(Étienne de La Boétie) ኤትየን ደላ ቦዌሲ - ወለንታዊ ባርነት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.พ. 2025
  • ኤትየን ደላ ቦዌሲ (Étienne de La Boétie)፣ ኣብ መበል 16 ክፍለ ዘመን ዝነበረ ፈረንሳዊ ፀሓፊ እዩ። ኣካል ንጥፈት ህዩማኒዝም ዝነበረን፣ “መደረ ብዛዕባ ወለንታዊ ባርነት (Discourse on Voluntary Servitude)” ብዝብሉ ፅሑፉ ዝፍለጥ እዩ። እዙይ ፅሑፍ፣ ብ 1546 ዓ/ም ተፃሒፉ፣ ድሕሪ ሰላሳ ዓመታት ዝተሃተመ ፅሑፍ እዩ። እቲ ዝገርም ነገር ድማ፣ ቦዌሲ ነዚ ፅሑፍ ክፅሕፍ ኸሎ፣ ዕድሚኡ ትሕቲ 18 ምዃኑ እዩ። እዙይ ድማ፣ መንእሰይ ቦዌሲ ዓብዪ ኣእምሮኣዊ ብስለት ከም ዝወነነ መርኣያ እዩ። ገለ ገለ ሰባት፣ “ናይ ሓሳብ ኣኽትዩኽ ኻምቦ (Arthur Rimbaud)” እንዳ በሉ ምስቲ ውርይ ፈረንሳዊ ገጣሚ የማሳስሉዎ እዮም። ዓለምና ብሉፅ ሰብ ዘይብርክተላ ዓለም ስለ ዝኾነት ግን፣ ቦዌሲ ኣብ 32 ዓመቱ እዩ ሞይቱ። ስለዚ፣ ቦዌሲ ሓዲጉልና ዝኸደ ብሕታዊ ስራሕ፣ እዛ ሓፅር ፅሕፍቱ እያ።
    ናይ ቦዌሲ ፅሑፍ ጭብጢ፣ ንፍፁማዊ ስልጣን ዝፃረር እዩ። E

ความคิดเห็น • 10

  • @KiflomSolomon-fc7by
    @KiflomSolomon-fc7by 26 วันที่ผ่านมา

    ብሩኸይ🙏❤❤

  • @gebrehiwotgebreab5780
    @gebrehiwotgebreab5780 หลายเดือนก่อน

    🙏

  • @meronweldu9873
    @meronweldu9873 หลายเดือนก่อน

    😮🙏

  • @AxumawianMediaNetwork
    @AxumawianMediaNetwork หลายเดือนก่อน

    Thank BK !

    • @BK_Brook
      @BK_Brook  หลายเดือนก่อน

      Any time!

  • @arondesta7726
    @arondesta7726 หลายเดือนก่อน

    እዚ እዩ ሰይ ወደይ ዝኮነ ሓዱሽ ኣቀራርባ:: The topic was thought provoking and your narration was exceptional. ቐፅለሉ

    • @BK_Brook
      @BK_Brook  หลายเดือนก่อน

      Thank you

  • @reflectonthings3008
    @reflectonthings3008 29 วันที่ผ่านมา

    Every one should feel responsible for their own freedom.

  • @abnetberhe2086
    @abnetberhe2086 หลายเดือนก่อน

    ነሽነሽ ኣቢሎምና እኮ ኣንልዋ ❤

    • @BK_Brook
      @BK_Brook  หลายเดือนก่อน

      Thank you