Waka TM: New Eritrean Show 2023 ጋሻ ሓድሽ ዓመት ሄኖክ ተክለ (ዋሪ) ፌቨን ሳህለ, ኣማኑኤል ሰሎሙን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 767

  • @bsrateyasu1039
    @bsrateyasu1039 2 ปีที่แล้ว +53

    ዮሩሳለም በልዋ ንዛ ጎልና ተሩጉሙ ከአ ናይ ሰላም ከተማ ማለት እዩ ደቂ ኤረይ ሹኮሪናታት

  • @edenteweldbrhan2546
    @edenteweldbrhan2546 2 ปีที่แล้ว +22

    እቶም 2 ኣነ ዝፈትዎም ዋሪን ሞዴን🥰🇪🇷🇪🇷 ፌቡ እቓዕ ኣደይ ማርያም ማሓራኺ🙏

  • @robielcom
    @robielcom 2 ปีที่แล้ว +52

    ክልተ ናተይ ዋሪ ሞዴ ናይ ሙደይ ሰባት 🙏❤🙏

  • @eregreat2038
    @eregreat2038 2 ปีที่แล้ว +22

    እንቃዕ ማርያም ብሰላም አገለጋላኺ :ርሑስ ውላድ ን ሐዲሽ ዓመትን ይግበረልኩም ።♥♥♥

  • @bini.saha7464
    @bini.saha7464 2 ปีที่แล้ว +222

    Am+anuel + Fev+en = Amen belwa ngualkum

  • @zegahabtezion4339
    @zegahabtezion4339 2 ปีที่แล้ว +11

    ኣሰይ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ደስ ክትብሉ ሕቡናት ፍሽኽታ ዝኣመሎም
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
    ጥዑም ግዓት ክኣ ✌✌👏👏👍👍

  • @melumelu7631
    @melumelu7631 2 ปีที่แล้ว +82

    ሜላት - ምንጻፍ ኣደይ ማርያም
    ማራናታ - ምርኩስ ናይ መድሃኔ አለም
    ለውሃት - ለዋህ
    ሉና - ወርሒ
    ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልኩም ደቂ ኣረይ ሓላላት 😘🥰

    • @willi8442
      @willi8442 2 ปีที่แล้ว +9

      Nice ones
      Gn etia maranata malet si egziabhier ymexe malet ya ( oh lord come ) ❤

    • @filimonkflom814
      @filimonkflom814 2 ปีที่แล้ว +7

      Maranata goyta mxae malet eu

    • @dawitmelke7647
      @dawitmelke7647 2 ปีที่แล้ว

      Ana ka melat malet ny kudsan seltat tkabe znbrat eya

    • @senaitkidane3774
      @senaitkidane3774 2 ปีที่แล้ว

      Meley way nateyn natkin mrcha hade aybet Maranata bthaemi xbqti trgum zelewa nay mexhaf qudus qal eyu.🙏🙏🙏 hope kimerxuwa

    • @senaitkidane3774
      @senaitkidane3774 2 ปีที่แล้ว

      @@filimonkflom814 Fili Maranata is my choice too.🤗

  • @filieri9056
    @filieri9056 2 ปีที่แล้ว +60

    ናይ ፌቨን መልክዕ ብጣዕሚ እዩ ዘጸልለኒ ሞደሻ ተዓዲልካ ኢኻ ሰበይቲ ውድእቲ ዶና ኣደይ ትሙት 🔥👌🏾😍

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 2 ปีที่แล้ว +2

      ኒዛኣ ዕንዝራ ንህቢ

    • @genetmeles4766
      @genetmeles4766 2 ปีที่แล้ว +3

      Ay melkie entay wagalewo lbona you zegedis hawey marey 😢

    • @ereyereyerey1376
      @ereyereyerey1376 2 ปีที่แล้ว

      Teadilu tray bkulu wdeti melke lbona beka bkulu mkrti

    • @legendsaul2421
      @legendsaul2421 2 ปีที่แล้ว

      @@genetmeles4766 Qenieki.

