ትሕሽ ኣብ መርዓ 👰🙍 || ጓለይ ንወዲ ጎረቤተይ ኣሞርዕየያ 💍💐 ኢሎም ||

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
  • #tigraynews #kidan #tigrignadrama #tigrayan_shorts #tigrignacomedy #comedy #dwnews #ትግራይ_ቲቪ #tmh #tigrigna_music #ትሕሽ#eritreanbestguayla #eritreanmusic #eritrea #tigrigna_music #tigrignacomedy #ትግራይ_ቲቪ #ትግራይ#howtocook#howto #howtomake

ความคิดเห็น • 551

  • @Selugaltigray
    @Selugaltigray 8 หลายเดือนก่อน +194

    ነዛ ኮሜንት ተንብቡ ዘለኩም ናይ ተሐሽ ፈተውቲ ንአይ ሓፍትኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤❤🎉

    • @ggcf1371
      @ggcf1371 8 หลายเดือนก่อน +2

      ገርናልኪ❤❤

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ጋል ዓደይ❤

    • @Selugaltigray
      @Selugaltigray 8 หลายเดือนก่อน

      @@ggcf1371 እሺኒ ዛእምበይተይ🙏

    • @ndjs6045
      @ndjs6045 8 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 8 หลายเดือนก่อน

      ​@@ggcf1371ንዓይ እዉን ህያበይ

  • @fanueldori9718
    @fanueldori9718 8 หลายเดือนก่อน +23

    ቡሩክ መርዓ ኣብ ደቅኩም የርእየና ,ሰላም ሃገር ትግራይና ሒዝኩም ትመጹ ይግበሮ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ጎል ዓደይ❤🎉

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
    @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 8 หลายเดือนก่อน +21

    _ደስ ክብሉ❤ንሕናኸ መዓዝ እዩ ስደትና ልሓጽረልና ከም ሰብና ንኾነሉ😔_

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራብይ በልለይ ማዓረይ💞

    • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ
      @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ 8 หลายเดือนก่อน

      @@Askaltube ገይረልኺ ወለላይ❤

    • @mahder-m6k
      @mahder-m6k 8 หลายเดือนก่อน +2

      ኣታ ኣጆና እንዶ ሓቦ ንግበር ❤

    • @freselamblack
      @freselamblack 7 หลายเดือนก่อน +1

      Maryamn meriruna hezs Efff

  • @ጋልሃገርትግራይ
    @ጋልሃገርትግራይ 8 หลายเดือนก่อน +25

    እሰይ ደስ ክትብሉታ ትሓሸይ አነስ ከፍትወኪይ ማዓት ካብ ሰደት ምስ ተመለስኹ ክረኽበኪይ እየ ትሐሸይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ርሑስ ጋማ ይግበረልኹም 🙏🥰🥰🥰🥰

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

    • @militenegasi172
      @militenegasi172 7 หลายเดือนก่อน

      ርሑስ ጋማ ይግበልኹም
      እንተ ንወልዲ ግን ነቀፈታ አሎኒ ጎረቤትካ ምረይ ጽቡቅ እዩ ህዝቢ ብጥሜት እናረገፈ ገፋሕፋሕ እንታይ አምጾኦ ካልአይ ከአ ኪዳን ከም ናይ ሚድያ ነጣፊት አብነት ክትኮኒ እዩ ዝግበኪ

  • @TiTi-m8p
    @TiTi-m8p 8 หลายเดือนก่อน +10

    ራህዊተይ ሽኮር አሜን እንካዕ አሕቢሩ አብፅሐና ናብ ብዓል መርዓ😂😂😂😂አቱም ተመራዓውቲ ለ መርዓ አብርሃም ሳራ ይግበረልኩም❤❤❤

    • @selu-q5l
      @selu-q5l 8 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂

