ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላም ቤተሰብ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ንኩሉኩም ❤ ሳብስክራይብ ሼር ላይክ ኣሕዋተይ ትደሊዩኒ ብዚ ርከቡኒ 0914114554 imo WhatsApp ርከቡኒ 🙏🙏
ትሕቲ 5 ይርከብዶ ሙሴዋይ
ዋጋ ስቅ ኢለ እናተጸበኹ 30ሚልዮን የብሎስ ከመይ ድየ ደንጊጸ 😂😂😂😢😢
😅😅
ገና ዋጋ ኣብ ኮሜንት ኣንቢበ ወፅየ ኣለኹ😂😂
Ane wala 🤣🤣@@tigraywerki1355
ኣታ እንታይ ገበርናኩም ኣብ ኤማርካ ዘለዉኣ እዮም ዝሸጡ ዝገዝ በጃኩም ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና ኣት ዓምፁሉና ንስካውን ንዓና ን ዝከውን ኣቅርበልና 😢ንሕና ኢና ላይክ ሽር ንገብልካ 😅 ውቅሮ ኣምፀኣልና ዝተ ሰረሓን ዘተሰረሓን
እሽኒ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን🙏🙏
30 ሚሌየ ስ ይትረፈና ዋኢ ሓደ ሚሌየን ውን ለብለይን ዓቅምና አምፀአልና ዘይንክእሎ አይተምፀአልና በተለይ አብ ዓዲ ዓረብ ዘለና ተስፋ ክንቆርፅ አሓትካ ዝሓወይ❤❤❤
እሽኒ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
አጅኹ ዝያድይ ስብስክራይብ ታሕብብርኒ🌹🌹💞💞💞👏
ጎይታዋይ ዓዲ ዓረብ ዘለና ኢና ንካታተለካ እና ዓቅምና ኣይኮነይ ዋ ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ዝተሰረሐ ገዛ ርክስ ዝበለ ረአየለይ ማዓረይ❤❤❤❤ ኢዚ ዳኣ ኣብ መቃብር ኮይነዶ😂
Mearey ab E,hamus enet deliki slki xhafeley
እወ ኣነ እውን ዕዳጋ ሓሙስ ይደሊ ነይረ
@@danaytgeremeskel1702ትሸውጥ ዲኻ❤
ክንደይ እዩ@@danaytgeremeskel1702
@@danaytgeremeskel1702ክንደይ እዩ
ንዝኣ ተንቡ ኹልኹም ደቂ ዓደይ ፕሮፋይል ኣትኹም ፀቕጥኹማ ሕለፉ ኣይክፈሎን ፕልስ ንቲሓጋገዝ ከይዕፀየኒ❤ሰሳትና ሓብርና ንዕበ
🙏🙏👌👌
ሰላም ሙሴ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃካእንኳዕ ደስ በለካ ካዓ በርትዕ 🙏❤❤❤
ደስታ ኩለና ሂሊናየ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
መሴየይ እንኳዕ ዳሓን መፃእካ😂እሞሲ ካበይ ደቂ መዳም ካብ ሓደ ሚልየን ወይኮ ፈተክ 😂
ዘቀነሰ ከምፅእየ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
በጀኻ ባ 3 ክላሰ 1ሸንቲቤት ሳሎን ዘለዉ ኣብ ኩሓ ዋይ ደማ አንባ ፊቃዱ ክንደይ ኣሎ በማርያም ኣምፅአልይ ማዓሪይ❤🙏
30 ሚሌን 😂 ኣረ መድሃኒ ኣለም
😁
😂😂😂😂
I will bey the one right ✅️ now 😂😂😂😂❤❤❤❤❤
የብል እዩ 😂😂😂
@@mrhwtmrhwt7384 ግን ብወርቂ ናይ ውጪ ተሰሪሑ ከይከውን ይመርመር ዶ ክክክክ
😢😢 ዓቅምና አምፀእልና
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹💞💞💞👏👏👏
እሽኒ
