ናይ ትሕሽ ሰርፕራይዝ 😍 ንራህዋ ጓለይ ዘይሓሰበቶ ወርቂ ሸሊመያ 🎁

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ต.ค. 2024
  • welcome to kidan tube.please subscribe my channel. contact us 👉 +251927407052
    follow 👇
    👉 facebook
    / kidan.zerabruk.9
    👉TikTok
    www.tiktok.com...
    👉 Instagram
    www.instagram....
    #kidan #tigrignacomedy #comedy#howto #prank #familypranks#howtomakemoneyonline #howtomake #ትሕሽ#eritreanbestguayla #tigrigna_music#howtomakemoneyonline #tigrayan_shorts#howtocreateyoutubechannel #tigrignadrama #dwnews#tigraynews #tmh #hdmonanebarit #neshneshtv #maggy #kidantube#ትግራይ #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግርኛኮሜዲ #eritreanmusic #eritrea #eritrean #eritreancomedy #eritreanwedding #reality #realityshowdrama

ความคิดเห็น • 652

  • @Monliaz
    @Monliaz 5 หลายเดือนก่อน +76

    ንዑ እሲቲ ናብ 50 ሸሕ ናብ 100k ንብፅሕዩም ትሕሸየይ ብጣዓሚ እየ ዝፍትውኪ እመቤታችን ብልቢይ❤❤❤❤❤❤

    • @Brktitube
      @Brktitube 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤

  • @MerryMerry-d3x
    @MerryMerry-d3x 5 หลายเดือนก่อน +40

    ብሽም ተካታተልቲ ቤተሰብ ናይ ትሐሽ እስካብ ዳግማይ ትንሳኤ 50ሳብስክራይብ እንተ ኣብፂሑኩምዋ ብሽምኩም ዝኮነ ነገር ክግብረልኩም እየ እና ኣየ ሳብስክራይብ ግበሩ ተጋሩዋይ

    • @kidantube11
      @kidantube11  5 หลายเดือนก่อน +3

      ❤❤❤🙏 ዕድለኛ እየ ካብዚ ንላዕሊ ሃፍቲ የለን ብናትኩም ፃዕሪ ይግበረለይ🙏

    • @Brktitube
      @Brktitube 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤❤

    • @seft5286
      @seft5286 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ኣቦይ ትሕሸይ ንመጀመርታ እየ መፅየ ላይክ ግሩለይ ደስ ሳብስክራይብ ገየረ አየ ኣሕዋተይ😊❤❤❤

  • @ASG-qs8ps
    @ASG-qs8ps 5 หลายเดือนก่อน +44

    ትሐሸይ ታይ ድኣ እዮባ ምሰ ናይካትን ሓደ ዓይነት ጥልፊ ዘይገዛእክሉ ብዝተረፈ ጥዑማት ስድራ ኢኩም

    • @Brktitube
      @Brktitube 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤❤

  • @tesifaxibah
    @tesifaxibah 5 หลายเดือนก่อน +27

    እዮበይ ምስኪን ኣነስ አዘራርብኡ ገይሩ ውሽጠይ ዘሕዝነኒ ሓወይ ወድነይ እዩ ዘዘኻኽረኒ ራህዋየይ ሓውኪ ኣሐንቅቕዮ ኢኺ አብልዮ

    • @Brktitube
      @Brktitube 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤❤

  • @SemratAraya
    @SemratAraya 5 หลายเดือนก่อน +45

    ትሐሽይ ዕድመንጥዕናን ይሃብኪ ምስደቅኪ ሩሑስአውዳአመት. ቃደመይቲ ባዕለይ ላይክበሉኒኒ

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 5 หลายเดือนก่อน +19

    ትሕሸይ ኩሉ ነገር እንድኪ ኣምላክ ንደቂ ደቂኪ ንምርአይ የብቅዕኪ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ብርኳት ስድራ

    • @Brktitube
      @Brktitube 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤❤

