ERISAT: ወለዲ መስዋእቲ ደቆም እንዳተነግሩ፡ ውጩ ብመስተ ተሰኒፉ፣ ሰኺሩ መጺኡና| ኣሸብር ሃ/ገርግስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @adulis73
    @adulis73 2 ปีที่แล้ว +6

    መጀር ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ): ኣብ ግራት ጨው ምጽዋዕ (ሳሊና) : ኣብ 1977 ኣልጊብካ በለና ኢሉ: ዝኣዘዘስ መልዓልቲ ወኻሩ።

    • @kesetemana5487
      @kesetemana5487 2 ปีที่แล้ว

      Yegermeka eiu eziem meal rebeha eyom

    • @bynamtensae1165
      @bynamtensae1165 2 ปีที่แล้ว

      What happened was the Doska firing Tegdalay could not separate the TegadeLti and the derg army due to high temperature of the massawa Salna area. that high temperature created mirages so all the TegaDelti and the ethiopian army become smudge or distorted images and it was difficult to which images to shoot in that high temperature everyone looks the same including tall and exaggerated images. At that confusing time the Deska operator asked wuchu for clarification - Ab ZeLata TeweseKeTa Wuchu criminal said shoot all of us flatly. Then what happened all these Tegadelti could not get cover from DeshKa fire from distance become easy targets of the storming waves of Derg army coming from Naval base through the bridge of GraR area onto Salina with out problem, it was disaster - some killed some captured and few also escaped by the route of EndaMicheal church then to EdaGa. it was crime, the proper way was to arrest Wuchu then remove him from leadership.

    • @adulis73
      @adulis73 2 ปีที่แล้ว

      @@bynamtensae1165 ኲናት ዘይወዓለ በሊሕ!

  • @1115asmara
    @1115asmara ปีที่แล้ว

    Good discussion my brothers. Good job Henok. Ajona.

  • @zebibadhanom8219
    @zebibadhanom8219 2 ปีที่แล้ว +7

    ጽቡቕ መደብ ኢዩ፣ ንስማዒ እዝንን፣ ሓንጎልን ዘለዎ ስብ፣።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว

      mmmm ትፈልጡ እተን ብሰበብ ግፋ ሃገራዊ ዕስክራና ብመንግስትን ሰራዊትን ዚህገራ ዘለዎ ጥሪት ከብትን ኣባግዕን ኩለን ንቐለብ ሰራዊት ከምዝሕረዳ፧ ሎሚ ዘመን ዘይግፈፉ : መጭዓኛ ኣድጊ ፣ በቕሊ ፣ ፈረሰ ፣ ገመል ወዝተ እዮም።
      እንተ ካብ ሰብ ዘይግፈፉ እሞ ኣብ ታሕቲ ረኣዩ።
      ኣቐዲሙ ውን እቲ ኣብ ፈቐዶ ኬላታት ኮንትሮባንዳ ተባሂሉ ዚህገር ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት እዮም ዝበልዕዎ።
      እዚ ገደብ ግዜ ዘይብሉ ግዱድ ዕስክርናን ዘየናሕሲ ኣልማሚ ግፋን ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ የሳቕዮ ኣሎ።
      እዚ ዘቐረብምዎ ዜና ግፋ ናይ ስርዓት ህግደፍ ናይ ኤርትራውያን ኣብ ተሰነይ ሓቂ ኮይኑ ፡
      ግና እዚ ዕድመን ጾታን ዘይፈሊ ዝበልኩሞ ብምሉእ ቅኑዕ ኣይኮነን። ስለምንታይ ፤ እዚ ነቶም ብሄረ ትግርኛን ክርስትያንን ጥራይ እዩ። ብፍላይ ደቀንስትዮ ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ ፡ ቀንዲ ግዳያት ናይዚ ኣልማማ ግፋ ካብ ዝኾና ልዕሊ ኣርብዓን ሓሙሽተን ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ።
      ዘገረም እዩ ፡ ነተን ኣስላም ደቀንስትዮ ግና ህግደፍ ይኹን ጀብሃ ደፊሮመን ኣይፈልጡን እዮም።

    • @Sillysanriofan
      @Sillysanriofan ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @BeilulTeklesenbet
    @BeilulTeklesenbet ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ዓለም ዝክፈኤ ነቡኡን ነዲኡን ዝኽሕድ ከማኩ ለካብጥ የለን

  • @miherthagos3874
    @miherthagos3874 2 ปีที่แล้ว

    ትኽኽል ጹቡቅ ሐሳብ አምላኽ ነዚ አብ ስቃይ ዘሎ ፈጣሪ ብምሕረት ይአከል ይበሎም ዞም አዳኸርቲ ህግደፍ ቀሪባያ ሜዓልቶም አምላኽ ኽፍርዶምዮ

  • @hannahkassa6319
    @hannahkassa6319 2 ปีที่แล้ว +1

    This was such a great discussion ahwatey! My sister & I were just talking how Hizbi Eri should stand their ground & say no to giving their children to the በላኢ መንግስቲ ኤረ! It's way past time to say enough is enough to this blood shed! Amlak yihagez nikulu.