ንደቂ መዳም ዝኮንሰኪ ኣምፅአልና ሙሴዋ❤❤❤❤
እሽኒ ክብረተይ የቀኔለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን
ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ ሰላምኪ ይብዝሐለይ🎉🎉🎉
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ኩቡር ሓው ❤❤❤❤ኣብ ኩለን ከተማታትባ ጠይቀልና ማይጨውለ ጠይቀልና ኣንሕና ንዴልዮ ትሕት 1 ሚልየን ዝግዛእ ንከታተለካ ዘለና እውን ንሕና እና ናዓና ዝኸውን ኣምፀኤልና ኩቡረይ
እሽኒ ሓፍተይ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
ናይ ብሓቂ❤❤❤
ኣጆኻ ቐፅለሉ ናዓና ኣብ ስደት ዝለና ድማ ቓዳዊና ኹን ማለተይ መባልዕትና❤ ኣሜን ክንድዉል ኢና
የቀኔለይ ክብረተይ ❤❤🙏🙏
@@musse_shakur ዘመንካ ይባርክ ፈጣሪ ኣሜን ዝሓወይ ኣጆና
Enkuae beselam metsaka musey abe aksum teykeley eski nesheket dekewen mes menberiu❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹💞💞💞
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ዝሓወይ ❤❤
የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
Medngexi wagu🙈🙈 Eawy gize Million mechaweti koynu🙄🙄 deka zeynebrelu Adi😭
30 ሚሊየኖን ልበይ ሞልቃ ነይራ 😂😂😂 ወዲእኖ ሕደግዶ ንደቂ መዳም ቃዕምና ኣምፀእልና❤❤
ካብ ሓደ ነጥቢ ንታሓቲ ኣምፀአልና ብሮ 🤔
እንቃዕ ሰላም መፃእካ ዝሓወይ❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹🌹💞
እንኳዕ ድሓን መፃእኻ ሙሴ ሓዎይ
የቀኔለይ ❤❤
ወድኖዋ ሓዳስ ይአ ድዓድኻ አብ ራያስ አይትኸድይዶ ማይጨው ሞኾኒ ዓድ ዓረብ ድንሀና አሕዋትኻ እዝ አይንኽእሎይ ካብ 1 ሚልየን ድታሕቲ ቓዕሚና አምፅአልና መቐለ ተኽእልኻ ብድተረፈ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ጎይታዋ❤❤
ኣሜን የቀኔለይ ሓፍተይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን
ሰላም ሰላም ዝሐወይ ንሂወትካ ጥዕነ ንስራሕካ አሳልጡ ይሃብካ እነ ከተማ ዓዲ ጉደም አምፀአልነ ንደቂ መደም
Eshi የቀኔለይ ክብረተይ 🙏🙏❤❤
እረ ጌታ ሓይሊ 30 ሚልየን😮😂 በጃኹም ዓዲ መዳም ለለና ተሰፍ አይተቑሩፁና ትሕት ልበለ አሙፁኡልና ዛሓወይ ሓደ ገዛ ለለዎ ባዶ ቦታ
ኣነስ ኮሞንት ሪአ እየ ተስፋ ቆሪፀ ከይመልኣኽዎ ዝወፅእ ጭንቂ 😢ኣረ ክቡር ሓወይ ኣብ ሽረ እንዳባጉና ክልተ ክፍሊ ረኣየለይ ርእሰይ ሒዘ ኡውውውይ ከይብል 30ምልየን'ያ ወለከ ሽረኒ ዓድናባ ክንመፅእ😂😂😂😂😂😂😂😂❤
ስላም ዛሓወይ ግን ተቤን ኣብያዓዲ ዘትቀርፆ❤❤❤
ብጣዕሚ ክባር ዩ።
ነፃ ቦታ አምፀኦልን ዛሓወይ
ኮላሊተይ ሸይጠ እውን ኣይክእሎን ምስ ቤተሰቡ ድና ክንገዝኦ ሓወኒ😂😂😂
😅😅😅😅