  • @mmn7636
    @mmn7636 5 หลายเดือนก่อน +14

    ኣሰይ ደሰ ክትብሉ ትሕትና ኣብዚ ኣሎ ምትሕልላይ ኣብዚይ ኣሎ ❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ምከ ደቅኪ ትሕሸይ🎉❤❤❤🎉🎉

  • @temesagenamalaka4511
    @temesagenamalaka4511 5 หลายเดือนก่อน +7

    ዝተባረከ ገዛ ከንደይ ደስ ትብሉ ተሐሾይ ነይኪ ዊፂኢት እዩሞ ነዊሕ ዕድመ ያሃብኪ ዛምበይተይ🥰

    • @Brktitube
      @Brktitube 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤❤

  • @mariyamey555
    @mariyamey555 5 หลายเดือนก่อน +27

    _*🍃🌺ክርስቶስ ተንሥእ እሙታን*_🍃🌹
    🌹🍃 _*በዓቢይ ሓይል ወሥልጣን*_🍃🌹
    🌹 🍃🕊️ _*አሣሮ ለሰይጣን*_🕊️🌹🍃
    *_🍃🌺አግአዞ ለአዳም🌺🍃_*
    🌹🍃🕊️ _*ሰላም*_🕊️🍃🌹
    🌹🕊️ _*አምይእዚሰ ኮነ*_🕊️🌹
    🌹🍃🕊️ *_ፍሳሓ ወሰላም_* 🕊️🍃🌹
    እንኳዕ አብፃሓኩም ደቂ ዓደይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤❤❤

  • @tesifaxibah
    @tesifaxibah 5 หลายเดือนก่อน +13

    አሜን፫ አቦዋኒ ጸሎቶም ኣይፈለየና ትሕሸይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ደቅኺ ንበሩለይ🥀🥀🥀

    • @Brktitube
      @Brktitube 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤

  • @brandbinientertainment4558
    @brandbinientertainment4558 5 หลายเดือนก่อน +10

    ንኩለኩም ኣመንቲ ክርስትና እንኳዕ ኣብፀሓኩም 🙏

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይ ጎይተተይ ብእምነትኪ ዘለኪ ተገዳሰነት ብጣዕሚ ከይድነቅኪ አይሓለፍን ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ሰደት ዘወፅ አብ እምነቱ ፅኑዕ እዩ ኢለ የሓሰብ ማለት አብ ዓዲ ለኩ ሰለ ሃይማኖተይ ክርሰቲያን ምኮነይ እየ ዘአም ነይረ ሰደት ምሰ ወፃአኩ ብጣዓሚ ግብዝ ክይኑ እዩ አብ ሰደት ዘለና ምናዳ ደቂ መዳመይ ብጣዓሚ እ ዘፍቅራክን ሰደትና የሕፅረልና ፈጣሪ❤

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 5 หลายเดือนก่อน +18

    ትሕሽዋይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምስ ደቅኺ🙏♥♥♥♥♥ንኩሉኩም እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ መዓረይ💚💚💚💚

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 5 หลายเดือนก่อน +20

    ትሕሽ ሽኮር ምስ ደቂኺ ሽኮራት 🌷🌷🌷❤🇪🇷

    • @Brktitube
      @Brktitube 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤

  • @Fjkkhgfhjc
    @Fjkkhgfhjc 5 หลายเดือนก่อน +4

    ዞም ደቅኪይ ብሩካት ሩግዓት ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም❤

  • @ሙሉእሰላምይግበረልና
    @ሙሉእሰላምይግበረልና 5 หลายเดือนก่อน +11

    እግዚአብሔር ይመስገን እንቋዕ ብሰላም ኣብፅሐና
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ትሐሸይ እውን ምስ ደቅኪ

    • @Brktitube
      @Brktitube 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤❤

  • @Hifeteasfea
    @Hifeteasfea 5 หลายเดือนก่อน +6

    ውይይይይ። ትሐሽየ። እንስ። ብኣካል ክግንየክ። እየ። ዝደል😢ክፈትወክን። ክድንቀክን። ማዓት❤❤❤❤እና። ደቅኽ። ክፈትዎም። የዕብየልኽ ትሐሸይ። ምቅርት❤❤ፅርይትን። ቅንዕትን። የኽማ😢❤❤ሕማቅ ኣይሕለፍኹም🙏😘😘😘ራህዋየ ኣይትጥፍእ። ኣይታናፍቅና ፍትውውው። እየ። ዘብለክ❤❤❤❤❤ዓባይ። ስብ። 😊😊❤እንካዕ ኣብፀሐኩም። ምቁራተይ

  • @ehyyyfnfnf2451
    @ehyyyfnfnf2451 5 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕዒ ደስ ባሃልቲ ደቅኽለ ዘለወም ስነስርዓት❤

  • @ተመስገንጌታየ-ፐ8ተ
    @ተመስገንጌታየ-ፐ8ተ 5 หลายเดือนก่อน +27

    ናይስዋ ነገር ግን እልዕልኪ ስተይ እዩ ዝመፀኒ ዞሎ

  • @ደስታማኛ
    @ደስታማኛ 5 หลายเดือนก่อน +8

    ትሐሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ ምሰ ደቅኪ ሩሑሰ አውዳአመት ይግበረልኪ👏👏💗💗💗

  • @tesifaxibah
    @tesifaxibah 5 หลายเดือนก่อน +10

    ትሕሸይ ንራህዋ ክትስዕምያ ከለኺማ እየቦይውን ሕቑፍ አቢልኪ ሳዕምዮ አነ ዝፎትወ ሓወይ ኣለኒ ንዑ መሲሉ እዩ ዝስማዓኒ ምስኪን የኔ ማርርር ንበሩለይ

    • @Brktitube
      @Brktitube 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ ❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 5 หลายเดือนก่อน +7

    አሜን አሜን አሜን ፆሎትኩም አይፈለየና ኣቦዋኒ ቀሺ ትሐሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር አምላኽ ምስ ደቅኪ ሩሑስ ብዓል ትንሣኤ ይግበረልና❤❤❤

  • @SelamTekle-uk8kq
    @SelamTekle-uk8kq 5 หลายเดือนก่อน +5

    አሜን ኽቡር አቦይ በረከቶም ይሕደረና

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 5 หลายเดือนก่อน +5

    ትሐሸይ እኳዕ ኣብፀሐኪ ምስ ደቅኪ ዛምበይተይ ፍትው እየ ዘብለኪ ምስሊ ኣደዊተይ❤❤❤❤❤❤

  • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
    @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 5 หลายเดือนก่อน +4

    ዋውው አንዳ ትሕሸይ ኣሜን አንኮዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና አንዳ ትሕሸይ ኣሰይ ደሰ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አግዚኣብሔር ኣምላኽ እዮብይ ራህሸይ 🙏❤❤💋💋💋

    • @Brktitube
      @Brktitube 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz1619 5 หลายเดือนก่อน +6

    ትሐሸይ ኣዶዋይ ኣዘክርኪን 2006ዓ.ም ወርቅ ሂብትንይ ነይሩ ካብ ስደትተመልሰ ዝክሕሰ ይግበረን

  • @ሳምሪጋልትግራይ
    @ሳምሪጋልትግራይ 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሜን(3)ኣቦና🙏❤ትሐሸይ ምስ ደቅኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 5 หลายเดือนก่อน +4

    🥰🥰🥰🥰🥰 u have a blessed Holiday my lovely family GOD bless you All 🙏🙏🙏🙏🥰

  • @Haregte
    @Haregte 5 หลายเดือนก่อน +14

    ኣሜን እንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና በረከቶም ይብፀሐና ናይ ኣቦና🤲ኪዳነይ ዋዕሮ ጎበዛት ደቂ ኣለውኺ ካብ ዓይኒ ሓሳድ የርሕቐልኺ❤❤❤🤲

