Mestyat Betna | ኣብ ሓደ እዋን ኣብ ዝለዓለ ጽፍሒ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ዝነበረ ሮሞዳን መሓመድ ኑር ዓሪፉ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 140

  • @deek5843
    @deek5843 3 ปีที่แล้ว +8

    ብሰላም ዕረፍ ጀግና::Thank you, for your service
    for Eritrea. Our hero. My condolences to his family and to all Eritrean people. ጀግና አይነብርን እዩ ታሪኩ እዩ ዝዝከር:: ኩቡር ታሪኽ አለካ ጀግና አያና::

  • @ariammengisteab7300
    @ariammengisteab7300 3 ปีที่แล้ว +2

    Thank you zekariyas

  • @abdurahmansafi3628
    @abdurahmansafi3628 3 ปีที่แล้ว +5

    N tg, Romodan rebi yrhamelu: N hagerna Eritrea hagerna kea selamn meibalen 🙏 inshallah.

  • @asmarino1520
    @asmarino1520 3 ปีที่แล้ว +20

    ኣባ ጂጎ ጎቦ ጎቦ እንዶ ኣይትበል ነቲ ቐንዲ ዉሰደልና።ወዲእካዮም ምበር ነዞም ኣብ ከባቢኡ ዘለዉ።

  • @fitsumgebreselase2414
    @fitsumgebreselase2414 3 ปีที่แล้ว +37

    ኣንታ ኣምላክ ናይዝ እኩይ ኩፉእ ግብር እሳያ ዕድመኡ ኣሕጽረልና
    ኣምላክ ኣብ ልዕል ህዝብ ኤርትራን &ህዝብ ትግራይን ተብጽሖ ዘለካ በደልን ጭካነን ካብ ኣምላክ ተፈደዮ

  • @timoasmara6267
    @timoasmara6267 3 ปีที่แล้ว +5

    ክንደይ ዝተጋደለ ኣብ ማሕዩር ከሎስ ነዚ ኣይሕዘነሉን እዩ ዕድመን ሓርነት ጸጊቡ ብውሑዱ ደቂ ደቁ ርእዩ እዩ ዝሓለፈ።ኸም ናቱስ ነቶም ምእንቲ ፍትሒ ዝተቃለሱ ኣብ ፈቆዶ ሸላ ዘለዉ ይግበረሎም።

  • @weldesilasileuntrasibhat5114
    @weldesilasileuntrasibhat5114 3 ปีที่แล้ว +5

    RIp
    መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
    ንስድራቤቱን መጋድልቱን ጽንዓት ይሃብኩም
    ብወገነይ ሮሞዳን ካብቶም ሓንቲ ሂወቶም ንሃገሮም ዝወፈዩ ገድሊ መስገደል ስዒሮም ኣርዑት መግዛእቲ ሰይሮም ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ዘበሰሩ ኢዩ ኢለ እኣምን
    '' ክንዳኻ ዘይኣኽላ
    ብኣኻ ይወዓላ ''
    ነዞም ነዚ ሓርበኛ ሞ ኸኣ ዝዓረፈ ዘቆናጸቡ ኣዝየ
    እኹኑኖም
    ሰላም ዕረፍ ኩቡር ሓርበኛ
    ኣቦ ሰውራ !!

    • @deek5843
      @deek5843 3 ปีที่แล้ว +1

      '' ክንዳኻ ዘይኣኽላ
      ብኣኻ ይወዓላ ''
      ነዞም ነዚ ሓርበኛ ሞ ኸኣ ዝዓረፈ ዘቆናጸቡ ኣዝየ
      እኹኑኖም
      ሰላም ዕረፍ ኩቡር ሓርበኛ
      ኣቦ ሰውራ !!
      ዝባሃል እልካዮ እኻ
      መንዩ በዞም ሙሉእ ህወቶም ነዛ ሃገር ዝሃቡ ክዋራዘ
      I am so sad 😞

  • @mihreteabfesshaye908
    @mihreteabfesshaye908 3 ปีที่แล้ว +30

    Romodan was silent in our country situation and I believe that he died in 1991 like others.