    • @rahwahagos3060
      @rahwahagos3060 8 หลายเดือนก่อน +1

      ቃና ዘገሊላ እዩ ኔሩ 😂😂😂

    • @TiTi-m8p
      @TiTi-m8p 8 หลายเดือนก่อน +1

      @@rahwahagos3060 ቃና ዘ መዝንግዕ ንዓናደሞ😂😂

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በተለይ ማዓረይ💞

    • @TiTi-m8p
      @TiTi-m8p 8 หลายเดือนก่อน

      @lovefamillymedia3919 እሽኒ በፂሕኩም ይኮን ተስፋ ይገብረ

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 8 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይይይ እንዃዓ ኣሕጎሰኪ ትሕሸይ ሓላለ ንጓልኺ ዶሞ ሩሑስ ጋማ ይግበረሎሞ❤❤

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
    @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ 8 หลายเดือนก่อน +2

    ርሑስ ጋማ ይግበረሎም ቁረብትን ሰገድትን ፈረይትን ፀገይትን ይግበሮም
    እንኳዕ ደስ በለኪ ተሐሸይ ፃዕዳ❤❤❤❤
    ተሐሽ እባ ኣበይ ከባቢ ድዩ ዓድኪ ኣነስ ናብ ዓጋመ ኣከባቢ ይመስለኒ ነይሩ ተን ኣንሽቲ ግን እንዳርታ እየን ዝመስላ❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 8 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 8 หลายเดือนก่อน +8

    እንኮዕ ደሰ በለኪ ተሓሸይ መርዓ ኣብራሃምን ሳራን የግበሮለኩም🙏🥰

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርኒ ዝያዳይ❤🎉

  • @TYt-oo1dn
    @TYt-oo1dn 8 หลายเดือนก่อน +3

    እሰይይይይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈጣር ደስ ክብሉ ሞቃርብትን መሳግድትን ይግበረኹም ፈጣር❤❤😊

    • @Alphatio-m5d
      @Alphatio-m5d 7 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/video/gxvBK4FnH9Y/w-d-xo.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም አሕዋተይ🎉❤ ናዓኹም የምስለና ኣብስደት ዘለና ውን😊

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 8 หลายเดือนก่อน +6

    አቱም ንራህዋ እንቋዕ ደስ በለኪ ትብሉ ፈለማ ረኤይዎ😅
    ርሑስ ጋማ ይኩነሎም

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @hhshdhjdueiirh1923
    @hhshdhjdueiirh1923 8 หลายเดือนก่อน +4

    ተመስገን አምላክ ትግራይ ዓደይ 😢

  • @t.g824
    @t.g824 8 หลายเดือนก่อน +2

    ትሐሸይ ምቅርቲ ማራድየ ዝፈትወኪ ግን ፅሑፍ ሪኤ ፀሊኤኪ ነይረ ብሓቂ ጋልኪ ዝተመርዓወት መሲሉኒ ማራ በሺቀ ነይረ ማለት መርዓ ፅቡቅ እንድዩ ግን ምስቲ ቆልዓ ምኳና መጀመርታ ትምህርታ ወዲኣ ኣፍቲ ዝደለየቶ ደረጃ ክትበፅሕ ኣለዋ❤እና ንዝተመርዓዉትለ ርሑስ ጋማ ይኩነሎም❤🎉🎉

    • @kidantube11
      @kidantube11  8 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

  • @kalu546
    @kalu546 8 หลายเดือนก่อน +1

    መርዓ አብራሃም ሳራ ይግበረልኹም ሰይ ባህሊ እንደርታና ጨለ በጊዕኻ ጎሚድኻ ዘለል😊😊🎉🎉🎉

  • @lemlemkasahun5883
    @lemlemkasahun5883 8 หลายเดือนก่อน +18

    የትግራይ ድምቀት ነሽ ትህሽ ❤❤ማር ❤ አንቺ ያለሽበት ሁሉ ይደምቃል ❤❤❤ሺ አመት ኑሪልን

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x 8 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ ደስ በለኪ ተሐሸይ መርዓ ኣብሪሃ ሳሪ ይግበረልኩም አሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Alphatio-m5d
      @Alphatio-m5d 7 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/video/gxvBK4FnH9Y/w-d-xo.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @ghergishumengistu8529
    @ghergishumengistu8529 8 หลายเดือนก่อน +6

