ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስማዓልና ቃሌ ሂወት ይስማ ስማዓልና እግዚአብሔር ዕድሜና ጥዕና ያሃብልና አቦና
እንካዕ እቲ ከም እንጀራ ጠምዩና ዝነበረን ከም ማይ ጸሚኡና ዝነበረን ስብከት ትግርኛ ብሰላም ተጀመረልና ። ክብረት ይሃበልና ። እግዛኣቢሄር ኣምላክ ናይ ሰላምን ፍቅርን ግዜ የምጸአና ።
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክቡር መ/ር ሊቀ-ጠበብት መንክር ሓዲስ!
አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህርና ናይ ቅዱስ ያረት ቅዱሱኑ በረከቱ እብ ሊዕሊ ዓዲና ትግራይ ይንበር.🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እልልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏 ቓለ ሕይወት የስመዐልና ጥዑመ ልሳን ከም ክቡር ቕዱስ አቦና ቕዱስ ያሬድ❤ እድመን ጥእናን ናይ ነዊህ ዘመን አገልግሎት ቕዱስ ፈጣሪና ይዓድሎም ክቡር ሃውና🙏🙏🙏 ልቢኻ ብመንፈስ ዝመልዕን መንፈስኻ ዝምስጥ ጥዑም ዜማ😢😢❤ እንኳዕ ናብዚ አብጸኸና ናብ እዛ ጥንታዊ ት ሃገርና ቕድስቲ ሃገር አክሱም ትግራይ። ብቛንቛና ንቕዱስ ፈጣሪና ምስጋና ነቕርበሉ🙏🙏🙏 ክበርን ምስጋና ይብጸሃዮ❤
ተመስገን አምላኽይ 💕🙏💕🙏💕🙏💕🙏💕🙏🙏🙏🙏
💛♥🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ቃለ ሂወት የስምዕልና ኣሜን ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ዝምስጥን መዝሙር እዩ ዝማሬ መላእክት የስምዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡሩካተይ በረከቱ ረዲኤቱ ናይ ሊቀ ሊቃዉንት ቅዱስ ያሬድ ምስ ህዝብናን ቅድስት ሃገርና ይሕደር ማርያም ፅዮን አኹሱም ሓደራኪ ህዝብና
ናይ ቅዱስ ያሬድ በረኸቱ ይሕደረና ቃለ ህይወት የስምዓልና🙏
በጣም ደስ ይላል እማምላክን።እኔ ወልደያሬድ እየ።እመጣም ኣለሁ።ናፈቃቹሁኝ ማርያምን።
ኣሰይይ ነዛ ናተይ ጽሑፍ ተንብቡ ዘለኩም እግዚአብሔር ካብ ክፉእ ነገር ይሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤት እግዚአብሔር የጽነዐና ኣቦና ቃለ ህወትየ የስመዐልና ዕድለይ ክንደይ ይጥዕም ስደት ተሰዲተ ነዚ ታራክ ሃይማኖተይ ታሪክ ዓደይን ክፈልጥ ስለ ዝፈቀደለይ ተመስገን ኣምለኬ መፈጸምታና ኣጸብቀልና ❤
♥️🙏🙏
Zemri melakten Kale Heweten yesmelna.
አሰይይይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ቃለ ሕይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም ናይ ቅዱስ ያሬድ ታሪኽ 24 ሰዓት ብዘይምቁራፅ እንተትንገርን እንተንሰምዖንሲ ፍጹም እዩ ዘይጽገብ። ናይ ቅዱስ ያሬድስ ፍሉይ እዩ ንበይኑ ታሪኹ ክትሰምዕ ከለኻ ፍሉይ ስምዒትዩ ዝስመዐካ በረከቱ ይሕደረና ያሬድ አቡነ ማሕሌታይ🕊🕊🕊🕊🕊💐💐💐❤ሰላም ንእመያሬድ ትግራይና ኩሕሎ💐🕊🕊
አሜንአሜንአሜን
😚😙😙😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😙
Bitami des zibl zemari kale hiwet yesmelna xegu yebzhelka Tigray adi xegan adi likawntin eyu mo kemzi enda geberkum kulu amxawo yifelet!
🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏
አንቱም ተግሩዋይ እስቲ ሃገርና "ትግራይ" እናብልኩም ብድፍረትን ሐጎስን ሽም ጽርሕዋ ሃገርና አይነይቲ ሃገር እነተበሉና ኽ አይነይቲ ክንብል ኢና. ምስይቕረታ
ኢትዮጲያስ ምን ትባል።
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስማዓልና ቃሌ ሂወት ይስማ ስማዓልና እግዚአብሔር ዕድሜና ጥዕና ያሃብልና አቦና
እንካዕ እቲ ከም እንጀራ ጠምዩና ዝነበረን ከም ማይ ጸሚኡና ዝነበረን ስብከት ትግርኛ ብሰላም ተጀመረልና ። ክብረት ይሃበልና ። እግዛኣቢሄር ኣምላክ ናይ ሰላምን ፍቅርን ግዜ የምጸአና ።
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክቡር መ/ር ሊቀ-ጠበብት መንክር ሓዲስ!
አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህርና ናይ ቅዱስ ያረት ቅዱሱኑ በረከቱ እብ ሊዕሊ ዓዲና ትግራይ ይንበር.🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እልልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏 ቓለ ሕይወት የስመዐልና ጥዑመ ልሳን ከም ክቡር ቕዱስ አቦና ቕዱስ ያሬድ❤ እድመን ጥእናን ናይ ነዊህ ዘመን አገልግሎት ቕዱስ ፈጣሪና ይዓድሎም ክቡር ሃውና🙏🙏🙏 ልቢኻ ብመንፈስ ዝመልዕን መንፈስኻ ዝምስጥ ጥዑም ዜማ😢😢❤ እንኳዕ ናብዚ አብጸኸና ናብ እዛ ጥንታዊ ት ሃገርና ቕድስቲ ሃገር አክሱም ትግራይ። ብቛንቛና ንቕዱስ ፈጣሪና ምስጋና ነቕርበሉ🙏🙏🙏 ክበርን ምስጋና ይብጸሃዮ❤
ተመስገን አምላኽይ 💕🙏💕🙏💕🙏💕🙏💕🙏🙏🙏🙏
💛♥🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ቃለ ሂወት የስምዕልና ኣሜን ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ዝምስጥን መዝሙር እዩ ዝማሬ መላእክት የስምዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡሩካተይ በረከቱ ረዲኤቱ ናይ ሊቀ ሊቃዉንት ቅዱስ ያሬድ ምስ ህዝብናን ቅድስት ሃገርና ይሕደር ማርያም ፅዮን አኹሱም ሓደራኪ ህዝብና
ናይ ቅዱስ ያሬድ በረኸቱ ይሕደረና ቃለ ህይወት የስምዓልና🙏
በጣም ደስ ይላል እማምላክን።እኔ ወልደያሬድ እየ።እመጣም ኣለሁ።ናፈቃቹሁኝ ማርያምን።
ኣሰይይ ነዛ ናተይ ጽሑፍ ተንብቡ ዘለኩም እግዚአብሔር ካብ ክፉእ ነገር ይሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤት እግዚአብሔር የጽነዐና ኣቦና ቃለ ህወትየ የስመዐልና ዕድለይ ክንደይ ይጥዕም ስደት ተሰዲተ ነዚ ታራክ ሃይማኖተይ ታሪክ ዓደይን ክፈልጥ ስለ ዝፈቀደለይ ተመስገን ኣምለኬ መፈጸምታና ኣጸብቀልና ❤
♥️🙏🙏
Zemri melakten Kale Heweten yesmelna.
አሰይይይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ቃለ ሕይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም ናይ ቅዱስ ያሬድ ታሪኽ 24 ሰዓት ብዘይምቁራፅ እንተትንገርን እንተንሰምዖንሲ ፍጹም እዩ ዘይጽገብ። ናይ ቅዱስ ያሬድስ ፍሉይ እዩ ንበይኑ ታሪኹ ክትሰምዕ ከለኻ ፍሉይ ስምዒትዩ ዝስመዐካ በረከቱ ይሕደረና ያሬድ አቡነ ማሕሌታይ🕊🕊🕊🕊🕊💐💐💐❤
ሰላም ንእመያሬድ ትግራይና ኩሕሎ💐🕊🕊
አሜንአሜንአሜን
😚😙😙😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😙
Bitami des zibl zemari kale hiwet yesmelna xegu yebzhelka
Tigray adi xegan adi likawntin eyu mo kemzi enda geberkum kulu amxawo yifelet!
🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏
አንቱም ተግሩዋይ እስቲ ሃገርና "ትግራይ" እናብልኩም ብድፍረትን ሐጎስን ሽም ጽርሕዋ
ሃገርና አይነይቲ ሃገር እነተበሉና ኽ አይነይቲ ክንብል ኢና. ምስይቕረታ
ኢትዮጲያስ ምን ትባል።