    • @nasinetb1462
      @nasinetb1462 3 ปีที่แล้ว +2

      💯 Right

    • @efremogbamicael8955
      @efremogbamicael8955 3 ปีที่แล้ว +3

      Right

    • @mihreteabfesshaye908
      @mihreteabfesshaye908 3 ปีที่แล้ว +2

      ,@@ermiaspetros4338 you put your comment in the wrong place. Keep your sheet in your pocket.

    • @mihreteabfesshaye908
      @mihreteabfesshaye908 3 ปีที่แล้ว

      @@ermiaspetros4338 you must be a generation expert, I am 100% sure what you said originally from what you have. Good for you and keep it up to your research.....kkkkkkkkk

    • @mihreteabfesshaye908
      @mihreteabfesshaye908 3 ปีที่แล้ว

      @@ermiaspetros4338 pow, I appreciate your generation knowledge. good for nothing and please don't spread your foolishness to the next generation.

  • @monaahmed888
    @monaahmed888 3 ปีที่แล้ว +3

    Allah yarhamooo
    Kab dem nay Eritreawyan nexa zekoni
    Tegadelay gedem abona Romodan
    Kola massawan hergegon temeskerlka.
    Ab gena yekon segermatchen.

  • @erenasweet7936
    @erenasweet7936 3 ปีที่แล้ว +1

    Happy New year my people ❤

  • @berakibeyene9004
    @berakibeyene9004 3 ปีที่แล้ว +1

    Ykidu👍 nihna bab adna esom nab Gahanb ygbrelom

  • @erenasweet7936
    @erenasweet7936 3 ปีที่แล้ว

    Zekarias special new year for you wedi fethh 😍🙏

  • @biniamhabte7197
    @biniamhabte7197 3 ปีที่แล้ว +10

    ማሰኣሰ ድዩ ሞይቱ ነቶም ጀጋኑ መጋድልቱ ምስ ጠለሞም ዩ። ሞት ንዘይትተርፎ ሃቂ ካብ ምዝራብ ተሰቀጥካ ሞት ግና ዘይተርፍ ናይ ሂወት መሰርህ ዩ። ናይ ወዲ ተቤን ካ ኣብ ዚ ክልተ ሰሙን የሰማና ይከውን።

    • @dawitm.841
      @dawitm.841 3 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን ከርኤና ኤዩ ንመን ኢሉው ዓርኩ...

  • @godbless5994
    @godbless5994 3 ปีที่แล้ว +7

    ንዕኡ የማስሎም ዝተረፉ ኣረግቶት ኣጋንንቲ

  • @semharhans644
    @semharhans644 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ዛኪ እንቃዕ ብደሓን መጻኻና

  • @biniambini4261
    @biniambini4261 3 ปีที่แล้ว +2

    (ሓደ ተመስገን ) thank you ዛኪ ሓወይ

  • @tigrignapost
    @tigrignapost 3 ปีที่แล้ว +9

    ሸፋቱ ሳሕል ይላሓሱ ኣለዉ ግርም! ጽባሕ ንግሆ መን ፈቆዶ ቤት-ፍርዲ ኮለል ምበለ ኔሩ'ዪ ሕማም!

