ህግደፍ ኣብ ቅትለት ወዲ ወርቁ ካብ ተሓታትነት ንምምላጥ ድራማ ይሰርሑ ፥ ባራዩ ህግደፍ ሕድሕዶም ይባልዑ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 พ.ค. 2024
  • ህግደፍ ኣብ ቅትለት ወዲ ወርቁ ካብ ተሓታትነት ንምምላጥ ድራማ ይሰርሑ ፥ ባራዩ ህግደፍ ሕድሕዶም ይባልዑ
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 174

  • @godisgoodallthetime3681
    @godisgoodallthetime3681 28 วันที่ผ่านมา +13

    ሓቀኛ ስለ ዝኮንካ እዩ ኩሉ ሰብ ዝጻብኣካ ዘሎ ሰልጠነ ሓዉና ❤❤❤

  • @user-tt8vk6di6y
    @user-tt8vk6di6y 28 วันที่ผ่านมา +7

    ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ እበር ኣይ ነብር እዩ ፅንዓት ይሃብኩም ደቂ መለይ ኩሉኩም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Ykgxu
    @Ykgxu 4 วันที่ผ่านมา

    ኣሕሕሕ ወዲ ወርቁ ጅግና ተዘካሪ😭😭💔💔😭😭ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ጎይታዋይ ታሪኽካ መስዋእትካ ህያው እዩ ወድነይ😭😭💔💔😭😭😭💔💔💔😭😭😭💔💔😭😭

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 28 วันที่ผ่านมา +3

    ሰልጠነ በቲ ዝጾርፉኻ በቲ ዘይምስልኻ ዝሁቡኻ ተሓበን ምኽንያቱ ተርፍ ሕርቃኖምን ጽላለኤምን ኢዩ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zegaiaso8687
    @zegaiaso8687 28 วันที่ผ่านมา +2

    መንግስተ ሰማይ ርኽብ ኑኡሰይ

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564 28 วันที่ผ่านมา +6

    ደቂ ሓደ ዓሻ ልቢ እዮም።
    ሓቂ ዝዛረብ እዩ ዝቅተል ፍትሒ ሓርነት ዝበለ።

  • @samsonsemere2145
    @samsonsemere2145 28 วันที่ผ่านมา

    የሕዋት ሰነድ ምሓዝ ጥራይ ኣይንሕመቅ

  • @hannayebio8563
    @hannayebio8563 28 วันที่ผ่านมา +9

    😢ጅግና ኩሉ ጊዜ ዓወት ኣይርእያን እዩ ንህዝቡ እዩ ሂወቱ ዝከፍል ፡ጅግና ይብራህ ወደይ ታሪክካ ከምቶም ጀጋኑ ኣቦታትካ ኣብ ዓንዲ ወርቂ ጽሑፍ እዩ ።ልዑል ፈጣሪ ኣብቲ ናይ ዘልኣለም ገነቱ የምብረልና ፡ ንስድራቤትካ ሓይልን ጽንዓት ይሃቦም
    ሉዕል ፈጣሪ ኩሉ። ንኩሉና ብይብራህ ከም ሽሙ መብሪሂ ዝሓዘንና ኣምላክ ጽንዓቱ ይሃበና ፡ነቶም ገዲፍዎም ዝከደ ዕምባባ ዶቁ ምስ ክብርቲ በዓልቲ ቤቱ ከይንዝንጉዖም ሓደራ ።

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 27 วันที่ผ่านมา

    ሓደራ ኣብ ምሉእ ዓለም ሰሎኻ ደላይ ፍትሒ ነዞም ብወድወርቁ ሕማቅ ዝጽሕፉን ዝዛረቡን ዘለዉ ሽሞምን ዓዶም ክትምዝግብ ኣለካ ነዞም ሰባት ብእሳተጎመራ ከነቃጽሎም ኢና። ንሕና እንትሓለፍና ንደቅና ሓደራ ክንገድፈሎም ኢና ብርግጽ።

