Dark chocolate is good to retain your memory. ናይ ምዝካር ክእለትካ ዉን ይውስኽ እዮ dark chocolate. I used to eat when i was in college, it helps a lot in memorizing what i studied
Wow, I am grateful for clearly helping me labelling the chocolate categories which I didn't know before Dr Sharon. I really love the special tigrigna word you have used in your beautiful presentation "tafla." Such a perfect word to use!!! I have no words for your all rounded knowledge. Keep up the the good work
እንቃዕ ናትና ኮንኪ ስነ ፍልጠትኪ ይሰስነልኪ ዳክተር ሳሮን ... Thank you 🙏 ❤🇪🇷
Nay meles zereba😂kkk
Natkum aykonetin nateyin natkam n humumat iya!!!
@@SamuelGrmay-s9xመለስ ካበይ ኣምጺእው ካብ ቂዲሚት ዝነበሩ ሰባት ሙሑራት እምበሪ ካብ ዚሮ ዬለን ቁሩብ ቂድሚ ምጻሕፍካ ሕሰብ
ቸኮላደ ምብላዕ ንካንሰር ጽቡቅ ድዩ.
ሻሮነይ አቲ ጅግናጋል መን ዲኪጋል መምህር ጋል አብርሄት የማነ እንዲብእኪ ህጉስቲ እየዘእብኩኪ ቆልኦ ሳባ ብርኅነ
ጓል ኤረይ ዋዕሮ ኣቤት ኣመሃህራ ኣቤት ስሕበት ኣቤት ትሕትና ኣቤት ኣፍልጦ ካብ ቸኮሌት ትምቅሪ ፍጥረት❤ ንስክን ጆርጆን መዋእልኩም የንዋሓዮ ኣይትታዓንቀፉ ዝረገጽክሞ ለምለም ዝተዛረክሞ ቀለም እሾክ ኣይውጋእኩም።እዞም ኣብ ሜድያ ወጽዮም ኤርትራዊ ምስልና ዘባላሽዉ ዘለዉ ሪኢና ንሓዝን'ሞ ንዓኩም ምስረኣና ከኣ ንድበስ።
)
ዶክተር ሻሮን ኣምላኽ ዓዲልኪ እቲ ዘለኪ ትሕትና፡ ኣቀራርባኺ፡ፍልጠት ናይ ምምሕልላፍ ክእለትኪ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቐኪ። ኣምላኽ ነቲ ዘለኪ ጸጋ መሊሱ የብዛሓልኪ። ተባረኺ❤❤❤😊
ደ/ር ሻሮን ብርክቲ እግዜብሔር አምላክ አእምሮኪ ይባረክ ብርክቲ ዘርኢ ትውልድኪ ይባረክ ንበረከት ዝመጻእኪ ኢኪ።
ንፍዕቲ ግድስቲ ዶክተር ሻሮን ንተገዳስነትኪ ብጣዕሚ የመስግነኪ፡
የቀንየልና ምጨዊት ሐፍተይና ኤረይ መዓረይ ናይብሓቂ ሰብ አለዋ አብ ክሉ ሰፈሕ አምላኽ ሰላም ፍቅርን ቅሳነቱን የዉርደልና እምበር ኤረይሰ ብዙሕ ተሰፈአለዎ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል 🇪🇷💯🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷💯🇪🇷
ሓንቲ ካብቶም ባኣንክሮ ዝከታተላ ብልጽቲ ሓብትና ዶክተር ሻሮም እያ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዋዕሮ።
ሰላምን ፍቅርን ቅሳነትን ጥዕናን እምነየኪ ዶ/ ሻሮን
የሕዋት Like አይንረሰዕ
በቲ ጹቡቅ ገሩ ዝርዳአና ቆንቌ ስለተቅርብዮ በልቢ ነመስግነኪ ዶክቶር ሳሮን
ዶክተረ ሳሮን ተባረክልና ዘሓብተይ
ብዛዕባ ኑቴላ ከ እንታይ ክትህብና ትክእሊ ዶቶረ ።
የቀንየልና❤❤❤❤❤
ዶ/ር ሻሮን ሕልናን ትሕትናን ንዝመልኦ አስተምህሮኺ ከየመስገንኩኺ ክሓልፍ አይደልን ፣ ከማኺ የብዝሓልና።
ሽኮር ማዐር ንስክስ ንበኒኪ ኢኪ ክንደይ ይጥዕም እዩ እቲ አገላልጻኪ ዳክተረይ ናህና ናይ በኒና ኢኪዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ❤
ገዲፈዮ ነይረ ሕጂ ምብላዕ ክጅምር ምኽንያት ረኺበ
ተሓታቲት ንስኺኢኺ!!
