ፀለምቲ ዓቕሊ ስዒሩ| ዕሱባት ኣዘዝቲ ይቕየሩ ኣለዉ| ጌታቸው ንደብሪፅ ሸሊሙዎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 มิ.ย. 2024
  • #ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው #ዊልያምሩቶ #ኬንያ
    ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
    Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
    Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
    Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
    TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
    Thank you!

ความคิดเห็น • 58

  • @user-py6fi4cx9p
    @user-py6fi4cx9p 2 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ በሓቂ ዓቕሊ ስዒሩ

  • @sabalegese762
    @sabalegese762 วันที่ผ่านมา

    ተመሰግን ኣምላክ🙏🙏🙏💛❤️

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp วันที่ผ่านมา

    Really ዓቕሊ ይስዕር
    First peace!

  • @nanabelay2861
    @nanabelay2861 2 วันที่ผ่านมา +1

    AMEN AMEN MAKE PEACE BETWEEN YOU OUR BROTHERS THIS IS WISE. YES WE ARE TOGETHER NOTHING WILL DIVIDE TIGRAY AND ITS LEADERS. THIS IS THE PEOPLES OF TIGRAY UNNNNNITTTTTEYYYYY UNITY ALWAYS GOD IS GOOD TIGRAY PEOPLE WILL HAVE THE LAST LAUGHTER AMEN GOD BLESS YOU ALL LOVE FOR ALL

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 2 วันที่ผ่านมา

    ሓድነት ተጋሩን
    ሓፂናዊ ሓይሊ ናይዛምድሪ እዩ❤❤❤

  • @abebayohannes6008
    @abebayohannes6008 2 วันที่ผ่านมา

    Waaaaaw Super!

  • @yontig
    @yontig 2 วันที่ผ่านมา +1

    We love you all

  • @GebrehiwotGidey
    @GebrehiwotGidey 2 วันที่ผ่านมา +1

    WELL DONE!!!GO STRONG AS MUCH SHOULD BE ❤❤❤❤❤😂🎉

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish 2 วันที่ผ่านมา +6

    ሰላም ንህዝቢ ትግራይ መሬት ትግራይ መሬት ተጋሩ እዩ ምዕራብ ትግራይ ናትና

  • @RrUu-zh5mc
    @RrUu-zh5mc 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @almazgebru4633
    @almazgebru4633 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 2 วันที่ผ่านมา +2

    ስራሕ ዝሳኣነ ሰይጣን ሲ ቆቢዑ ቀዲዱ ይሰፊ እንዶ ተባሂሉ ።እቶም መርሕነት ባዕሎም ክብረቶም ቀንሶም ክብረት ሰላም ህዝቦም ቀዳምነት ሂቦም ብድቃስ ኣልቦ ይሰርሑ ኣለው :ክዕወቱ ድማ ዮም ።ትግራይን ትግራዋይነትን ይስዕር💖💖💖💖💖💖

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 2 วันที่ผ่านมา

    ከምዚ ብሓደ ክሰርሑ ከለው ከመይ ድዩ ደስ ዝብል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp วันที่ผ่านมา

    Tbs my choice ❤

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 2 วันที่ผ่านมา

    💛❤️

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 2 วันที่ผ่านมา +4

    ምሕደረኦም እና ፈረሰ ዝኣቱን ዘይኣቱን እንታይ ይምልከቶም ናብ ዋናታቱ ይርከብ ምህላው ብጋህዲ ይነገሮም በያኻ ።💖💖💖

  • @1birryoutube
    @1birryoutube วันที่ผ่านมา

    አዙ ሚድያ ፅቡቅ አጀማምራ እዩ ቀፅልሉ።

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 2 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Destahaftu1313
    @Destahaftu1313 2 วันที่ผ่านมา

    👏👏👏👏👏👏☝️☝️☝️☝️❤

  • @birhaneniguse1068
    @birhaneniguse1068 2 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍✅✅

  • @user-jn4su5tr4b
    @user-jn4su5tr4b 2 วันที่ผ่านมา

    Derfy ayedln selah elka msrah.

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሽግር ዝፈጥር ዘሎ መከላከያ እምበር ሽማግለታት ኣይኮኑን ዉዑል ፕሪቶሪያ ህዝቢ ትግራይ ናብ መረበቱ ክምለስ እምበር ሽማግለ ክኽልክልን ክፈድቅን መብት የብሉን

  • @GeatishGeatish
    @GeatishGeatish 2 วันที่ผ่านมา +1

    እዛ ወያናይ ትብል ዘላ ዋዕሮ ሲሚዒታ ምቁፅፃሪ አብዋ እዚይ ሲሚዕት ናይ ኩሉ ትግረዋይ ሲሚዒት እዩ ዝገልፅ ሃገር ትግራይ በለለይ

  • @sunrise3179
    @sunrise3179 2 วันที่ผ่านมา +2

    መርየት ድዩ ናብ ትግራይ ዝምለስ ዘሎ ዋላስ ህዝቢ'ዩ ዝምለስ ዘሎ መን የማሓድሮ ብዘየገድ?