    • @siemamayo3933
      @siemamayo3933 ปีที่แล้ว +1

      Hi

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 2 ปีที่แล้ว +5

    ሓዳርኩም ይሰስን ፈቡን ሞዶሻን🙏🙏 ከምኡ ድማ ሄኖክ ዋሪ የቀንየልና 🇪🇷🇪🇷

  • @amanuelbeyene1342
    @amanuelbeyene1342 2 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ባሓቂ ጽቡቃት ለባማት ኢኹም ንዓኹም ድማ ኣብ ናብራኹም ምስ ደቅኹም ሩሑስ ባዓል ፊቡ።

  • @samuelberhe1766
    @samuelberhe1766 2 ปีที่แล้ว +23

    እዋይ ገዓት፡ ፋታ ተቐይራ ብዝኮነ ደስ ዝብል መደብ ናይ ስም ከኣ ፡ገሊላ መሪጸልኩም ኣለኹ ፡Happay new year &merry x mas

    • @biniamberhe6862
      @biniamberhe6862 2 ปีที่แล้ว

      እዋይ ጋዓት ሞይታ ምፋታንኩም ግና ብጣዕሚ አድኒቀኹም ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ

  • @semirajemil1799
    @semirajemil1799 2 ปีที่แล้ว +27

    🤣🤣ዋሪ ያኽ መደቡ ክፈትወ ማዓቲየ ማራ ኢዩ ኬፍ ዝህበኒ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey715 2 ปีที่แล้ว +5

    እታ ጓልኩም እስከ(ሓቂ) በሉዋ
    ሓቂ ዝነግሰሉ ግዜ ተመጽአ ክክ
    ብዝኾነ ፌቩ እንቋዕ ማርያም
    ብሰላም መጻትኪ

  • @lbey564
    @lbey564 2 ปีที่แล้ว +4

    ብመጀመርታ እንቋዕ ማርያም ምሓረትካ ፌቡ ዝፈትዋ ስነጥበባዊት ብምቕጻል ርሑስ ሓድሽ ዓመት ኢለ ኢዮርሳሌም በልዋ ትርጉሙ ክኣ ናይ ሰላም ከተማ(ከተማ እግዚኣብሔር ) ማለት እዩ፡፡ ኣምላኽ ሰላም ሒዛ ዝመጸት ቆልዓ ይግበራ ኣሜንንን!!! Love 💕 you deqi rimey only

  • @hiwetaqeshi5175
    @hiwetaqeshi5175 2 ปีที่แล้ว +20

    ዋውውው ኣታ እዚ ዋሪ ሲ ከም ኣፍ ኢዩ ኣንበሳ ኢለካ ኣሎኩ ሞዴ ለፍላፊ ኮንካ

  • @ኣዳምየ
    @ኣዳምየ 2 ปีที่แล้ว +18

    ሰላም ኣምላክ ምስኩልና ይኩን ብመጀመርታ ፌቡ ኡኑኳዕ ብሰላም ሓረስኪ ብምቅጻል ፌቡ ንጓልኪ ከምኡውን ኣማን ሓወይ ንጓልካ ስም ክንሕግዘኩም ካብ ሓተትኩም
    1 ከንኣን ,እዚ ማለት ከኣ ምድረ ዕረፍቲ ምድረ ተስፋ ፡ኣምሳል ሰማያዊት እዮርሳሌም ማለት እዩ በዚከኣ ዕረፍቲ ክትኮኖኩም ህድእቲ ብርክቲ ማለት እዩ
    2 ህያብኤል ,እዚ ማለት ከኣ ህያብ እግዝኣብሄር ምስ ልደት ናይ ጎይታ ህያብ ስለ ዝሃበኩም ከምኡውን ዘማራይ ዳዊት ውሉድ ውህበት ኣምላክ እዩ ዝበሎ ጓልኩም ከኣ ህያብ እያ ነዓኩም
    3 ካብኤል ,ውን ተመሳሳሊ እዩ ምስ ህያብኤል ካብእግዝኣብሄር ማለት እዩ
    ስለዚ ክቡራት ኣሕዋተይ ስም ውላድኩም ትርጉም ዘለዎ እንበር ትርጉም ዘይብሉ ከይተውጽኡ ተጠንቀቁ ብዝተረፈ ጓልኩም ንእግዝአብሄር ተክብር ከምኡውን ንዓኩም ወለዳ ጌሩ ባዕሉ እግዝአብሄር የዕብየልኩም
    ሰላምኩም ወትሩ እግዝአብሄር የብዝሓዮ