ሰላም ኹኒ
ሰላም ዶክተረይ ስለ ኩሉ ነገር የቀንየልና
ይቅረታ ብዛእባ ማዳ እባ ገለ በልና ህማቅ ኣለና ተገዲስኪ ብጃኪ ብዝተረፈ ሰላም ናኣኪ
ካብ ቸኮለት ካባኺ ንረኽቦ ዘለና ጥቕሚ ይዛይድ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ:ዝተረፈ ዘመንኪ ይባረኽ ዝሓብተይ።
🙏
ዶኩተረ ብራዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዓለም ኣጀኺ ቡዙሕ ንማሃር ኣለና ካባኺ
ክብርቲ ሓፍትና ደ/ር ነቲ ትገብርዮ ሃልዮት ዝመልኦ ጥዕናዊ ሃገዝ ትምህርትኺ ኣዚና ነመስግን ጎይታ ይባርኪ
ብልጽቲ ሕፍቲ ኣምላኽ ይብርኽኪ መመሊሱ
ዶ/ር ሻሮን ብምንታይ ክገልጸኪ ይኽእል ብልብና ብስነ ፍልጠት ብትሕትና እርምቲ ብዝኾነ እቋዕ ናትና ኮንኪ አብ ስራሕኪ ዓወት ይምነየልኪ🌺🍀
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ዘለኪ ፉል ከመይ ይምረጽ ጨው ዘለዎ ዋላስ ጨው ዘይብሉ
መርሓባ ዓባይ መምህር ኩሉ ግዜ ተቅርብዮ ኩሉ ንህዝቢኪ ክትምሕሪ ክብረት ይሃብኪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ዶክተር ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍👍👍💐💐💐🙏🙏🙏
ይቀኔልና ክብርቲ ሐፍትና ዶ/ር ሻሮን ነዚ መሀሪ መደብ ዘቅረብክልና
ዝወፆ የብሉን ክብረት ይሃበልና
ብጣዕሚ የመስግነኪ ዶ ር ሻሎም🌹
ብሩህ መግለጺ።
ሕቶይ ጸቅጥን ሕርቃንን፡ቂምታን ፡ኮርቲሶል ኣብዚሑ ዘይድለ ሳዕቢን የምጽእ ኢዩ።
ብዛዕባ ኮርቲስል እባ ገለ በልና።ኣዚዩ ኣገዳሲ ስለዝኮነ።
የመስግነኪ።❤
ሓራይ፡ መደብ ክሰርሕ እየ
ንህዝቢ ብዙሕ ኣበርክቶ ኢኪ ትግብሪ ዸ፡ክብረት ይሃብኪ ኣምላክ።
ኣሰይይይይ ኣንቲ ከማኽስ ኣሽሓት ይወለዳ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የቀንየና ምቅረተይ
ንዶክተር ሻሮን ዘይፈቱ ጥዕና ዘይፈቱ እዩ 🥰🥰🥰🥰🥰
እዚ ትቅሪቢዮ ዘለኺ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪእዛሓብተይ Krekbeki deliye bkemey kerekbeki
Kem kakawa medhanit konkiya neza hzbi anyway thanks Dr SR 😍👌🫶
የቐንየልና ዶር ሻሮን ልእልቲ ሓብትና 👉💎♥
Thank you Dr 🙏 ምስ ምሉእ ትሕትና ግን እታ ይበሃል ትብል, ሲ / እዩ ተኾነ ይምረጽ.