  • @user-tt3py7nq2f
    @user-tt3py7nq2f วันที่ผ่านมา

    😍🥰🤩🥰🥰

  • @wenshettamerate642
    @wenshettamerate642 2 วันที่ผ่านมา +1

    Geche ena debrets abrew mecheferachew liyasdeseten yegebal enji mene yasgeremal?

  • @yontig
    @yontig 2 วันที่ผ่านมา

    In getch we trust!!!

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp วันที่ผ่านมา

    ሕጂ ግርም ኮነ ከምዚ ክትብሉ ፈታዊ ይሕጎስ ባህ ዘይብሎም ይጉሂ

  • @AradomBerri
    @AradomBerri 2 วันที่ผ่านมา +1

    ካብ መን ዝመረፆም ሽማግለታት እዮም ? :
    አብ እዋን ጉዕዞኸ ሽምግልና ዝበሃልን : ተቀባልነት ረኺቦም ጉዕዞ ህዝብና ደው ምባልከ ግቡእ ድዩ ? :
    ብስሩ'ኸ ዝምልከቶን ዘይምልከቶን : ምእነቲ ሰላም እናበልካ ምዝታይን ምክርኻርን : መን ሐላፍነት ሃበ ? :
    አይምልከተኩምን ንሕና'ውን ንዘተ ይኹን ካልእ አጀንዳ ዝተውሃበና ሐላፍነት ስለ ዘየለ : ክተዘራርቡና ይኹን ጉዕዞና ክተደናቅፉና ስለ ዘይንፈቅድ ረሐቁልና : ምስ ዝምልከቶም ተራኸቡ ዘይተብሃሉ'ከ ንምንታይ ? :
    እተዉ ተተባሂሉ ምእታው'ዩ ዘተዓናቅፍ ስጉምቲ ምዉሳድ ዘሕትት አይኮነን : ምኽኒያቱ : ጀነራል ይኹን ማንም : ብዘይ ትእዛዝ አፍልጦ ዘይብሉ ማንም ስጉምቲ ብዝውሰዶ : ዘይሐላፍነት ስለ ዝኾነ : ንሰላም ዘተዓናቅፍ አይኮነን ተሐታትነት : ንምንታይ ዝብል እዉን የብሉን : ናይ ሽፍትነት ስራሕን ናይ ሰላም ንቅፋት ስለ ዝኾኑ ።
    ወይ ናይ እምነት መረሕቲ ኮይንኩም ገደማ ም ስፈሩ :
    ናይ ፖለቲካን ወታደራዊ አመራርሐ ተኾይንኩም ድማ : ምስ ዘመኑ ዝወዳደር : ንህዝብኹም ምርሑ ::
    ተሐታትነትን ንሂወትኩም ተቀድሙ ተኾይንኩም ስልጣን ህዝቢ ልቀቁሞ : ንዝግበኦ አረክቡ::
    እንታይ ዝገበረ ህዝቢ'ዩ በትን በትን ተሳቅይዎ ? :
    ወይ ክበዱ ወይ ውረዱ ? ::::::

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 2 วันที่ผ่านมา

    hasot hwahat basi yeblomn

  • @user-py3hv4vr5d
    @user-py3hv4vr5d 2 วันที่ผ่านมา +2

    ህዝቢ ትግራይ ናብ ኣምሓራ እዩ ዝርከብ ዘሎ እምበር መሬት ትግራይ ኣይኮነን ናብ ትግራይ ዝምለስ ዘሎ። መሕዘንቲ ኢኹም

    • @GereaGdhin
      @GereaGdhin 2 วันที่ผ่านมา

      Kab lbi mestewali

  • @NevergiveUp-to7vg
    @NevergiveUp-to7vg 2 วันที่ผ่านมา

    ሳምሬ ቡድን 😭😭😭😭😭😭

  • @user-cc1ci3lp4y
    @user-cc1ci3lp4y 2 วันที่ผ่านมา

    Do not lay

  • @berhanemesfin9994
    @berhanemesfin9994 2 วันที่ผ่านมา

    ብዘይካ ውዕሊ ኘሪቶርያ ካልእ ዕግርግርን ዓወፅወፅን ኣይንቕበሎን ደቂ ህወሓት ከምኡ ኢልኩም ቀንዩልና ደቂ እቲ ስሙር ህዝቢ ደቂ ሓላል መሬት ተኻባበሩ ክንሕጎሰልኩም ን ክንስዕበኩምን ታሓቢንናኣለና ።