  • @wedikeshi5322
    @wedikeshi5322 2 ปีที่แล้ว +21

    ዋሪ ሽኮር ጽቡቅ ስራሕ ruhus hadush amet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏

  • @selamawitgebremichael1356
    @selamawitgebremichael1356 2 ปีที่แล้ว +4

    ዋሪ ሹኮር፡ንስኻስ ኩሉግዜ መደብ ክህልወካ ኣለዎ በቃ ከይተጸምወና

  • @samsonermias6303
    @samsonermias6303 2 ปีที่แล้ว +3

    yes happy new year to our beloved Eritrean defence Forces, we will repay you for bravely defending our beloved Eritrea. hopefully I will come home in the near future.

    • @liwamfili2892
      @liwamfili2892 ปีที่แล้ว

      What can u repay for their life 🤔

  • @abebaghebre6840
    @abebaghebre6840 2 ปีที่แล้ว +10

    ዋሪ ሽኮር መደባትካ ማራ'ዩ ደስ ዝብለኒ: ኣጆኻ ቀጽሎ ንፉዕ!! ሞዴ & ፈቨና ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ምጻምድቲ ኢኹም:: እንቃዕ ሓጎሰኩም! ፍቕርኹም ንዘለኣለም ይሰስን!!!🙏🙏🙏💕💕💕💕💕🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @mebratlibanos3110
    @mebratlibanos3110 ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ፈቡ እንካዕ ማርያም ማሐረትኪ ደስ ክትብሉ አምላኽ ምሳኹም ይኹን GBU 🙏🌺🥰❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌺🌹🌺🌹🌺🇪🇷🌹🌺🌹🇪🇷🌺🌹🇪🇷🎉🎉

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber8052 2 ปีที่แล้ว +11

    ዋሪ ሽኮር ኣጓኔሙካ፡ ቁሩብ እንዲካ ቀልጢፍካያ ከም ናይ ሊዱን ቴዲን ጌርካያ 😂እምበር ኣገዕዕታ ናትካ ትጽብቅ። ድሃይ ሊዱ ድሓን ድያ ድሕሪ ሸዉ ኣይረኣናያን፡ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ደቂ ኤረይ🇪🇷መዓረይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ንመላእ ህዝብን መንግስትን ሰራዊትን ኤርትራ🇪🇷🙏🌹❤️🇪🇷❤️🌹

    • @mussiehabtom5163
      @mussiehabtom5163 2 ปีที่แล้ว +1

      ሊዱ ሓቅኺ ጠፊኣትና ኮ መቀረት ዝኾነት ጋል

  • @Matiastsegay8910
    @Matiastsegay8910 2 ปีที่แล้ว +8

    ጽብቃት ፍጥረት ዋሪ ፣ ሞደሻ & ፌቭ ጽብቅቲ ተባረኩ

  • @NaebWedibare-nx4jd
    @NaebWedibare-nx4jd 9 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ኣፌ ኣይ ትበሉ ሞደሻ & ፌቨን ኣነ ክኣ ናዝሬት ይመንየልኩም እንቋዓ ብሰላም ኣገላገለትኪ ኣደይ ማርያም❤❤❤

