ሰኸን (SEKEN) New Music by Tesfalidet Mesfun COMING SOON........Master Entertainment Music
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 13 ก.ย. 2024
- ሰኸን (SEKEN) New Music by Tesfalidet Mesfun COMING SOON.....
ዘሐጉስ ብስራት ናፍቀርቲ ሙዚቃ
እቲ ህቡብ ድምጻዊ ተስፋልደት መስፉን /ወዲ መስፉን/፡ ብምኽንያት መስቀል ሓዳሽ ደርፊ/ክሊፕ/ ሒዙልና መጽዩ ኣሎ’ሞ፡
ክተስተማቅርዋ ጀባእ ንብለኩም!! Master Entertainment Drama Series Film Comedy Music
To access and subscribe Master entertainment
/ @masterentertainment689
Follow us on Facebook / masterhabesha
Follow us on Twitter / masterhabesha
Follow us on Instagram / master.habesha
To contact us Email address: masterentertainmenteritrea@gmail.com
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ዳዉንሎድ ምግባር ንስነጥበበኛታት ስለዘኽስር፡ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: Master Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
⛱⛱⛱i lovet all your music tesfalidet
Welcome wedi mesfin asli
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወድያ መስፍን እንቋዕ ብዳሓን መጻኻ መረዋሕ ድምጹ
ወዲ መስፍን ኣስሊ ብሰላም ምጻና ❤️😍
ጥበብ ተመሊሱ!
ዘንዶ ጥዕምቲ ቅላጸ፡ ትርጉማ ታሓባበሩና …?ወዲ መስፉን ብዳሓን ምጸና።
(የማነ ባሪያ) (ኣፍራሃም ኣፈወርቂ) ኪሮስ ኣስፋሃን ፣ዮሃንስ ትካቦ ፥ተስፋለም ቆርጫጭ ዓንዲት ዕቁባይን ፥ቴድሮስ ጸዓዱ ፥ኩፉሎም ይካኣሎ ከሙኡ ኣዉን ዘርእሰናይ ኣታ ንህዝባይ ዘይከዉን ዝብል ሃገራዊያን መድረኽን ኣለይቲ ትግርኛን ጥሕ አዮም።
እንታይ ወሪዱካ ወደይ ስነጥበባዉያን ምስ ስነቀንጠብጠባዉያን ትሓዋዉሶም
ጌጋ የማነ ገብረሚካኤልን ኣብርሃም ኣፈወርቅን
የዉሃንስ ትካቦን ምስ እዞም ካልኦት ዘራኽብ የብሎምን
ቆርጫጭ ዓንዲት ኪሮስ ኣብ ካልኣይቲ ጉጅል ስነጥበብ እዮም ከምኡ ዉን ቴድሮስ
እንተ እዚ ይካኣሎ ትብሎ ኣብ መርዓኻ ኣዉዕሎ።
Ezi eska tblo eu hwswas zkone mealti