    • @saidsalih3834
      @saidsalih3834 ปีที่แล้ว

      L

    • @Sillysanriofan
      @Sillysanriofan ปีที่แล้ว

      🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣💩🤣🤣🤣🤣🤣🤣ትግራዋይ ስለዝኮንካ የፀብቀልካዩ

  • @teclemariamkidane257
    @teclemariamkidane257 2 ปีที่แล้ว +6

    መግናሕቲ በዚሑ ... ! እዚ ትብልዎ ዘለኹም ኩሉ ኤርትራዊ ይፈልጦ እዩ ። ኣተኩሮና ሸፋቱ ኤርትራ ከመይ ጌርና ካብ ስልጣን ንኣልዮም ይኹን። እዚ እዩ እቲ ዝቐረበ ኣቛራጭ ናብ ፍትሒ ... ኣሕዋት !

  • @mhreteabgebrezgi5341
    @mhreteabgebrezgi5341 2 ปีที่แล้ว

    Mealti mdri si bzikone Thanks Ashebir sle eti hakegna haberetaka ember halefti hgdef si

  • @welditredi7558
    @welditredi7558 2 ปีที่แล้ว +3

    Eske kemti Wuchu ziserho sriho nisu ndergi algibika hiremena enda bele natsinet amxiu.nisukum ke?

  • @tg7368
    @tg7368 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ መደብ Erisat thak you .

  • @johnwau2485
    @johnwau2485 2 ปีที่แล้ว

    Thank you yehwat,thanks Ashebir ,Thank-you Henoka,good job.

  • @ምምባርኮኣይድገምንዩ
    @ምምባርኮኣይድገምንዩ 2 ปีที่แล้ว +3

    1000% ezi wedi haqi kof abilwa 💪👌

  • @mateosmehari3709
    @mateosmehari3709 2 ปีที่แล้ว +5

    ነዞም ጀጋኑ እናጸረፍካ ሃገር ኤርትራ ኣላትኒ ኢልካ ክትጀሃር መቸም ላግጺ እዩ።

  • @aronogbay72
    @aronogbay72 2 ปีที่แล้ว +2

    ሓንሳብ " ተሓቢእና ውዒልና" ትብል፡ ሽዓ ሽዓ ኸኣ "ኣብቲ ሳሎን ኰና ተለቪዥን ንርኢ ኔርና" ትብል። ሓሶትካ ሰርሖ ጻሕቲራ ትረኽቦ።
    ደሓን ከኣ ከምቲ ዝበልካዮ ውጩ ሰትዩ እንተኔሩ፡ ናይ ጓሂን ብስጭትን (stress) ምልክት እዩ። ክፍለ ሰራዊት 85 ሕተት። ውጩ መኣዘዚ ቦትኡ ገዲፉ፡ ምስተራ ተጋዳላይ እዩ ኣብ ቅድሚት ድፋዕ ዝኣቱ። ንሻዕብያ ኣብ ውግእ ተውጻሎም ኣበር የብልካን።

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 2 ปีที่แล้ว

    Thank you sheber,

  • @ደንበአናብስ
    @ደንበአናብስ 2 ปีที่แล้ว +2

    ሸየንቲ ዘልክን እንተልክን አብ ትቦጽሕኦ የለን

    • @aronogbay72
      @aronogbay72 2 ปีที่แล้ว

      ክልፍልፋ ተወዓላስ ዝቃለሳ ዘለወን ይመስለን።

    • @aronogbay72
      @aronogbay72 2 ปีที่แล้ว

      ክልፍልፋ ተወዓላስ ዝተቓለሳ ይመስለን። እንዳ ለፍለፋ ኣሪገን ኣብ ስደት በሎአን።

  • @GhebrezghiBiniam
    @GhebrezghiBiniam หลายเดือนก่อน

    22:03

  • @TekilaMahari
    @TekilaMahari ปีที่แล้ว

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @esawabreham
    @esawabreham 2 ปีที่แล้ว +1

    እቲ ኩሉሳዕ ዝገርመንን ዘስደምመኒ፡

  • @tommygebar1930
    @tommygebar1930 2 ปีที่แล้ว +4

    Lets go to action bros.