    • @belalilula6909
      @belalilula6909 3 ปีที่แล้ว

      etom zbezh zlhesu delewu shefatu nay tgray eyom. hemimka m'mat nay tefetro hgi eyu.lomi naki ktbexheki tkel eya ::

    • @tigrignapost
      @tigrignapost 3 ปีที่แล้ว

      @@belalilula6909 እሶም ብጅግንነት ክኾኑ ከሎዉ
      ሸፍቱ ሳሕል ክኣ ባርያ ኢሰያስ ኮይነን ይነብራ ኣብ መወዳእታ ተጠቂሙ ጋሕ የብለን ወይ ከም ኮንዶም ይግሕፈን😂

    • @belalilula6909
      @belalilula6909 3 ปีที่แล้ว +1

      @@tigrignapost Eseyas endyu gah deblom delo netom shefatu nay tgra 🤣🤣🤣🤣

  • @isuabyi5683
    @isuabyi5683 3 ปีที่แล้ว +9

    በብሓደ፣ህግደፍ፣ወሓደ፣ንሕዝቢ፣ኤርትራ፣ናብ፣ጸልማት፣ደርብዮም፣ናይ፣ውልቆም፣ድሕነት፣ዝነበሩ፣ከዳዓት፣ዓሌት።

  • @Rose-jf8mx
    @Rose-jf8mx 3 ปีที่แล้ว +4

    Allah yerhamu

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 3 ปีที่แล้ว +1

    Nimewatay mengste semay yewarsom nhzin hagern eritraean kea selamn mriggaen yfterelom 🙏

  • @yonasyonas3249
    @yonasyonas3249 3 ปีที่แล้ว +12

    ማይ አብዘይብሉ ሀገር ኮሮና🥱
    ማይ ቡንባ አብ ወርሂ ሀንሳዕ
    እንዳመፅት ብTV ኤሬ ኢድኩም
    ተሀፅቡ ይብሎም😂መስሀቓት
    ጉጂለ ወድ መ/በራድ🧐

  • @jacobjacob3227
    @jacobjacob3227 3 ปีที่แล้ว +8

    ፍጭም ኢለ ክጽበየካ ጸኒሐ ዛኪ ሓቀኛ ወዲ ህዝቢ ደላይ ጽቡቅ ህዝብና። ቀዳማይ ሰማዒ አዛ ቪድዮ ኢየ። we Love you bro

  • @merhawiberhe4462
    @merhawiberhe4462 3 ปีที่แล้ว +3

    Why Eritrean refuge is not get equal service and office of IOM or refuge is closed .most of visa eritewan is expired pelase help them. Ask for them human rights for all

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 3 ปีที่แล้ว

    Welcome Zeki

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 3 ปีที่แล้ว

    ኡሉላት ሰይታውንቲ ነቶም ዚተረፉ የሰአበልና ኣምላክ

  • @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
    @ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 ปีที่แล้ว +8

    መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ክቡር ኣቦና ሓርበኛ ኣቦ ሰውራ ኤርትራ ሮሞዳን መሓሙድ ኑር !

  • @peacepilot2251
    @peacepilot2251 3 ปีที่แล้ว +5

    ሕብእቲ ሰልፊ እንድያ ህዝብን ጀጋኑ መራሕትን ትበልዕ ዘላ።ከምዚሎሚ ከይኮነ ድምጻዊ በረኸት መንግስትኣብ "እዛ ማሓዮ ንዪ በላ፣ሕሹኹሹኽ ዝኣመላ" ኢሉ ጽቡቕ ጌሩ ገሊጽዋ ኔሩ።
    ኣብ ሮሞዳን መሓመድኑር ዘለኒ ክብሪ ልዑል እዪ፣ምኽንያቱ ስለዝፈልጦ ዘይኮነስ ድሕሪ ነጻነት እዚኣ ኣይበላ እቲኣ ስልጣን ንኣዛብእ ሂቡ ኩሉ ኣብ ከብዱ ጼርዎ ይኸይድ ኔሩ።ከም ኣልኣሚንን ወዲ እፍሬምን ዓጀውጀው ከይበለ ብኽብረቱ መይቱ።
    ጽንዓት ንስድራቤቱን ፈተውቱን!!!
    ንዕኡ ድማ መንግስተ-ሰማይ ይዋርሶ!!!

