ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ንባባኮ ዝፈቱ ጥራይ ላይክ
Ya nehawu ashkeiwo😂😂😂😂😂
አንታይ
Gin tait zgeberet ktkewin alewa elwo🤦♂️
😂😂😂 ባኮ ነብሲ የዓክ ጽቡቅ ስራሕ የሕዋት ንባኮ ዝፈቱ ኣብዚኣ ግጨው 👍
ባኮ መቀረት💞💞💞🥰🥰🥰
😂😂😂
ባኮ ሽኮር ኣነስ ክፈትወካ♥️♥️
ዋ እዚ ባኮ እምበር ቤላ መጺኡ በሉ እስኪ ሞራል ንሃቦ ❤️❤️
ን ባኮ ዝፈቱ Like 👇
ባኮ ርሑስ ጋማ ይግበረልካ ባዕሎም ኣረኪቦሙኻ ንፉዓት በርትዑ 👍🌿🇪🇷🌿
ኣንቱም ሰባት ከምዚ ከማይ ኣብ በይኑ ኣብ ገዝኡ ኮይኑ እንዳ ተዓዘባ ነዛ comedy ብስሓቕ እኮ ሞይተ ድየ ፈሊሐ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣👍👍👍👍👍👍
ሰብ ዶ በይኑ ይነብር እዩ
@@mmmrrrr454 ወገነይ ኣነ በይነይ እየ ዝቕመጥ ኣብ ገዛይ ንምባል እየ,🤝👈
@@eritreawimerhawi318 ንምንታይ ብሰላም ስራሕ እንተኮይኑ ግዴታ እዩ ካልእ ግን ወዲ እንተኮይንካስ ከቢድ እዩ
@@mmmrrrr454 በይንኻ ክትነብር ዋላ እኮ ዓቢ ጸጋ እንተ ዘይ ኾነ.ናብራ ስድት ኸም ቆጽሊ ሓረግ ምስ ተጠምጠምኻ ን በይንኻ ኣብ በይንኻ ምስ ነብስኻ ሕጉስ ሂወት ከተሕልፍ ዓቢ ምስጢር ኣለዋ ኑሱ እቲ ትነብሮ ዘለኻ
@@eritreawimerhawi318 እሱ ልክዕ ኢካ ሓወይ ወይም ሓፍተይ ኣምላክ ንኩልና ምስ ስድራና ታሓቛቁፍና እንነብርሉ ግዜ ያሃበና ይቅርታ ድማ
ክክክክክ እዚ ባኮ ዝብሃል ሳሓቕ ቀቲልኒ ብሓቂ
ገለ ዓይነት ማራ ፍትየኩም እስክ ንክሎም ትፍትው ርግጹላ like
ባኮ መደንዘዝ ግይጽ'ሉ ታ 😁ተዓዊትሎም
ዘሐጎሰኒ ነገር ተሃሊዩ ባኮ ደራሲኣ ሙዃኑ ዩ ናይ ብሓቂ ንፉዓት
ዋውውውው ባኮ ወሰደ ከተብል ኢኻ, ገለ ዓይነት ስራሕ ኣጆኻ በርትዕ ሞራልና ኣይፈለዮ ኣሓትን የሕዋትን,
🎉pp
Welcome ባኮ መትከኽ ቀጽሎ
ባኮ ኡይይይይ ናይ ብሓቂ ባኮ ከኒፈ ድየ ገለ ንስሓቅ ክክክክክ
ጽንዓተይ ሽኮር 🌹🌹ኣነስ ኣፍቂረዮ እምበር 🥰🥰🥰
Ata bako zewedey naka ztmrawet idelena iya bhaki kemzi twaso itkeka ngaly kemriwka absdet kyntefi zerina abalem eritrea kemhusa bhr man kenbezh bako wedey ideme yhbka kemzey tum hyway ika🤝🕊🇪🇷💚❤️💙
ቦኮ ያሆ ኣብ መወዳአታ ስ ሰሊጣ ክክክክ
ኣታ ኣበየናይ ዘመን ኢና በጺሕና ዘለና, ንባኮ ዝፈቱ, ንባኮ ክትብሉ, ላይክ ብስም ባኮ, እና በልኩም እንበር በክቢክኩም kkkkkkay,, ወደይ ጽቡቅ ስራሕ ጋይዝ ሰሱኑለይ እስከ ደቂ ሪመይ
Nay bhaqi bako kkkkkk nic bro qexlo zarkey 🔥🔥🔥🔥💯