  • @tg7368
    @tg7368 2 ปีที่แล้ว +5

    22 ዓድታት ዝሐቐፈት ወረዳ መረታ ሰበነ አከለጉዛይ ዓዲ ጀጋኑ ክወግሕ ኢዩ አጂኹም

  • @netsereteklay3643
    @netsereteklay3643 2 ปีที่แล้ว +3

    "ስርዓት ሃይለስላሰ ይኩን ስርዓት ደርጊ ኣብ ፖሎቲካ ቀንጠብጠብ እንተዘይሎም ንህዝቢ ኤርትራ ኣይትንኩፉንዮም" ዘገርምዩ ህዝቢ ሽዕብ ብኣልማማ ብታንኪ ክጥሓን ከሎ ኣብ ፕሎቲካ ድዩ ኔሩ፡ህዝቢ እቂርደት፡ወኪድባ፡ዓዲቀይሕ፡ኦምሓጀር ወዘተ፡ኣብ ከተማ መንእሰያት ኽሕነቁ ከለዉ ፖልቲከኛታት ድዮም ኔሮም፡እንታይ ዓይነት ኣብዲ ዝኪነ ድፍረት ድዩ ዘለካ ዘይትፈልጦ ታሪክ ከተባላሹ፡እዚ ኩሉ ኣብ ኤርትራ ዝተገብረ ግፍዒ ኣብ ፖሎቲካዮም ቀንጠብጠብ ኢሎም very shameful pls if u don't know history don't touch it. በቃ ኣፍ ስለዘካ ናይ ሓሶት መድያ ስለዝረከብካ ሃልውለው ትብል፡ከምዘሕትተካ ትፈልጥዶ፡? ዘገርምዩ።

  • @adia8035
    @adia8035 ปีที่แล้ว

    Where were you for the last century while General is alive. Please don’t try to get name ! For a period of time false can seems true. Eritrea is for Eritrean only. Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Kabmaatsewreni
    @Kabmaatsewreni 2 ปีที่แล้ว

    Ashebir brave man 🎉🎉🎉

  • @mmodernagroinvestultd2091
    @mmodernagroinvestultd2091 2 ปีที่แล้ว

    ዋጋ ከም ትኸፍለሉ ጥራሕ ፍለጥ

    • @abebekesete
      @abebekesete ปีที่แล้ว

      ንባዕልኻ እትኸፍሎ ዋጋ ኸ ጭቃ

  • @GhebrezghiBiniam
    @GhebrezghiBiniam หลายเดือนก่อน

    Weyane Moirai eya Asher Eritrea aitrean eka

  • @MusluyAykonkun
    @MusluyAykonkun 2 ปีที่แล้ว

    እዞም መውደክደክቲ ዲያስፖራ ገለን ኣምሰሉ በለጸኛታት፡ ገለን ድማ ዘመዛዝን ኣእምሮ ዘይብሎም በራዩ እዮም---- ፉንፉናት

  • @ስብናብሰቡ
    @ስብናብሰቡ 2 ปีที่แล้ว

    ሰለምንታይ እዩ ንሕና ኣብዚ እዋን ኣብ ዝተፈላለየ ውዱባት ይኹን ምንቅስቓስ ተፈላሊና ህዝብና ኣብ ሕማቕ እዋን እንዳሃለወ ። በዛ ንኸዳ ዘለና እንተኼድና ብፍጽም ህዝብና ክጸንት እዩ ። ዘገርም እዩ ።

  • @amanberhane9767
    @amanberhane9767 2 ปีที่แล้ว +1

    my lord my lord iwiy iwiy atum sebat intay ainet sebat ina...intay ainet fitret ina nihna Eritreawian nibehal sebat. what kind of creatures are we. I say imbi imbi and imbi to dictatorship at any cost.

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 ปีที่แล้ว +1

    H8j8cin wala degefiti niasemera akeduniyom .ni adisabiba yikedu alewi diharikia degefiti mikunom kifelisto hizibi keyifelistom......

  • @ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
    @ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ 2 ปีที่แล้ว +2

    አሞ ሃገራዊ ኣጎልግሎት ይትረፍ ንሕና ደቂ ማለሊት ክንወረኩም ድኹም ትብሉ ዘለኩም ተጋሩ ሕፍረት የላን
    አስኹም መሊአኩም ከይጠፋአኩም ዘዝተወልደ ሃገሩ ክሕሉ ድሉው አዩ ::

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣንታ ብዛዓባ ውስጡ ተዛረብካ ኣረክ ይሰቲ ነዩሩ ትሓጉስግዩ ዋላሓርኩ . ወግ ኣስመራ ሺጋራ ይስሕብ ወድሓጭረሰብ ብስዋ ዝተስተመከ ኣረክ የሴት ሃገዩ ኣኮነን አንተልካ ኣክምካ ፍለስቲ