  • @Senafe-v2r
    @Senafe-v2r 3 ปีที่แล้ว +8

    እዞም ሸፍቱ ንህዝቢ ኤርትራ ይቕሬታ ከይሓተቱ ገበን ኣብ ልዕሊ ገበን ተጠምጥሞም ይሞቱ ኣለው ::

    • @segank3747
      @segank3747 3 ปีที่แล้ว +1

      ሓቅካ ከይተነስሑ አዚ ኩሉ ምዓት ኣውሪደሙሉ ነቲ ዓዲ ሃሎ ክኣ እሞ መቃብሩ ኣይትፋሓርን አያ

  • @selamkonjo9166
    @selamkonjo9166 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣላህ ይርሓማክ ጀግና ወዲ ህዝቢ

  • @MorgenwirdbesseralsHeute
    @MorgenwirdbesseralsHeute 3 ปีที่แล้ว +3

    ከምዚኦምስ ይኺዱላ ድኣ እዛ ሃገር ተዕርፍ ከማን

  • @selamHagerey1991
    @selamHagerey1991 3 ปีที่แล้ว +2

    Sad news Romodan jegena fetawi hageru Rest in peace 🙏.

  • @efbiwaltahaqi429
    @efbiwaltahaqi429 3 ปีที่แล้ว +4

    መንግስተ ሰማይ የዋርስ

  • @mussiesolomon7846
    @mussiesolomon7846 3 ปีที่แล้ว +1

    ጂግና ኣይነብርን ኢዩ ታሪኩ ዝውረስ

  • @miklidmikilidsuak8242
    @miklidmikilidsuak8242 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣቦ ድኻታት ፡ ኣቦ ውጽዓት እዩ ኔሩ ፡ ህግደፍ ዝኣሰሮም ፡ ንኽንደይ ካብ እስሩቤት ዘውጽእ ዝነበረ ሰብ እዩ ፡ ንሱን ብዓልቲ ቤቱን ኣለም ፡ ነፍሶም ኣብታዘይትሓልፍ መንግስቱ ኣምላኽ የንብሮም ።

  • @loveyoucanada3569
    @loveyoucanada3569 3 ปีที่แล้ว +3

    *እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል*
    *Good News*
    ዝተረፉ ክኣ በብሓደ የስዕበልና፧

  • @miklidmikilidsuak8242
    @miklidmikilidsuak8242 3 ปีที่แล้ว +5

    ንሰብ ጽልኣዮ ፡ ፍተዎ ናቱ ሃቦ ።
    ኣቦና ሮሞዳን ግን ከም ሰብ እየ ዝፈልጦ ፡ ሓላል ፡ ርሕሩሕ ሓጋዚ ፡ መንግስተ ሰማያት የዋርሳ ብዓልቲ ቤቱ ኣለም ፡ ውን ልክዕ ከም ናቱ ሰናይ ስራሕ እንዳሰርሑ ፡ ንሰብ እንዳሓገዙ ፡ ህግደፍ ዝኣሰሮም ሰባት ፡ ካብ እስሩቤት እንዳውጽኡ ፡ ዝነብሩ ዝነበሩ ሰባት እዮም ፡ እቲ ካልእ ናይ ፓለቲካ ገጾም ግን ኣይፈልጥን ፡ ንዓይ ዘገድሰኒ ፡ ሰብ እዮም ኔሮም ፡ ሓገዝቲ ንድኻ ፡ ዝረድኡ ፡ ካብ መሓዮር ዘውጽኡ እዮም ኔሮም ፡ ኣቦና ሮሞዳን መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ።