  • @samsonsemere2145
    @samsonsemere2145 28 วันที่ผ่านมา +1

    ጅግና ታሪኽ ይሰርሕ እበር ኣይ ነብር እዩ ፅንዓት ይሃብኩም ደቂ መለይ ኩሉኩም

  • @hailuweld
    @hailuweld 4 วันที่ผ่านมา

    ሓሳድ ይክልኣልኩም ብሩካተይ

  • @semusailortl7946
    @semusailortl7946 28 วันที่ผ่านมา +7

    Wedi werke jgna eyu💪 RIp hawna 🙏. Hgdefe mendef gin nay edkum yhabkum

  • @AAAA-tn1ny
    @AAAA-tn1ny 21 วันที่ผ่านมา

    መንግስተ ሰማያት እጻኻ ይኹን 😢😢😢😢😢😢

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya 28 วันที่ผ่านมา +12

    ፍትሒ ክንዲ ዝበልና ክቐትሉና ዓኽክክክክክክክ ብንብዓት ደኺምና 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔ብሰላም ዕረፍ ጅግናና🕊🕊🕊🕊🕯🕯🕯🕯🕯🦁👑💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d 27 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ሓወይ መዓረይ ኣነስ ኣብ ዝረአኽዎ ምስሉ ከብድኻ ዝበልዕ ልመጀመርታ ግዜ ኸዚ እየ ዝርእዮ ዘለኹ ግን ከምዚ ማራ ዘሕዘነኒ የለን አምላኽ ብየማኑ ይቀበልኻ ንኡሰይ😢😢😢 ንኹሉኩም ስድራኻን ደቅኻን ኣካእሎ ይሃቦም 🙏

  • @hailegebrekidan1269
    @hailegebrekidan1269 28 วันที่ผ่านมา +7

    ህግደፍ ጨፍጫፍን ምክልባትን ምእሳርን ባህሪኡ ክገድፎ ዝክእል ምስ ዝቅበር እዩ። ንቀብሩ ከዓ ኩላትና ዝምልከተና ኣሕዋት ኩልና ዝከኣለና ምስ እነበርክት እዩ ።

  • @okubulebanonsebenemyemotek2085
    @okubulebanonsebenemyemotek2085 28 วันที่ผ่านมา +5

    ኣብ ብርገድ ንሓመዱ ሸለልትነት ጥራይ እዩ ዘሎ እምበር ካልእ ጸገም የብሉን

    • @elsajefter5596
      @elsajefter5596 28 วันที่ผ่านมา +2

      ናይ ብሓቂ ሸለልትነት መሊኡና ኢዩ

  • @AfhhhSchh
    @AfhhhSchh 19 วันที่ผ่านมา

    ጎታዋይ ብሰላም ዕረፍ😭😭😭😭😭

  • @user-vi2yp3lu2e
    @user-vi2yp3lu2e 23 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ምስ ሰላማው ወድ ሰብ ምስ ዘኽታማት ምስ ፍታሓው እዩ ኣብ ኩሉ ነገር/ስራሕ ካዓ እግዚአብሔር ኣቅድም አምላኽ ይሓልኩም💙
    ሓወይ እውነት ኣነ ከመይ ዓይነት ሰብ እዩ ግርም እዩ ዝብለን ኻብድኻ ትበልዕ መንግስተ አምላኽ የዋርሳካ🙏😭🙌

  • @kahsaikidane1423
    @kahsaikidane1423 28 วันที่ผ่านมา +4

    You will be remembered in the path or street of democracy and justice R.i.p young man

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 28 วันที่ผ่านมา +2

    Hawerlti wedi WerQu ab Eritrea tirai zeykones ab Tgrai ewn kQewm eyu .💙💙💙💙

  • @dawithaile1314
    @dawithaile1314 28 วันที่ผ่านมา +4

    ወዲ ወርቁ ሓወይ ኮኾብካ ከቢድ ኢዩ ንብዓትና ምቁጽጻር ሲኢንና እኮ ኣሕሕሕሕሕ😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @hailuweld
    @hailuweld 23 วันที่ผ่านมา