  • @ሃዋክያንያስታግስልን
    @ሃዋክያንያስታግስልን 5 หลายเดือนก่อน +5

    አሜን ፫ክቡር አቦና ሙሉእ ምሕረት ይግበረሎም ፈጣሪ❤❤

    • @Brktitube
      @Brktitube 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube 5 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን ክቡር ኣቦና ተመስገን ትሐሸይ❤❤
    ረድእኪ ተሐሸይ ሓላል ብልጽቲ ኣዶ❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 5 หลายเดือนก่อน +5

    አሜን አሜን አሜን አንኳዕ አብፀሐና አሕብሩ ዝፈትወኩም ስድራይ❤❤❤

  • @SabeSabe-v2b
    @SabeSabe-v2b 5 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😊😊😊😊ምሕረት የውር ደልኩም ኣቦቃሽ ዋይ ደሞ እኳዕ ኣብፀሐኩም ንበዓል ትሳኤ😊😊😊🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @NebiyatAwalom
    @NebiyatAwalom 5 หลายเดือนก่อน +12

    ንወድኽውን ሰርፕራይት ግበርዮ🙏

  • @MssMedina
    @MssMedina 5 หลายเดือนก่อน +4

    ትሕሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ደቅኪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዘክብረኪ ግልፅነትኪ ቅንዕናኪ ኣደይ መሲልኪ ኢኪ ትስምዕኒ ❤❤🥰🥰🥰

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 5 หลายเดือนก่อน +5

    ትሕሸይ ጠንካራ ኣዶ ደሰሰ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም💟😘

    • @Brktitube
      @Brktitube 5 หลายเดือนก่อน

      ሳበብስክራይብ ግበሪለይ❤

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ፆሎትኩም ይሓግዘና ትሕሸይ ከመይ ዲና ንፎትየኪ ካብ ስደት መልሲ ክረክበኪ ተስፋ ይገብር❤

  • @GggYy-vx4ie
    @GggYy-vx4ie 5 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @HiwiTube-ug5wl
    @HiwiTube-ug5wl 5 หลายเดือนก่อน +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ትሐሸይ ሓሳብ ልብኪ ይስምረልኪ ፈጣሪ👏❤😘💐

  • @ትግራይዓለመይእያናዓይ
    @ትግራይዓለመይእያናዓይ 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን እንካዓ ሓቢሩ ኣብፀሐና ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @elsayayu6658
    @elsayayu6658 5 หลายเดือนก่อน +3

    ትሕሸይ እንዃዕ አብፀሐኩም ትሕሸይ ነይ ደቅኺ ስርዓት ብጣዕሚ ደስ ይብል በርግፅ እግዚአብሔር እንድዩ ቀፂዑ ዝህብ ግን ንዓና ገና ዝዓብዩ ቆልዑ ዘለዉና ከመይ አተዓባብያ ከምዘዕበኽዩም መደብ ተትሰርሕልና

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 5 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ተሐሸይ ምስ ደቅኪ❤❤❤❤

  • @SlamAgh
    @SlamAgh 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣቦዋይይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤ተሐሸይለ ምስ ደቅኪ❤❤❤ርሑስ በዓል ትንሳኤ❤❤❤ ይግበረልኩም❤❤

  • @ጋልሃገርትግራይ
    @ጋልሃገርትግራይ 5 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን አሜን አሜን እንካዕ ሓብሩ አብፀሐና 🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤

  • @HlnaTube27
    @HlnaTube27 5 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራት ስድራ🙏🥰ተሐሸይ ውን ጠንካራ ኣዶ ኢኪ እግዚአብሔር አምላክ ፈረ ፃዕርኪ የሪኢኪ ወለላይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Setandforget-iu4ry
    @Setandforget-iu4ry 5 หลายเดือนก่อน +3

    ትሐሸይ ምሰሊ ኣዶ ትግራይ ኣባኺ እዩ ዝረኣየና ❤❤❤

  • @SabiyaDazc
    @SabiyaDazc 5 หลายเดือนก่อน +6

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ፅሩያተይ

  • @zenaanena1832
    @zenaanena1832 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንን ኣቦና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበለይ ፈጣር❤❤❤❤ትሐሸይ ምስደቅኽ ንበርለይ ብደስታ💋🥰🥰🥰🥰