  • @saras382
    @saras382 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋሪ ሓወይ ንምንታይ ድዮ ኩሎም ዝዝንጥሉካ መስኪን ስለ ዝኮንካ ንቃላቶም ሸለል ስለ ትብሎ ሓንቲ ማዓልቲ እንዶ ተሪር መልሲ መልሰሎም ከመይ ከምዘክብሩካ ክትሪኦ ኢካ ሰብ ተክቢርካዮ ይሓኩረካ ማዕረ ማዕሪኡ እንተ ሶጊምካ የክብረካ። ብዝኮነ ዋሪ ሓወይ ኣድናቂትካ እየ ቱሑት ሙኳን ግን መግለጺ ዓወትካ እዩ እሞ ቀጽሎ ዝሓወይ👌

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 2 ปีที่แล้ว +13

    Three my favorite artists 🇪🇷❤️

  • @ስብዩመክስብ
    @ስብዩመክስብ 2 ปีที่แล้ว +6

    ጺዩን & ኣሜን ❤

  • @mikaldawit1702
    @mikaldawit1702 2 ปีที่แล้ว +14

    Shm gual kum bejakum ምላሄር belwa trgumu ka ሜላ አግዛብሄር አዩ 🙏❤❤

  • @trhastewelde7873
    @trhastewelde7873 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ሞዶሻስ ነታ ቆልዓ እያ ይመስለኒ
    ናይ ዋሪ እኳ ናይ ስድራ እያ ግና ብጣዕሚ
    ንፉዓት ዕድመን ጥዑናን ይሃብኩም ሐድሽ
    ዓመትን ርሑስ በዓል ልደትን ይግበረልኩም።

  • @selamawitgebremichael1356
    @selamawitgebremichael1356 2 ปีที่แล้ว +2

    Kkkkk እውይ ሞዴ ዓርከይ ነቲ ማይ የኹሶ ኣሎ ክክክክ

  • @Trleq
    @Trleq 2 ปีที่แล้ว +36

    I love this two actors ❤❤

    • @Trleq
      @Trleq 2 ปีที่แล้ว

      Ok kegerlka aleku

  • @kikilove6751
    @kikilove6751 2 ปีที่แล้ว +11

    ክልተ መሕረራት ክክክክክክ

  • @user-habeshawit
    @user-habeshawit 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣንታ ኣነስ ክፈትወኩም ማዓት 😘😘😘😘😘

  • @hermiellaisaac2285
    @hermiellaisaac2285 2 ปีที่แล้ว +3

    Veronica-ቬሮኒካ ሓቀና ምስሊ እታ ንጎይታ ብ መንዲላ ደሙ ዝጸረገት
    Abigail- ሰይቲ ዳዊት ጽብቅትን በላሕን
    Eliana- ኣምላክ ሰሚኒ
    Nahier- ናይ እግዛቢሄር
    Yoliana- ካብተን 36 ኣንስቲ ንጎይታ ዝሳባ @WakaTM

  • @TAN-ni6ll
    @TAN-ni6ll 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣውነ ወዲ ከረን እየ እዚ ማለት ድማ.....
    So ን ጋልኩም " ብለን " ብልዋ very sweet and short Name

  • @lemlemmesfin4108
    @lemlemmesfin4108 2 ปีที่แล้ว +22

    Wow congratulations and happy new year my people 🙏🇪🇷❤️🤙👏

  • @azujigina4753
    @azujigina4753 2 ปีที่แล้ว +1

    Asey zom yehiwatey xbuqat egzabher weneniti fikiri,tena kisanet kulu xexibuqu ab alemi zelo niakum♥️🇪🇷

    • @azujigina4753
      @azujigina4753 2 ปีที่แล้ว +1

      Wary hawey niaka kea egzabher birkity gal hiwan tekekabakibeka yfiterelika jeganu wuludat yfiterelikum♥️🇪🇷🎁

  • @SasiSasi-iw6fn
    @SasiSasi-iw6fn 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰራርሓ ናይ ዋሪ ይጸፍፍ ምክንያቱ ሞዶሻ ከም ሽሮ ኣክስካዮ በሓንሳብ አዩ ዝኣቱ ጣዐሚ አካ ኣበይ ጥዐምናዮ ብዝኾነ ደስ ትብሉ 👌👌👌