ባኮ ጎማ ምስ ረኸበ ለቢሙ 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
Wedi my City
@@pacfurlife7088 ሰላም ምሳኻ ይኹን ወገነይ
@@LYE4EVER ትምኒትካ ትምኒተይ እዩ ብሮየ ሰላምካ ይብዛሕ
Ya ane aleku bshaq meantay qosilu bako meqsen kkkkkk
Ewyyy ata ane ezi bako zbehal kexelleni eyu 🥰
The two brother funny I love the show I am proud all eritrea actor
ኩሉ ድሕሪ ከብዲ ዩ ኢልዋ ባኮ ክክክክክክክክ
Eway Bako kef zelewo! Ata beyen xenihu, ya mshetey axebikuwa amsyu bsehak
Ba wdti comedy bflay baco kaw kaw abilwa kab nay dawit eyob bixfia nakum ybelx 👌👌👌
N bako zfetu👇
እዋይ ባኮ ኬፍ ዘለካ ተዋሳኣይ ማራ ገለ ዓይነት
Shalom deki eriy
Bako bako kkkkkkkkkkk🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Kkkkkkkkkk bako z Great
ምስትውዓል ዝጎደለታ ኣብታ ናይ ሻት ብክንድገለ ብኬሪ ዋእእእ
መን ኣሎ ባኮ ሽጋራ ዝሸየፋ ክክክክክክክ
ባኮስ ንበይንኻ ኢኻ ሞሕጎል ጽብቅቲ comedy keep it up 👍 ደቂ ኤራይ
Kkkk ane fteyo alku ezi wedi 🤙
ኣታ ዛ ባኮስ መቅሰን ናይ ብሓቂ ባኮ
Bako shkor welcome magnet ka sededeleuna
Tsenat nay bhke nefua ketselo ajka zarkry nic comedy
Moksi asli keep going OmG 😆
ኒመጀመርያብ ሰላም ቀጺለ ኪብሎ ንባኮሲ ካብ ዓዲ ኢንበር ካብ ከተማሲ ሕራይ ኣይብላካን አየን አልካ ነተን ናይ ዓዲ ጊን ጸርፊ ኢዩ ኣስተዉዕሉሞ ካብ ኣስመራ ወጻኢሲ ዓያሹ ኢየን ማለትኩም ኢዩ ተጋጊካ ጊን ቢዝኮነ ጹቡቅ።
Bako zelewa key sehaqku halife at feltn kemzi kemay abzia rugex
Ajoka Bako hawey qexlo nkulu kum edmen tanan ymneyelkum ❤❤❤
Ata ezi bako zeblwo fetyo alku keep it up bako hawey
Moyte sehaq tsnat habibi berte zarkey
እታ ካብ ዓዲ ትመጽእ ከ ዓሻ ድያ ትደሊ ዶስ ወዲ ኣስመራ ስለ ዝኮነ ዋላ ኮሎ ክትቅበሎ መቸም ነዚ ኣብ ገጠር ዝነርብ ሕብረተሰብ ከመይ ኢኹም ትሓስብዎ ይገርም ብዙሕ ኣስተውዒለልኩም ኣለኹ
Nay bahaki key germeni ayterfen
@@twenteamekahsay4637 ናተይ ጽሕፈት ዋል ናቶም ዘረባ ገሪምካ ?