    ኣምላክ ቦግ የብሎ ነዞም ባራዩ ሓፍ ኣቢሉ ኣብታ ሃገሮም ዓዲ ፍትሒ ትህነጽ ኣላ ዝብልዋ ዘይጉሕፍዎም ጋሓፋት ደናቁር ባራዩ

  • @Hiriti-gs4bk
    @Hiriti-gs4bk 28 วันที่ผ่านมา +9

    Hgdf Ferdkum kitirekibu ekum atom chekanat

  • @user-zm9hb9ij2r
    @user-zm9hb9ij2r 28 วันที่ผ่านมา +2

    ሰልጠነ ሓወይ ዕረፍቲ እስኪ ውሰድ ቅሩብ ደቅስ ንሓንጎልካ ዕረፍቲ ዩ ድቃስ ምስ ዞም ደናቑር ደቂ ዓድና ቃል ብቓል ክትከራኸር ከቢድ ዩ።

  • @Wedi_yemane
    @Wedi_yemane 27 วันที่ผ่านมา

    ስልጡን ኣጆካ ምጥንቃቅ ክኣ ዞም ረሳሓት ብክሉ ትቀርቦም ምስትውዓል❤

  • @jadnawfal3534
    @jadnawfal3534 28 วันที่ผ่านมา +3

    ነብሱን ይማረው ሓውና እኔ እንደማቀው ነው ያንገበገበኝ 😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔

  • @Bisheleibrahim-hz9jn
    @Bisheleibrahim-hz9jn 28 วันที่ผ่านมา

    Selam selam❤❤❤❤❤❤❤❤ deleyti fitehe

  • @mami4135
    @mami4135 28 วันที่ผ่านมา +1

    ካብዚ ተዛረቢ ትግርኛ ክንሰግእ ጀሚርና

  • @genetdebretsion1089
    @genetdebretsion1089 26 วันที่ผ่านมา

    Betami kmak ktlet ketlomo misknay

  • @user-xg5bz9qz3f
    @user-xg5bz9qz3f 8 วันที่ผ่านมา

    ዓክክ ወዲ ወርቁ ብስላም ዕረፍ 😭😭😭😭😭😭

  • @hagostsegay531
    @hagostsegay531 28 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሰለጠነ! ኣዝዩ ዘሕዝን"ዩ. ናይ መስዋኣቲ ሓውና ይብራህ (ወዲ ወርቁ) ንሓውና ይብራህ መንግስቲ ሰማይ የዋርሶ ንመላእ ስድራቤቱን: ኣዓርክቱ :ንኩሉ ፈተውትን ጽንዓት ይሃብ

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 28 วันที่ผ่านมา +3

    ሃኪካ ሰልተነ ሃወይ ብታኢሚ ዘሕዝን'ዩ😢

  • @asterhailehruy1175
    @asterhailehruy1175 28 วันที่ผ่านมา +7

    እዞም ጨካናት አራዊተ በሊዔሞ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 28 วันที่ผ่านมา +2

    Akeleguzay mahber lemano zbelesi n'Tesfalidet Alem Meharena ab Shimelba bKirar geru endabekeye zilmn znebere Akeleguzay eyu.💙💙💙💙

    • @freweynikidane4943
      @freweynikidane4943 28 วันที่ผ่านมา

      Ata drbai bernente telam bfetari rkebo

  • @user-fj8rv8wj2h
    @user-fj8rv8wj2h 28 วันที่ผ่านมา

    ጎይታዋይ ገነት መንግስተ ሰማይ ምስ ቁዱሳን መላእክት የንብርካ ወድነይ ኣነስ ቅድሚ ከዚ ሪኢዮ ኣይፈልጥን ግን ንባዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ ትመንፈሱ ምርዛኑ ኑኡሰይ ልብና ተሰሩ💔😭😭😭

  • @fserdss1437
    @fserdss1437 28 วันที่ผ่านมา

    ኤህ ዉላድኩም ኣይትርአዩ ኣቱም ነዚ ዝወዓልኩምዎ ሸይጣዉንቲ ኣረሜናት😢💔💔😥

  • @wise186
    @wise186 28 วันที่ผ่านมา

    Ezi wedi nezi kalsi kebertuo eu. Suwuu aymewtn eu
    Hawna absemay eref

  • @ZaidGebremariam
    @ZaidGebremariam 28 วันที่ผ่านมา

    ተወልደ ሽለት

  • @hailuweld
    @hailuweld 4 วันที่ผ่านมา

    እወ ብዓል በሊሕ ራኢ በዓል ጽቡቅ ትምኒት ምስብጾት ኣነ ዝምነ ንሓዋሩ መንእሰይ ኣብዛ ሃገሩ እናበለ ክጻወት ኩሎ እዚ ባህጊ እዚ ከተግብር እናተቃለሰ በዞም ጨካናት ሰብ መሰል እንስሳ ኣሕዋት ቃኤል ኣጋንንቲ ሕይወቱ ሓሊፉ ሓሳቡን ባህጉን ግን ክወን ክከውን እዩ ። ዞም ባራዩ ኢዶም ኣይስኣኑ