ዓዲ ግራት እባ ኣምፀአልና ማዓረይ
ዓዲ ጉደም ኣምፀአልና ዝሓወይ
እሽኒ የቀኔለይ ክብረተይ ❤❤🙏🙏
ኣምሓርኛ ዲዩ ትዛርቦ ዘለኻስ ወይ ትግርኛ
ሞኾኒ ከይድኻ ባ 3 ክፍል ገዛ ጠይቀልና ማዓረይ
ኣብ ዓድግራት ትሕቲ 140 ካሬ ክሳብ 70 ካሬ ዘሎ ዋጋ እባ ኣምፅአልና እሺ ዶ😮🥰
ሙሴየ ሠላም ዝሐወይ እንቋዕ ደስ በላካ❤❤❤🎉🎉🎉
ስንቱየ ሓፍተይ ክብረት ይሃበለይ የቀኔለይ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
kab 1million ntahti amtsealna 😃
30ሚልዮን ክንገዝእ 30 ዓመት ኣብ ስደት ንቅሪ ዶ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ብስሩ ይቱቡዶ ንሓድጎ 1ምልየን ዘይብልናን 30ሚልየን ኣቱም ሰባት ስዑዲ ኢና ዘለናዋ ሕደጉና
እቱም ኣብ ዲያፖራ ቦታ ዘልኩም ሲንግል ኣለኩም ዶ😅
😂😂😂 👌👌
ክቡር ሓወይ በጃኻ ናይ ስኒ ሕክምና ስኒ ምትካል ብራስ ምእሳር ዋጋ ጠይቀልና ኣበይ ይሕሽ ሪእና ስነይ ከእስር ደልየ ነይረ
እሺ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
ክጥይቀልኪ እየ
ናተይ ሕቶ እዩ ነይሩ🥺🥰🥰🥰
@@musse_shakur እሺ ዝሓወይ የቀንየለይ 🙏
ናይ ኩለና ሕቶ እዩ
laundry yeblun dyu?
1ሚልየን ዘይብልናስ 30ሚሊየን ኣረ ግደፉ ዓድና ከምንኣቲ ግበሩ ተስፋ ኣይተቅሩፅና 😢😂😂
ኣብ ውቅሮን ኣጉላዕን ዝተሰርሐን ነፃ ቦታን ኣምፀአልና 140/200 ካሬ❤❤❤
በጀኻ ባ 3ክላስ1ሽንቲቤት ክሽኔ ሳሎን ዘለው ኣብ መቀለ ክራዬ ክንደይ ኣሎ በማርያም ኣምጸአልና
10,000
ከተማ ኩሓኸ❤❤❤❤
እዋይ ኣታ ካበይ ነምጽእ 30 ምልየን እቶም ዝሸጡስ ከመይ ድዮም ኣብት እግዝኦ ማሓረኒ ተስፋ ዘቁርጽ ግዜ ሰብ ዝበልዖ ስእንስ 30 ምልየን አረ ስለ እግዚኣብሔር
ኩሓ ኣምፀአልና❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹💞💞👏👏
ጎበዝ ኣጆኻ በርት ዝሓወይ❤❤❤❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹💞💞
ቃዕምና ኣምፀኣልና2 እስካብ 3 ኣብ ክፍለ ከተማ ኲሓ❤
እሽኒ የቀኔለይ🙏🙏
ኣታ ዓቅምና ኣምፀአልና ነፃ ቦታ 140 ካሬ 😂
እንኳዕ ዳሓን መፃእኻ ጠፊእኻ ቀኒኻ
እወ ቀረፃ እየ ነይረ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
ታኣዩ ሳላሳ ሚለየንከ ምሰቦ ጎይታናይ ምንባር የሐሸኒ😂😂
😅😅😅🙏🙏
ክክክክክክ😂😂😂😂😂
አረ ናጌታ ሓይሊ 30 አረ ካብ ረእስና ውረዱ ኡኡ😂😂😂
ከተማ ዓድጉደም አምፀአልና
እንተክኢልኩም አጉላዕ ውክሮ ተተምፅኡልና ምስ ይቅርታ🙏
ዓድጉደም ዋጋ የፅወይ ማዓረይ ከዕቡዱና እዮም😊
30ሚልዮን🙉ብዝኮነ ገዛ ሓሪፍ እዩ ዓቅሚ የለን እንበር የቀንየልና ንሓበሬታካ ሙሴ ሓውናትሕቲ 3ሚልዬን እንተሃልዩ አምፀአልና ካብኡ እውን ኣብ ሰደት ዘለና ዓዲ አቲና ንሰርሖ ስራሕን ክሳብ ክንደይ ዝአክል ገንዘብ የድልየናናን እንተተምፁኡልና ንኣብነት ቡቲክ ናይ ባህላዊ ክዳውንቲ እንዳምግቢ ፀጉሪ ቤት ኮስመቲክስ....