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 5 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ላኣካቱም የምስለና❤❤

  • @ኣርያምጓልትግራይ
    @ኣርያምጓልትግራይ 5 หลายเดือนก่อน +3

    ትሕሸይ እንካዕ ኣብፀሕኩም ፍጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 5 หลายเดือนก่อน +5

    በረከት ቅዱስ አቦና በረከቶም አይፈለየና 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @ededwewe9501
    @ededwewe9501 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን አቦና 🙏🙏🙏ተሐሸይ ፅሪቲ ምስ ደቅኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @RahwaRahwa-pu5lp
    @RahwaRahwa-pu5lp 5 หลายเดือนก่อน +1

    ትሐሸይ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ደቅኪ ንበሩልና❤

  • @yacobtesfai2586
    @yacobtesfai2586 5 หลายเดือนก่อน +3

    Wawwww great festive God bless you all🙏🙏🙏

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 5 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን አሕቢሩ አብፀሐና ❤❤❤ተመሰገን ሐሽዎም ተመሰገን እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት ይልአከሎም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጋልቃሽ
    @ጋልቃሽ 5 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አቦዋይ ፀለትኹም አይፈለየና 🎉❤🎉🎉🎉🎉ትሐሸየ ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኹም ኩልኹም🎉🎉🎉

  • @ሙሉእሰላምይግበረልና
    @ሙሉእሰላምይግበረልና 5 หลายเดือนก่อน +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣነስ ገዛና እዩ ዝመስለኒ ክሪአኩም እናሃለኩ ኣነይ ዓብዪ ሓወይን ኢና ኣነስ እካ ረባሽት እየ ነይረ ሓወይ ግን ንኣደዊተይ ብጣዕሚ የክብራ ይርደአላ ብጣዕሚ እዩ ዝሕግዛ
    ምሸት ምሸት እንተዝምቸየኩም ብሊቮ እተይ እና ኣዘኪርክኒ ኣደዊተይ ሐደ ምዓልቲ ሓወይ ኣብ ይንቨርስቲ ባህርዳር ይምሃር እናሃለየ ዕግርግር ነይሩ ኣነውን ኣሒሙኒ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቦይ ቅዲሚኦም ግበረኒ ሕማቅ ኣይተስምዐኒ ኢላ ዝፀለየትሉ ዕለት

  • @mkhyryr
    @mkhyryr 5 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ደቅኺ ማሚተይ❤❤

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 5 หลายเดือนก่อน +3

    God bless your family tihishey mikurat ❤❤❤

  • @ብዓልቲተስፋ
    @ብዓልቲተስፋ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ክርስትስ ተንስእ እሙውታን
    ባዓብዩ ሓይለ ወስልጣን አሰሮ ለሰይጣን አግአዞ ልአዳም ሰላም እምዚሲ ኾነ ፍስሃ ወሰላም❤
    አሜን አሜን አሜን ክቡር ኣቦና
    እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሓና 🎉
    ቶሕሸይ ምቅርተይ እንኳዕ ደስስስ ኢልኪ ውዓልኺ ዛበተይ 🎉🎉❤❤ ክብርሪ ይሃብኪ 😍😍

  • @Selugaltigray
    @Selugaltigray 5 หลายเดือนก่อน +17

    እንኳዕ ድሓን መፃኹም❤❤
    ርሑስ አውደአመት ብሽም ስድራ ትሕሽ ሳብስክራብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 5 หลายเดือนก่อน

      ደሚረኪ እየ መልሲ ዝያዳይ❤❤❤

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣቦይ🙏ደሰ ባሃልቲ ሰድራ እንኳዕ ኣብፀሐኹም ሓናካቲ ትሕተናታት ቆልዑ ኣለውኪ ተሐሸይ🙏🙏🙏❤

  • @DgShh-l3d
    @DgShh-l3d 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤🙏❤

