝኸፈቶ ዝይኣመንካ፡ ኣብ ቤት መቅደስ ተዓጺኻ ትቅድስ፡ ከምቲ ኣብ መልእኽቲ ቆሮንሮስ(2ቆሮ1-16) ድንዙዛት እዮም፡ ናብ ጎይታ ምስ ተመልሱ ግና፡ እቲ መጋረጃ ኪቕንጠጥ እዩ። ዝበሎ፡ ከመይ ገራ ቅድስት ድንግል ክትግለጸልካ። ግብጻውያን እንተወሓደ ኣብ ስሙን ሰለስተ መዓልቲ እዮም ዝቅበሉ፡ ንስኹምከ ሓዊ እዩ እንዳበልኩም፡ ንስኹም ኣይትቅበሉ፡ ንሰብ ኣይተቀብሉ። ባእስን ህኮትን ቦሎቲካን ጽልእን፡ እንተ ወሓደ ኣብሰሙን ሽድሽተ መዓልቲ ተቀቢልኩም ተቀብሉ። ከመይ ገይራ እያ ቅድስት ድንግል ክትግለጸልኩም ትሓስቡ ኤርትራን ኢትዮጲያን፡ ክሕደት እንዳ መሃርኩም፡ በኣሲ ጽልኢ እንዳ መሃርኩም። መጀመርያ ኣብ ጉዳይ እምነት ኣብ ግብጺ መጺኹም ተመሃሩ፡ማለት ንቅድስት ድንግል እኳ ሓፍቲ ከም ዘላታ ዘይትፈልጡ፡ ንግብጻውያን ሕተትዎም ክነግርኹም እዮም። ሽዑ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣደ ኹልና፡ ወላዲት ኣምላክ(ቲኦቶኮስ)፡ ክትግለጸልኩም እያ።

  • @michaeletsfaldet1625
    @michaeletsfaldet1625 24 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር ሓው እቲ ኣብ እብራውያን 12 ድበልካዮ ንጹሃት ልቢ ንማሪያም ክሪኢዋ ኢዮም ኣይኮነን ኢሉ። ብዘይ ቅድስና ንእግዚኣቢሄር ኣይክሪኢዎን ኢዮም ኢዩ ኢሉ። ቅዱሳን ክግለጹ ንእግዚኣቢሄር ይካኣሎ ኢዩ። ግን ቅዱሳን ይግልጹ ኢዮም ኣይብልን ኢዩ።ደይሙሁር ኣይትምሃሩ። ድሞተ ኣይግለጽን ኢዩ፡ ኣየድሕንን ኪኣ ኢዩ። እንታይ መንፈስ ኢዩ ድረኣዮም ደሎ፡ ወይ ድጻወተሎም ደሎ እንድዒ ኢዝጋኣቢሀር ኢገስጾ።

  • @user-pw1xq6nv6b
    @user-pw1xq6nv6b 24 วันที่ผ่านมา

    ክክክክክ ኣብ ዓለም ብሃይማኖት ዝድሓረ ብምዕባለ ዝደንቆረ እንተሎ ብሄር ትግርኛ እዩ ጻዕዳ ሰመይቲ ማርያም ትብሃል ተርኣትኒ ክክክክ ስለምንታይ ግን ጻዕዳ ሰበይቲ ንጽዓዱ ኤውሮፓ ዘይትራዮም ንህዝቢ ኣመሪካ ዘይትራዮም ንህዝቢ ዓለም ዘይትራዮም ክክክክ

  • @user-fj8dz2du5l
    @user-fj8dz2du5l 24 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ኤርትራ ከምኡ ውን ኣብ ኢትዮጽያ ዘይትግለጽ ንሕና ከይርኣና ብናይ ቀድም ካብ ኣቦታትናን ብመራሕቲ ሃይማኖትናን ዝብሃልና ኣሚና ተቀቢልና ስለነክብራ ክከውን ይክእል ኢዩ። ገይታ እቶም ከይራዩ ዛመኑ ብጿት ኢዮም ኢሉ ኢዩ።

  • @AstierMichael
    @AstierMichael 22 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤

  • @emmuchannel3468
    @emmuchannel3468 22 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @kidistighirmay5036
    @kidistighirmay5036 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @yonashaile8341
    @yonashaile8341 24 วันที่ผ่านมา

    AMEN AMEN AMEN

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret8188 24 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏❤❤

  • @user-nk6bg5ye2y
    @user-nk6bg5ye2y 19 วันที่ผ่านมา

    Amen amen 🙏 🙏 🙏

  • @meadinabrehaleyneghasi7950
    @meadinabrehaleyneghasi7950 23 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen 🙏🙏🙏

  • @samioromay10
    @samioromay10 23 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen🙏

  • @fitsumhayle4581
    @fitsumhayle4581 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @jeycha733
    @jeycha733 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-th4ys7ge9c
    @user-th4ys7ge9c 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tekakesete964
    @tekakesete964 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @almasghebre6647
    @almasghebre6647 24 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen ❤

  • @user-ky4vz1xx8c
    @user-ky4vz1xx8c 24 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  24 วันที่ผ่านมา

      ❤🙏