HDMONA - Full Movie - Persona by Natnael Gide ፐርሶና ብ ናትናኤል ጊደ - New Eritrean Film 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 70

  • @kidanemariameyob8752
    @kidanemariameyob8752 ปีที่แล้ว +19

    እቶም 6 ነጥቢ መቀይሮ ናይ ሓደ ዛንታ እዞም ዝስዕቡ እዮም
    1- Inciting incident
    እታ ጠንቂ ጀማሪት ዛንታ ዝኾነት ናይ ኣጋጣሚ ህሞት ኣብ ምጅማር ፊልም ተጋጥም። እዛ ኣገጣሚ ወይ ዕድል opportunity ወይ ካኣ ጸገም problem ነቲ ቀንዲ ጠባይ ሂሮ ተጋጥም እያ።
    ንኣብነት ኣብ እታ ኣደ ትብል ፊልም እቶም ተጋደልቲ ንዝሓመመ ብጻዮም ወዲ ኣብራሃ ብለይቲ ናብ ቀደስ ከዕቁቡዎ ይወስድዎ። ካብዛ ለይቲ ጀሚራ ቀደስ ምስ ተጋደልቲ ሓቢራ ትሰርሕ።
    ኣብ Love Triangle እቲ ሂሮ ሳይሞን ምስ ሳራ ኣብ ቡቲክ ይላለ ሞ ሃነይነይታ ስለ ዝገበረሉ ደድሕሪኣ ዘብዘብ ካኣ ይብል።
    ኣብ ዕድል ትብል ፊልም ኣልጌና ዝደረሳ እቲ ሂሮ ዮናስ ምስ ንያት ኣብታ ኣንጎሎ ጎፍ ንጎፍ ይራኸቡ ሞ ጸገማ ተረዲኡ ንኽሕግዛ ደድሕሪኣ ይኸይድ።
    2- Break into Act 2
    ናብ ካልኣይ ምዕራፍ መሰጋገሪ መድረኽ።
    ድሕሪ ርብዒ ናይቲ ዛንታ ዘጋጥም ኮይኑ ካብዚ መድረኽ እዚ እቲ ሂሮ ንቅድሚት ተዘይኮይኑ ንድሕሪት ምምላስ የለን። እቲ ሂሮ ብርእሰተኣማምንነት ንዕላምኡ ንኽጭብጥ ቃልሱ ዝጅምረሉ መድረኽ እዩ።
    3- Midpoint
    መፋረቅ ናይ ዛንታ ኣብዚ መድረኽ እዚ እቲ ስምዒታትን ግርጭትን ላዕሊ ዝዓርገሉን ናህርን ቅልጣፈን ናይቲ ዛንታ ዝውስኸሉን መድረኽ እዩ። ከምኡ ውን እቲ ዝኽፈል መስዋእቲ ዝጋሃደሉ ወይ ዝዓብየሉ መድረኽ እዩ።
    ሓደ ሓደ እዋን ውን ናይቲ ዛንታ ማኣዝን ዝቅየረሉን መድስፍረኽ እዩ።
    The midpoint መፋረቅ ናይ ሓደ ዛንታ
    False defeat or false victory ወይ ካኣ
    ሓቀኛ ዘይኮነ ስዕረት ወይ ሓቀኛ ዘይኮነ ዓወት ኣብ መፋረቅ ናይ ዛንታ ነቲ ቀንዲ ጠባይ ተጋጥሞ ፍጻሜ ውን ትባሃል እያ።
    ኣብዚ እዋን እዩ ካኣ እቲ ቀንዲ ጠባይ ኩሉ መደባቱን ትልሙን ፋሕ ዝብሎን ዝጽልምቶን።
    መፋረቅ ናይ ዛንታ ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ፍጻሜታት ዘጋጥመሉ መድረኽ እዩ።
    በዚ በዳሂ ዝኾነ ፍጻሜ እዩ ካኣ እቲ ቀንዲ ጠባይ ናይ ስነልቦና Transformation ለውጢ ኽገብር ዝግደድ።
    4- Low Point or the Dark Night of the Soul
    ጸልማት ህሞት ኣብዚ መድረኽ እቲ ሂሮ ዝሳዓር ዞሎ እዩ ዝመስል ምኽንያቱ ኩሉ እዩ ፋሕ ዝብሎ። ሓደ ሓደ እዋን መስዋእቲ ናይቲ ሜንተር ኣማኻሪ ውን የጋጥም እዩ።
    ከምኡ ውን እቲ ሂሮ ፈቲዋ ዘሎ ጎርዞ ገዲፋቶ ትኸይድ ወይ ካኣ ካብ ስራሕ ይሱጎግ ወዘተ።
    5- Break into Act 3
    ናብ ሳልሳይ ምዕራፍ መሰጋገሪ መድረኽ
    እዚ መድረኽ እዚ ነቲ Resolution ወይ ፍታሕ ናይቲ ስንክሳር ወይ ጸገም ዝጅምረሉ ህሞት እዩ። ኣብዚ እቲ ሂሮ ሓድሽ ሜላ ወይ ጥበብ ወይ ሓበሬታ ተጠቂሙ ዕላምኡ ንኽወቅዕ ንቅድሚት ዝውንጨፈሉ መድረኽ እዩ። ድሕሪ እቲ ነዊሕን በዳህን ጉዕዞ እቲ ሂሮ ዝቀሰሞ ትምህርትን ንቅሓትን ጥበብን ዘርእየሉ መድረኽ እዩ። ዓወት ንኽጭብጥ ነታ ዛዛሚት ኲናት ክገጥም ዝዳለወላ መድረኽ ውን እያ።
    6- Climax or Final Battle
    ዛዛሚት ኲናት
    እዚ መድረኽ እዚ እቲ ሂሮ ምስቲ ኣንታጎኒስት ዛዛሚት ኲናት ዝገጥመላ እዋን እዩ። ድሕሪ እዚኣ ዛዛሚት ኲናት ሓንቲኣ ኣላ። እቲ ሂሮ ወይ ክዕወት እዩ ወይ ክሳዓር እዩ። እቲ ፍታሕ Resolution ካኣ ነቶም ተኸታተልቲ ክጋሃደሎም እዩ። እቲ ስንክሳር ወይ Central Dramatic Question ዝባሃል መልሲ ዝረኽበሉ መድረኽ እዩ። ድሕሪ እዚ እቲ ዛንታ ይዛዘም እቲ ዝድለ Resolution ፍታሕ ከምኡ ውን ናይቲ ሂሮን ካልኦት ጠባያትን ናይ ስነ-ልቦና ለውጢ ይጋሃድ እም እቶም ተኸታተልቲ ውን ብኡ መንጽር እንዳተዛናግዑ ይማሃሩን ናይ መንፈስ ዕግበት ይረኽቡን። ብተወሳኺ እቶም ተኸታተልቲ ውን እንተኾነ ብተመስጦ ናይ ስነ-ልቦና ለውጢ ክገብሩ ይኽእሉ እዮም። እዚ ጹሑፍ ካብዛ ብ ናዮሚ ባቲ ዝተደርሰት መጽሓፍ ዝተቶርገመ እዩ።