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 ปีที่แล้ว

    እዋይ ዘረባ ዘይምውላድ ይምረጽ ኔይሩ ላከ እንጂ ኣይምጓሃናን ቶባእ ።ኣሸብር ገልጽዎ ።

  • @jonasamanel9610
    @jonasamanel9610 ปีที่แล้ว

    💪🏾❤️❤️

  • @aronhidray69
    @aronhidray69 2 ปีที่แล้ว

    ወካሩ
    ውጩ ድኣ ልቡ ልቢ ኣንበሳ ምካኑ ረሲዕኩም ብስጭት ከኣ መስተ የስቲ እዩ!

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 2 ปีที่แล้ว

    ኣቡኡር ትመርሆም አምበር ኣይሞርካን ኢዮም ፥ከም ብኣል ዉጩ ተገደም ህጁም ዝብላ ኣብ መዳ ዝተማህርዋ ኣሺሃት ሂወት ዝቀዘፈ ኩናት ብኣል ዉጩ አዮም ህግ ዝብል ህዝባዊ ኮይኑ ዘይፈልጥ ናይ ሃሶት ሺም ሂዙ ብሃደ ውልቀ ሰብ ዝዝወር ኖግራም መሪህነት ኣብ መጨሪኡ ህዝብን ሃገርን ለኪሞም ዝጠፍኡ ናይ ወጻኢ ምስለነ ባአዲ ናይ ሱኡድን ኢምረት ኣረብን ግብጽን ዝተኣስቡ ረሳሃት ኣልየት ፥

  • @SaSemairesearch
    @SaSemairesearch 2 ปีที่แล้ว

    Ashebir is a brave man.

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy 2 ปีที่แล้ว

    ብጉጅለ ሰርዓት አስመራ ኣብልዕሊ ኤርትራውያን ዝተገብረን ዝግበር ዘሎን ኣንጻር ሰብኣውነት: ንኣብ ስደትን ውሽጢ ሀገርን ዝርከብ ኤርትራዊ ሩዱእዩ:: እቲ ቀንዲ ሕቶ ክዝተየሉ ዘለዎ ህጹጽ ጉዳይ ብሕልፊ አብ ስደት ዘለዋ ኩለን መራኸቢ ብዙሀን ኤርትራውያን ኣብ እንታይ ይገበር እንታይ ንግበር ከተኩራዶ አይምሓሸን::
    ኩሉ ኤርትራዊ ዝሰማምዓሉን ዝረዳድአሉን ቀዳምነት ዛዕባታት ምስራዕ::
    ንአብነት ኢሰያስ አንጻር ብወያነ ዝምራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነበር : ንልዕሊ 10 ዓመት ኣብ ቃለ መጥየቕ/ቃለ መሕትት ሶማል ክብል ንህዝቢ ኤርትራ አጽሚምዎ ልዕሊ ሶማላውያን ይነብሕ ነይሩ::
    ሕጂ ኽኣ እቲ ዘገርም ዝበዝሓ መራኸቢ ብዙሀን ኤርትራውያን ኣብ ደገ ዘለዋ :ኢሰያስ ምስ ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ወጊኑ ተባሂሉለይ ቀንዲ ዕዮእን ብምውንዛፍ ወግሕ ጸብሕ ትግራይ ክብላ ወጊሑ ይዓርብ:: ኢሰያስ ናብ ጸድፊ እንተምረሕኸ ደድሕሪኡ ክንጸድፍ???
    ብኢሳያስ ዝምራሕ ስርዓት ኣብ ውሽጣዊ ሓንቲ ልዑላዊት ሀገር ጣልቃ ምእታዉ ክኹነን ይግባእ::
    ካብኡዝተረፈ ውሽጣዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያውያን ይምልከት::
    ኤርትራውያን ኣብቲ ኩሉ ኤርትራዊ (ደላይ ለዉጢ) ዝሰማምዓሉ ከተኩር ይግባእ::
    ናይ ሓሳብ ፍልልይ ከም ንቡር ናይ ቃልሲ መስርሕ ምቅባልን ምእንጋድን ምልምማድ ዘድለየና ይመስለኒ::
    ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ኤርትራ::