  • @Blackstar-w1n
    @Blackstar-w1n 5 หลายเดือนก่อน +3

    Edmen tenan yehbukum teshe dema betami nefeti ade dekeki kem mahzutki tebyom edmen tenan yehbkum ❤❤

  • @monahbshee136
    @monahbshee136 5 หลายเดือนก่อน +2

    አሜንአሜን

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ደስ ትብሉ ሓጎስኩም ላወሰከ ይሕደር❤❤❤❤❤ብሩኳት ዕድለኛታት ኢኩም ብሓቂ ከምዚኣ ዶ ምርካብኩም ኣደዊተይ ሓበነይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤❤

  • @ggdd-xy4qi
    @ggdd-xy4qi 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቅሪብኪ ኣርኢና እቲ ወርቂ❤❤❤❤❤

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans9400 5 หลายเดือนก่อน +5

    እንካዕ አብፀሓኩም ብቀዳምነትአሰይ ትሖሸይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ምስደቅኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ አብ ቀረባ ክአቲ እየ ክረኽበኪ ተስፋ ገብር ማዓረይ ሓፍትኪ ጎረቤትኺ ካብ ስዑዲ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @Brktitube
      @Brktitube 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሪለይ❤

  • @sameraahmed1907
    @sameraahmed1907 5 หลายเดือนก่อน +2

    ራህዉሸይ ትሕትናኪ ደስ ክትብሊ❤

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 5 หลายเดือนก่อน +3

    Tihishey rihisti ade 1000 amet niberlom ❤❤❤

  • @MeseretHaftemariam
    @MeseretHaftemariam 5 หลายเดือนก่อน +2

    እድመጥዕና ይሃብኩም ትህሽይ

  • @የቅዱስጊዮርግስልጅ
    @የቅዱስጊዮርግስልጅ 5 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን (3) ክቡር ኣቦና❤❤❤ ተሐሸይለ የቀንየልና ምስ ደቅኺ ሰለ ዘመረቅኽና በቦና ቐሺ❤❤❤

  • @LemLemHadush
    @LemLemHadush 5 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ኣቦና❤❤❤ትሐሸይ ምሰ ደቅኪዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ ፈጣረ ምሰ ደቅኸ❤❤❤❤❤

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye1780 5 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን ኣሰይይይይዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ

  • @salamaaa905
    @salamaaa905 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኳዕ ኣብፀሐኩ ትሐሸይ ምቅርቲ❤❤❤❤

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 5 หลายเดือนก่อน +2

    ትሕሽይ ግን ንድቂኪ ፍሉይ ብር አልክ ታዓድልኪ❤❤❤አብ ርእሲ ምሬት ክልካ ንድቂካ ክመዚ ፍቕሪ ክትህብም አልካ🎉❤❤

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 5 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን፫ኣቦውተይ በረከቶም ይብፃሓና ተሓሸይ ምሰ ደቅኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ደሰ ክትብሉ

  • @ጋልማርያምኪሓ
    @ጋልማርያምኪሓ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቦቀሺ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቦም ትሓሸይ ማዓረይ እንኳዕ ኣብፀሐኪ ኣሰይ ሙቁራት ደቂኪ ደስ ክብሉ ኣሰይ ጋልኪ እውን ቆንጆ እያ ❤❤❤

  • @EGAN-ir1wr
    @EGAN-ir1wr 5 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ኣብጻሓኩም ሙቁራት ❤❤

  • @fyhr4200
    @fyhr4200 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተሐሸይ ምስ ደቅኪ ፅሩያተይ ምስ ወለድካ ክንደይ ይጥዕሙ ብኡነት ራህውተይ ፅርቲ እየቦይ ሽኮር ኣነስ ክፎትዎም ❤❤

  • @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ
    @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ትሕሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ደቂኪ ❤🎉
    ራኢኸ ናበይ ኸይዱ ትሕሸይ😊😂