የቀኔለይ🙏 ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤
ዓዲግራት ወላኩ ማይመሳኑ መሬት ትደልያ ኣናግራኒ ብዝመጣጠኒ ዋጋ
እሽኒ የቀኔለይ ሓፍተይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን
ዝቅንስ ኣምፅእ 1ሙልየን ኣከባቢ ሕጋዊ ካርታ ዘለዎ ካብ ነፃ መሬት እስካዕ ሰረት
Haye eski deki medam 30 sebat kona ngzaeya😂😂😂😂
👌👌😂🙏🙏
Ata shakur hndey tbehal ala za geza
30 ሚልዮዮዮዮን
@@musse_shakur3 ሚልየን ክትብል ድዩ አረ ትክክለኛ ሓበሬታ አሕልፉ 😢😂
ወዲ ዓደይ ሐዚ ዝጨነቀኒ ብወገነይ ልካረ እዩ እና በይነይ እየ ከዓ ልፎቲ ክደይ ይኮን 😂❤
2500
ዋይ አቅልልል አብልካስ ዝንጣል ክተብሎ30,000,000😂😂😂😂😂😂
እንኮዕ ብሰላም መፃኻ❤
አብ ዓዲግራት ገዛ ኺንደይ አሎሐበረታ እንተትህበና ፁቡቅነይሩ
ይቅንስዩ
30ሚልየን ይገሪም እየ 😂😂😂😂
ሰላም ሙሴ ቪድዮታትካ ይሪኦም እየ አዝዮም እዮም ጠቐምቲ የቐንየልና።ብምቕፃል ሓንቲ ሕቶ አላትኒ አብ መቐለ ካብ 100 - 150 ካሬ ዝተሰርሐ ወይ ድማ ንእሽተይ ዝተረፎ አብቲ ድያስፖራ ሰፊር ዝበሀል ክተምፀአለይ ትኸእል ዶ ?ንሕቶይ ተገዲስካ አብ ዝሓፀረ እዋን ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር።I wish you all the best.
እንካዕ ድሓን መፃካ ዝሓወይ ❤️
ክብረተይ የቀኔለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏🌹🌹🌹💞💞💞
@@musse_shakur ገንዘብካ ወድነይ ንተጋሩ ምትብባዕን ሰላሞም ምርኣይን እዩ ባህገይን ፃዕረይ ቀፅለሉ❤️💛
@@MgbeyMgbey ኢለክእየ ህያበይ 🥰
ጎቦዝ
❤❤❤🎉
የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ🙏🙏🙏❤
Akafafila kemey werha du wala chash eu
Kab hade mlyo ntahti ente rekibka amtsealn kbur haw
Welcome brother
መን እዩ ክገዝኦ 30 ሚልዮን😢 ክሕሾ ተበልናስ ይክብር
ውይ ከፅልእ ልዝይስ 30
ታይ 30ሚ,,,እግዞኦ 😮
ብቁፅሪ ተዛረብ ቡዙሕ እዩ ኢልካ ኣይትሕለፍ
ናይ መቐለ ጥራይ ዲኻ ተምፅእ😮
ከምፅእየ ናይ ካልእ ዓዲ 🙏🙏የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
ኣዙዩ ርካሽ እዩ 30 ሚልዮን😂 ኣነ ይገድድ ክሳብ መወዳእታ ዝከታተል😢 ተስፋ ዘይቡሉ ግዜ
😂😂🙏🙏
ኣታዋይ ድይስቦራ ናዓና ዝኾን እት ዝናኣስ
እሺ ከምፅእየ
30 ሚልዮን 😮
ብሱሩ ድዮም ቑፅሪ ዘይልጡ 🤔 ቧች ጉሙጻት ፤ 30 ሚልዮንያ
ክክክ ዝገርም
ናይ ደቂ መዳም አምፀአልና አብ ውቅሮ ሙሴ ሓወይ 30m😂 ዊሒዱ ዋ 😂😂😂 ገዛ አግሉሱ ተጋሩዋይ ሰብ ግበሩና ❤
😂😂😂
Ab ketema adwa serah zkowun geza amxeilna
አረረረ😂🙅♀️