  • @fishzeweldi8739
    @fishzeweldi8739 2 ปีที่แล้ว

    Good job

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 2 ปีที่แล้ว

    ህልክ ብህልህ ምንባር ታሪክ ኣሪትራውያን ካብ 40 ታት ይጊምር፥ብሰንኪ አህን ምህን ኢልካ ረብሃ ህዝብካን ሃገርካን ምቅላስ ካብ ኣከባ በትገርጊስ ጀሚሮም ኣቦታት ብምትህልላክ ሃገሮም ብኣወት ኣንደነት ተደምዲሙ ኣሪትራ ኣካል ኢትዮፕያ ከም አትቁረን ተገሩ ናይ 200፥000 ስዋኣት ደቂ ሃገር መስዋአቲ ተከፊሉ ናይ ሃሶት ነጻነት ኣምጺኡ፥ዉግአ ህግ ጀብሃ ኮሎም ኣንጻር ዘላኢ ክንሶም ብህልክ መራህቲ ናይ ክልቲኡ ውዱባት ኣሺሃት ደቂ ህዝቢ ከምዝሃልቁ ተገሩ፥ብህልክ ናይ ዉልቀ ሰባት ብሰረኛ ማአለማ ኢሳያስ ዉዱብ ህግ ብህግን ብዲሞክራሲን ክምራህ ኣለዎ ንዝበሉ ደቂ ህዝቢ ብሺም መንካአን የሚንን ከም ህሱም ተጨፍጪፎም፥ድህሪ ናይዚ ናይ ሃሶት ነጻነት አውን ብg15 ዝጽዉኡ ዲሞክራሲን ቁዋምን ስለዝበሉ ኣሰሮም ጠፊኡ፥ኣብዚ አዋን አሸላትን ሺማግለታትን ተሃፊሶም ናብ ዘይምልከቶም ኩናት ህድህድ ኢትዮፕያ ከም ክሱም የረግፉ ኣለዉ፥ህልክ ህልክ ዋና መግለጺ ኣሪትራውያን ኮይኑ መሳኪን ደቂ ድካታት ከም መአጎዲ ሃዊ ይቃጸሉ ኣልዉ፥ህልክ ንመን ረበሀ አንተድኣ ኢልና ነዚ ሰራም ጋንየን ኣዲ ሃሎ ጥራይ አከውን፥

  • @Kabmaatsewreni
    @Kabmaatsewreni 2 ปีที่แล้ว

    😢😢😢

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 ปีที่แล้ว +1

    mmm ትፈልጡ እተን ብሰበብ ግፋ ሃገራዊ ዕስክራና ብመንግስትን ሰራዊትን ዚህገራ ዘለዎ ጥሪት ከብትን ኣባግዕን ኩለን ንቐለብ ሰራዊት ከምዝሕረዳ፧ ሎሚ ዘመን ዘይግፈፉ : መጭዓኛ ኣድጊ ፣ በቕሊ ፣ ፈረሰ ፣ ገመል ወዝተ እዮም።
    እንተ ካብ ሰብ ዘይግፈፉ እሞ ኣብ ታሕቲ ረኣዩ።
    ኣቐዲሙ ውን እቲ ኣብ ፈቐዶ ኬላታት ኮንትሮባንዳ ተባሂሉ ዚህገር ፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት እዮም ዝበልዕዎ።
    እዚ ገደብ ግዜ ዘይብሉ ግዱድ ዕስክርናን ዘየናሕሲ ኣልማሚ ግፋን ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ የሳቕዮ ኣሎ።
    እዚ ዘቐረብምዎ ዜና ግፋ ናይ ስርዓት ህግደፍ ናይ ኤርትራውያን ኣብ ተሰነይ ሓቂ ኮይኑ ፡
    ግና እዚ ዕድመን ጾታን ዘይፈሊ ዝበልኩሞ ብምሉእ ቅኑዕ ኣይኮነን። ስለምንታይ ፤ እዚ ነቶም ብሄረ ትግርኛን ክርስትያንን ጥራይ እዩ። ብፍላይ ደቀንስትዮ ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ ፡ ቀንዲ ግዳያት ናይዚ ኣልማማ ግፋ ካብ ዝኾና ልዕሊ ኣርብዓን ሓሙሽተን ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ።
    ዘገረም እዩ ፡ ነተን ኣስላም ደቀንስትዮ ግና ህግደፍ ይኹን ጀብሃ ደፊሮመን ኣይፈልጡን እዮም።

  • @HanaHana-zo4ps
    @HanaHana-zo4ps 2 ปีที่แล้ว

    ልክዕ

  • @faizabdu9884
    @faizabdu9884 2 ปีที่แล้ว +2

    MIHDERA MAHBER ANDINET IU NATKUM YIGEDID NI HIZBI ERITREA MEXREYI AFKUM GERKUMO RESAHAT

  • @GhebrezghiBiniam
    @GhebrezghiBiniam หลายเดือนก่อน

    Bja aklabat akibka bal ashebr Kab 2% keykeflu ghenzeb serkom zwezu Eyob wach out

  • @jjjkkk2651
    @jjjkkk2651 2 ปีที่แล้ว

    Ashebr hawna.