ሰላም ክብርቲ ሓፍትና ጽቡቕ ትምህርቲ ቀጽልዮ, ሕቶ ክሓተኪ ብዛዕባ ዋህዮታት ነርቭ ገለ መረዳእታ ክትህብና ጠንቁን,ሳዕቤኑን ብሓፈሻ ጸገማት ናይ ዋሕዲ ነርቭስ ከተብርህለይ ምደለኹ!!❤❤❤
ይቀንየልና ክብርቲ ብሓቂ ❤ ኢኺ እንኳዕ ተወለድኪ ዶር 🙏🏽💐
ሰላም ዶኹተር ሻሮን ብጣዕሚ ኣድናቂትኪ እየ ቀፅልዮ ሓፍትኺ ኻብ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤
Thank you so much!!!
Oh how I love the contents you create!!! ብጠዓሚ ጽፉፍን መሃርን!!! የቐንየልና ዶ/ር ሻሮን... መመሊስኪ ሰስንልና🙏🙏🙏🤗🤗🤗
ፅብቅቲ ፍጥረት አዝያ እየ ዝፈትወኪ ቀፅሉሉ ካብ 💊
የቐንየለይ!!
You aren't only a doctor. You are absolutely amazing woman. God bless you richly, we are blessed to have you, Sister 🙏
Thank you so much 🙂 God bless you too
❤
ኣነ ይብልዕ ነይረ ብጣዕሚ እዩ ጥቅሚ ዘለዎ ቱፋሕ፡ቸኮሌት ጽቡቅ እዩ።
ኣምላክ ዘመን ሂወትኪ ይባርክ ዶክተር ሻሮን ሓፍተይ ኣነድ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ብስራሕኪ ከኣ ብጣዕሚ ብዙሕ ይምሃር እንቓዕ ሓፍተይ ኮንኪ ብቓንቓይ ብሉጽ ትምህርቲ ይረክብ ምህላወይ ተባረኪ🌹😍💖 ተኻታታሊትኪ ሓፍትኪ እየ❤
ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤
The best educator --- ofcourse -- on top of Dr.
ዶክተር ሻሮን ጽቡቅ ትምህርቲ🎉
ጽቡቕ ቁሜነገር ብዛዕባ ቸኮላቲ።
ሰላም ክብርቲ ሃፍትና መጀርታ ኣብ ሂወትኪ ሰላም ይምነየልኪ። ሰለቲ ሰናይ ምኽርኽን ትምህርትን ትህብና ብታእሚ ኢየ ደመድግን፡ ኣጀኪ ቀጽልዮ❤
❤❤❤ 💞💞💞💞 🙏🙏🙏amlak hdmen tenan yhabki DOC SHARON .