    • @merrymiki1552
      @merrymiki1552 ปีที่แล้ว +2

      Ab drsetn xhufatn xbuq aflto zelka eka tmesl bro

  • @senait4255
    @senait4255 ปีที่แล้ว +2

    ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏🏻 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️

  • @dawitmebrahtu
    @dawitmebrahtu ปีที่แล้ว +13

    ተዋሳእቲ ይበል ኩሉ ነገር ንፉዓት ኢኹም'ሞ ኣድኒቀኩም።ጉዳይ ድርሰት ግን ኣይከም ትጽቢተይን ማለት ሰንሰለታዊ ብዘይምዃኑ እናነጠረ ይኸይድ'ሞ ተመስጦኻ የጥፍኦ።ብዙሕ ዝተራኣየኒ ጉድለት ካብ ጽቡቅ mood ወጽየ ክርእያ ገይሩኒ፤ጌጋ ኣይረኸብ ኣይኮነን የጋጥም እንድዩ ግን ኣብ መጻኢ ግዜ ሂብኩም please ክዕረ ግበሩ።እስኪ ናይ ድስቲ ተሪፉ ብጻሕሊ ጸብሒ ምስራሕ ፈትኑ ማለተይ ቅሩብ ብስል ዝበለ ኮይኑ ኣዕጋቢ ክኾነልና።እንተ ተዋሳእቲ ግን ይበል ኢለ'የ።
    ደረስቲ ድማ ኣጆኹም እቶም ቀንዲ ሞተር ፊልምና ብምዃንኩም ክብሪ ንዓኹም ኣብቲ ጽባቀኹም ጽባቀ ክበዝሓልና ኢና ጠፍ ነብለኩም'ሞ sorry❤❤❤❤