  • @anantsfu2567
    @anantsfu2567 2 ปีที่แล้ว +20

    Beautiful people beautiful culture 😍🇪🇷😍

  • @ahmedjemal8385
    @ahmedjemal8385 ปีที่แล้ว

    እዋይ ዳፉር ኣዘኪርኩሙና ብሓቂ ክላአ እዋእ ናፊቅናዮ ናብራ ንእስነትና

  • @ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ
    @ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ 2 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ልበይ ምስዛ ቨሪሙዝ ከይዳ ኣታ ግደፍ ኣጥፍእዋ ፌበን ኣብ You Tube ምስ ርኣያታ ርእሳ ሒዛ ኡይ ክትብል እያ

  • @اسحاقمحمد-س3د
    @اسحاقمحمد-س3د 2 ปีที่แล้ว +4

    ሓድነት በልዋ ፌብ ዋሪ ኤማ ይሕዋተይይ ነታ ህጻን

  • @fishktaameley7842
    @fishktaameley7842 2 ปีที่แล้ว +5

    rise tamaninet zelewom snetbebawyan kef alekum 🤗👍👍👍😘

  • @muraelnaeb9922
    @muraelnaeb9922 2 ปีที่แล้ว +1

    ክልቲኣትኩም ማይ ዉዑይ ኸየትረፍኩም ካብቲ ዝፈልሐ ኸተትርፉ ኔርኩም ስቅ ኢሉኩም ጊዒትክሞ ገዓት ኣባላሽኩማ 🤣🤣😀😅😀ብዝኮነ ሞደሻ & ዋሪ ብታዓሚ እየ ዝፈትወኩም ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ቨቡ ኣደይ ማርያም ሓራስ ኣበሳ ጊራ ተዉጽኪ ❤️❤️😘😘😘❤️❤️❤️😘

  • @eritrea5289
    @eritrea5289 2 ปีที่แล้ว +4

    Aseyyy deki erey shikornatttttt selamkum yebzha 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mhretberih7827
    @mhretberih7827 2 ปีที่แล้ว +2

    ዊንታ- ማለት ድሌት እዩ
    ቤቴኤል -ቤት ኣምላክ ማለት እዩ
    ቢታንያ -ኣብ እስራኤል ዝርከብ ቅዱስ ቦታ እዩ
    ካልእ ብዙሕ ኣሎ መጽሓፍ ቅዱስ ተወከሱ

  • @SAMSam-yi2yv
    @SAMSam-yi2yv 2 ปีที่แล้ว +5

    Kkkkkkkkkk ኣነ እካ ጠርጢረ ጸኒሐ the man Match

  • @luwamgebrehiwet8929
    @luwamgebrehiwet8929 2 ปีที่แล้ว +18

    ዋሪ ናተይ ሙቁር ፍተረኣት😍😘🙋

  • @asfahalearaya9023
    @asfahalearaya9023 2 ปีที่แล้ว +3

    መደባትኩም ድስ ዝብል ኢዩ ምረጹ ቢታንያ ኢየሱስ ክረስቶስ ዝዓረገሉ ቤትልሄም ዝተወለደሉ ናዝሬት ዝዓበየሉ የረዳኖስ ዝተጠመቀሉ ጊጋ እንተልዮ አረሙኒ

  • @melatbrhane3683
    @melatbrhane3683 2 ปีที่แล้ว +30

    ራኣኬብ በልዎ ዋሪ ሓወይ ጽብቅ ስራሕ ቀጽሎ ❤❤❤

  • @da8387
    @da8387 2 ปีที่แล้ว +21

    ጽቡቕ ስራሕ'ዩ ደቂ ኤረይ 🇪🇷
    ሽም ጓልና ኻኣ ኣቢገይል በልዋ
    Abigail Amanuel💖🎊🎉

  • @lulululu2675
    @lulululu2675 2 ปีที่แล้ว +1

    እውይ ነዛ ገዓት ዝበልዐ ከብዱ ክንፋሕ ኢዩ አይበሰለን😂😂😂😂😂

  • @fiqadutecle8400
    @fiqadutecle8400 2 ปีที่แล้ว +1

    Geat Fafa eya timesl natka wari.
    Nay Modie Kea Mashela.
    Tsibikty shim rekibelkum aleku Mejemerya Congrats 👏 🙌 💖.
    Ane EZGAHARIA eleya aleku.