እታ ክፍልጣ ዝደለኹ ሕቶ ብግቡእ ተመሊሳትለይ ኣዚና እና ነመስገን
የቀንልና ክብረት ይሃበልና Dr. Saron 🥰
ዕድመን ጥዕናን 💞🙏💞
ብልፅቲ ኢኺ Dr,Sharon thank you👏💙
ዶክተር ሻሮን ሽኮር ኣቲ 'እስኽስ ማዓር።❤❤❤❤❤❤❤❤
😊
ዶ/ር ሻሮን ጠቓሚ info እዩ ሞ ክብረት ይሃብኪ ። ሓንቲ ሕቶ ግና ኣላትኒ ኩሉ ግዜ ተሰክፈኒ ተገዲስኪ መልስለይ ፥ ብዛዕባ ፕሮቲን እዚ ብልምዲ ኣብ ግዜ Gym ዝዝውተ በጃኪ ገለ በልና ዶ/ር ፧
ሰላም እዝሓፍተይ መደብኪ ኣዝዩ ጠቃሚ ረኺበዮ ሕቶ ናይራትኒ፡ ብዛዕባ ኣፍ ምሽታት ሰብ ኣብ ሰራሕ ይኹን ኣብ መጞዕዝያ ኣፍም ይሽትት ዋላ ብራሽ ገይሮም ከለዉ ኣነ ውን ከምኡም እየ ማለት ትብል ምሽታት ኣፍ ካብ ከብዲ ትንፋስ ደዩ ወይ ናይ ኣስናን ጸገም እዩ ዋል ፍሕፍሕ ዊዕልካዮ ዘይ ግድፍ ብፍላይ ኣብ ስራሕ ሰብ እንተሽትትኒ ጸግም ናይ ርእሲ መርዘን ብቑልጡፍ ይላዓለኒ ጸግማት ሓብርኒ❤❤❤❤
Dark chocolate is good to retain your memory. ናይ ምዝካር ክእለትካ ዉን ይውስኽ እዮ dark chocolate. I used to eat when i was in college, it helps a lot in memorizing what i studied
ብታዕሚ ኢና ነመስግነኪ ዶክተር ሳሮን ብፍሕሹው ገጵ ብፍልጠት ዝዘቕበበ ኣስተምህሮ ትምህርቲ god blessed you 🙏🙏
የቐንየለይ ዮናስ! ኣዝዬ የመስግን
ብሉጽ መደብ ደ/ር ሳሪ !🙏የቀኔልና ዝሓብተይ
ኣይትሕመምና ንሕና ከይንዓዉር ብፍልጠትኪ ኢና ንሕና ንሓብር❤💪🤴
ደክተር ሻሮን ኩሉ ተቅርብዮ ብጣዕሚ ማሃሪ እዩ
ኣነ ዝሓታ ግን ፀሊም ቸኮሌት ንኮሉስትሮል ኣብ ምቅናስ ውፅኢታዊ እዩ ዝባሃል ሓቂ ዶ ይኸውን ?
ካልስትሮል ስለዘሸግረኒ እዩ
ጽቡቕ ስራሕ ቐጽልዮ ዶክተረ
God bless you Dr. Saron ❤ ⚘⚘⚘❤🍇🍇🍇😘🤗🤗🤗🤗🤗🏆🏆🏆🏆🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁😘
ሰላም ዶክተር ጹቡቕ ትምህርቲ ኢዩ ናይ ጸባ ሕዋስ ዘይብሉ ኸ ኣሎ ዶ ማለት ኣብግዜ ጾም ናይ ኣርቶዶክስ ተዋህዶ ዝውሰድ
ስላም ዶክተር ሳሮን ኣብ ጥዕብስኪ ይኩን ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ክትረክብ ትርስፋ ይገብር
ኒሁግ ኢንታይ ትገብሮ
ስላም ደክተር ርሻን አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓደ ነገር ክሓተኪ አነስ ብግር አቸጊርኒ ገፀይ ተባላሺወ መፍትሒ ንገርኒ ተገዲስኪ መልስለይ ብማርያም❤❤
ናይ ስኒ ሓኪም ፡ናይ ጸላም ከብዲ ሓኪም እንደሞ ኣይትብልዑ ኢሎሙና
መቀረት ዶክተር ❤❤❤
ካብ ቾኮሌት ንላዕሊ ኢኪ ንስኪ የቀንየልና ዶ፡ሻሮን ስለ ትኩሉ ትህብና ኣስተምህሮ❤❤❤
የቐንየለይ!