  • @DyaFoto-wg3vx
    @DyaFoto-wg3vx 8 หลายเดือนก่อน

    ሸዊተይ ምቅርቲ አብ ሰደት ነዊሕ ገዜ ግረ ሐደ ምዓልቲ ከሪኤኪ ተስፋ እገብር GBU Love U so mach

  • @hgdg4196
    @hgdg4196 ปีที่แล้ว +7

    ሸዊተይ
    ለውሃተይ
    ፍቕረይ
    ናይበይነይ

  • @Semu1219
    @Semu1219 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ባጡ ድምጺ ኡፍፍ ክጥዕም

  • @ገናዩቲጒዕዞ
    @ገናዩቲጒዕዞ ปีที่แล้ว +11

    ኣይትስርሑ ኣይኮነን ግን በዚሑ።
    እታ ሕጊ ሃይማኖታ ኣክቢራ ብዓልቲ ነጸላ ማዕተብ ዝገበረት ኣብ ክሳዳ እሞ ክኣ ኣብ ኣፍደገ ቤተክርስትያን ዝረከባ ። ኣምሰሉን መታለሊትን ሕልና ኣልቦ ኣመንዝራ ።
    እታ ማዕተብ ዘይብላ ብሜክኣብ ዝጸበቀት ብኣለባብስኣ ምዕራባዊት እምንቲ ብዓልቲ ሕልና ጌርኩማ በቃ።
    እቲ ዘሕዝነካ ኦርቶዶክሳውያን ዝተሳተፍዋ ፊልም ምካናዩ ዝገደደ ክኣ ኦርቶዶክሳውያን ኮይኖም ዘድንቁዋ ኣይስኣኑን ነዛ ፊልም ። ድሓን በሉ እስኪ። እቲ ዘሕዝነኒ ብዙሕ ፊልም ከምዚ ኣሎ እቲ ዝገርም ዝበዝሐ ተዋሳእቱ እንበር ደረስቱ ካል'ዩ ሃይማኖቶም። ንምንታይ በቲ ካልእ ሃይማኖትከ ዘይሰራሕኩም ????????

    • @edenseyoum2096
      @edenseyoum2096 ปีที่แล้ว

      kulom ortodox film serahti dea kales yelen ortodox endiyom emo amselu netsela tekedinen betekersetiyan yekada meshet disko nemen dea ketehebeyo eki derfi kesemeu zewelu ortodox deykonun kidi endamesete sekeramat heteti hayeman kid endamesete mulueleyeti keyehaferu zehaderu hayemanotom heteti Ortodokx mekanom kenegeruki eyom beat maserti serikom zeseru heteteyom Ortodox mekanom kenegeruki kenegeruki eyom neboy keshi negeryom tsebuk gearom bible kemehru neresom tefiom seb yetefeu alewu

    • @abelkidane6968
      @abelkidane6968 ปีที่แล้ว

      Goytaaa,Goytaa,zibla,yegeda
      Sab nexelaaaa

    • @abelkidane6968
      @abelkidane6968 ปีที่แล้ว

      Kamze,zigabra,alowa,eu malekitee
      Ab kulu,haymanottt

    • @ገናዩቲጒዕዞ
      @ገናዩቲጒዕዞ ปีที่แล้ว +2

      ​@@edenseyoum2096 ከመይ ዝበለ እምነት ስለ ትኣምኒ ድኣልኪ ንሓደ ሃይማኖት በልማማ ትጻረፊን ትውንጅሊ ። ኣንስተይቲ ይሁዳ ።