    • @milli12354
      @milli12354 5 หลายเดือนก่อน

      መን ዩ ራኢ

  • @EtanChanalዕጣንቤትL-veme
    @EtanChanalዕጣንቤትL-veme 5 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ኣብፅሐኩም ምቁራት ስድራ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @እመቤቴማርያምሩፍታልበይ
    @እመቤቴማርያምሩፍታልበይ 5 หลายเดือนก่อน +3

    ትሐሸይ ፈጣሪ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ምስ ሙጭዋት ደቅኪ❤❤❤❤

  • @MerfaBajgimv
    @MerfaBajgimv 5 หลายเดือนก่อน +6

    እንካዕ ኣብፅሐኩም ተሐሸይ ምስ ደቅክ🥰🥰🥰እዛ ስዋ ግን አለሕ😁🤗

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh7176 5 หลายเดือนก่อน +1

    ትሐሽ ወሓለ ምስ ደቅክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤

  • @ZnabAbrha-j1s
    @ZnabAbrha-j1s 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ፆሎትኩም ኣይፈለየና ትሕሸይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ምስ ደቅኪ❤❤❤❤

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብትኽክል ለባምይ ትሕሽይይብሩካት ህብኪ ለባም እንድኪ ትሕሽይ

  • @ፍረወይኒ-ሸ7የ
    @ፍረወይኒ-ሸ7የ 5 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ አብፅሐኩም ተሐሽይ ምስ ደቅኪ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SleepyComputerChip-jv8rs
    @SleepyComputerChip-jv8rs 5 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ትሐሸይይ ምስ ደቅኪ❤❤❤❤❤ ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይምሓርኩም❤❤❤❤❤❤❤

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን(3)❤👏 እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና

  • @سارهالكاف-ج5ق
    @سارهالكاف-ج5ق 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድሜን ጥዕናን ይሃበልኽም ኣዳዋኽም ❤❤❤❤

  • @ምልኣትየማርያምልጅነኝ
    @ምልኣትየማርያምልጅነኝ 5 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን ኣሕቢሩ እንኻዕ ኣብፃሓና ተሐሸይ ምስድቅኪ❤

    • @ndjs6045
      @ndjs6045 5 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @ndjs6045
      @ndjs6045 5 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @የኣብነገብረመንፈስቅዱስል
    @የኣብነገብረመንፈስቅዱስል 5 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን(3)🙏ክቡር ኣቦና በረከትኩም ፀሎትኩም አይፈለየና 🙏 አሜን እንኳዕ አሕቢሩ አብፀሐና ተሐሸይ ምስ ደቂኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላክ ብሩካት ስድራ❤💚

  • @Borhan-ys5bi
    @Borhan-ys5bi 5 หลายเดือนก่อน +1

    ትሐሸይ ፅርይቲ ደስ ከትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እምበይትዋይ ❤❤

  • @bhlbibrhane5568
    @bhlbibrhane5568 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ፣ ❤‍🩹💯💒🔶🎉

  • @bxbbx7087
    @bxbbx7087 5 หลายเดือนก่อน +2

    ትሐሸይ እንካዕ ኣብፀሐኪ ምስ ደቅኪ ሙቁራት ስድራ🙏❤❤❤❤❤

  • @abo0286
    @abo0286 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤

  • @ዜዱጋልሃገርትግራይይ
    @ዜዱጋልሃገርትግራይይ 5 หลายเดือนก่อน +2

    አጀወቶሞ ደቅኺ ላአኺ ሒዞሞ ንስኺኻዓ ታዓዲልኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም አድይ ናፊቀያ 😢

  • @ዉዉዋ
    @ዉዉዋ 5 หลายเดือนก่อน +2

    አንካዕ ኣብፀሐኪ ተሐሸይ

  • @Mebrhitwelgergis
    @Mebrhitwelgergis 5 หลายเดือนก่อน +5

    አንኳዕ ድሓን መፃኹም ርሑሰ አውደአመት ብሽም ትሕሸ ሳብስክራብ ግበሩለይ ድቅ ዓደይ ❤