@ተሓላቒ ንሃገሩ ብሕማቅ ድኣ ተረዲእካዮ እምበር ካብ ዓዲ ዝመጸት ኢያ ትጸረካ ትሕትና ስለ ዘለዋ ጋል ኣስመራ ኣይትጸረካን ኢያ ኢልዎ ንኹሉ ነገር ካብ ብኣሉታ ብኣወንታ ኣቀዲምና እንተ ንርድኦ ጽቡቅ ኔሩ
@@lwameyluwi2754 ምሽ ዶ መን ድኣ ይብሉኺ እታ ናይ ገጠር ከ ዓሻ ትጸውር ዝበለኪ ኣለኪ ድዩ ? ኣስታት ልዕሊ ሚእቲ ዝኸውን ናይ ገየር ዝሰርሑዎ ፊልሚ ኣስተውዒለ ኣለኹ ነቲ ገጠር ዞሎ ህዝቢ ዓሻ እዮም ዝሓስብዎ ዝገርም ኣምላኽ ሲ ኣገጠር ዓያሹ ኣብ ከተማ ለባማት ህዝቢ ይፈጥር ማለት ድዩ እቲ ከተማ ኮ ሰብ እዩ ሰሪሕዎ ብፍላይ ኣስመራ ሞ ጥልያን ብንእሽቶና ከለና ተሓቢናላ ኣቦታትና ዝሰርሑዋ መሲልና ድሓር ክኣ ኣስመራ ዓብዩ ኢልካ ንኣብ ገጠር ዞሎ ቤተሰብካ ምውርዛይ ምጽራፍ ከም ዓሻ ጌርካ ምሕሳብ ዝገርም ገምጢልካ ምጉሓፍኩም እዩ ካብታ ኣስመራ ግን መን ንመን ኮይኑ ዓካሳት
@@ተሓላቒንሃገሩ መጀመርታ ወዲ ኢየ ጋል ኣይኮንኩን ካልኣይ ክኣ ወዮ ድኣ እቲ ሓንጎልካ ሕማቅ መሊእካዮ እምበር ካብ ዓዲ ዝመጸት ወይ ትነብር ማዕረ ክንደይ ውርዝይትን ለባምን ወላ ነቲ ከቢድ ነገር ጼራ ክፋኣ ዘይተውጽኣ ሙኻና ኢዩ ገሊጹ እንተ ዓካሳት ትብሎ ዘለኻ ኢልካ ኣይበልካ ትርጉም የብሉን ኣስመራ ክኣ ከተማ እምበር መቦቆል ዓዲ ኣይኮነትን ብጀካ 4 ኣስመራ ዓዲ ኣቤቶ ዓዲ ስሄል ዓዲ ሰጉዶ. ............ኣስመራ ክኣ ማንም ሰብ ክነብረላ ዝኽእል ንማንም ኤርትራዊ ማዕረ ትብጽሖ ከተማ ኢያ ስለዚ ወላ ኣስመራ ንቀመት ንኾርዓሉ መበቆል ዓዲ ኣለና እቲ ሃገረሰብ ወይ ዓዲ ዝብሃል ዓዲ ኣቦታትና መቦቆልና ኢዩ።
I love 💘 bako. Bako mexrer
Well come deqi eri shkor
Kkkkkkk congregation bako ayney
Bako kebax yahooo gerem gebrkaya 🤣🤣🤣🤣
😂😅🤣😂🤣 BACO SCICOR AQSILKANA BSHAK🤩😂🤣🤩🥰🇪🇷💝NFUAT DEKI ERIGEGANU
ባኮ ያሆ ቤላ ተቀዛዝየና ኣለካ ቀጽሎ
መላጥ ዲእዬ እርሱ ትፈልጦ ሹክ በሉና
Aykonen gofgah mulue xegri eyu zelewo
ብሓቂ ኣቃራጭ
Bako btami xbkti bravo
ባኮ 😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ደቂ ኤረይ ጽቡቃት
Bambley yeak ketilekani zarekey miss you eko beka
Kkkk eway sehaq very nice comedy
እይ ባኮ 😂🤣😂😂😂😂😂😂
Kkkkk ba ane gn n bako kithbi texebiye nere ta shkor kola dahreweyti
Good job
Kemzia rie ayfeltn meshak kkkkk
Wow xebuqti video 😂😂😂
Kkkkkkkk bako asli sahak meyte
ባኮ ክርትም ገለ ዓይነት 🤣🤣✌️
Ya ezi bako kef zelewo ya bejakum kalie ka amiuxuluna 😂😂😂🤣🤣🤣😄😄😄😄
Thanks good job
Bako asli ❤❤❤❤