አብ 70ካሮ ከ ክልተ ሁድም 3.5ይረከብዳ ካርተ ዘለወ
ኣብ ኵሓ ተሀለየ እባ ረኣየልና ሓወኒ
እሽኒ የቀኔለይ ክብረተይ ❤🙏🙏
እሞ ኣብ ዓድግራት ካብ 140ካሬ ንታሕቲ ክሳብ 70ካሬ ዘሎ ዋጋ ሒዝካልና ምፃእ ቀልጢፍካ😒
30 ሚሎን በስምአብየ😮
😂😂👌👌🙏🙏
Ata mearey zeyteserhe meriyet quie esti reayena
እ 30 ሚልዮን 😎🤔🙄
3ሞቶ ሺ ኢይሮ 😂😂😂 አይክብድም
😂😂
30mililn hizib tigray bimulue 6 million 😂
መርሐባ
ዋው እንኳዕ ደስስስ በለካ ሞኒ ከይንካ
እወ ደስታ ኩለና ናታኔመይ የቀኔለይ
በርትዕልና ዛሓወይ በርቲዕካ ስራሕ ደም ዘለዎ ነገር ከይታአቱው ኢኻ ከይዕፀወካ ምእንታን
እሽኒ ክብረተይ
140 ካርየ ረአየልና ውቅሮ መቀለ
እሽኒ ሓፍተይ
Mekell kebiru
Ewa
@@musse_shakurwayy eree hidegu adina nimetsie bitEmi kiwerdi alewo
እረ ንሱዑዲ ዘለና ኣምጸአልና 30 ሚልዮን እልኻ ኣተሰብደና😢
ክድኡ ዘለዎ ሰብ ግን ኣብዛ ዓለም ኣሎ ድዩ🙄
ይገርም 😂😂
እቲ ጅ ፕላስ 1 ክንደይ እዩ?
30 እዩ
❤❤❤😅😮😊
ውቅሮ ገዛ ኣምፀእልና እስኪ ክብር ሓው
የቀኔለይ ክብረተይ🙏🙏❤
Welcome ❤
ሰላም ቤተሰብ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ንኩሉኩም ❤ ሳብስክራይብ ሼር ላይክ ኣሕዋተይ ትደሊዩኒ ብዚ ርከቡኒ 0914114554 imo WhatsApp ርከቡኒ 🙏🙏
ትሕቲ 5 ይርከብዶ ሙሴዋይ
ዋጋ ስቅ ኢለ እናተጸበኹ 30ሚልዮን የብሎስ ከመይ ድየ ደንጊጸ 😂😂😂😢😢
😅😅
ገና ዋጋ ኣብ ኮሜንት ኣንቢበ ወፅየ ኣለኹ😂😂
Ane wala 🤣🤣@@tigraywerki1355
ኣታ እንታይ ገበርናኩም ኣብ ኤማርካ ዘለዉኣ እዮም ዝሸጡ ዝገዝ በጃኩም ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና ኣት ዓምፁሉና ንስካውን ንዓና ን ዝከውን ኣቅርበልና 😢ንሕና ኢና ላይክ ሽር ንገብልካ 😅 ውቅሮ ኣምፀኣልና ዝተ ሰረሓን ዘተሰረሓን
እሽኒ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን🙏🙏
30 ሚሌየ ስ ይትረፈና ዋኢ ሓደ ሚሌየን ውን ለብለይን ዓቅምና አምፀአልና ዘይንክእሎ አይተምፀአልና በተለይ አብ ዓዲ ዓረብ ዘለና ተስፋ ክንቆርፅ አሓትካ ዝሓወይ❤❤❤
እሽኒ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
አጅኹ ዝያድይ ስብስክራይብ ታሕብብርኒ🌹🌹💞💞💞👏
ጎይታዋይ ዓዲ ዓረብ ዘለና ኢና ንካታተለካ እና ዓቅምና ኣይኮነይ ዋ ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ዝተሰረሐ ገዛ ርክስ ዝበለ ረአየለይ ማዓረይ❤❤❤❤ ኢዚ ዳኣ ኣብ መቃብር ኮይነዶ😂
Mearey ab E,hamus enet deliki slki xhafeley
እወ ኣነ እውን ዕዳጋ ሓሙስ ይደሊ ነይረ
@@danaytgeremeskel1702ትሸውጥ ዲኻ❤
ክንደይ እዩ@@danaytgeremeskel1702