❤
ዶክተር ሻሮን ብልፅቲ ሓፍተይ ❤
ተንኪው ዘለኽዮ ዕድመ ይሃብኪ ፈጣሪ ይካታተለኪ አየ አሞ ንመጀመርያ አየ ዝምርቀኪ ዘለኹ መክናቱ ቸኮሌት ስለ ዝፈቱ ስለ ዝምገብ ከኣ
*Hi dr. Sharon ብዛዕባ እዞም ዕሹጋት መግቢ ( dairy and products of Dairy) ዳርጋ መዓልታዊ ቁርስና እዩ ዘሎ'ሞ ሳዕቤኑ ክሳብ ክንደይ ይኸውን ትብሊ፡ ብዘይ ብእኡ ክኣ ዘይኮነልና ኮይኑ ኣብዚ ኣብ Europe ዘለና፡ ገለ ስከ በልና*
You are not only a Doktor.you are very Smart Woman Thanks so much my sister doctor Saron
ንስክስ ጽብቅቲ ኢንደኪ ዶክተር ሽኮር
Nsle eti zetwdae megelxi bqitki blbi yemesgneki, you are really make us ❤❤❤❤❤
God bless you good job Dr. Sharone🙏🎉❤🎉❤🙏
Woooo dockor saron fikri ember hzini dahray dea bialti hadar elomni ember 😂mechem ezi kulu tektibyo kulu endiye zirieyo lebam nigieti yekeniyelna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣሚ ኢና ናምስግን ቀፅልሉ
Yekenyelna haftna D.Saron
thank you Dott.sharon.❤
D.r sharon kemti limdu I'm proud of you ❤ gal eri
I used chocolate for stress few years🍫 and now you clarify very well thanks Dr. Sharon for your service !!! ❤❤❤👏👏👏👏👏
Bravo Dr. Sharon.
Thank you very much for the advice.
ዶክተር ሻሮን ክረክበኪ ደልየ ነይረ ኣድራሻኪባ ልኣክለይ። ጎሮሮይ ሓቢጡኒ መድሓኒቱባ ተሓባበሩኒ ኣሕዋተይ ስደት ኮንካ ክካብድ😢
ናይ ብሐቂ ብልጽቲ ሰብ 👍🏽❤️
Every information that you provide for your community matters for that you deserve a lot of credit thank you
So nice of you
@@DrSharonWoldu tele eba sdedlna Dr hagez delye nere
When I feel stressed and bored I eat those chocolate. Very helpful and proven. Great content as usual.
ሰላም ንዓኪ ሻሮን ሓፍተይ
ኽሓተኪ ደልየ ዘለኩ ብዛዕባ ማይኮስ ዝብሃል ሕማም ናይ ቆርበት ብከመይ ይመጽእ ፈውሱ ከ ክትነግርኒ ደልየ ..
thankyou for your more information......god bless you
Thanks you our belloved Dr ,Sharon ,Bless you more❤❤
እግዚኣብሄር ይባርኽኪ ❤❤❤❤❤
Asey dokterey edmen tenan yhabki mearey nkulu blxti geru fetruki egzabher amlakna memelidu xegu yebzhalki
እስክስ እንቋዕ ተወለድኪ ❤️🔥👏👏🇪🇷
Dr saron You are smart.
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላክ❤
Amen amen amen yhbiru nkulatna
ተባረኪ ተጠቅሜአለው
We are proud of u, keep it upp.
Wow, I am grateful for clearly helping me labelling the chocolate categories which I didn't know before Dr Sharon. I really love the special tigrigna word you have used in your beautiful presentation "tafla." Such a perfect word to use!!! I have no words for your all rounded knowledge. Keep up the the good work
Wawww well done 👏 ✔ Dr Sharon good job
ብውሽጢ ክትረኽብኒ ትኽእሊ ዶ ክብርቲ ሓፍተይ
ደ ርሰላም ብጣዕሚ ጠቀምቲ ሓሳባት ብፍላ ኣማጋግባ ኣየናይ ይጠቅም እንታይከ ጉድኣት አሎዎ ዝቡሉ ማሃራይ ዝኾነ ተቅርብዮ ቀፅልሉ ነመስግነኪ
Des zeble temhrti eki temhri Doctor saron Amlak edmen tenan yehabeki ab sirheki aweten asaleton yemeneyeleki
Great job proud of u sis Sharon