  • @JonNati
    @JonNati 2 วันที่ผ่านมา

    ናይዚ ኩሉ ተሓተቲ ዩተበራትን ጸሓፍትን ተጋሩ ኢኺም ሓደ ነገር ክጅመር እንከሎ ከም ኣወጀዲድ ቅድድድድድድ ስለ ትብሉ ብሓቂ ናይቀደም ትግራዋይ ትዕግስተ ኛ ኢዩ ነይሩ ናይሎሚ ተጋሩ ግን ንነገራት ክንዲ ትዕግስቲ ገይርኻ ምጽባይ ካብቲ ዝምልከቶ ኣካል ቅድሚ ምሃቡ ንነገራት ኣብ ኣየር ስለትዘርውዎ ጽላእቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ሽርሒ ንክፍሕሱን ሽግራት ንክፈጥሩን ዕድል ይረኽቡ ከምዘለዉ እርግጽ ኢዩ እንታይሞ ይገበር እናሓረርካ ጽቅ ኢዩ እምበር

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin4849 วันที่ผ่านมา

    ታይ ጉዱ !እቶም ከይአትው ዝበሉ ባዕሎም ካበይ ዝመፁ እዮም?
    እቲ ዝተዓጠቀ ምልሻ ትግራይ ገዝኡ ዘይአትወሉ ምኽንያት እንታይ እዩ? ገዝኡ ገደፉ ኸ አበይ ይንበር?

  • @RgatGmeskel
    @RgatGmeskel 2 วันที่ผ่านมา

    Des zibl eu

  • @sayzos9315
    @sayzos9315 วันที่ผ่านมา

    ጌች ን ደብረፂዮን አይማህሸካን ፣ አይ ካድረ😅

  • @LulawieTube-ph8tq
    @LulawieTube-ph8tq วันที่ผ่านมา

    Obvious and known tradition in cultural dancing giving or putting money to his friends or to the whole dancers which dancing together from one of them or from the observers they watching the dancing ceremony his front head or another part....so what is new??doesn't make sense on my side

  • @tesfitokubay7040
    @tesfitokubay7040 2 วันที่ผ่านมา

    ከብ ጆኖሳይድ ናብ ምክልኻልና ምባል አብጸሀኩም

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 2 วันที่ผ่านมา

    ከምዚኣ ኮይንኩም ክንሪኤኩም ከለና ፀላእትናን ባንዳታትን ከመይ ድዮም ሕርርር ዝብሉ ዘለው

  • @sunrise3179
    @sunrise3179 2 วันที่ผ่านมา

    ነገራት ንምዝሓል በሉ ይኹለኹም ዝበሉ ተጋሩ ሙሽሙሻት ኢዮም

  • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
    @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 2 วันที่ผ่านมา

    ኣፍቱ ዘሎ ውሽጣዊ ዲሞክራሲ (internal democracy) ኮይኖም ክትዕ እንተካይዱ ተባኢሶምባ እንታይባ እናበልካ ኣንፃር ትግራይ ምፅሓፍን ምዝራብን ዘፍሸለ ኣካይዳ ስለዝኾነ ተስፋ እዩሞ ይበል ዘብል እዩ፡ዝሓሸ ክንፅበ ናይግድን እዩ ።

  • @mengistuabasgedom9330
    @mengistuabasgedom9330 วันที่ผ่านมา

    ተመሲገን. ካሕሳይ. ኤርትራዊ. አይተሐሱው. ተመሲገን. ካሕሳይ ትግራዋይ ኢዩ ሐሳዊት. ክክክክ።

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 2 วันที่ผ่านมา +1

    Debretsion he is face of a defeat, please get rid of him. "sebeyti zeibilkum aytihresu, merahi zeibilkum aytitokusu yibahal" zeisa-ar jigna hzbi amberkikus dma kishlem..