Bako naybhaki wudue wedi moite shaq kexlo eski bel
መወድኣታ'ሲ ባኾ ተጻዊትሎም
Bako nkdmit netebabeayo deki abeyti
Bako shkor
ከም ባኮ ዘስሕቀኒ የለን
Kkkkkkk bako yako
ኣቹ ባኮ ን መሕጎላት ክክክክክክክ
Bako habibi kef aleka haqu eyu ameruwo
ባኮ ነብሲ ያሆ ክክክክክክክክ
😂😂😂😂😂😂 mooi film
Bako.betam.newe.yemewedhe❤
Kkkkk bako mehrerrr gbu
Banbelay shekor qawqaw😅😅😅😂
Bako kif aleka
መሊስካያ ኣለካ ባኮ ሽኮር መወዳእታ ኣለም ድህሪ ቻይናን ህንድን እዩ
Kkkkjjj
Nska kea manta bako
Nay bhaki bako eway bako asil mota eko
ባኮ ሓንቲ ክዳን ገይሩ ድዩ ዝዋሳእ
ኣታ ቀጽልዋእ በጃኩም
Great bako
Gele aynet deqi Eri 🥰🥰🥰
😂😂 dek erryy 🥰
ግደፍ ኣታ ብ። ቢኬሪ። ጸወታ የለን ባኮ ምሕረር ክክክክክ
Kkkkkk bako sehak wediekani
Very funny comedy 👌
ባኮ ሽኩር ክክክ መስሐቅ ኢካ
ባኮ ኣይተኻአለን ክክክክክ ነተባባዓዮም በጃኹም
Banbley natey xbuk serah arkey marey bako bako Hahahhh
ባኮ ያሆ ክክክክክክክ
Aye aye bako ashekh enta mehgol kkk
I lv Bako so mch 😂❤
ያ እዚ ባኮ ጋሕ ክብል ነይርዎ እዞም ብሉጻት ስነ ጥበበኛታትና ንስእን ኣለና በየን ኣዲኡ ኣትዩዋ ባኮ ጓሓፍ ዝመልኦ ሰብ
ኣብ ዓዲ ዝዓበያ'ከ መን'ዩ ደናቁር ኢልኩም ።ብሃማት
Sik bel donkoro negative Seb
Kkkkk
ምሳኻ ኣለኩ ማዕረ ክንደይ ንሃገረሰብ የታሓሕትዎ ኣብዚ ትዕዘብ
ብራቮ ሓወይ
@@wolodoyproduction9023 negatives b tgraway tkewin nsika fah ketebuluna
Bako mehrer
ባኮ መቅሰን ነዛ ኩላ አሚትካያ'ካ መትሐዚ ተሳኢንካ ቀጽሎ
Nay behaki aqarachi
bako mhrer ika gan aytbthhyo
❤❤❤😂😂😂
ንባባኮ ዝፈቱ ጥራይ ላይክ
Ya nehawu ashkeiwo😂😂😂😂😂
አንታይ
Gin tait zgeberet ktkewin alewa elwo🤦♂️
😂😂😂 ባኮ ነብሲ የዓክ ጽቡቅ ስራሕ የሕዋት ንባኮ ዝፈቱ ኣብዚኣ ግጨው 👍
ባኮ መቀረት💞💞💞🥰🥰🥰
😂😂😂
ባኮ ሽኮር ኣነስ ክፈትወካ♥️♥️
ዋ እዚ ባኮ እምበር ቤላ መጺኡ በሉ እስኪ ሞራል ንሃቦ ❤️❤️
ን ባኮ ዝፈቱ Like
👇
ባኮ ርሑስ ጋማ ይግበረልካ ባዕሎም ኣረኪቦሙኻ ንፉዓት በርትዑ 👍🌿🇪🇷🌿
ኣንቱም ሰባት ከምዚ ከማይ ኣብ በይኑ ኣብ ገዝኡ ኮይኑ እንዳ ተዓዘባ ነዛ comedy ብስሓቕ እኮ ሞይተ ድየ ፈሊሐ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣👍👍👍👍👍👍
ሰብ ዶ በይኑ ይነብር እዩ
@@mmmrrrr454 ወገነይ ኣነ በይነይ እየ ዝቕመጥ ኣብ ገዛይ ንምባል እየ,🤝👈