  • @timarsolomon1121
    @timarsolomon1121 28 วันที่ผ่านมา

    መትከል የብላን ሰልጠነ።

  • @segenm950
    @segenm950 28 วันที่ผ่านมา +1

    ቴፌ ወዲ ዓደቡዑር መታታዓቢተይ

  • @aataat1524
    @aataat1524 25 วันที่ผ่านมา

    ኣሬናማት😢😢 በላዕቲ ሰቭ😢😢😢 ኡፍፍፍፍ

  • @user-cs1mo7qh1s
    @user-cs1mo7qh1s 28 วันที่ผ่านมา

    Tkkl Eka seltene hawey Abedenam Emo yfeltwe Ezem Rgmet ketlemwo Eba mey zmesl Hawna😢😢😢😢

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 28 วันที่ผ่านมา +2

    Seltene plz plz ane zbleka keman aytgerah keyteghuna plz etom ab zkri nay wedi werke zneberu mekalstika astewelika krebom bkulu negerka kab kerebtkum kab mekalstukum tetenkeku
    Nwedi werke men dewilu eyu nabzom belaeti arekibwom genzeb zeyasdeo wedi seb yalen plz plz tetenkek aytgerah 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪

  • @ZaidGebremariam
    @ZaidGebremariam 28 วันที่ผ่านมา +2

    በርነንተ ለማኒ ሽመልባ መሬት ትግራይ ትመስኽር ሰራቂ

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 27 วันที่ผ่านมา

      ንስኻን ብጾትካን ሓሰማን ኣራዊትን
      ጥረ ልብ ኣለቦም ኣብ ደም ክትኣትዉ ዘይትፈርሑ ስለዝኾንኩም እዩ ዉልቀመላኺ ኢሰያስ መንዉሕ ስልጣኑ ክትኮንዎ መሪጹኩም ።

  • @gizegize4486
    @gizegize4486 28 วันที่ผ่านมา

    እትራባዓይው,ተታሕዙሎ,ይባሃልአሎ,ተፈታዊ,ሐውና,እተኪእልካ,ሃይበለኒ

  • @user-mt1kx5kc4o
    @user-mt1kx5kc4o 28 วันที่ผ่านมา +2

    ታይ እሞ ክንበል ተበሊዑ😥😥😥

  • @RakiRaRi1997
    @RakiRaRi1997 28 วันที่ผ่านมา +1

    Yess thanks ዝኾነ ቪድዮ ከይትህቡ ዋላ ንዓና ከይትሰዱልና ቀታሊ ሓውና ክሳብ ዝጻረ ናይ ሕጊ መንገዲ ከይመዛበለና, ሓደራ ,

  • @user-vu5cc8fv5w
    @user-vu5cc8fv5w 28 วันที่ผ่านมา

    Mengest semayat ywarso

  • @user-vu5cc8fv5w
    @user-vu5cc8fv5w 28 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙

  • @mirimiri3396
    @mirimiri3396 28 วันที่ผ่านมา

    Ajokum ajona😢💔

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 28 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ኣበይ ኢዩ ዝነብር ተለፎኑ ባ ሃቡና

  • @okbaydebesay6935
    @okbaydebesay6935 28 วันที่ผ่านมา +1

    Selten Neseka medhanet eka nhegdef 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻✅✅✅✅