    Tehshey እንካን ደስ በልኪ ዋውውውውውውው ደስ ዘብል።
    ኣድናቒ ትኪ ካብ ኤርትራ❤❤❤❤❤❤

  • @ruu9052
    @ruu9052 8 หลายเดือนก่อน +11

    እንኳዕ ደሰ በለኪ ተሐሸይ ሓላል ሰብ ርሑሰ ጋማ ይግበረሎም💞🙏

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 8 หลายเดือนก่อน +2

    ትሕሸይ ሽኮር ❤❤❤ እንቃዕ ሓጎሰኪ ርሑስ ጋማ ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @Alphatio-m5d
      @Alphatio-m5d 7 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/video/gxvBK4FnH9Y/w-d-xo.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @asmelashhadgu5845
    @asmelashhadgu5845 7 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደስ በለኪ ክቡር ባህሊ ጌርኪ ምምርዓውኪ ልዕሊ ኩሉ ደስ ኢሉኒ

  • @ufig6973
    @ufig6973 8 หลายเดือนก่อน +1

    ተሐሸይ ማዓረይ ካብ ሰደት ምስ ተመለስኩ ክረክበኪ ብኣካል ተስፋ ኣለኒ ❤❤❤ብጣዕሚ እየ ፍትውትውውውውው ዘብለኪ ማሚተይ❤😘

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🌿💞

  • @ንግስቲነብሳትግራወይቲ
    @ንግስቲነብሳትግራወይቲ 8 หลายเดือนก่อน

    ትሐሸይ እንካዕ ደስ በለስ ምቅርቲ ፍጥረት ጋልኪ እውን እንካዕ ብርሃን ረእየት ❤❤❤

  • @kal5888
    @kal5888 7 หลายเดือนก่อน

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም እሰይ ደቂ ዓደይ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም❤

  • @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ
    @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ 8 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ደስስስ በለክ ተሐሸይ መልካም ሓዳር ይግበረሎም ❤🎉🎉🎉🎉❤

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @kahsayemaryamlij199
    @kahsayemaryamlij199 8 หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍፍፍ ደስ ክብል ማኣዝ ኢና ዓድና ንምለሶ❤❤❤😊

  • @rgatrgat7570
    @rgatrgat7570 8 หลายเดือนก่อน

    እንኻዕ ደስ በሊ ትሐሸይ ጽብቅቲ ፈረይትን ፀገንትን ይግበርኩም ክቡራት መርዑ❤❤❤

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞🌿

  • @demidemi1076
    @demidemi1076 8 หลายเดือนก่อน

    አየ ትሕሽ ቀሺ ደዊሎም እንዳባረኹ ፀብሒ ትሠርሒ አብ ጠረቤዛ

  • @godislove8937
    @godislove8937 8 หลายเดือนก่อน +1

    ትሕሸይ ግን ንል አበርገለ ዲኺ የጭላ ዩ
    ሓቀይ ዕዳጋደማይ ቅረጽልናይ ቀዳም
    ረሑስ ጋማ🙏ደቂ ዓበይቲ

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞

  • @mryammmoohh8354
    @mryammmoohh8354 8 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ጋማ ይግበረሎም እንኳዕ ብርሃን ረአኺ ተሐሸይ❤❤❤❤

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🌿💞

  • @salamassalama1671
    @salamassalama1671 8 หลายเดือนก่อน

    አሰይ እንዃዕ ድስ በለኪ ትሕሸይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ 🥀🌿🌿♥️🌿🌿

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @ዓሳድራያTUbe
    @ዓሳድራያTUbe 8 หลายเดือนก่อน

    ብሩክ መርዓ አብ ውልድኩም የርእየና ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @haneber7369
    @haneber7369 8 หลายเดือนก่อน +3

