ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ትግርኛ አልችልም ግን በቪድዬ ብቻ ተማርኩ በጣም እሪፍ አስተማሪ ነህ እግዚአብሔር ወጣትነትህን ይባርክ ።ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን
ኣሜን & ኣመሰግናለው እህቴ በጸሎትሽ ኣስቢኝ!
እንቃዕ ብሰላም መጸኸ ብርኸ ሓወይ ናይ ኣገልግለትካ ዘመን ይባረኸ ጀግና ብዝሕ ነገር እና ካባኸም ንጽበ ጸጽሎ።🙏🙏🙏
ኣሜን ክብረትቭይሃበለይ ኣብ ጸሎትኩም ካኣ ዘክሩኒ
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክብር ሓዉና ይቅርታ ናይታ ሙዝሙር ግጥሚ ባ ፃሓፍልና ክብር ሓዉይይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ክብር ሓወይ አነስ ኣእዳወይ ፅብቅ ይንቃሳቀስ እሎ መዝምር እውን ባዕለይ ይፍተን ኣለኩ ዘማ ደምፀይ ግን ምስቲ በገና ምውህሃድ ኣበይኒ
ጸግኡ የብዝሓልኩም በዚኣ ርኸቡኒ +251938750444
Amen buruk hawey qale hiwet yesmalna bmqxal hanti hto alatni msenay yqreta wdey Tigrinya kixhfn kenbbn aykiln eyu gn beti zrio number axabtu wela zema xbuq eyu zqani gtimi kenbb tezey kielu ykebdo do ykewn buruk hawey
ኣሜን ክቡራት ኣሕዋተይ ክብረት ይሃበለይ +251938750444 ቴለግራም፡ዋትስኣፕ፡ቫይበር+251996856996 ኢሞ ርኸብኒ ሞ ክንራዳዳእ
እንካዓ ብዳሓን መጸአካ ክብር ሓውና ጸጉኡ የብዘሐልካ
ኣሜን ክብርቲ ሓፍተይ
ቃለ ህወት ይስመዐና ክብረይ ምስጥሩ ጥብቡ ይግፅልካ ናይ ኣግልግልት ዘመንካ ይባረክ እና ዝደወለ ዝይትምልሱ
ደዊልኩም ኔርኩም ብጣዕሚ ይቕሬታ ምስ ስራሕ ኢዩ ዝኸውን ደውሉልና ክንቅበለኩም ኢና
Kal hiwat yasmealna Zaria haway kaxelo amlak msaka ykun
ኣሜን (3) ካል ሂወት የስምኣልና ❤❤🇪🇷
እንካዕ ብሰላም መጻካ ክቡር ሓውና
Kebur abza mezmur nezi ጉባኤና tebel ቀኒት ካብ 1-5 ኣንታይ ኣንታይ ኢልካ ቃኒላየን
እንኮዕ ብሰላም መፃካ ዘርእሰናይ ሓወይ እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ❤❤#
ኣሜን ክብርቲ ሓፍተይ ክብረት ይሃበለይ
Amen amen amen qale hiwet yesmealna egziabher xegau yebzh btaemi des zbl agelalxa ajoka bertie kubur hawna kabaka bzuh ena nmehar Zelena
ፀግኡ የብዝሐልካ ክቡር ሓው ብሓቂ ደሥ ዝብል ትምህርቲ እዩ
ቃለ ሂወት ያሰማልኝ ብሮየ
Thank you dear!
ኣጀካ ዛሬ ሓወይ ጸጉኡ የብዘሓልካ🙏🙏
Amen kbrti haftey
Enkae bdehan mexekana fuqrrrr hawna amlak xega ab risi xega yebzehalka ❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ክቡር ሓወይ
🎉 thanks teacher ❤
Enka beselam mexaka zare arkey
ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሓወይ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ እግዝኣብሔር ይባርኸልካ 3ይ ክፋል ግን ኣብ ቻነልካ ስኢነያ
Enka bselam metaka brugeyyy
Kbret yhabena
Amen nkulatna kburatey
ኣጆኳ ዘሪኢት ሓወይ ኣንበሳ።
Thank you bro
እንኳዕ ብሰላም መጻካ ክቡር ሓውና!
ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሓወይ
selam dyaconey hawey hanti hto alatni nsa kea mejer eba gberelu beyenay mejer tharm kem zeleka
Selamtaka ybzah kbur hawey 1st mejor( tzta major) eyu qnitu dma . 1C. 2D. 3E. 4G. 5A. 1C. Nqaniyo mnalbat zeyraakumo keytkonu ember xhifelu ko aleku
@@zaryebegenatewahdo4696 Ane maletey mejor A. B C. D. Zblu mush alewu mejor kndey
@@danielokubay02 selam kubur hawey C mejar eu kem natey rdiet
Fqur hawey lomi senbet dea texebina nirna zeytamekum du koynu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤?????????????????????????