    • @dantok2472
      @dantok2472 3 ปีที่แล้ว

      ኮሙኡ እንዳገበሩ እዬ ሰብ ዘታልሉ ኩሎም ሓደ እዬም ናይ ሳዕሪ አትማን እዬ ። እንቋዕ ኸአ ሞተ ።

    • @titiafri1582
      @titiafri1582 3 ปีที่แล้ว

      ሓሳዊ፡ኢካ ክንደይ ጅጋኑ ዘጥፈእ እዩ፡ሞት እካ ክውሕዶ፡ምድሪ ኣትቀበሎ ፡ትትፍኣዮ፡ምቅበሪ ይስኣን።

  • @tesfaldetgerezgiher4766
    @tesfaldetgerezgiher4766 3 ปีที่แล้ว +5

    ወዲ መድህን በራድ ከ ዳ ማዓስ እዩ ዝኸይድ

    • @anbessa91
      @anbessa91 3 ปีที่แล้ว

      ንስኻ ምስ ከድካ

    • @hdatalem6354
      @hdatalem6354 3 ปีที่แล้ว

      እስካ ምስ ከድካ

  • @bejahizbi2763
    @bejahizbi2763 3 ปีที่แล้ว +10

    ክልተ በለለይ።

    • @ilovemam9017
      @ilovemam9017 3 ปีที่แล้ว +2

      ሐሰውቲ ሙስሊም እንተ ኮይኑ ዕልል ትብሉ
      ክርስቲያን እንተ ኮይኑ ግን ጅግና እዩ ነይሩ ትብሉ ሐሰውቲ ዓሌታውያን

    • @bejahizbi2763
      @bejahizbi2763 3 ปีที่แล้ว +2

      @@ilovemam9017 ኤእ ነውሪ !

    • @habentukue3664
      @habentukue3664 3 ปีที่แล้ว +2

      @@ilovemam9017 ህግደፍ ጥራሕ'ዩ ካብ ምፍልላይ ዝረብሕ። ህግደፍ ኢኻ።

    • @mheretberki9334
      @mheretberki9334 3 ปีที่แล้ว

      3 beleley do

    • @habentukue3664
      @habentukue3664 3 ปีที่แล้ว +3

      @@ilovemam9017 አብ ህግደፍ ዘለው ኩሎም አሰላማይ ይኹን ክርሰቲያን ብገበን ታሐተት አዮም። ጅግና የብሎምን።

  • @standupforyourright
    @standupforyourright 3 ปีที่แล้ว +5

    ጋሕ ይበል እቶም ዝተረፉ ደም ንጹህ ህዝቢ ሰትዮም ዝዘቕበቡ ኣረሚናት ድማ ንዕኡ የማስሎም
    ሸፋቱ

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 3 ปีที่แล้ว

      Egziabher Amlak abta zelalemawit semayawit bietu ykebelka Abona Romodan nsidrabietn ftewutin ka xnat yhabom Amlak

  • @Rose-jf8mx
    @Rose-jf8mx 3 ปีที่แล้ว +4

    Romodan jigna fetaw adu entay emo mes Esayas nekulu dedeskil

  • @ከይጸልመተኣይወግሕን
    @ከይጸልመተኣይወግሕን 3 ปีที่แล้ว

    ዛኪ ሓውና ፡ ኣብዚ ከባቢኻ በዓል solo Media ብዛዕባኻ በጨቕ የብሉ ኣለዉ እሞ ፡ከመይ ከመይ ኢዩ ነገሩ ? ሕቶይ ሸለል ኣይትበሎ ! ክሳብ ሕጂ ከድንቐካ የ ጸኒሐ ።

  • @tsegaia2909
    @tsegaia2909 3 ปีที่แล้ว

    Mesteyat Betena sliding Change To Mestyat Gorebetna , I am Just Saying Based On The Comments section I Read . RIP SELFLESS ERITREA HEROES Romodan Mehamed.

