ንእግዚአብሔር ንፍራህ NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 40

  • @amlesomgoitom6722
    @amlesomgoitom6722 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ።ማሕበረ ማርያም ንዘልኣልም ትንበር።

  • @tube-pk3gk
    @tube-pk3gk ปีที่แล้ว +5

    ንእግዚኣብሔር ንፍራህ ብጥበብ ንመላለስ
    ምህርቲ ስጋን ነፍስን ምእንቲ ክንሓፍስ
    ካብ ክፉእ ንርሓቅ ፍጹም ብምስትውዓል
    ፈልሲ ጽድቂ ኣብ ልብና ክትከል
    ኣብ ንቑጽ ምድሪ ኖኅ መርከብ ሰርሐ
    ጥበብ ኣምላኽ ኣብ ኩሉ ኣቃልሐ
    ትዕግስተኛ ኣቦ ጻድቕ ቅዱስ እዮብ
    ሕጉስ ወሃቢ ንጥሙያት ዝምግብ
    ጸጸጋና ንፍለጥ ብሕጉ ንመራሕ
    ንዘክሮም ንዳታን ኣቤሮን ቆራሕ
    ዓስቢ ትምኒት ስጋ ሞት እንደኣሉ
    ብጥበብ ኣምላኽ ንንበር ንዕኡ ንስገደሉ
    መምህር ናይ ንስሓ ልቢ ኣምላኽ ዳዊት
    መዋእሉ ዘሕለፈ ብጽድቂ ብፍርሓት
    ኣብ ትሕቲ ኣእዳዉ ምስ ወደቐ ሳኦል
    ከቶ ኣይፈተወን ንቕቡእ ኣምላኽ ክቐትል
    ፍረ ዘርኢ ምድሪ እንከሎ ኣብላዕሊ
    ከመይ ኢልና'ኸ ኣብ ጸልማት ስዉር ንደሊ
    መጀመርታ ጥበብ ፍርሓቱ ነቐድም
    ህድእ ኢልና እንዶ ንመላለስ ጽድቂ ክንስለም

  • @taklitbahata8578
    @taklitbahata8578 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና

  • @dwd4rsff640
    @dwd4rsff640 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ይሰመዓልና ፈጣሪ ብርካተይ ናይ ኣገልግለት ዘመንክም ይባርከልክም

  • @mehariyemane3289
    @mehariyemane3289 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጸግኡ የብዝሕ ብጥበብ ክንመላለስ ከኣ እግዚኣብሔር ምስትውዓሉ የዓድለና።

  • @sarateklemariam3702
    @sarateklemariam3702 2 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላዕክት የስምአልና 🙏⛪❤

  • @ሰውናሰው
    @ሰውናሰው ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላአክት ያሰማልን መግሥተ ሰማያት ያውርስልን👋👋👋👋👋👋👋👋👋🥰🥰🥰

  • @evenyohannes5831
    @evenyohannes5831 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ፨ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጎይታ።
    ብፍርሓት እግዚኣብሄር ክንጋዓዝ ድማ ኣምላክ ይሓግዘና

  • @ኣብርሃምገብረመድህን
    @ኣብርሃምገብረመድህን ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ዝማረ መላኢክቲ የስመዓልና ጸጋታቱ የብዝሕ

  • @senuberhe3045
    @senuberhe3045 ปีที่แล้ว +2

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስማኣልና ደቂ እመብርሃን ኣሕዋት ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜንንንን።

  • @abrhiwadebru2401
    @abrhiwadebru2401 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mahlatabrha4867
    @mahlatabrha4867 ปีที่แล้ว +1

    እልልልልልልልልልል 🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃🌺🍃ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን አሜን አሜን 👏🏻👏🏻👏🏻

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 ปีที่แล้ว

    Amen amen Amen zimare melaekti yesmealna kuburat yehwateyyy egziabher amlak xegue yebzehelkum kuburat yehwateyyy ⛪️ 💒 👏 🙏 ⛪️

  • @ተመሰገንአምላክይ-ለ9ኸ
    @ተመሰገንአምላክይ-ለ9ኸ ปีที่แล้ว +2

    እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብራት ኣሕዋተይ ማዓረይ🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌻🌷🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌻🌻

  • @ለምለምማሓዛደስታ
    @ለምለምማሓዛደስታ ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና
    ብጥበብ ክንማላለስ እግዚአብሔ ኣምላክ ይሓግዘና

  • @tesfaslasietesfaslasie5303
    @tesfaslasietesfaslasie5303 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ዝማርምላእኽቲ የስምዓልና!!!