Selamkum ybzahey kburatey ab gziu bzeymsdadna kab lbi ykreta nhatt nay hade werhi mlue zkedahnayo video sleztedemsesena knsedd aykealnan kembhadsh knkedh dma tegedidna alena camera ab edna bzeymhlawu dma gzie wesidna bztekaalena meten dma knekalatfo knftn ena
እንኳዕ ብስላም መጻኣካ ዘምሪ ስናይ ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ንዓይስ ኢደይ ምፍታሓ ኣብኒ ብከመይ ክፍትሑ ይክእል ?
Amen kbret yhabeley kburatey mefatathi axabieti ile aetyeyo zeleku kulu fetinkumo?
Enka bselam mesaku 😊
ጸጋ በረከቱ የብዝሓልካ ይቅሪታ ግን ሓወይ ናተይ ሕቶ ኣለኒ ኣነስ በገና ይሃርም እዪ ነገርግን ሓንቲ ቅኒት ጥራይ እዪ ዝክእል በዛ ሓንቲ ቅኒት ጥራይ ድማ እዪ ኣብ መዝሙር ዝጻወት እሞ ነተን 7ቅኒት ከመይ ገይረ ይኽእለን መልሲ ክጽበ እዪ የቅንየለይ
እንቋዕ ብሰላም መጻካ ክቡር ሓው እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዕድመካ ይባርከልካ ። ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላኽ የክብረልና ሰለቲ ብሉጽ ትምህርትካ ንዓና ድማ እግዚኣብሔር ይግለጸልና ንምስትውዓል ክንምሃሮ❤❤❤☆ብምቅጻል ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣብ መብዛሕቲኡ ኣብ ናይ በገና ትምህርቲ ዝወሃብ (5)ንሓምሸይቲ ስልኪ ወይ ድማ ገመድ 1 ቁጽሪ ሓደ ኢሎምም ይጅምርዎ ብቅጽቲ 1ጀሚርካን ብቁጽሪ 5ጀሚርካ ፍልልይ ኣለዎ ድዩ ?ፍልልይ እንተ ሃልይዎ ከ እንታይ እዩ ፍልልየን ?
ኣሜን ክቡር ሓወይ ክብረት ይሃበለይ ሃናጽን ኣራምን ርኢቶ እንተሃልዩኩም ውን ጸሓፉለይ
ኣሜን ክቡር ሓወይ ክብረት ይሃበለይ
ብምቕጻል ፍልልይ ኣለዎ እቲ ፍልልይ ድማ ዝያዳ ንጹር ክኸውን መታን ካብ ብጽሕፈት ብቪድዮ ይሓይሽ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ እሞ ኣብ ሓሙሻይ ክፋል ዶ ከብራሃ ምስ ሰናይ ይቕሬታ
እሺ ክቡር ሓው ❤️🙏🙏🙏
Selam Amlak msaka ykun kbur hawey nay agelglot zemenka amlak ybarkelka. Xbuk medeb eka tekrb zeleka abzi yotub bzh nay tigrina zmhru yelewn wele ete halewu kea jemirom eyom zeqarxwo nska gen tesfa ygebr kab mejemrya ksab mewedat ktmhrena. Kabzi bmqxal eti nay qnit mejer ab tahti ete txhfelna xbuk neyru nay bgenaka aknikaya zeleka? Ab nay hade hawna kea G mejer akaniwa riayo 1 blali yjimr neyru mezi natka gen msmmae abyni. Tegediska melseley eka.
ኣሜን ክቡር ሓወይ እሺ ከምፍቓድ ኣምላኽ ክንቅጽሎ ክንፍትን ኢና እቲ ርኢቶኻ ድማ ብሩህ መታን ክኸውን ኣብ ዝቕጽል ክፋል ወይ ድማ ንበይኑ ናይዚ ርኢቶታት መልሲ ክህብ ከለኹ ብሓንሳብ ርኢቶ ክህበኩም ኢየ!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ዘርእሰናይ ሓወይ 5 ክፋል ደንጊካና
Kburat ahwatna video sleztedemsesena knsedo bzeymkalna kab lbi ykreta nhatt kembhadsh kedihna ab zhaxere gzie knsedo knftn ena
👍👍👍👍
Thank you
❤❤
Good
😍😍😍😍🥰🥰😘😘😘
Kbret yhabeley
Selam egzabiher msaka ykubur hawey .ezi( C C#)4 kkane alewo tblo Zeleka entay malet eu krdani aykalen(D D# E) 3/4 kulu ezi nay mekaney krdani aykalen please gele girka eba aredani thank you sleti kulu tgebrelna hagezat
እሺ ክቡር ሓወይ
❤❤❤❤
❤❤❤
ትግርኛ አልችልም ግን በቪድዬ ብቻ ተማርኩ በጣም እሪፍ አስተማሪ ነህ እግዚአብሔር ወጣትነትህን ይባርክ ።ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን
ኣሜን & ኣመሰግናለው እህቴ በጸሎትሽ ኣስቢኝ!