  • @sunrise3179
    @sunrise3179 3 ปีที่แล้ว +6

    እንቋዕ ክምብል በለ

  • @memememe3301
    @memememe3301 3 ปีที่แล้ว

    R.I.P

  • @gwualasmara3141
    @gwualasmara3141 3 ปีที่แล้ว +5

    Ata ezi Rugom Esyas dea zeymewet mekan Regum aymeweten eyu

  • @123abc758
    @123abc758 3 ปีที่แล้ว +4

    አላህ ይርሐም!!
    ዝሞተ ኣይክሰስን ኢዩ
    ህግ ነዚ ሰብ ብርኡይ ተጠቕማትሉ እያ
    ብዘይ የግድስ ብሕመቕ ድዩስ ወይስ ብቅንዕና
    ምስዛ ንሃገር ጠጥፍእ ጉጅለ ክሳዕ ምጨርሽታ ጸኒሑ ንብሲ ይምሓር

  • @milutesfay4264
    @milutesfay4264 3 ปีที่แล้ว +1

    Arigom Sni zeyblom bsltan besbisom ymotu alewu gn 2021 buzhat moytom n ameta kulom ykusteru ykonu Asmera keythasbwo covid alekum elom b Dollar endkfelu sdrakum keyreakum ktmlesu kgebrkum eyom hadera mai Eletric zeyblu hager kenia Uganda kedkum ereftkum yehlfwo tezeykoynu Hgdef ifigin ktkonwo Hotel adekisu koratimu tuf kblekum u aylatsen zbele kumal yblaayo

  • @Gumbet-pe8zj
    @Gumbet-pe8zj 3 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ መድህን በራድ ከምዚ ናትካ የማስሎ ህዝቢ ኤርትራ ገለ ትንፋስ ተረኸበ ።

    • @dawitm.841
      @dawitm.841 3 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን....

    • @belalilula6909
      @belalilula6909 3 ปีที่แล้ว

      👌👌💒🤲💒🤲💒🤲

  • @adamhazo9788
    @adamhazo9788 3 ปีที่แล้ว +3

    ምኽናፍካ ካብ ምብህራር ተገላጊልካ ኣታ ኣድጊ ሳሕል

  • @estifanoskidane4650
    @estifanoskidane4650 3 ปีที่แล้ว

    ደንግዩ ተሳቅዩ ክመውት ኔርዋ በብሐ ቀልጢፎም እንተዝጠፍኡ ህዝቢ ሰላሙ ምረኽበ ነይሩ

  • @miklidmikilidsuak8242
    @miklidmikilidsuak8242 3 ปีที่แล้ว +1

    መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ፡ ክቡር ሰብ ዩ ኔሩ

  • @wediayay2124
    @wediayay2124 3 ปีที่แล้ว +5

    Nab Esu eya hiji Entay gdka.

  • @Gh-oc4rx
    @Gh-oc4rx 3 ปีที่แล้ว +17

    ናይ ኢሱ ከ ማዓዝ ይከውን😂

    • @efiboy3911
      @efiboy3911 3 ปีที่แล้ว

      Esu gina dea aymewitin eyu niweyeyane hizuwa eyu kikeyid abelaeu kea xbuk endyu xbuk geru ybela alo

    • @meharifsaha7180
      @meharifsaha7180 3 ปีที่แล้ว +2

      Dhri qrub gzie mukanu yehlimni alo

    • @merhawiberhe4462
      @merhawiberhe4462 3 ปีที่แล้ว

      Junta Ms atiefeiom eyu zekewen dob Ms tehanexexe kkkk

  • @ማርያማዊትጓልተዋህዶ
    @ማርያማዊትጓልተዋህዶ 3 ปีที่แล้ว

    ኣብዛ tdf ዝቆለባ ሄልኳብተር እዮ ዝነብርኩሎም እንበር ኣብ ኤርትራ ካሊእ ሰብ የለን ድዩ

  • @semayeyuderetey3616
    @semayeyuderetey3616 3 ปีที่แล้ว

    Ayay rgum nkula xexegia Athizwa 😁😁

  • @mohammedsalehbeshir1243
    @mohammedsalehbeshir1243 3 ปีที่แล้ว

    Neru diyu ke

  • @react1373
    @react1373 3 ปีที่แล้ว +1

    Esayas meas eu kmewut bejakum....