  • @filieri9056
    @filieri9056 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ኣነ ይመውት ኣለኹ፥ ቆልዓ ሽም ወጺዋ ታተ ክትብል ቀሪባስ ኤሪትሪን ከኣ ክሳብ ሕጂ ኣብዚ ኮመንት ሽም ይመርጹ ኣለዉ። 😅😅

  • @brktimulubrhan582
    @brktimulubrhan582 2 ปีที่แล้ว

    yorsalem belua kudus schim eyu amlak yei baraka 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
    💗

  • @ሻውለይመለይኣደኩሉ
    @ሻውለይመለይኣደኩሉ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ ዘታሓሳስበኒ ዘሎስ እቲ ድስቲ መን ክሓጽቦ ኢዩ 😂😂

  • @haileletekidan6702
    @haileletekidan6702 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ኩቡራት ደቂ ኤረይ ዝፈትወኩም
    ተዋሳእቲ ፈቡ ሽኮር ንፍቅርኩም ተማእክል
    ውላድ ይግበረልኩም እታ ገዓት ድማ ይበል
    ሽም ድማ መቅደስ ፍቅሪ ዝሁር ዝሁር ማለት
    ፍየሪ ዕንባባ ማለት ኢዩ ሰላምኩም ይብዛሕ
    ደቂ ኤረይ ማዓረይ

  • @rankoshow2163
    @rankoshow2163 2 ปีที่แล้ว +2

    ሚስ እስያስ ገለ ሕማም ኣለዋ ኪትፈትዎ። ኣንታ ሓራም ኣጥዕሙዋ ግዲ ዝ'ሰባይ እረ ሰራም'ኡ ኢሎሞ ኣብ ኮሙታት😂😭😭

  • @fatumamehammed9123
    @fatumamehammed9123 2 ปีที่แล้ว +6

    Waw tom 3.may love ne gal kum fereta.soliyna.marta.

  • @selammenghisteab3736
    @selammenghisteab3736 2 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkkkkkkkkkkk My good guys I loved 👏👏🇪🇷🌹🌹❤️👍🏻

  • @eritrean5328
    @eritrean5328 2 ปีที่แล้ว +2

    ንያት በልዎ ዋሪ ሓወይ 🇪🇷❤❤👸

  • @Liza-js7di
    @Liza-js7di 2 ปีที่แล้ว +2

    Fikirkum yebzahyo enda Mode and wari xebukat deki Eri Amate selamn kisenaten yegberlna ne meala alem ❤️😍

  • @Samiii980
    @Samiii980 2 ปีที่แล้ว

    Yohana tetblwa xbuk nieru fevitey and amitey mknyatu ab hadish amet sle zteweledet