    • @yoditmehari48
      @yoditmehari48 ปีที่แล้ว +1

      Brgx haqka Ezi kab kuwnnet srhaqe srah kfue imber xbuq tmhrti yeblun❤

  • @yahyaibrahim5648
    @yahyaibrahim5648 ปีที่แล้ว +2

    Ooooo nice 👍👍👍👍 xibiqtin meharitin film tinini

  • @kidanemariameyob8752
    @kidanemariameyob8752 ปีที่แล้ว +6

    እዛ ፊልም መሳጢ ዛንታ ዩ ዘለዋ ተዋሳእቲ ካኣ 100% እንተኾነ ኣብ ፍርቂ እያ ተዓጽያ። እዛ ናይ ኮኾብ ፍሽለት ነታ ብ midpoint ትፍለጥ መፋረቅ ናይ ዛንታ እያ ትውክል ስለዚ ኮኾብ ግብረ መልሲ ክትወስድ ኔሩዋ። ደረስቲ በጃኻትኩም ነዘን 6 ኣገደስቲ መድረኻት ተጠቀሙለን ሓንቲ ካብአን midpoint መፋረቅ። ነዚ ዝስዕብ ጹሑፍ ተወከሱ
    The midpoint መፋረቅ ናይ ፊልም
    መሳጢ ዛንታ ክትጽሕፍ ትኽእል ኢኻ እዚ ካኣ ውህብቶ እግዚኣብሔር እዩ። እንተኾነ ምእንቲ እቶም ተኸታተልቲ ድሕሪ ዝተወሰነ ደቃይቅ እቲ ዛንታ ከይስልችዎም ነቶም ኣገደስቲ መድረኻት ናይታ ዛንታ ኣብ ልክዕ እዋን መሪጽና ክነቅርቦም ይግባኣና።
    እታ ሓንቲ ካብቶም ኣገደስቲ መድረኻት ካኣ እታ ብMidpoint ትፍለጥ መፋረቅ ናይ ሓደ ዛንታ እያ። ኣብ ናይ 100 ደቂቅ ፊልም ኣብ መበል 50 ደቂቅ ተጋጥም ኣገዳሲት ፍጻሜ ማለት እዩ ወይ ኣብ ናይ 60 ደቂቅ ፊልም ኣብ መበል 30 ደቂቅ ተጋጥም ኣገዳሲት ፍጻሜ ማለት እዩ።
    ኣብ መፋረቅ ሓደ ዛንታ ዓቢ ነጥበ መቀይሮ ወይ Twist ክገብር ኣለዎ። እቲ ቀንዲ ጠባይ ድሌቱ ንኽረክብ ኢሉ ሓደ መስዋእቲ ዝኸፍለሉ እዋን ውን እዩ። እቶም stakes and sacrifices ዓስብን መስዋእትን ዝባሃሉ ዝጋሃዱሉ እዋን ውን እዩ።
    ብተወሳኺ ሓቀኛ ዘይኮነ ዓወት ወይ ካኣ ሓቀኛ ዘይኮነ ስዕረት ወይ False victory or false defeat ውን ይባሃል እዮም። ንኣብነት ኣብታ Doctor who Oxygen ትብል ፊልም እቲ ቀንዲ ጠባይ ዓይኑ ዝዕውረላ ህሞት እያ። ኣብታ Get out ትብል ፊልም እቲ ቀንዲ ጠባይ ብኣፍቃሪቱን ስድራቤታን ኣብ መንበሪ ቤቶም ጆሆ ዝታሓዘላ ህሞት እያ።
    ነዛ ቪድዮ ተወከሱ።
    ሓደ ሓደ እዋን እቲ ዛንታ ናብ የማን ወይ ጸጋም 90 ዲግሪ ኣንጎሎ ከምዝተጠወየ ጉዕዞ እቲ ዛንታ ማራ እዩ ዝቅየር ዳርጋ ካልእ ዛንታ እዩ ዝመስል።
    እዚ ዓቢ ነጥቢ መቀይሮ እዩ ካኣ ነቶም ተኸታተልቲ ነታ ፊልም ክሳብ መወዳእታ ከምዝከታተልዋ ዝገብሮም።
    እዚ ብካልኣይ ምዕራፍ ወይ ብAct 2 ዝፍለጥ መድረኽ 50% ናይ ሓደ ዛንታ ዘጣቃለለ ኮይኑ እቲ ቀንዲ ግጥም ዝፍጸመሉ መድረኽ እዩ። ኣብ ፍርቁ ካኣ እዛ Midpoint ወይ መፋረቅ ናይ ዛንታ ትርከብ። እቶም ብቀዳማይን ሳልሳይን ምዕራፍ ወይ Act 1 and 3 ዝፍለጡ ምዕራፋት ነፍስወከፎም 25% ናይቲ ዛንታ እዩ ዘለዎም። ከም መእተውን setup መደምደምታን Resolution ናይቲ ዛንታ ካኣ ንጥቀመሎም።