  • @tg7368
    @tg7368 2 ปีที่แล้ว

    አጆኹም መፍትሕ ቃልሲ መስዋእት ኢዩሞ ክመጽእ ኡዩ ክወግሕ ኢዩ :

  • @titirezene9592
    @titirezene9592 2 ปีที่แล้ว +1

    Leueyti mewaekum nesewu mes kesekum haseweti kalsi tegaru🤮🤮🤮🤮🤮

  • @kesetetesfay8322
    @kesetetesfay8322 ปีที่แล้ว

    Ashebr seraki serika zimexaka felitnaka ena ab 2001 zserekayo.... kudurguho eye .

  • @ወዲመቐርካመቓይሖ
    @ወዲመቐርካመቓይሖ 2 ปีที่แล้ว

    ኤርሳት ድረብይ ብሂወት ንዘየለ ስብኣይ እንዳ ኣልዓልኩም ምዝራብ ዘይተቋርጽዎ ኣቱም ግደፉ ተታሓሒዝና ኣብዛ ድልሃምት ከይንኣቱ።

    • @dand8413
      @dand8413 2 ปีที่แล้ว

      What about the people he tortured and killed? It has to be remembered so it doesn’t happen again by others. Just like Hitler is remembered.

  • @eras4183
    @eras4183 2 ปีที่แล้ว

    ውጩ perfect አይኮነን እንተ ሰከረ ብቡዙሕ መስናኽል ለ ዝሐለፈ እዩ። ብዛዕባ አቅሽቱኩም ምስ ቆልዑ ዞድቁሱ ዘይትዛረቡ።

    • @zibanhgi8472
      @zibanhgi8472 2 ปีที่แล้ว

      ናይ ስኽራንስ ደሓን ኔሩ እንተኾነ ውጩ ንኽንደይ ቆልዑት ኤችኣይቪ ለኺሙ እዩ ሞይቱ

  • @GhebrezghiBiniam
    @GhebrezghiBiniam หลายเดือนก่อน

    Bucharest ehgdef yserh alo tarikum aytebalashu

  • @GhebrezghiBiniam
    @GhebrezghiBiniam หลายเดือนก่อน

    Teseru DMZ vegetarian belu teasiru briged nhadu yesereyukeser eyu acetate abotatn ksebru hagher zerekeb rughutteghar

  • @solomon8
    @solomon8 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣብ ምንታዴኻ ትፈልጦ ኣንታ ኸልቢ :: ጀነራል ዉጩስ ብልቦንኡን ብጅግንነቱን ዝዳረጎ የለን::

    • @724-m8j
      @724-m8j 2 ปีที่แล้ว +1

      Ane nwichu ab Expo sekiru arbiarbi nashitu deku hakifu kikeyd yrio nere btaimi ayfinfin iu kolu iu zgebr

    • @titirezene9592
      @titirezene9592 2 ปีที่แล้ว

      yes

    • @justiceforall1400
      @justiceforall1400 2 ปีที่แล้ว

      ADIS hamimu bxhxah wedi moytu kkk

  • @metkelsesu4748
    @metkelsesu4748 2 ปีที่แล้ว +1

    Eza Eri sat ትብለሃል መደብ line ናይ ሓደ ቦታ ወይ ርጅን ኢያ ሰብ ሓሪካ ቦታ ሓሪካ ዓዲ ሓሪካ አይኮን ቃልሲ ቶንኮል መቸም ናትኩም ኢያ clean your heart otherwise አብ ስደት ሃንበርገር እናበላዕኩም ክትበልዩ ኢኩም

    • @weyno5218
      @weyno5218 2 ปีที่แล้ว

      ብካልእ ጉዳይ ድኣ ሕመ እንበር በዝስ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ እዩ.
      ከምዝመስለኒ ግን ንስካ ብከባቢ ስለትሓስብ እዩ.