    Happy Wedding!!!💞💞💞💞💞

  • @21youzer
    @21youzer 7 หลายเดือนก่อน

    ካብ ኩሉ ዘፅልአኒ ተምቤን ን ኣምሓርኛ ዝሓዋዉስ ባህልና ኣይተሓዋዉስዎ በይዛኹም።

  • @user-xerehigdef479
    @user-xerehigdef479 8 หลายเดือนก่อน

    Ruhis gama ygberelime nmereawity 😍😍😍😍😍😍😍😍❤galeki deya terhshi 😍😍😍😍😍😍

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን 8 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደሰ በለኪ ተሐሸይ ንጓልኪ ደሞ ሩሑሰ ጋማ ይግበረሎም ፅርያት ተጋሩዋኒ❤❤❤❤

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @AlmazGhezai-m3l
    @AlmazGhezai-m3l 7 หลายเดือนก่อน

    Enkae.des.beleki.gena.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉💫👌👍💪

  • @ፋኑሱጓልእመብርሃን
    @ፋኑሱጓልእመብርሃን 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ርሑስ ጋማ❤❤❤❤

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 8 หลายเดือนก่อน

    Enkae Des Beleki Tihshey kichin
    Ruhus Gama 🙏❤️

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @ShvxubJnvduhdj
    @ShvxubJnvduhdj 8 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደሰሰሰሰሰ በለክ ትሐሸይ ረሑሰ ጋማ ይግበረሎም🎉🎉🎉🎉🎉❤❤

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @yacobtesfai2586
    @yacobtesfai2586 8 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ጋማ ንመርዓውቲ እንቛዕ ሓጎሰኩም ቤተሰብ። ኪዱ ሓፍተይ ግን ብጣዕሚ ክኢላ ሳዕሳዒት ትመስልኒ ኔርኪ ግን ካባኺ ንላዕሊ ክኢላታት ተረኺበን ግዲ ኮይነንስ ሱቅ ኢልኪ ትንቀሳቀሲ ጥራይ ኣለኪ😃😃😃

  • @nanutasew42
    @nanutasew42 8 หลายเดือนก่อน

    Eseay Eleleee ❤️❤️❤️❤️😘😘😘😘😘☮️☮️🫠🫠💖🎊🎊🥂🍾🥂🍾🥂🍾

  • @hewatshewats8589
    @hewatshewats8589 8 หลายเดือนก่อน

    Ankae des beleki thshey shkor😘galki awn rhus gama ygberela❤😍

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

    • @hewatshewats8589
      @hewatshewats8589 8 หลายเดือนก่อน

      @@GenetChannel-uo3rv ashi mearey🥰

    • @hewatshewats8589
      @hewatshewats8589 8 หลายเดือนก่อน

      @@GenetChannel-uo3rv ashi mearey🥰

  • @ssafua8682
    @ssafua8682 8 หลายเดือนก่อน

    እንካ ደስ በለኪ ትሐሸይ❤❤❤😂

  • @bareehadesta2162
    @bareehadesta2162 8 หลายเดือนก่อน

    ንምንታይ ዳኣዮም ነታበጊዕ ዝሳገሩዋ?

  • @mahder-m6k
    @mahder-m6k 8 หลายเดือนก่อน

    እማሰይ ኪዱዋይ 💋❤

  • @hhdhd7109
    @hhdhd7109 8 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስስ በለኪ ተሐሽይ ማዓርይ ❤❤❤❤

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ 💝

  • @amenawiderahfaeel7264
    @amenawiderahfaeel7264 7 หลายเดือนก่อน

    Happy we dding♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @SalamSalam-h1s
    @SalamSalam-h1s 8 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደስ በለኪ ትሕሸይ ❤❤❤❤❤

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @HgFv-iv9xe
    @HgFv-iv9xe 8 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ጋማ ይግበረሎም❤❤❤

  • @tegakasayi1569
    @tegakasayi1569 8 หลายเดือนก่อน

    ይቅርታ ንምንታይ እዩ እቱ በጊዕ ትሳገሮ ናይ እንታይ ምልክት እዩ ቱሩጉሙ እባ ንገርና ተገዲስኪ ፈረይቲ ፀገይቲ ይግበሮም

  • @hgf6568
    @hgf6568 8 หลายเดือนก่อน

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ተሐሸይ

  • @user-mahlet
    @user-mahlet 8 หลายเดือนก่อน

    ተሖሸይ ኣብ ኤሚ መርዓ ዘይራኣኩኩይ???????????