@@danaytgeremeskel1702ክንደይ እዩ
ንዝኣ ተንቡ ኹልኹም ደቂ ዓደይ ፕሮፋይል ኣትኹም ፀቕጥኹማ ሕለፉ ኣይክፈሎን ፕልስ ንቲሓጋገዝ ከይዕፀየኒ❤ሰሳትና ሓብርና ንዕበ
🙏🙏👌👌
ሰላም ሙሴ ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ
እንኳዕ ደስ በለካ ካዓ በርትዕ 🙏❤❤❤
ደስታ ኩለና ሂሊናየ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
መሴየይ እንኳዕ ዳሓን መፃእካ😂እሞሲ ካበይ ደቂ መዳም ካብ ሓደ ሚልየን ወይኮ ፈተክ 😂
ዘቀነሰ ከምፅእየ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
በጀኻ ባ 3 ክላሰ 1ሸንቲቤት ሳሎን ዘለዉ ኣብ ኩሓ ዋይ ደማ አንባ ፊቃዱ ክንደይ ኣሎ በማርያም ኣምፅአልይ ማዓሪይ❤🙏
30 ሚሌን 😂 ኣረ መድሃኒ ኣለም
😁
😂😂😂😂
I will bey the one right ✅️ now 😂😂😂😂❤❤❤❤❤
የብል እዩ 😂😂😂
@@mrhwtmrhwt7384 ግን ብወርቂ ናይ ውጪ ተሰሪሑ ከይከውን ይመርመር ዶ ክክክክ
😢😢 ዓቅምና አምፀእልና
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹💞💞💞👏👏👏
እሽኒ
ንደቂ መዳም ዝኮንሰኪ ኣምፅአልና ሙሴዋ❤❤❤❤
እሽኒ ክብረተይ የቀኔለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን
ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ ሰላምኪ ይብዝሐለይ🎉🎉🎉
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ኩቡር ሓው ❤❤❤❤ኣብ ኩለን ከተማታትባ ጠይቀልና ማይጨውለ ጠይቀልና ኣንሕና ንዴልዮ ትሕት 1 ሚልየን ዝግዛእ ንከታተለካ ዘለና እውን ንሕና እና ናዓና ዝኸውን ኣምፀኤልና ኩቡረይ
እሽኒ ሓፍተይ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
ናይ ብሓቂ❤❤❤
ኣጆኻ ቐፅለሉ ናዓና ኣብ ስደት ዝለና ድማ ቓዳዊና ኹን ማለተይ መባልዕትና❤ ኣሜን ክንድዉል ኢና
የቀኔለይ ክብረተይ ❤❤🙏🙏
@@musse_shakur ዘመንካ ይባርክ ፈጣሪ ኣሜን ዝሓወይ ኣጆና
Enkuae beselam metsaka musey abe aksum teykeley eski nesheket dekewen mes menberiu❤❤
እሽኒ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹💞💞💞
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ዝሓወይ ❤❤
የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
Medngexi wagu🙈🙈 Eawy gize Million mechaweti koynu🙄🙄 deka zeynebrelu Adi😭
30 ሚሊየኖን ልበይ ሞልቃ ነይራ 😂😂😂 ወዲእኖ ሕደግዶ ንደቂ መዳም ቃዕምና ኣምፀእልና❤❤
ካብ ሓደ ነጥቢ ንታሓቲ ኣምፀአልና ብሮ 🤔
እንቃዕ ሰላም መፃእካ ዝሓወይ❤❤
የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹🌹💞
እንኳዕ ድሓን መፃእኻ ሙሴ ሓዎይ
የቀኔለይ ❤❤
ወድኖዋ ሓዳስ ይአ ድዓድኻ አብ ራያስ አይትኸድይዶ ማይጨው ሞኾኒ ዓድ ዓረብ ድንሀና አሕዋትኻ እዝ አይንኽእሎይ ካብ 1 ሚልየን ድታሕቲ ቓዕሚና አምፅአልና መቐለ ተኽእልኻ ብድተረፈ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ጎይታዋ❤❤
ኣሜን የቀኔለይ ሓፍተይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን
ሰላም ሰላም ዝሐወይ ንሂወትካ ጥዕነ ንስራሕካ አሳልጡ ይሃብካ እነ ከተማ ዓዲ ጉደም አምፀአልነ ንደቂ መደም
Eshi የቀኔለይ ክብረተይ 🙏🙏❤❤
እረ ጌታ ሓይሊ 30 ሚልየን😮😂 በጃኹም ዓዲ መዳም ለለና ተሰፍ አይተቑሩፁና ትሕት ልበለ አሙፁኡልና ዛሓወይ ሓደ ገዛ ለለዎ ባዶ ቦታ
ኣነስ ኮሞንት ሪአ እየ ተስፋ ቆሪፀ ከይመልኣኽዎ ዝወፅእ ጭንቂ 😢ኣረ ክቡር ሓወይ ኣብ ሽረ እንዳባጉና ክልተ ክፍሊ ረኣየለይ ርእሰይ ሒዘ ኡውውውይ ከይብል 30ምልየን'ያ ወለከ ሽረኒ ዓድናባ ክንመፅእ😂😂😂😂😂😂😂😂❤
የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
ስላም ዛሓወይ ግን ተቤን ኣብያዓዲ ዘትቀርፆ❤❤❤
እሽኒ
ብጣዕሚ ክባር ዩ።
ነፃ ቦታ አምፀኦልን ዛሓወይ
የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
ኮላሊተይ ሸይጠ እውን ኣይክእሎን ምስ ቤተሰቡ ድና ክንገዝኦ ሓወኒ😂😂😂
😅😅😅😅
ዓዲ ግራት እባ ኣምፀአልና ማዓረይ
ዓዲ ጉደም ኣምፀአልና ዝሓወይ
እሽኒ የቀኔለይ ክብረተይ ❤❤🙏🙏
ኣምሓርኛ ዲዩ ትዛርቦ ዘለኻስ ወይ ትግርኛ
ሞኾኒ ከይድኻ ባ 3 ክፍል ገዛ ጠይቀልና ማዓረይ
እሽኒ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን🙏🙏
ኣብ ዓድግራት ትሕቲ 140 ካሬ ክሳብ 70 ካሬ ዘሎ ዋጋ እባ ኣምፅአልና እሺ ዶ😮🥰
ሙሴየ ሠላም ዝሐወይ እንቋዕ ደስ በላካ❤❤❤🎉🎉🎉
ስንቱየ ሓፍተይ ክብረት ይሃበለይ የቀኔለይ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
kab 1million ntahti amtsealna 😃
እሽኒ
30ሚልዮን ክንገዝእ 30 ዓመት ኣብ ስደት ንቅሪ ዶ😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ብስሩ ይቱቡዶ ንሓድጎ 1ምልየን ዘይብልናን 30ሚልየን ኣቱም ሰባት ስዑዲ ኢና ዘለናዋ ሕደጉና
እቱም ኣብ ዲያፖራ ቦታ ዘልኩም ሲንግል ኣለኩም ዶ😅
😂😂😂 👌👌
ክቡር ሓወይ በጃኻ ናይ ስኒ ሕክምና ስኒ ምትካል ብራስ ምእሳር ዋጋ ጠይቀልና ኣበይ ይሕሽ ሪእና ስነይ ከእስር ደልየ ነይረ
እሺ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
ክጥይቀልኪ እየ
ናተይ ሕቶ እዩ ነይሩ🥺🥰🥰🥰
@@musse_shakur እሺ ዝሓወይ የቀንየለይ 🙏
ናይ ኩለና ሕቶ እዩ
laundry yeblun dyu?