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 3 ปีที่แล้ว

    ዋላ ታሪክ የብሉን ሃሳዊ አዩ ሮሞዳን ለክባት ቢመነሰያት አሪትራ ተጻዊቶም ሂጂ ሞይቱ ሃሚሙ ይብሉና አንታይ ጽቡክ ታሪክ ኣለዎም አዩ

  • @frewengelmesfn1637
    @frewengelmesfn1637 3 ปีที่แล้ว

    Rip. Ab tarik temahirnayo neyrna. Dhriu gn smu semieyo ayfeltn eye. Wereg zmote eyu zmesleni neyru.

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 3 ปีที่แล้ว

    ኔአስያስ የሰአበልና ትራይ ኒቢል

  • @Shasey-z8n
    @Shasey-z8n 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣታ ኣወል ስዒዲ ቀሩ ሳዓብ ቦሎ

  • @tesfutsegay6133
    @tesfutsegay6133 3 ปีที่แล้ว +1

    selam eref abona gedim tegadalay Romodan Mehamednur

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 3 ปีที่แล้ว

    Zaki our future president

  • @segank3747
    @segank3747 3 ปีที่แล้ว

    ኣሽሓት ይሞቱ ስለው ሓቢሶማ አዮም አበር ሕክምና ዘይብላ መድሃኒት ዘይብላ ሃገርሲ ዝሞተ ኣውሒዶም ንሰብ ይጻወትሉ ኣለው አንዳ ህግደፍ መንደፍ

  • @hagosminia6431
    @hagosminia6431 3 ปีที่แล้ว +3

    Germ qedem zmote Seb mushmushat

  • @teklitberhe8738
    @teklitberhe8738 3 ปีที่แล้ว +2

    መንግስተ ገሃንብ የኢትካ በልዎ!

  • @hailegebrezgi344
    @hailegebrezgi344 3 ปีที่แล้ว

    RIP

  • @zaidtiquabo8770
    @zaidtiquabo8770 3 ปีที่แล้ว

    Nay Eiseyas menfes aafiezizuwem/ Tienkuluna kufueiyu

  • @Eritreyan
    @Eritreyan 3 ปีที่แล้ว +2

    Bekdomom erfat meas ke neru jajawi eyu

  • @gaya33gaya72
    @gaya33gaya72 3 ปีที่แล้ว

    All of them gone who is next esayas may be who knows

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 3 ปีที่แล้ว

    ሮሞዳን ቀደም እዩ ሞይቱ።ሓቀኛ ታሪኽ ከየበርከተ ከይዱ።ቃልሱ ከይዛዘመ ሞት ክናና ኮይኑ። ንበላዕተኛ ሂቡ ጋኒን ዓዲ ሃሎ አረኪቡ ተፋንዩ።

  • @mestes4158
    @mestes4158 3 ปีที่แล้ว +2

    G 15 are jegaru etom nay Tarik hatela are going to

  • @heysemebrahim9898
    @heysemebrahim9898 3 ปีที่แล้ว

    Allah yerahamo jegan ay mewatn eyu terariki eyu zaweras nasmot ay kissin eyu xbah negu maweti ekom

  • @johnthebrain7990
    @johnthebrain7990 3 ปีที่แล้ว

    ንእሰያስን ኮራኹሩን ማዳ ሃገር ዝማላእ ይግበሮ።

  • @atebsahlu352
    @atebsahlu352 3 ปีที่แล้ว +2

    መንግስተ ሰማያት የዋርሶ
    ክቡር ሓርበኛ ሮመዳን ማሓመድ ኑር ንስድራቤት ድማ ጽንአት ይሓቦም

  • @rezuwedihagereseb1283
    @rezuwedihagereseb1283 3 ปีที่แล้ว +2

    Koney elu eyu zketlom zelo mestiru key negrulu ezi zeri mergem zkone Iseyas

  • @belalilula6909
    @belalilula6909 3 ปีที่แล้ว

    eza meqabr nay herbena melia embe. loms tesfa gidi alena eyu .ata amlak n'Eseyas resiekayo dika 🤭 ????????