እንቃዕ ብሰላም መጸኸ ብርኸ ሓወይ ናይ ኣገልግለትካ ዘመን ይባረኸ ጀግና ብዝሕ ነገር እና ካባኸም ንጽበ ጸጽሎ።🙏🙏🙏
ኣሜን ክብረትቭይሃበለይ ኣብ ጸሎትኩም ካኣ ዘክሩኒ
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክብር ሓዉና ይቅርታ ናይታ ሙዝሙር ግጥሚ ባ ፃሓፍልና ክብር ሓዉይይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ክብር ሓወይ አነስ ኣእዳወይ ፅብቅ ይንቃሳቀስ እሎ መዝምር እውን ባዕለይ ይፍተን ኣለኩ ዘማ ደምፀይ ግን ምስቲ በገና ምውህሃድ ኣበይኒ
ጸግኡ የብዝሓልኩም በዚኣ ርኸቡኒ +251938750444
Amen buruk hawey qale hiwet yesmalna bmqxal hanti hto alatni msenay yqreta wdey Tigrinya kixhfn kenbbn aykiln eyu gn beti zrio number axabtu wela zema xbuq eyu zqani gtimi kenbb tezey kielu ykebdo do ykewn buruk hawey
ኣሜን ክቡራት ኣሕዋተይ ክብረት ይሃበለይ +251938750444 ቴለግራም፡ዋትስኣፕ፡ቫይበር
+251996856996 ኢሞ ርኸብኒ ሞ ክንራዳዳእ
እንካዓ ብዳሓን መጸአካ ክብር ሓውና ጸጉኡ የብዘሐልካ
ኣሜን ክብርቲ ሓፍተይ
ቃለ ህወት ይስመዐና ክብረይ ምስጥሩ ጥብቡ ይግፅልካ ናይ ኣግልግልት ዘመንካ ይባረክ እና ዝደወለ ዝይትምልሱ
ደዊልኩም ኔርኩም ብጣዕሚ ይቕሬታ ምስ ስራሕ ኢዩ ዝኸውን ደውሉልና ክንቅበለኩም ኢና
Kal hiwat yasmealna Zaria haway kaxelo amlak msaka ykun
ኣሜን (3) ካል ሂወት የስምኣልና ❤❤🇪🇷
እንካዕ ብሰላም መጻካ ክቡር ሓውና
Kebur abza mezmur nezi ጉባኤና
tebel ቀኒት ካብ 1-5 ኣንታይ ኣንታይ ኢልካ ቃኒላየን
እንኮዕ ብሰላም መፃካ ዘርእሰናይ ሓወይ እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ❤❤#
ኣሜን ክብርቲ ሓፍተይ ክብረት ይሃበለይ
Amen amen amen qale hiwet yesmealna egziabher xegau yebzh btaemi des zbl agelalxa ajoka bertie kubur hawna kabaka bzuh ena nmehar Zelena
ፀግኡ የብዝሐልካ ክቡር ሓው ብሓቂ ደሥ ዝብል ትምህርቲ እዩ
ቃለ ሂወት ያሰማልኝ ብሮየ
Thank you dear!
ኣጀካ ዛሬ ሓወይ ጸጉኡ የብዘሓልካ🙏🙏
Amen kbrti haftey
Enkae bdehan mexekana fuqrrrr hawna amlak xega ab risi xega yebzehalka ❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ክቡር ሓወይ
🎉 thanks teacher ❤
Enka beselam mexaka zare arkey
ኣሜን ክቡር ሓወይ
ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሓወይ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ እግዝኣብሔር ይባርኸልካ 3ይ ክፋል ግን ኣብ ቻነልካ ስኢነያ
Enka bselam metaka brugeyyy
ኣሜን ክብርቲ ሓፍተይ
Kbret yhabena
Amen nkulatna kburatey
ኣጆኳ ዘሪኢት ሓወይ ኣንበሳ።
Thank you bro
እንኳዕ ብሰላም መጻካ ክቡር ሓውና!
ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሓወይ
selam dyaconey hawey hanti hto alatni nsa kea mejer eba gberelu
beyenay mejer tharm kem zeleka
Selamtaka ybzah kbur hawey 1st mejor( tzta major) eyu qnitu dma . 1C. 2D. 3E. 4G. 5A. 1C. Nqaniyo mnalbat zeyraakumo keytkonu ember xhifelu ko aleku
@@zaryebegenatewahdo4696
Ane maletey mejor A. B C. D. Zblu mush alewu mejor kndey
@@danielokubay02 selam kubur hawey C mejar eu kem natey rdiet
Fqur hawey lomi senbet dea texebina nirna zeytamekum du koynu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤?????????????????????????