  • @SAs-pn7cb
    @SAs-pn7cb 8 หลายเดือนก่อน

    ሩሑስ ጋማ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @gs6su794
    @gs6su794 8 หลายเดือนก่อน

    ለፈትወኪ ተሐሸይ❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @senaitasmerom9597
    @senaitasmerom9597 8 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም የሕዋትይ 🎉🎉🎉 ኣብ ኘሮፍይል አትኩም ሰብስክራይበ ግብሩልይ የሕዋት❤❤❤

  • @kidantube11
    @kidantube11  8 หลายเดือนก่อน +26

    ክቡራት ተመልከተይ ንዝሓተትኩምኒ ኩሉ መልሲ ሒዘልኩም ክመፅእ እየ ንበሩለይ🙏🙏🙏❤

    • @abebechimbae7252
      @abebechimbae7252 7 หลายเดือนก่อน

      ርሑሰ ጋማ አነሰ ናትኪ አድናቅት አዬ ግን ፔጅኪ ሉማዕልቲ አዬ ረኽበዬ ልምንታይ ለይፍልጥክዬ?ሐፍትኺ ካብ ጓል ትግራይ አዬ ነባሪት ።።።

  • @jghghh63
    @jghghh63 8 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደስ በለኪ ተሐሸይ❤❤❤❤❤

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @ssll7812
    @ssll7812 8 หลายเดือนก่อน +35

    ኣሰይይ ደስ ክብል ዓድካ ጥዑም 😢ሙሉእ ብርሃን ይግበረሎም ንተመራዓውቲ❤❤❤❤❤

    • @sabalegese762
      @sabalegese762 7 หลายเดือนก่อน

      ረሑሰ ጋማ ደቂ ትግራይ ዉራይ ኣብ ዓድካ ምሰ ህዝብካ❤❤❤❤🎉

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740 8 หลายเดือนก่อน +20

    ከጥዕመልክን ከዳነይ ምስ ጋልኪ ሽኮራት ❤️🥰ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤️🙏

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤🎉

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 8 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ ደስ ብሃሊ ባህሊ ወለድና ኣብዚ ርኢና መርዓት ተሓዚላ ክትሻገር ከላ ርሑስ ጋማ ሙሉእ ብርሃን ይግበረልኩም ትግራይ ዓደይ ሰላምኺ ይመልሰልኺ ፈጣሪ ❤️🙏🥰🥰🥰

  • @frehiwetbaraku6246
    @frehiwetbaraku6246 8 หลายเดือนก่อน +10

    ጸላእየይ ቁርጺ ይኩን እዋይይ ባሕሊ ዓጋመ ዓደይይይ ክጥዕም ጥሕሎ ምስ እንጀራኡ እቱ መዓርጊ ክጽብቅ ❤❤❤

    • @shashutsegy3170
      @shashutsegy3170 8 หลายเดือนก่อน +1

      ኩሉ ፅቡቅ እዩ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 8 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 8 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤🎉

    • @ተመስገን-ዀ4የ
      @ተመስገን-ዀ4የ 8 หลายเดือนก่อน +3

      ኩሉ በቢ ዓዱ ጽቡቅ አዩ ዝሓፍተይ ጥሕሎ ጥዑም አንጀራ ጥዑም ግን ካብ ልምዲ አዩ ማንም ማዓልቲ ወይ ጋሻ ክምጽአ ከሎ ንጥቆሞ ኢና ጥሕሎ ዉን ከምዚ ንጉዳይ ግን መብዛሕትኡ ከባቢ አንጀራ አዩ ዝጥቀም አንበይ ኩሉ ናይ ትግራይና አዩ 🥰ጥራሕ ሓንቲ ዝሓደሽትኒ በጊዕ ኣብ ኣፍደገ ሓርድካ. መርዓት ሓዝልካ ምዝላል አያ አዚኣ ሪኣያ ኣይፈልጥን