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 2 ปีที่แล้ว +6

    Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🌸

  • @rahelbereket860
    @rahelbereket860 2 ปีที่แล้ว

    Selam selam Deki Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 ✨️

  • @hiwetmemhireya1024
    @hiwetmemhireya1024 2 ปีที่แล้ว +4

    ይበል ስራሕ

  • @Kokob_Semay_Tube
    @Kokob_Semay_Tube 2 ปีที่แล้ว +8

    እዞም ገዛ ኢሰያስ ክብሉ😂

  • @merhawiberhe4476
    @merhawiberhe4476 2 ปีที่แล้ว +1

    Nay asmera sehak nafekeyo 🎉🎉🎉🎉🎉 kkk mode and warti arekey foresaaa🎉

  • @nardinadiablessed0811
    @nardinadiablessed0811 2 ปีที่แล้ว +3

    Modi & wari lomi des eluni 2 mhgolat 2 yeruk shkorintattt 😍🤩😘

  • @hayatabdallah8132
    @hayatabdallah8132 2 ปีที่แล้ว +6

    Wow wari ataheza keman zewxo yeblun Bela nefiat ♥️🇪🇷

  • @helenhabtemariam3603
    @helenhabtemariam3603 2 ปีที่แล้ว +3

    Shicorinatat ahwatey ❤❤
    * Veven enquae Mariam meharetki🎉🎉🎉

  • @senaitkidane3774
    @senaitkidane3774 2 ปีที่แล้ว +1

    Wow wari shkor des ktbl eskas enqae teweledka ❤🌹💋😎🎆✨
    AMAN & FEBU enqae hagosekum ane shim kimerxela MARANATA Aman beluwa . Rhushadish ametn lidetn nimelae hzbu Eritrean, mklkal haylitatna. ( nkubur President Eritrea Tegadalayn tebaen mergexieu haden kibrin mogosin ygbeaka enqae nab hadish amet abxihaka ::i 🎄🇪🇷😎🙏🌹❤

    • @abebaghebre6840
      @abebaghebre6840 2 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ ተባዕ'ወ!! መን ከም ፕረሲደንትና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ!!🙏🙏🙏🙏🙏

  • @firewoiniseyum6284
    @firewoiniseyum6284 2 ปีที่แล้ว +1

    Wladkum jibrik 🙏❤️🌿🇪🇷😘

  • @ksanetmelake3210
    @ksanetmelake3210 ปีที่แล้ว

    Melaher blwa mela egziabher malet u
    Wey. Ka melaal trgumu ade u

  • @rutagebreslase1862
    @rutagebreslase1862 2 ปีที่แล้ว +2

    Warey wehale nay behaqi nufui 🤣 miss u tefka qenka

  • @tirhasrussom885
    @tirhasrussom885 2 ปีที่แล้ว +1

    ሽኮሪናታት ኢኹም ናይ ብሓቂ።❤❤❤❤

  • @ola1707
    @ola1707 2 ปีที่แล้ว +1

    Shikorinata couple God bless you both with your beautiful daughter ❤

  • @luwamtekletekle5564
    @luwamtekletekle5564 2 ปีที่แล้ว

    Congregation aman &fevu
    1,,Sm galkum ፍቅሪ belwa mknyatu nskum fqri ekum

  • @Sel_Sel1763
    @Sel_Sel1763 2 ปีที่แล้ว +2

    😂😂😂 ከምዚኣ ስሒቐ ኣይፈልጥን.ኣነ ሳላ ፌቡ ግዓት ዳኣ ጥዋዕ ከብላ እዩ ኢለ ነረ ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም😊ሰብኣየይ ብጣዕሚ የ ንፉዕ.2 ሓደ😅😂ፌቡ ንዋሪ ጋዓት ኣብልዕዮ መስኪናይ 😂

  • @alaymengestab6893
    @alaymengestab6893 2 ปีที่แล้ว

    ፋታ ብጋዓት ቤላ ክክክ ናይ ዋሪ ሞከኣ ፉሉይ እንዳጓደልካ ምክብባብ ክክክክ

  • @omexhmisawi1
    @omexhmisawi1 ปีที่แล้ว +1

    Ab deknstyo asmat I like Selam,simret, bitanya, baseba, danayit/diana, winta or hewan. ✌️

  • @Tiktokmezmurchristian
    @Tiktokmezmurchristian 2 ปีที่แล้ว +2

    31:20 Betlehem ,Merry Christmas happy new year 🎉 ✨️ 💖 💛

  • @fatemashkoray8935
    @fatemashkoray8935 2 ปีที่แล้ว

    Ayyy Gat Eeed Ypark Dgge Eriyyyy👏👏👏👏👍💕🌿💕🌿💕🌿💕🌿💕🌿💕🌿💕🌿💕🙏🎉💐🇪🇷🌟💖🌟🇪🇷💐🎉🙏👌Amin💐🌟2023🌟💐Dgge 🎉Eriyyyyy 🎉Zyada Ayny🎉