  • @adeyalemey-cj6xu
    @adeyalemey-cj6xu ปีที่แล้ว +3

    Shewitey❤❤❤❤❤❤

  • @meriemabara739
    @meriemabara739 ปีที่แล้ว

    Shwet schuker❤

  • @pKova55
    @pKova55 ปีที่แล้ว +2

    I am learning »T’g’rriñña«.
    Sometimes it is really HARD to understand, therefore PLEASE -CORRECT or COMPLETE the following PHRASES / SENTENCES! THANK you!!
    24:58 - ወልቃዊ ረብሓ ክተስምሪ ፣ ንሰባት (ደ)ዘይ´ስሞም ኣይ´ትሃቢዮም። Nice Line
    26:42 - ሕሹኽታ ጓል ኣንስተይቲ ፣ ካብ ምጉዛም ኣንበሳ ይደምቕ።
    30:27 - ፈቲኽን´ዶ ንጉስ ትምርቓ…!?
    30:43 - እሞ እነሀለካ መዳ ፣ እነሀለካ ፈረስ ፣ ሓዲኡ ክምርጸካ። (ወይ ሱቕ በል ፣ ወይ በዚኣ ጌርክ ውጽ´ኣልና)።

  • @YafietGebregergs-fm4pt
    @YafietGebregergs-fm4pt ปีที่แล้ว

    Nice filmi yhwat

  • @YetbarkSelomun
    @YetbarkSelomun 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢🎉

  • @akberetsemere5662
    @akberetsemere5662 ปีที่แล้ว

    Thanks

  • @habtomgebrehiwet8027
    @habtomgebrehiwet8027 ปีที่แล้ว +1

    Good job batu drset natka dya hakey

  • @osmanadem7183
    @osmanadem7183 ปีที่แล้ว +5

    shewit sereqe &tenini❤

  • @ahmedqade2597
    @ahmedqade2597 ปีที่แล้ว +1

    Shewit❤❤❤❤

  • @aselasel5385
    @aselasel5385 ปีที่แล้ว

    Waww gala aynat filim

  • @FrtunaRezene
    @FrtunaRezene 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AdhanetBerhe
    @AdhanetBerhe ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @pKova55
    @pKova55 ปีที่แล้ว +1

    So SORRY to say: But the sound is VERY bad! - Guys, you REALLY need to work on your EDITING-Ability. Specially your SOUND-Management regarding the VOLUME etc. ! It IS annoying and WAAAAAAAY tooooo exhausting putting the VOLUME up, down and AGAIN: UP DOWN and again , again, again !!

  • @pKova55
    @pKova55 ปีที่แล้ว +2

    Adding a TRAILER for another up-coming Movie is always GREAT√√√ - But it should be -at best NO more than 30 SECONDS long!! You guys put in nearly a HALF of an upcoming movie. On Top: Your LAUNCHED Advertisings are also VERY long! Each of them are nearly 3 MINUTES long. A 3-Minute approach is CONSIDERED -Worldwide- as a =>> SHORT-MOVIE !! In that regard: Re-think! Else: It is »TIME-WASTING, and ANNOYING« at the same time! Also, it kills the up-coming movies!!

  • @ZebibaBelay-dn4dt
    @ZebibaBelay-dn4dt ปีที่แล้ว +2

    nice job❤❤❤

  • @betimeles4842
    @betimeles4842 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamasweet7680
    @selamasweet7680 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤👍😍😘🥰🌹🌹🌹

  • @saniateyso371
    @saniateyso371 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel401 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍

  • @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
    @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ ปีที่แล้ว +9

    ኣብዚ ኣላትኩም ሽኮሪና actor ማለት ሸወት ሰረቀ

    • @lolamigos2381
      @lolamigos2381 ปีที่แล้ว

      Film film kedka shewit tbl aleka ykdenka 😂😂😂

    • @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
      @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ ปีที่แล้ว

      @@lolamigos2381 ፍቅሪ ከምኡ እዩ ዝገብር ወይለኻ እምበር መራት ሓንጎሉ/ላ

  • @wedikelifa
    @wedikelifa ปีที่แล้ว

    Betiel nay bhaqi lbii ztnkef gerkiii aqribkiyaa...bzw xbuqe group work

  • @pKova55
    @pKova55 ปีที่แล้ว +1

    Story: GOOD √√ -- Picture: OKAY √ -- Sound: Very BAD!! XX -- Text: GOOD √√ - Guys, you HAVE ->ALREADY -> ALL »EQUIPMENTS« you need!! You REALLY need to work on your EDITING-Ability. Specially, your SOUND-Management regarding the VOLUME. It needs to IMPROVE a LOT! This is a BEAUTIFUL »tigg'rriñña«-STORY. Keep as MUCH as you can ORIGINAL!! Text, Font, Typography, Sound etc. needs to stay ALWAYS -> ORIGINAL »tigg'rriñña«!