@@eritreawimerhawi318 ንምንታይ ብሰላም ስራሕ እንተኮይኑ ግዴታ እዩ ካልእ ግን ወዲ እንተኮይንካስ ከቢድ እዩ
@@mmmrrrr454 በይንኻ ክትነብር ዋላ እኮ ዓቢ ጸጋ እንተ ዘይ ኾነ.ናብራ ስድት ኸም ቆጽሊ ሓረግ ምስ ተጠምጠምኻ ን በይንኻ ኣብ በይንኻ ምስ ነብስኻ ሕጉስ ሂወት ከተሕልፍ ዓቢ ምስጢር ኣለዋ
ኑሱ እቲ ትነብሮ ዘለኻ
@@eritreawimerhawi318 እሱ ልክዕ ኢካ ሓወይ ወይም ሓፍተይ ኣምላክ ንኩልና ምስ ስድራና ታሓቛቁፍና እንነብርሉ ግዜ ያሃበና ይቅርታ ድማ
ክክክክክ እዚ ባኮ ዝብሃል ሳሓቕ ቀቲልኒ ብሓቂ
ገለ ዓይነት ማራ ፍትየኩም እስክ ንክሎም ትፍትው ርግጹላ like
ባኮ መደንዘዝ ግይጽ'ሉ ታ 😁
ተዓዊትሎም
ዘሐጎሰኒ ነገር ተሃሊዩ ባኮ ደራሲኣ ሙዃኑ ዩ ናይ ብሓቂ ንፉዓት
ዋውውውው ባኮ ወሰደ ከተብል ኢኻ, ገለ ዓይነት ስራሕ ኣጆኻ በርትዕ ሞራልና ኣይፈለዮ ኣሓትን የሕዋትን,
🎉pp
Welcome ባኮ መትከኽ ቀጽሎ
ባኮ ኡይይይይ ናይ ብሓቂ ባኮ ከኒፈ ድየ ገለ ንስሓቅ ክክክክክ
ጽንዓተይ ሽኮር 🌹🌹ኣነስ ኣፍቂረዮ እምበር 🥰🥰🥰
Ata bako zewedey naka ztmrawet idelena iya bhaki kemzi twaso itkeka ngaly kemriwka absdet kyntefi zerina abalem eritrea kemhusa bhr man kenbezh bako wedey ideme yhbka kemzey tum hyway ika🤝🕊🇪🇷💚❤️💙
ቦኮ ያሆ ኣብ መወዳአታ ስ ሰሊጣ ክክክክ
ኣታ ኣበየናይ ዘመን ኢና በጺሕና ዘለና, ንባኮ ዝፈቱ, ንባኮ ክትብሉ, ላይክ ብስም ባኮ, እና በልኩም እንበር በክቢክኩም kkkkkkay,, ወደይ ጽቡቅ ስራሕ ጋይዝ ሰሱኑለይ እስከ ደቂ ሪመይ
Nay bhaqi bako kkkkkk nic bro qexlo zarkey 🔥🔥🔥🔥💯
ባኮ ጎማ ምስ ረኸበ ለቢሙ
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
Wedi my City
@@pacfurlife7088 ሰላም ምሳኻ ይኹን ወገነይ
@@LYE4EVER ትምኒትካ ትምኒተይ እዩ ብሮየ ሰላምካ ይብዛሕ
Ya ane aleku bshaq meantay qosilu bako meqsen kkkkkk
Ewyyy ata ane ezi bako zbehal kexelleni eyu 🥰
The two brother funny I love the show I am proud all eritrea actor
ኩሉ ድሕሪ ከብዲ ዩ ኢልዋ ባኮ ክክክክክክክክ
Eway Bako kef zelewo! Ata beyen xenihu, ya mshetey axebikuwa amsyu bsehak
Ba wdti comedy bflay baco kaw kaw abilwa kab nay dawit eyob bixfia nakum ybelx 👌👌👌
N bako zfetu
👇
እዋይ ባኮ ኬፍ ዘለካ ተዋሳኣይ ማራ ገለ ዓይነት
Shalom deki eriy
Bako bako kkkkkkkkkkk🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Kkkkkkkkkk bako z Great