  • @germatsionmesmer8992
    @germatsionmesmer8992 2 ปีที่แล้ว

    እንቛዕ ማርያም ብሰላም ኣገለገለትኪ ፈቨን፤ክምእውን ኤማ (ሞድሻ) እንቛዕ ሓጎሰካ።ዋሪ ካኣ ቀጽሎ ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ን ልደትን ይሜነየልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nigistigoresiyus8319
    @nigistigoresiyus8319 2 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyy xebuqatey edmani tenani yehabukmi fateri xebuq srah nay modesha si ni snit dia wala n febu ember xbqti nay wari kea abay eya gn besila dia❤️❤️❤️❤️❤️

  • @wedi5
    @wedi5 4 หลายเดือนก่อน

    Chin changon ዝፈትዋ ናይ ቻይናዊ ጎረቤተይ ሽም እያ😂😂😂🎉

  • @adusenay4365
    @adusenay4365 2 ปีที่แล้ว +4

    ኤልሻም ♥️ ቢታንያ♥️ገሊላ♥️ሜሎዲ

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 2 ปีที่แล้ว +1

    Admen tanan yhabkum deki eri 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 ✨️ 💖 🇪🇷 ♥️ ❤️ 😍 ✨️ 💖

  • @hiyabgod3378
    @hiyabgod3378 2 ปีที่แล้ว +2

    Lwehat beluwa lewah malet eyu trgumu kea ❤

  • @Yoni00
    @Yoni00 2 ปีที่แล้ว +2

    Wawww bhaki heni hawey edmen tienan yhabeley btaemi xbuk show nanda movie hawey + febu haftey haras anbesa giera tewxieki ngualkum kea blue tiena yebielkum thanks

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 2 ปีที่แล้ว +4

    Ahe gaze eko mefelhi kulu temgerti ketkyde shahi tsebhi ade ♥️ eiya deki eritrea 🇪🇷 ♥️ dehri kendey amete nedehrit temlisna aye GAeate betami nefuate asey

  • @ሳንድሮወዳባረንቱ
    @ሳንድሮወዳባረንቱ 2 ปีที่แล้ว +1

    ሞዴ ዋሪ ጽብቃት ደቂ ኤረይ

  • @nahomkudus1010
    @nahomkudus1010 2 ปีที่แล้ว

    ዋሪ ናይብሓቂ ንፉዕ ኢካ ሪላክስ አካ ትገብረና

  • @azebmogos6970
    @azebmogos6970 2 ปีที่แล้ว

    Happy new year ❤️🇪🇷!febu &modi kemeu wn wari aba dahri degime happy new year 🇪🇷🇪🇷🇪🇷nkulukum my people end my Country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷love you evriting ❤️🇪🇷

  • @hiwetmemhireya1024
    @hiwetmemhireya1024 2 ปีที่แล้ว +3

    ንዋሪ ኣጋኒኩሞ ክክክክክ ሞደሻ ግደፍ

  • @kiflezghizaid6339
    @kiflezghizaid6339 2 ปีที่แล้ว +2

    Abiesolem beluwa febu and aman ngalkim. trguma ka aboy selam malet eu.😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Danitesentertainment
      @Danitesentertainment 2 ปีที่แล้ว

      Kifle hawey subscribe eba hagzeni bro

    • @soli856
      @soli856 2 ปีที่แล้ว +2

      Hawey Gual eyom ko welidom 😅

  • @Mr.NMr.M
    @Mr.NMr.M 2 ปีที่แล้ว

    ደሊና

  • @helennegash4593
    @helennegash4593 2 ปีที่แล้ว

    Neger wedi 🤣🤣🤣🤣modesha eti hawi eba atfeayo ente geat emo tenefihkum bomb kitfniwu ikum keybesele tbliwo alekum 🤗

  • @shadowssisboyfriend4778
    @shadowssisboyfriend4778 2 ปีที่แล้ว +3

    Congratulations ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @abrheetmehrtab5169
    @abrheetmehrtab5169 2 ปีที่แล้ว

    Ewsy gaat bzkone xbuk eyu kexlwo wari hawey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