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 2 ปีที่แล้ว

    መቸም ጉሓፍ ንጉሓፍሲ ትእክቦም ድአ አላ ሄኖግ ካልሲ ሕውሓት ፡ እዞም ጸጋማውያን ብግለ ኢካ ሸቲትካ ትርክቦም።

  • @rttr3992
    @rttr3992 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔⚫⚫⚫Hegedef. 00000000

  • @erimeley8433
    @erimeley8433 2 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭

  • @GhebrezghiBiniam
    @GhebrezghiBiniam หลายเดือนก่อน

    Men ekum nskatku tegharu

  • @rttr3992
    @rttr3992 ปีที่แล้ว

    Ehhhhhhhhhhh sega. Melase. Ezekaza. 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @tekeaande2222
    @tekeaande2222 2 ปีที่แล้ว

    Nska hadimka mexieka nkhsheka nmen dfae nmen gedifwo kmexie delikayo kedami

  • @zeruaraia2065
    @zeruaraia2065 2 ปีที่แล้ว

    Well come
    Yes eritrawi bahri raiwa
    And asa beliu ayfeltin u
    Kndmntay ktasu eyom mis teredom n kulu gze alewo

  • @teklehaile422
    @teklehaile422 2 ปีที่แล้ว +6

    ታሪኽ ዉጩ ብዉኻሩ ዝብለል ኣይኮነን ኣናብስ መሪሑ 77 ጎቦታት ዝፍረሰ ኣብሮም ዩ ።ኣበየናይ ቦታ ዩ ኸ ሰኪሩ ረኺብካዮ ዉጩ በይናካ ትፈልጦ ዲዩ መሲሉካ

    • @senaialem4022
      @senaialem4022 2 ปีที่แล้ว

      Eziom agame akologuzay eyom

    • @tesfutekle8928
      @tesfutekle8928 2 ปีที่แล้ว

      Etay tbl areki teraeywo ewayyy xegem

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 2 ปีที่แล้ว

    ንግስነታዊ መንግስቲ ንምፍጣር ኣብ ኤርትራ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ንህዝቢ ኤርትራ ደቁን ጸጋታቱን እንዳ በልዐ ዝነብር ኣራዊ እዩ ህግደፍ ግን መንከ የጋላ ግሎ ንህዝቢ ኤርትራ ፡ሕጂውን ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ኣሚንካ ንፍትሒ ምቅላስ እንኮ ኣማራጺት እያ unconstitutional government President 32 years Isayas Afewerki

  • @mamaniel1965
    @mamaniel1965 2 ปีที่แล้ว

    ኣብ ከምዚ ደረጃ ምውራድኩም ብጣዕሚ የሕዝን

  • @GhebrezghiBiniam
    @GhebrezghiBiniam หลายเดือนก่อน

    Briged nhamedu Helen emo Yale Wes belu trekbuwa

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 2 ปีที่แล้ว

    እዋይ ሓቅኻ ዘቃጥሩ ጥራይ
    ዘይኮኑ ወኻሩ ርእሲ ዘይብልኩም ሕሰቡ ምበልኩዎም

  • @arontesfaldet7917
    @arontesfaldet7917 2 ปีที่แล้ว

    ዝገርመኒ ነገር እንተሎ ዶባትና ንከይ ሕንጸጽ ዝሓንገዱ ኣፍደገ ባሕሪ ክህልወና ኣልዎ ኢሎም ጸላኣቲ ኣፎም ከፊቶም ክዛረቡ እናሰማዓካ ዘይ መለስካ ብዛዕባ መዘና ዘይ ብሎም ጀጋኑ ልእላውነት ሃገር ከየድፈሩ ከይ ዕረፉ ዝከዱ ዘለው ኤርትራ ናይ ሕጂ ዋሎዶ ዘይኮነትሲ ናይ መጻኢ ዎሎዶ ኢያ ኣጅኩም እናበሉ ንምሉእ ዕድሚኦም ዘይ ዕረፉ ሲ በጃኹም ንጀጋኑ ኣልዕልኩም ክትዛረቡ ዓቅሚ የብልክሙን፥ሙሉ ብሙሉ ካኣ መስ ጎሮቤትና ዘለና ጉዳይ ከይተወደአ ብዛዕባ ካልእ ምሕሳብ ድኻም'ዩ

  • @jemalnegash3124
    @jemalnegash3124 2 ปีที่แล้ว

    ደምበ ለውጢ ን 31 ዓመት ብጉጅለ ህግደፍ ንህዝቢ ዝዎረዶ ግፍዒ ብርሰት ጥልመት እሞ ካአ ንዝዎረዶን ዝፈልጦን ህዝቢ አብ ምሕባር እምበር ፍታሕ አብ ምምጻእ የለን ስለዚ ኢዩ ካአ ለውጢ ምምጻእ አቢዩ ዘሎ ዝድለ ዘሎ ለውጢ እምበር ንዝዎረዶን ዝፈልጦን ህዝቢ ሽግር ምሕባር አይኮነን