ምስትውዓል ዝጎደለታ ኣብታ ናይ ሻት ብክንድገለ ብኬሪ ዋእእእ
መን ኣሎ ባኮ ሽጋራ ዝሸየፋ ክክክክክክክ
ባኮስ ንበይንኻ ኢኻ ሞሕጎል ጽብቅቲ comedy keep it up 👍 ደቂ ኤራይ
Kkkk ane fteyo alku ezi wedi 🤙
ኣታ ዛ ባኮስ መቅሰን ናይ ብሓቂ ባኮ
Bako shkor welcome magnet ka sededeleuna
Tsenat nay bhke nefua ketselo ajka zarkry nic comedy
Moksi asli keep going OmG 😆
ኒመጀመርያብ ሰላም ቀጺለ ኪብሎ ንባኮሲ ካብ ዓዲ ኢንበር ካብ ከተማሲ ሕራይ ኣይብላካን አየን አልካ ነተን ናይ ዓዲ ጊን ጸርፊ ኢዩ ኣስተዉዕሉሞ ካብ ኣስመራ ወጻኢሲ ዓያሹ ኢየን ማለትኩም ኢዩ ተጋጊካ ጊን ቢዝኮነ ጹቡቅ።
Bako zelewa key sehaqku halife at feltn kemzi kemay abzia rugex
Ajoka Bako hawey qexlo nkulu kum edmen tanan ymneyelkum ❤❤❤
Ata ezi bako zeblwo fetyo alku keep it up bako hawey
Moyte sehaq tsnat habibi berte zarkey
እታ ካብ ዓዲ ትመጽእ ከ ዓሻ ድያ ትደሊ ዶስ ወዲ ኣስመራ ስለ ዝኮነ ዋላ ኮሎ ክትቅበሎ መቸም ነዚ ኣብ ገጠር ዝነርብ ሕብረተሰብ ከመይ ኢኹም ትሓስብዎ ይገርም ብዙሕ ኣስተውዒለልኩም ኣለኹ
Nay bahaki key germeni ayterfen
@@twenteamekahsay4637 ናተይ ጽሕፈት ዋል ናቶም ዘረባ ገሪምካ ?
@ተሓላቒ ንሃገሩ
ብሕማቅ ድኣ ተረዲእካዮ እምበር ካብ ዓዲ ዝመጸት ኢያ ትጸረካ ትሕትና ስለ ዘለዋ ጋል ኣስመራ ኣይትጸረካን ኢያ ኢልዎ ንኹሉ ነገር ካብ ብኣሉታ ብኣወንታ ኣቀዲምና እንተ ንርድኦ ጽቡቅ ኔሩ
@@lwameyluwi2754 ምሽ ዶ መን ድኣ ይብሉኺ እታ ናይ ገጠር ከ ዓሻ ትጸውር ዝበለኪ ኣለኪ ድዩ ? ኣስታት ልዕሊ ሚእቲ ዝኸውን ናይ ገየር ዝሰርሑዎ ፊልሚ ኣስተውዒለ ኣለኹ ነቲ ገጠር ዞሎ ህዝቢ ዓሻ እዮም ዝሓስብዎ ዝገርም ኣምላኽ ሲ ኣገጠር ዓያሹ ኣብ ከተማ ለባማት ህዝቢ ይፈጥር ማለት ድዩ እቲ ከተማ ኮ ሰብ እዩ ሰሪሕዎ ብፍላይ ኣስመራ ሞ ጥልያን ብንእሽቶና ከለና ተሓቢናላ ኣቦታትና ዝሰርሑዋ መሲልና ድሓር ክኣ ኣስመራ ዓብዩ ኢልካ ንኣብ ገጠር ዞሎ ቤተሰብካ ምውርዛይ ምጽራፍ ከም ዓሻ ጌርካ ምሕሳብ ዝገርም ገምጢልካ ምጉሓፍኩም እዩ ካብታ ኣስመራ ግን መን ንመን ኮይኑ ዓካሳት
@@ተሓላቒንሃገሩ መጀመርታ ወዲ ኢየ ጋል ኣይኮንኩን ካልኣይ ክኣ ወዮ ድኣ እቲ ሓንጎልካ ሕማቅ መሊእካዮ እምበር ካብ ዓዲ ዝመጸት ወይ ትነብር ማዕረ ክንደይ ውርዝይትን ለባምን ወላ ነቲ ከቢድ ነገር ጼራ ክፋኣ ዘይተውጽኣ ሙኻና ኢዩ ገሊጹ እንተ ዓካሳት ትብሎ ዘለኻ ኢልካ ኣይበልካ ትርጉም የብሉን ኣስመራ ክኣ ከተማ እምበር መቦቆል ዓዲ ኣይኮነትን ብጀካ 4 ኣስመራ ዓዲ ኣቤቶ ዓዲ ስሄል ዓዲ ሰጉዶ. ............