1ሚልየን ዘይብልናስ 30ሚሊየን ኣረ ግደፉ ዓድና ከምንኣቲ ግበሩ ተስፋ ኣይተቅሩፅና 😢😂😂
የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
ኣብ ውቅሮን ኣጉላዕን ዝተሰርሐን ነፃ ቦታን ኣምፀአልና 140/200 ካሬ❤❤❤
በጀኻ ባ 3ክላስ1ሽንቲቤት ክሽኔ ሳሎን ዘለው ኣብ መቀለ ክራዬ ክንደይ ኣሎ በማርያም ኣምጸአልና
10,000
ከተማ ኩሓኸ❤❤❤❤
እዋይ ኣታ ካበይ ነምጽእ 30 ምልየን እቶም ዝሸጡስ ከመይ ድዮም ኣብት እግዝኦ ማሓረኒ ተስፋ ዘቁርጽ ግዜ ሰብ ዝበልዖ ስእንስ 30 ምልየን አረ ስለ እግዚኣብሔር
🙏🙏👌👌
ኩሓ ኣምፀአልና❤❤
እሽኒ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹💞💞👏👏
ጎበዝ ኣጆኻ በርት ዝሓወይ❤❤❤❤❤
የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹💞💞
ቃዕምና ኣምፀኣልና
2 እስካብ 3 ኣብ ክፍለ ከተማ ኲሓ❤
እሽኒ የቀኔለይ🙏🙏
ኣታ ዓቅምና ኣምፀአልና ነፃ ቦታ 140 ካሬ 😂
እንኳዕ ዳሓን መፃእኻ ጠፊእኻ ቀኒኻ
እወ ቀረፃ እየ ነይረ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
ታኣዩ ሳላሳ ሚለየንከ ምሰቦ ጎይታናይ ምንባር የሐሸኒ😂😂
😅😅😅🙏🙏
ክክክክክክ😂😂😂😂😂
😂😂😂😂
አረ ናጌታ ሓይሊ 30 አረ ካብ ረእስና ውረዱ ኡኡ😂😂😂
ከተማ ዓድጉደም አምፀአልና
እሽኒ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
እንተክኢልኩም አጉላዕ ውክሮ ተተምፅኡልና ምስ ይቅርታ🙏
ዓድጉደም ዋጋ የፅወይ ማዓረይ ከዕቡዱና እዮም😊
30ሚልዮን🙉ብዝኮነ ገዛ ሓሪፍ እዩ ዓቅሚ የለን እንበር የቀንየልና ንሓበሬታካ ሙሴ ሓውና
ትሕቲ 3ሚልዬን እንተሃልዩ አምፀአልና ካብኡ እውን ኣብ ሰደት ዘለና ዓዲ አቲና ንሰርሖ ስራሕን ክሳብ ክንደይ ዝአክል ገንዘብ የድልየናናን እንተተምፁኡልና ንኣብነት ቡቲክ ናይ ባህላዊ ክዳውንቲ እንዳምግቢ ፀጉሪ ቤት ኮስመቲክስ....
የቀኔለይ🙏 ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤
ዓዲግራት ወላኩ ማይመሳኑ መሬት ትደልያ ኣናግራኒ ብዝመጣጠኒ ዋጋ
እሽኒ የቀኔለይ ሓፍተይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን
ዝቅንስ ኣምፅእ 1ሙልየን ኣከባቢ ሕጋዊ ካርታ ዘለዎ ካብ ነፃ መሬት እስካዕ ሰረት
እሽኒ የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
Haye eski deki medam 30 sebat kona ngzaeya😂😂😂😂
👌👌😂🙏🙏
Ata shakur hndey tbehal ala za geza
30 ሚልዮዮዮዮን
@@musse_shakur3 ሚልየን ክትብል ድዩ አረ ትክክለኛ ሓበሬታ አሕልፉ 😢😂
ወዲ ዓደይ ሐዚ ዝጨነቀኒ ብወገነይ ልካረ እዩ እና በይነይ እየ ከዓ ልፎቲ ክደይ ይኮን 😂❤
2500
ዋይ አቅልልል አብልካስ ዝንጣል ክተብሎ30,000,000😂😂😂😂😂😂
እንኮዕ ብሰላም መፃኻ❤
የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ ካብ ልቢየ ዘመስግን❤❤
አብ ዓዲግራት ገዛ ኺንደይ አሎሐበረታ እንተትህበና ፁቡቅነይሩ
ይቅንስዩ
30ሚልየን ይገሪም እየ 😂😂😂😂
ሰላም ሙሴ ቪድዮታትካ ይሪኦም እየ አዝዮም እዮም ጠቐምቲ የቐንየልና።
ብምቕፃል ሓንቲ ሕቶ አላትኒ
አብ መቐለ ካብ 100 - 150 ካሬ ዝተሰርሐ ወይ ድማ ንእሽተይ ዝተረፎ አብቲ ድያስፖራ ሰፊር ዝበሀል ክተምፀአለይ ትኸእል ዶ ?
ንሕቶይ ተገዲስካ አብ ዝሓፀረ እዋን ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር።
I wish you all the best.