  • @عزامالنزاوي-ص2ب
    @عزامالنزاوي-ص2ب ปีที่แล้ว +5

    Shewit serqe fegie basta qetri koynkena ewae abe kulu kaleot yelwan dean abey keyden beale abigayel neyat mehari. Kaleot shemen zersaekwen alewa nefuat shewit teray qurube eba wala gexe bahri bebynu yekune ata sebe gen neas teray deaya zela zekon hadeshe filemi mes hadesti tewaseti lemdu kulu gezea hade sebe ent koynu eti movi xebuqe kelo tewaseti ent tedegagemti koynome aselcahwi keykwen so please naye salehe rezqey xemxean tewasaeti bebqeaten ember be meakaben wey akedadena ayekonene xemxean so please hiseblu aselchatina eko mininu wahide

    • @YoyoMna-p7m
      @YoyoMna-p7m ปีที่แล้ว

      Eti xerfi Natka gdifka hasab xbuq aleka , Hansab seb Ente fetinayom Mara ydegagmwom eyom naytom seb Moyà wn bqatom yfekus eyu ab aynna

    • @عزامالنزاوي-ص2ب
      @عزامالنزاوي-ص2ب ปีที่แล้ว

      Sorry sorry endi abe kulu nesa teray sele zekont eye ets xefri kea yeqereta keremla eye. Selam amelke ne hizbi Eritrea & etio

    • @YoyoMna-p7m
      @YoyoMna-p7m ปีที่แล้ว

      @@عزامالنزاوي-ص2ب kkkk xegem yelen no nsa tray aykonetn n modesha hji ms bqeatu ztemesasele tebay dahabu kemeu wn n shewit Mechem bzuhat awald nfueat kab Screen Nsenen Alena

    • @heniasmera
      @heniasmera ปีที่แล้ว +1

      ​@@YoyoMna-p7m ok modesha hade aynte yesrhe shewit gen abza zelata zetflale ye gexi bahri eya teserhe zela kman ketdenke zegba eya❤❤

    • @YoyoMna-p7m
      @YoyoMna-p7m ปีที่แล้ว

      @@heniasmera ewe ane xbuq ane ko kfetwa meat eye keman just filmtat ab whudat sebat ydret alo nmbal eye kulu gzei kea ms Hadeshti zneberun eyu da belexe zkeyd

  • @omihabibti3031
    @omihabibti3031 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤نيسسسس trguma nays elekum😅😅❤❤

  • @nazrethkidane6811
    @nazrethkidane6811 ปีที่แล้ว

    belux films

  • @tsegaytewolde3574
    @tsegaytewolde3574 ปีที่แล้ว +1

    1 girl only Hdmona Seb tesainu.

    • @bisratmisghina2919
      @bisratmisghina2919 ปีที่แล้ว

      Mara eske yakeee
      FgiE elatni eza gal kab mbzah etelaEle. Nsa zeyblu film kriE kdeli jemire

  • @azebberhane3834
    @azebberhane3834 ปีที่แล้ว +8

    Bnay betekrstian sebat mligas gdefwo

  • @asmaraasmara6930
    @asmaraasmara6930 11 หลายเดือนก่อน

    እዚ ኣክተር ( ናዝራዊ) ድምጹ ኣብ ዜና ክንብብ ምተመርጸ🎉

  • @youandmetogether7276
    @youandmetogether7276 ปีที่แล้ว

    Kiss 💋 enda geberu eko aqniomna hukot 😂😂😂

  • @hannaabraha429
    @hannaabraha429 ปีที่แล้ว +1

    ashey des kubluka fkurat

  • @betimeles4842
    @betimeles4842 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @RobielGaym
    @RobielGaym ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤

  • @destinyamoura-r3m
    @destinyamoura-r3m ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @WeghataYemane
    @WeghataYemane ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤

  • @balibali1954
    @balibali1954 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @AmanMelake-d1k
    @AmanMelake-d1k ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @senunatey5712
    @senunatey5712 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @tjabzjhzhzh1967
    @tjabzjhzhzh1967 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