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow 2 วันที่ผ่านมา +3

    ትግራይ ፕሮድካስት፣ በይዛኻ ስእሊ ናይዞም ኣሽርበርቲ ኣልግሰልና!!!!
    1ደ ፈብተራው ገብረኪዳን ሓዘን
    2ተ ጀሃዲስቲ ወዲ ምራጭ ዮሃንስ
    3ደብተራው መለስ ዘናዊ
    4ተ ኣሻባሪው ተድሮስ ኣድሓኖም
    5ተ ኣሻባሪው ወይዘሮ ጻድቓን ገብረትንሳኤ
    6ተ ኣሽባሪው መሓሪ ዮሃንስ
    7ኣሻባሪው ወዲ ዋራዳ ታደሰ
    8ተ ኣሻባሪው ደብረጽንተት
    9ተ ኣሻባሪው ምግበይ
    10 ኣሻባሪት ኸሪያ ኢብራሂም
    11ተ ጦንቛሊት ሞንጆሪኖ
    12 ተ ጦንቛሊት ኣደይ ዓጀብነሽ

    • @dawitegirma
      @dawitegirma 2 วันที่ผ่านมา

      ሓሳስ

    • @UseurtimeNow
      @UseurtimeNow 2 วันที่ผ่านมา

      @@dawitegirma ከመይ ኢኒኡ ርሃብ ኣብ ክልል ዓጸቦ ትግራይ ተኣሊሽክም ሰሚዕና ብጥመት ኣሰይ ኣስይ ኩስትር በሉ ደቒ ርግምቲ ዓጋሚኖ ዓለት ወዓግ

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow 2 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን ካሕሳይ ካብ ምኣስ ኤርትራዊ ኮይኑ በይዛኻ ኣንባቢ * ተመንካ ተመስገን ተመን * ውሰደልና ድሕሪ ሕዚ ዓጋመ ዘበለ ኣብ ኤርትራ ክረግጽ በፍጹም ኣይንደልን ወላ ጥንስቲ ትግራወይቲ ኣብ ኤርትራ እንተመጺኣ ንክትወልድ ንትግራይ ክንሰጓ ኢና ኣብ ኤርትራ ትግራዋይ ቖልዓ ንክውለድ በፍጹም ኣይነፈቕድን !!!!!

    • @MattMatt-yi2lx
      @MattMatt-yi2lx 2 วันที่ผ่านมา

      ደንቆሮ ብፅልኢ ዝበስበስ ርእስካ ካሊእ ስራሕ ስርሐሉ

    • @UseurtimeNow
      @UseurtimeNow 2 วันที่ผ่านมา

      @@MattMatt-yi2lx ይሰሪሕ እኮ ኢዩ ዘሎ ንትግራዋይ ሰራቒ መንጸፍ ኣብ ኤርትራ ንክመጺእ ሞዓኮሩ ተፈቲሹ ኢዩ ዝሓልፍ ከምኡ ውን ክወጺእ ከሎ ሞዓኮሩ ክፍተሽ ኢኒኡ ምስ ዓባቕ ትግራዋይ ጓህሪ ኣይሰሓን ንምንታይ እቱ ዓበቕ ካብቲ ዓባቕ ትግራዋይ ናብቲ ጩዋ ኤርትራዊ ቐልጢፉ ስለ ዝመሓላለፍ !!!!!!

    • @berhanemesfin9994
      @berhanemesfin9994 2 วันที่ผ่านมา

      ነውራም ነውሪ ዘይፈልጥ ከም ሰብ ሕሰብ ።

    • @UseurtimeNow
      @UseurtimeNow 2 วันที่ผ่านมา

      @@berhanemesfin9994 ስለምንታይ ኢዩ ዓጋሚኖ ብጥልመት ብክሕደት ብቶንኮል ብምትላል
      ብጸይቒ ብክፍኣተ ግብሪ ኩሉ ሰብ ዝፈልጠክም
      እምበር ዶ ሰባት ዲኽም ? ? ?

  • @kokebtekle-kc3zk
    @kokebtekle-kc3zk 2 วันที่ผ่านมา

    ቀዳዳ፣ሁላ፣አንድ፣1000 /ገባብላችሁ፣ስትቀደዱ፣አቆምላችሁ፣በቀልድ፣የሚያየው፣መስሎዋችሀል፣ዶ/ር፣ስሜታችሁ፣ለማወቅ፣ነው፣

    • @wenshettamerate642
      @wenshettamerate642 2 วันที่ผ่านมา

      Anchi dikala denkoro mehayem shabiye 🐪📺📻🚙📺🚙🥎🍶 yerasoi eyarerebat yesew tamaselalch😂😂1000 millions hezeb yegedele awerew enatochen yedeferew yanchi wendemoche abatoche nachew 👹👿

    • @nanabelay2861
      @nanabelay2861 2 วันที่ผ่านมา +2

      Nooooo onnnne will stop Tigray people to get their Land thier place which ever way Welkayte Tslmte HUMERA Tigray will WIN AND WILL GET WHAT BELONGS TO TIGRAY AMEN GOD BLESS YOU ALL

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