  • @eyorsalemkidane2028
    @eyorsalemkidane2028 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና

  • @hagostesfay4254
    @hagostesfay4254 ปีที่แล้ว +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጸግኡ የብዝሕ ብጥበብ ክንመላለስ ከኣ እግዚኣብሔር ምስትውዓሉ የዓድለና ጸጋኹም የብዝሓልኩም ደቂ እመ ብርሃን ።

  • @tsehayeandom2816
    @tsehayeandom2816 ปีที่แล้ว +2

    ዝማረ መላእኽቲ የስም ዓልና ኣምላኻን ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም

  • @teklaytesfay5064
    @teklaytesfay5064 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna Egzabhier Amlak nay agoligulet zebenkum ybarkelikum Amen 🙏

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria7010 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍቑራተይ

  • @gemeryemane6431
    @gemeryemane6431 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና

  • @hiwetgebregergish2653
    @hiwetgebregergish2653 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሕይወት ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ጸጋታቱ የብዝሕ ኣምላኽ ደቂ እመ ብርሃን የሕዋተይ

  • @semhareylove3503
    @semhareylove3503 ปีที่แล้ว

    Egziabher xegiu yebzhalkum deki emebrhan🙏✝️

  • @mersh2006
    @mersh2006 ปีที่แล้ว

    Zmare melakt yesmealna deqi eme amlak

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle3236 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zmare melaekti yesmealna nay agelglot zemenkum luel egzabher amlak ybark yehwat

  • @rahwaabrham6288
    @rahwaabrham6288 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zmare melaekt yesmealna xegatatu yebzhalkum

  • @yonasgheremeskel9897
    @yonasgheremeskel9897 ปีที่แล้ว +2

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሕ

  • @ማርያምይኣደጎይታ
    @ማርያምይኣደጎይታ ปีที่แล้ว +1

    Amen zmare melaikt yesmealna

  • @fiyori1235
    @fiyori1235 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna

  • @senaitabraham6187
    @senaitabraham6187 ปีที่แล้ว

    Zmare melakti yesmalna

  • @hxnzz5840
    @hxnzz5840 ปีที่แล้ว

    Amen

  • @natitibereket1281
    @natitibereket1281 ปีที่แล้ว

    Zmari melak yesmalna 🙏

  • @sameraabraha5728
    @sameraabraha5728 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️❤️❤️👏👏

  • @teshemeberhe9451
    @teshemeberhe9451 ปีที่แล้ว

    ግጥሚ ባ ኣስፍሩልና

    • @ኣምላክይመስገን-ደ3አ
      @ኣምላክይመስገን-ደ3አ ปีที่แล้ว

      ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ኣምላክ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርክ

    • @tube-pk3gk
      @tube-pk3gk ปีที่แล้ว +1

      ንእግዚኣብሔር ንፍራህ ብጥበብ ንመላለስ
      ምህርቲ ስጋን ነፍስን ምእንቲ ክንሓፍስ
      ካብ ክፉእ ንርሓቅ ፍጹም ብምስትውዓል
      ፈልሲ ጽድቂ ኣብ ልብና ክትከል
      ኣብ ንቑጽ ምድሪ ኖኅ መርከብ ሰርሐ
      ጥበብ ኣምላኽ ኣብ ኩሉ ኣቃልሐ
      ትዕግስተኛ ኣቦ ጻድቕ ቅዱስ እዮብ
      ሕጉስ ወሃቢ ንጥሙያት ዝምግብ
      ጸጸጋና ንፍለጥ ብሕጉ ንመራሕ
      ንዘክሮም ንዳታን ኣቤሮን ቆራሕ
      ዓስቢ ትምኒት ስጋ ሞት እንደኣሉ
      ብጥበብ ኣምላኽ ንንበር ንዕኡ ንስገደሉ
      መምህር ናይ ንስሓ ልቢ ኣምላኽ ዳዊት
      መዋእሉ ዘሕለፈ ብጽድቂ ብፍርሓት
      ኣብ ትሕቲ ኣእዳዉ ምስ ወደቐ ሳኦል
      ከቶ ኣይፈተወን ንቕቡእ ኣምላኽ ክቐትል
      ፍረ ዘርኢ ምድሪ እንከሎ ኣብላዕሊ
      ከመይ ኢልና'ኸ ኣብ ጸልማት ስዉር ንደሊ
      መጀመርታ ጥበብ ፍርሓቱ ነቐድም
      ህድእ ኢልና እንዶ ንመላለስ ጽድቂ ክንስለም

    • @andommisgihna878
      @andommisgihna878 ปีที่แล้ว

      @@tube-pk3gk ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ሓንቲ ቁሩብ ረኣያ ኣብ 3ይ ማይቤት መወዳእታ (ኣፈተወን )ዘይኮነት (ኣይደፈረን )እያ ፍጹም ኣይደፈረን ንቁቡእ ኣምላኽ ክቀትል