  • @wedimiki5318
    @wedimiki5318 3 ปีที่แล้ว +3

    ህግደፍ ወሓደ በቢ ሓደ ኮይና ሜረት !

  • @yordanossahle6383
    @yordanossahle6383 3 ปีที่แล้ว

    Zaki hawey entay kigebrelena eyu naana
    Eziom tarik yebelmun himak tarik hizom yemotu alewu

  • @natiman1542
    @natiman1542 3 ปีที่แล้ว +3

    አብ ሰፈር ሲኦል ብነበልባልን ቀዝሂን ኣያኦም ሳጥናኤል ይቀበሎም

  • @wedimahari2175
    @wedimahari2175 3 ปีที่แล้ว

    አታ እዚ COVID- ዓዲ ሃሎ ኢኮ ወዲእዎም የ መርገም ዪ እዚ

  • @saidhazamo9614
    @saidhazamo9614 3 ปีที่แล้ว

    Ezi dea kedmi 47 Amet endyu moyte

  • @justicejustice8667
    @justicejustice8667 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ኢሰያስ ከምኡ የስመዓና::

  • @johannesbeyene641
    @johannesbeyene641 3 ปีที่แล้ว

    Zena elka dika amxikalna naizi Telam bexotu kkkkkkkkkkkkk

  • @tesfamichealisaac9951
    @tesfamichealisaac9951 3 ปีที่แล้ว +1

    Bebehade seb wahade

  • @gziehalafayeyu6974
    @gziehalafayeyu6974 3 ปีที่แล้ว

    Enquae gah bele dongyu keman
    Nay Menkr da doguyna embeŕ

  • @frehiwotwoldemariam3528
    @frehiwotwoldemariam3528 3 ปีที่แล้ว

    Styon ezom defart hade bhade embear tegedimom

  • @talkenaseerahmed9236
    @talkenaseerahmed9236 3 ปีที่แล้ว

    Mestay gorobtna ay gudaaykan eu.

  • @zaidtiquabo8770
    @zaidtiquabo8770 3 ปีที่แล้ว

    Mihret yigberelu ? Miskin sebay. Zegerim eiyu

  • @senaitmehari3597
    @senaitmehari3597 3 ปีที่แล้ว

    Ksab hji ke xenihu

  • @thomastesfamichael4819
    @thomastesfamichael4819 3 ปีที่แล้ว

    R I P

  • @kiflemariamgebreslassetesf3816
    @kiflemariamgebreslassetesf3816 3 ปีที่แล้ว +1

    ጋሕ ይበል ግድፎ።

  • @nrayomisgna5043
    @nrayomisgna5043 3 ปีที่แล้ว

    ብዘይ ነስሓ ሞት ሕማቅ::ጀጋኑ ድዮም ስ ወይ ዚበሉና እና ንደግም::መርቶዖ ከ ኣሎና ዶ?

    • @efiboy3911
      @efiboy3911 3 ปีที่แล้ว

      Kkk mertio do belka alem bialemu dfelto bizidelekayo aynet meritio kea ember sile dxelaekimom dyu🤣

  • @ኣይሰምዕንእየወዲፉቁራእየ
    @ኣይሰምዕንእየወዲፉቁራእየ 3 ปีที่แล้ว +2

    ጉዳይና ኣይኮነን ክክክክ

  • @samitewelde8867
    @samitewelde8867 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ኣወል ረኪበያ ።

    • @kalMHe
      @kalMHe 3 ปีที่แล้ว +1

      Men eka nsika ? Why is your profile picture Isayas Aforki's ?

  • @Emanuel.kahsay
    @Emanuel.kahsay 3 ปีที่แล้ว

    Rip