    • @Alphatio-m5d
      @Alphatio-m5d 7 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/video/gxvBK4FnH9Y/w-d-xo.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 8 หลายเดือนก่อน +4

    ቃኒኣ😢😢
    ኣየ ስደት ዕደመና በሊዕካና

    • @Alphatio-m5d
      @Alphatio-m5d 7 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/video/gxvBK4FnH9Y/w-d-xo.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 8 หลายเดือนก่อน +3

    ርሑስ ጋማ ይበረልኩም ተመርዓዉቲ ክንደይ ደስስስስ ይብል እቲ ባሃሊ ዓድና ንዓና እውን ስደትና የሕፅረልና ❤ሎምስ ናፍቅና እኮ😢😢

  • @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ
    @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ 8 หลายเดือนก่อน +6

    እንኳዕ ብርሃን ረአኪ ተሐሸይ ንጓልኪ ዶሞ ርሑስ ጋማ ይግበረሎም ውልዶም የሪኢኪ🥀🥰
    ካልኣይ ክፋል ስደድልና ...

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞💞

    • @Alphatio-m5d
      @Alphatio-m5d 7 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/video/gxvBK4FnH9Y/w-d-xo.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 8 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውው ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም እንዳበልና ❤❤❤❤❤❤❤❤ትሕሸይይይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይበልና ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi 8 หลายเดือนก่อน +3

    ንብዛሕ ንባዛሕ🎉🎉🎉
    ባይ በሓቂ ከምዚ ገርካ ሕፅር ምጥን ዝበለ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ካብዚ ክመሃር አለዎ❤🎉 ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም
    ትሓሸይ🤩🤩 በቃ ፈጣሪ ፀግኡ የብዘሐልኪ🤩🤩

    • @Alphatio-m5d
      @Alphatio-m5d 7 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/video/gxvBK4FnH9Y/w-d-xo.htmlsi=ZkAhsaC3pJ9a2clt

  • @saramm8772
    @saramm8772 8 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ደስ በለኪ ተሐሸይ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ሙቁራት❤❤❤

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf 8 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይይ አዲቲትና ፁሩያት ንስካትክንደ መተበደልክን ሙሉእ ሰላምክን ይምለሰልክን ፈጣሪ❤❤❤❤መሩዑት እውን ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም🎉🎉❤❤

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 8 หลายเดือนก่อน +1

    Des ketbla 🎉❤Ruhus gama ❤🫣😘❤ n mentay eu eti wedi hazelwa dea netya mereat netya begye tesagerwa dehar 👉🐏🎉🤔

    • @FgDg-et4pw
      @FgDg-et4pw 8 หลายเดือนก่อน

      ርሑስ ጋማ ❤ትበጊዕ ተይ ማለት ዩዋላ አነ ገሪሙኒ

  • @zewidibuxamlak5730
    @zewidibuxamlak5730 8 หลายเดือนก่อน

    ነዞም መርዑት ሩሑስ ጋማ ይግበረሎም ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረሎም ብዝኾነ ሓንቲ ነገር ግና ደስ ዘይትብል ሪኤ ኣለኹ በጊዕ ሓሪድካስ ምስጋር እንታይ ማለትዩ ደም ክተሳግርዎም እሞ ካህን ባዕሎም አረ በጃኹም ኣምልኾ ድያብሎስ ባዕልና ኣይነእቱ ክንዲ ኣዴታትሲ ማይ ደግሚ ሒዘን ዕምባባ ሒዘን ይነጽጋሎም እምበር ደም ተሳግሩዎም ብጣዕሚ ክውገድ ዘለዎ ባህሊ እዩ