  • @user-vu5cc8fv5w
    @user-vu5cc8fv5w 28 วันที่ผ่านมา

    Selam Selam selten 💙💙💙💙💙

  • @user-nm5tz3qe3i
    @user-nm5tz3qe3i 28 วันที่ผ่านมา +1

    እዞም ህግደፍሲ መብዛህትኦም መልክኦም ክፉዐት ዝረበኦም ገስረጥ

  • @segenm950
    @segenm950 28 วันที่ผ่านมา

    ትቃዎማይ ኢልካ ስብ ይቅተል 🥲🥲ክድግፉ ዲዬም ተስዲዶም መቸም በርጌደ ንሐመዱ ንህግድፍ ክጉሕፎ እዩ ሐደ መዓልቲ

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha772 28 วันที่ผ่านมา +1

    ከመይ ሐደ ልቦም ይትኾስ 🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤😀👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

  • @hailuweld
    @hailuweld 23 วันที่ผ่านมา

    ሰልጠነ ነዞም ከምዚኦም ዝበሉ ንዕቃ ግደፎም ነው በሎም እዚኦም ሰብ መሰል እንስሳ ኢዮም።

  • @Shira475
    @Shira475 28 วันที่ผ่านมา +3

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @iloveyoufamily9742
    @iloveyoufamily9742 28 วันที่ผ่านมา +1

    Ahhh hawey 😢😢😢

  • @tesfaldetabrha772
    @tesfaldetabrha772 28 วันที่ผ่านมา +1

    🔪🪓🔪🪓🔪🪓🔪🪓🔪🪓🔪እዚ ዝሃዘ ስብ ካብ እንስሳ ዘይሃይሽ ስብ እዩ ወይ ሃንጎሉ ዝመኽነ እዩ፥
    ፒሮን እርሳስን ዝሃዘ ድማ እቲ ጥዑይ የዕምሮ እዩ

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 28 วันที่ผ่านมา

    Nusey mengste semay yewarska hawey 😢😢😢

  • @Hiriti-gs4bk
    @Hiriti-gs4bk 28 วันที่ผ่านมา +6

    Hgdf nay Alem hasewti eyom

  • @luwamnega6042
    @luwamnega6042 28 วันที่ผ่านมา

    Lik habwo ahwat

  • @samsonsemere2145
    @samsonsemere2145 28 วันที่ผ่านมา

    ሓቀኛ ስለ ዝኮንካ እዩ ኩሉ ሰብ ዝጻብኣካ ዘሎ ሰልጠነ ሓዉና

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 28 วันที่ผ่านมา +2

    Seltene ajoka hawey knd 1000 eka jgna wed hzb walta wuxuit eka

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 28 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ygg949
    @ygg949 28 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ኣነስ ከብደይ ኣቢኑይ ልንእስነትካ ሪኡ ኣብ ሕቅፎ ቅዱሳን የንብርካ ወዲ ወርቁ ሓወይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @hailuweld
    @hailuweld 23 วันที่ผ่านมา

    እቲ ሳሚኤል መሓሪ ከምኡ ዝመሰሉን ደናቁር ፍጥረት ሰብ ዘይብሎም ከም ስ
    ሰብ ዘይድንግጹ ሰብ መሰል ሰይጣውንቲ ሰብ መሰል እንስሳ ኣሕዋት ቃኤል ኢዮም።

  • @tesfagaberbkaa853
    @tesfagaberbkaa853 28 วันที่ผ่านมา

    Tefetawi show igiziabher yhalka Mai haki tekalasay

  • @ghebreyesusmesfun3909
    @ghebreyesusmesfun3909 28 วันที่ผ่านมา +1

    ኣፍ ኸልቢ

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 28 วันที่ผ่านมา

    Kidkes kitsie nei behaki hazine😢😢😢

  • @sabaabraha6527
    @sabaabraha6527 28 วันที่ผ่านมา

    Ahhhh eziom rgumat diyblosat

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 27 วันที่ผ่านมา

    ሰልጠነ ነዞም ገለድም ኣራዊት ደቂ ሓደ ልቢ እዛ ቢድዮኻ ትምጥኖም እያ ፉንፉናት ብራቦ 👍🩵🌹🩵🌹🩵

  • @segenm950
    @segenm950 28 วันที่ผ่านมา

    በርነንተ ብላሽ ማለት እዩ

  • @zafubhrana4564
    @zafubhrana4564 20 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭

  • @mnbarnmenygbae8438
    @mnbarnmenygbae8438 28 วันที่ผ่านมา

    ባርኔንተ ወዲ ርግምቲ /ወዲዛ ከዳዕ

  • @user-pe8hs1pp6l
    @user-pe8hs1pp6l 28 วันที่ผ่านมา

    "Tigray seb Alewa " zibil ብሉጽ ስም ንበይኑ ; ነዚ ኽቡር ሓዉና (ወድ ወርቁ) መንግስተ ሰማይ ብዓባያ ከዉርሶ እዩ! ንስለ ህዝቡ ዝኸፈሎ ድማ ንብህጋ ዘለና ዓዲ ከስርሓና እዩ ፈጣሪ! ንሕና ኢና ንዕወት

  • @tesfutekle9485
    @tesfutekle9485 28 วันที่ผ่านมา

    sebayey terifuley alo tbli zeleki saebien mot gena ayteredakn,

  • @mhirewediemiha9905
    @mhirewediemiha9905 28 วันที่ผ่านมา

    Wedi werke halifo Alo kalisi wedi werke gan gidina keawet eye Awet ne bergad nehemedo

  • @tekie8705
    @tekie8705 28 วันที่ผ่านมา

    Buzihat tegaru Alena niktatelka Ajona

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 28 วันที่ผ่านมา

    ዓደብዑር ኢኳ ኣከሎጉዛይ ኢዩ

  • @user-oi2wj9kp6l
    @user-oi2wj9kp6l 28 วันที่ผ่านมา +5

    ጎይታዋይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ 😭😭😭😭

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 28 วันที่ผ่านมา

    ኪድ በዓለገ ረሳሕሕሕሕሕ

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 28 วันที่ผ่านมา +1

    like like ajoka seltene hj hzb glbt media ms rayu sgat frh tenxlo sle zrayu zhzwon zchibtwon tefwom bet nawram aremene tgebaro nab hasot kea atyom gana ab kulu bhg khtetu eyiom ez 2 geben eu

  • @tamesweden123
    @tamesweden123 28 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏

  • @tesfaybirhane4435
    @tesfaybirhane4435 28 วันที่ผ่านมา +1

    ቦግ የብሎ እዚ ረሳሕ
    ከም ድሙ ውላዱ ዚበልዕ ብኽፍእ ይጥፋኢ

  • @tgstadmb7036
    @tgstadmb7036 28 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭😭😭😭

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 27 วันที่ผ่านมา

    ደንቆሮ እንትኾይኑ ሰብ ኣብ ጅቡኡ ዘየሎ ገንዘብ ከም ዘሎ ገይሩ ኢዩ ዝኣምን

  • @kibreabokbahhnes8766
    @kibreabokbahhnes8766 28 วันที่ผ่านมา +1

    Kab hgdf dea entay kintsbe seltene hawey

  • @Usereri8287
    @Usereri8287 28 วันที่ผ่านมา

    Yes seltene we will never trust them

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 28 วันที่ผ่านมา +2

    ን ኣፍልጦኹም እዛናይ ስዊስ
    ጉፋፍ ማይሓራሳት ትውለድ
    ማይሓራሳት ማለት 1 ምስ ድግሳ
    2 ምስ ብርኪቶ 3 ምስሓላይ ዝዳወብ
    ኣብ ኣከለ ጉዛይ ማለዩ።

  • @CamionFormation-zl8fq
    @CamionFormation-zl8fq 28 วันที่ผ่านมา

    Anta resah enber betnete now belo seltene nezi resah seraki chenawi zkone seb eu ezi

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330 28 วันที่ผ่านมา +1

    HGDF MENDEF HASEWTI 😭😭😭

  • @luwamnega6042
    @luwamnega6042 28 วันที่ผ่านมา

    Nihgidef medebat tssemAu mhret yewrdelkum berged hawey zeynatka medebat aytrea

  • @Usereri8287
    @Usereri8287 28 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @Hiriti-gs4bk
    @Hiriti-gs4bk 28 วันที่ผ่านมา +2

    Hgdf is Killer

  • @user-cs1mo7qh1s
    @user-cs1mo7qh1s 28 วันที่ผ่านมา +1

    Entey Aynet Sebet Eyem Ezem Rgmet hawey Ab genet yenbrka geytewey Anes Kebdey Mkal Abyni

  • @luwamnega6042
    @luwamnega6042 28 วันที่ผ่านมา

    Eway zerimergem zkone higdef