ኣስመራ ክኣ ማንም ሰብ ክነብረላ ዝኽእል ንማንም ኤርትራዊ ማዕረ ትብጽሖ ከተማ ኢያ ስለዚ ወላ ኣስመራ ንቀመት ንኾርዓሉ መበቆል ዓዲ ኣለና እቲ ሃገረሰብ ወይ ዓዲ ዝብሃል ዓዲ ኣቦታትና መቦቆልና ኢዩ።
I love 💘 bako. Bako mexrer
Well come deqi eri shkor
Kkkkkkk congregation bako ayney
Bako kebax yahooo gerem gebrkaya 🤣🤣🤣🤣
😂😅🤣😂🤣 BACO SCICOR AQSILKANA BSHAK🤩😂🤣🤩🥰🇪🇷💝NFUAT DEKI ERIGEGANU
ባኮ ያሆ ቤላ ተቀዛዝየና ኣለካ ቀጽሎ
መላጥ ዲእዬ እርሱ ትፈልጦ ሹክ በሉና
Aykonen gofgah mulue xegri eyu zelewo
ብሓቂ ኣቃራጭ
Bako btami xbkti bravo
ባኮ 😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ደቂ ኤረይ ጽቡቃት
Bambley yeak ketilekani zarekey miss you eko beka
Kkkk eway sehaq very nice comedy
እይ ባኮ 😂🤣😂😂😂😂😂😂
Kkkkk ba ane gn n bako kithbi texebiye nere ta shkor kola dahreweyti
Good job
Kemzia rie ayfeltn meshak kkkkk
Wow xebuqti video 😂😂😂
Kkkkkkkk bako asli sahak meyte
ባኮ ክርትም ገለ ዓይነት 🤣🤣✌️
Ya ezi bako kef zelewo ya bejakum kalie ka amiuxuluna 😂😂😂🤣🤣🤣😄😄😄😄
Thanks good job
Bako asli ❤❤❤❤
Bako naybhaki wudue wedi moite shaq kexlo eski bel
መወድኣታ'ሲ ባኾ ተጻዊትሎም
Bako nkdmit netebabeayo deki abeyti
Bako shkor
ከም ባኮ ዘስሕቀኒ የለን
Kkkkkkk bako yako
ኣቹ ባኮ ን መሕጎላት ክክክክክክክ
Bako habibi kef aleka haqu eyu ameruwo
ባኮ ነብሲ ያሆ ክክክክክክክክ
😂😂😂😂😂😂 mooi film
Bako.betam.newe.yemewedhe❤
Kkkkk bako mehrerrr gbu
Banbelay shekor qawqaw😅😅😅😂
Bako kif aleka
መሊስካያ ኣለካ ባኮ ሽኮር መወዳእታ ኣለም ድህሪ ቻይናን ህንድን እዩ
Kkkkjjj
Nska kea manta bako
Nay bhaki bako eway bako asil mota eko
ባኮ ሓንቲ ክዳን ገይሩ ድዩ ዝዋሳእ
ኣታ ቀጽልዋእ በጃኩም
Great bako
Gele aynet deqi Eri 🥰🥰🥰
😂😂 dek erryy 🥰
ግደፍ ኣታ ብ። ቢኬሪ። ጸወታ የለን ባኮ ምሕረር ክክክክክ
Kkkkkk bako sehak wediekani
Very funny comedy 👌
ባኮ ሽኩር ክክክ መስሐቅ ኢካ
ባኮ ኣይተኻአለን ክክክክክ ነተባባዓዮም በጃኹም
Banbley natey xbuk serah arkey marey bako bako Hahahhh
ባኮ ያሆ ክክክክክክክ
Aye aye bako ashekh enta mehgol kkk
I lv Bako so mch 😂❤
ያ እዚ ባኮ ጋሕ ክብል ነይርዎ እዞም ብሉጻት ስነ ጥበበኛታትና ንስእን ኣለና በየን ኣዲኡ ኣትዩዋ ባኮ ጓሓፍ ዝመልኦ ሰብ
ኣብ ዓዲ ዝዓበያ'ከ መን'ዩ ደናቁር ኢልኩም ።
ብሃማት