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar 8 หลายเดือนก่อน +5

    እንካዕ ደስ በለኪ ተሐሸይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤❤️❤️❤️

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

    • @HlftiGrazihar
      @HlftiGrazihar 8 หลายเดือนก่อน

      ገይረልኪ ማዕረይ❤

  • @rfhhffh4334
    @rfhhffh4334 8 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይ ደስክብል ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤❤

  • @mehariokbagebriel8187
    @mehariokbagebriel8187 8 หลายเดือนก่อน

    Ruhus gama qalkidan Abraham Saran yegbrlkum ahwat kab hawkum Eritrawi delay selam feqren

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 8 หลายเดือนก่อน +11

    መርዓ አብርሃም ን ሳራን ይግበረሎም እንኳዕ ብርሃን ርአኺ ትሕሸይ ፈረይትን ፀገይትን ይኹኖ 💐💐💐

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 8 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 8 หลายเดือนก่อน +2

    አብየት እት ገዛኦም ክርሕቅ እዝ ኹሉ ዓቀበት ቁልቁለት ማአዝ በፀሐሞ 😂😂😂😂ሩሑስ ጋማ ከምዝ እዩ እበይ መርዓ ወድ መረባኻ ጓል መረባኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @ህንፃባርያእመብርሃንየ
    @ህንፃባርያእመብርሃንየ 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይ ኣዶስ ትትሓጎስ ድኣ ሓዳር አብርሃም ልባረኸ ይባርኸልኹም

  • @kingInglesumman
    @kingInglesumman 8 หลายเดือนก่อน

    Ana kemereawe kulateome tigrawe and Ethiopian everyone is gonna come 2025 I'm Mary

  • @Yaredtube23
    @Yaredtube23 8 หลายเดือนก่อน +7

    እስኪ ኹልኹም ንዝኣ ተንቡ ፕሮፋይል ፀቕጥኹም ወቅጥኹም ሕለፉ ኣይክፈሎን ንቲሓጋገዝ ተጋሩዋ❤

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @yonassoquar9186
    @yonassoquar9186 8 หลายเดือนก่อน +1

    Congrats Tihish
    We Love You.
    Enjoy the event!!!!!!!

  • @akilove3701
    @akilove3701 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ሰላምሃማርያም
    @ሰላምሃማርያም 8 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ጋማ ይግበረሎም እቲ ምሕዛል ግን ናይ ምንታይ ዓዲ ባህሊ እዩ?

  • @Sst4Suu9
    @Sst4Suu9 8 หลายเดือนก่อน

    ኣስይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተመስገን-ዀ4የ
    @ተመስገን-ዀ4የ 8 หลายเดือนก่อน +1

    ርሑስ ጋማ ሓዳር ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም አንካዕ ደስ በለኪ ተሕሽይ 🥰

  • @Seniseniii
    @Seniseniii 8 หลายเดือนก่อน +2

    ልምንታይ እዩ ሓዚልዋ

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 8 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ደስ በለኪ ተሐሸይፅሪቲ ሙልእ ብርሃን ይግበረሎም ሓዳሮም ይባርክ❤
    ግን እቲ ሓዘልኪ ምስጋር ባህልኩም ድዩ ኮይኑ??

    • @DseSes-m9r
      @DseSes-m9r 8 หลายเดือนก่อน

      ብሃሊ ኩሉ ትግራይ እምበይ ሓዝልካ እዩ ጠሊ ትሳገር መርዓት

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 8 หลายเดือนก่อน

    Egziabher. yemasgen. Lllllllllllll ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🕊️

  • @feyorigebre
    @feyorigebre 8 หลายเดือนก่อน +2

    መርዓ ከይሓሰብዋ ሞቅ ደመቅ ሸብረቅ ኣቢልኩሎም ❤❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @selamtes1177
    @selamtes1177 8 หลายเดือนก่อน