Selamkum ybzahey kburatey ab gziu bzeymsdadna kab lbi ykreta nhatt nay hade werhi mlue zkedahnayo video sleztedemsesena knsedd aykealnan kembhadsh knkedh dma tegedidna alena camera ab edna bzeymhlawu dma gzie wesidna bztekaalena meten dma knekalatfo knftn ena
እንኳዕ ብስላም መጻኣካ ዘምሪ ስናይ ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ንዓይስ ኢደይ ምፍታሓ ኣብኒ ብከመይ ክፍትሑ ይክእል ?
Amen kbret yhabeley kburatey mefatathi axabieti ile aetyeyo zeleku kulu fetinkumo?
Enka bselam mesaku 😊
ኣሜን ክብርቲ ሓፍተይ
ጸጋ በረከቱ የብዝሓልካ ይቅሪታ ግን ሓወይ ናተይ ሕቶ ኣለኒ ኣነስ በገና ይሃርም እዪ ነገርግን ሓንቲ ቅኒት ጥራይ እዪ ዝክእል በዛ ሓንቲ ቅኒት ጥራይ ድማ እዪ ኣብ መዝሙር ዝጻወት እሞ ነተን 7ቅኒት ከመይ ገይረ ይኽእለን መልሲ ክጽበ እዪ የቅንየለይ
እንቋዕ ብሰላም መጻካ ክቡር ሓው እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዕድመካ ይባርከልካ ። ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላኽ የክብረልና ሰለቲ ብሉጽ ትምህርትካ ንዓና ድማ እግዚኣብሔር ይግለጸልና ንምስትውዓል ክንምሃሮ❤❤❤
☆ብምቅጻል ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣብ መብዛሕቲኡ ኣብ ናይ በገና ትምህርቲ ዝወሃብ (5)ንሓምሸይቲ ስልኪ ወይ ድማ ገመድ 1 ቁጽሪ ሓደ ኢሎምም ይጅምርዎ ብቅጽቲ 1ጀሚርካን ብቁጽሪ 5ጀሚርካ ፍልልይ ኣለዎ ድዩ ?ፍልልይ እንተ ሃልይዎ ከ እንታይ እዩ ፍልልየን ?
ኣሜን ክቡር ሓወይ ክብረት ይሃበለይ ሃናጽን ኣራምን ርኢቶ እንተሃልዩኩም ውን ጸሓፉለይ
ኣሜን ክቡር ሓወይ ክብረት ይሃበለይ
ብምቕጻል ፍልልይ ኣለዎ እቲ ፍልልይ ድማ ዝያዳ ንጹር ክኸውን መታን ካብ ብጽሕፈት ብቪድዮ ይሓይሽ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ እሞ ኣብ ሓሙሻይ ክፋል ዶ ከብራሃ ምስ ሰናይ ይቕሬታ
እሺ ክቡር ሓው ❤️🙏🙏🙏
Selam Amlak msaka ykun kbur hawey nay agelglot zemenka amlak ybarkelka. Xbuk medeb eka tekrb zeleka abzi yotub bzh nay tigrina zmhru yelewn wele ete halewu kea jemirom eyom zeqarxwo nska gen tesfa ygebr kab mejemrya ksab mewedat ktmhrena. Kabzi bmqxal eti nay qnit mejer ab tahti ete txhfelna xbuk neyru nay bgenaka aknikaya zeleka? Ab nay hade hawna kea G mejer akaniwa riayo 1 blali yjimr neyru mezi natka gen msmmae abyni. Tegediska melseley eka.
ኣሜን ክቡር ሓወይ እሺ ከምፍቓድ ኣምላኽ ክንቅጽሎ ክንፍትን ኢና እቲ ርኢቶኻ ድማ ብሩህ መታን ክኸውን ኣብ ዝቕጽል ክፋል ወይ ድማ ንበይኑ ናይዚ ርኢቶታት መልሲ ክህብ ከለኹ ብሓንሳብ ርኢቶ ክህበኩም ኢየ!
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ዘርእሰናይ ሓወይ 5 ክፋል ደንጊካና
Kburat ahwatna video sleztedemsesena knsedo bzeymkalna kab lbi ykreta nhatt kembhadsh kedihna ab zhaxere gzie knsedo knftn ena
👍👍👍👍
Thank you
❤❤
Good
😍😍😍😍🥰🥰😘😘😘
Kbret yhabeley
Selam egzabiher msaka ykubur
hawey .ezi( C C#)4 kkane alewo tblo Zeleka entay malet eu krdani aykalen(D D# E) 3/4 kulu ezi nay mekaney krdani aykalen please gele girka eba aredani thank you sleti kulu tgebrelna hagezat
እሺ ክቡር ሓወይ
❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