    Enqae hagosekum tihsey

  • @kalu546
    @kalu546 8 หลายเดือนก่อน

    ግን ደርፊ ከምኡ አይኾነይ ልድረፍ ዓይኒ ዋዛየ አያይ ስጋኻ ናአሸንዳ ደርፊ እዩ ,
    ናመርዓ ኳዕ ብርሃን ረእናየ ብርሃን ረእና ናልኻ እዩ ልድረፍ

    • @HappyBarn-bb5ij
      @HappyBarn-bb5ij 8 หลายเดือนก่อน

      መን ናይ አሸንዳ ገይርዎ? 🤔መር ዓዊ ትፅበ ምስ ውዓልካ ዝብሃል እዩ አያይ መፀመፀ አምበሳ ይመስል ካብ ዱር ዝመፀ አያይ ስጋኻ ሳጋኻ ገለታት አሎ እዩ 🙏🙄😄😄😄

  • @Sara-s2n8f
    @Sara-s2n8f 8 หลายเดือนก่อน +1

    መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ፈረይቲ ፀገይቲ ኩኑ🙏❤❤❤ኪዱዋይ ዝፈትወኪ ናደቅኺለ ከሙኡ ጌሩ ብርሃን የርኢኺ🙏❤❤

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ 🌿💞

  • @AfrahRomodan-ir8ku
    @AfrahRomodan-ir8ku 8 หลายเดือนก่อน +1

    100000ክንብስሓ ኣለና

    • @kidantube11
      @kidantube11  8 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @سيرهسميره
    @سيرهسميره 8 หลายเดือนก่อน +1

    አነ ዉን ተሕሽ ኢዪ ስምይ🙏🙏❤❤

  • @mariyamey555
    @mariyamey555 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሓዳርኩም ይባረክ ❤❤
    ናይ ተሐሽ ተካታተልቲ አብ ብረፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ቡሩካተይ❤❤

    • @Askaltube
      @Askaltube 8 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 8 หลายเดือนก่อน

      @@Askaltube በቀደማይ ገረልኪ ማዓረይ ናዓይ ግበርለይ

  • @sratasrata5383
    @sratasrata5383 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕብርሃን ረአኺ ትሕሸይይይ ኣሰይይይይ ዕልልልል ዕልልልል ዕልልልልልልል

  • @سميرةسمير-ك2ز
    @سميرةسمير-ك2ز 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️💋💋💋💋

  • @meashogebremeskel5199
    @meashogebremeskel5199 8 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ትሕሽ ንስራሕኪ ኣሳልጦ ሰላም ድማ ይምነየልኩም።
    ሕቶ ኣለኣትኒ ነታ መርዓት ሓዚሉ ነቲ ሕሩድ ደም ተሳጊርዎ ካብ እምነት ዝመጸ ባህሊ ዶ እዩ ወይስ ሕጂ ዝጀመረ ባህሊ ንዝፈልጡ ሓቲትኪ ከተብርህልና ክብረት ይሃበለይ።

  • @asmelashhadgu5845
    @asmelashhadgu5845 7 หลายเดือนก่อน

    እነታይ ዝብልዎ ግዝኣት እዩ እቲ ምሕዛል ከ

  • @arsemasis5738
    @arsemasis5738 8 หลายเดือนก่อน

    ርሑሰ ጋማ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፅልልቲእየብትግራይዓ-ገ3ገ
    @ፅልልቲእየብትግራይዓ-ገ3ገ 8 หลายเดือนก่อน

    ከምዚ እዩ ዓድና ኩሉ ጊዜ ጥሪ ኣነስ ብሓደ ገፅ ሓዘን ኣለኒ ምሓዙተይ ኣሕዋተይ ደቂ ዓደይ ወዲአ ብሰንኪ ኩናት ይፈርሕ እውን ቃንኣት ሓዊ ከይእጉድልና ሰላምና ቃልጢፉ እዩ ልምለስሎ እሞ ከይቃንኡ ለለ😢 እና ርሑስ ጋማ

  • @mazaaregawi3335
    @mazaaregawi3335 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ ርሑስ ጋማ