  • @ደጀንታመነ
    @ደጀንታመነ 2 ปีที่แล้ว +1

    ጎቦዛት,ኣጀኹም

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክክ ካብ ታሪክ ዉቹ የድህነና ኒሃማስን ጊን ጂግና አዩ ዚመስሎም ጀጋኑ ዚመርህዎስ ጂግና ይብሉዎ ቲምህርቲ ኣለና ካአ ይብሉና ኣብ ሃማስን አቲ ዚለአለ ቲምህርቲ ዘለዎም አስያስን ስብሃትን ዶ በርከትን ኣከለ ካሌአ ሃሶት ነዚኦም አዮም ዚሚኪህሎም ኮር ተገልበት

  • @medhaniegebreslassie1168
    @medhaniegebreslassie1168 2 ปีที่แล้ว +1

    buda adl rekibe Elkas wuchu natu tarik y hlwa ykwen msaka gn zerakb yeblun

  • @libeymidrebeda2580
    @libeymidrebeda2580 2 ปีที่แล้ว

    👍

  • @filmontesfay2570
    @filmontesfay2570 2 ปีที่แล้ว +1

    Wedi za buda hasad

  • @dawittesfaye8325
    @dawittesfaye8325 2 ปีที่แล้ว

    በርጌድ ንሃመዱ ተስፍ ናይ ኣፉሪካ አዩ አብ 60 አመት ተስፋ ንገበር 🙏

    • @Karneshmawi
      @Karneshmawi ปีที่แล้ว +1

      ብጭንቀትን ስትረስን ነብስካ በገዛእ ፍቃድካ ምሕላፍ ድዩ እቲ ተስፋ ኣድጊ ንሓመዱ ብጣዕሚ ድሕሪት ኣለካ ተበራበር ጽባሕ ንግሆ ብጭንቀት ነብሱ ሓኒቁ ከይብሉካ 😂😂😂😂

  • @GhebrezghiBiniam
    @GhebrezghiBiniam หลายเดือนก่อน

    Hasot anta zgmat wolodo wolodokum dye zesheghrekum kedat

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 2 ปีที่แล้ว

    We are not lucky we lost it

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 2 ปีที่แล้ว

    💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @biniamdawit8647
    @biniamdawit8647 ปีที่แล้ว

    ብህይወት ንዘየሎ ምጥቃን ስኑፋት ምኳንኩም እዩ ካብ ምሕማይ ዘይሓልፍ ፖለቲካ እዩ። shame on you losers

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 2 ปีที่แล้ว

    BARYA DEA ENTAY HIJU KEMETSE TSOR SEDRU DEA YEKHEWN.

  • @kekf2321
    @kekf2321 2 ปีที่แล้ว

    Wichu ezi wukaria ebay Sahil kindey meniesey endabele mis Iseyas zimexe asha seb u.

  • @weyno5218
    @weyno5218 2 ปีที่แล้ว

    ኣብዚ ዘልኩም ሓማስየን ዲኩም ሑሙሳትሲ ከተደንግጹ በቃ ዉጩ ዶንቆሮ ዓሌታዊ ተላዒሉ ኢልኩምሲ ሓፍ ፈጠቅ ትብሉ.
    ኣቦታትኩም ካብ ዓሌታዊ ኣታሓሳስባ ከይወጹ ሃገራውያን እናመሰሉ መይቶም ንሱኩም ድማ ኣሰሮም ሃገራውያን እናመሰልኩም ብዓሌት ክትሓስቡ ከተርክብዎም ኢኩም.ካብዚ ዉጹ ብሃገር ደረጃ ሕሰቡ ኣብከመይ ጀረጃ ከምዘለኩም ንሪኦኩም ንዕዘበኩም ኣለና
    ንኣምነካ ኢና ኣሸብር ዘይኣሙኑካ እቶም ብዓሌት ዝሓስቡ ጥራይ እዮም

  • @weldemicaeltesfamariam2981
    @weldemicaeltesfamariam2981 2 ปีที่แล้ว

    anta hasawi mulue hewetu zetegadel bnay hademaelte ketferdo menica neseca
    Ketfelet mesnay bezuh gudletatom neta beqlilu zey terkeb hiwetom kefilom eyom.that's enough.

  • @smartboy1983
    @smartboy1983 2 ปีที่แล้ว

    Menisey nikah tewedeb,
    Deki hadegti, sinadegle, mereta sbene, egela hasin, egela hamus, tedrer, deki digna, deki meshe, mereta keyahti,
    Eza mikrey simani mjemerta kab welfatat nasa kunu, temeramer, temehar, tefakeru mis klu kebabi telaleya tewasebu wiledu selot giberu, genzeb hazu, ab kebakum nizelo wedi adkum yikun kebakum hagzu aytitehamel mesait eritrea ab idkum iya emo shihn waltan kunu kem deki Abraham ::

  • @tsegaytea
    @tsegaytea 2 ปีที่แล้ว

    ኤርትራዉያን ኩሉ ጊዜ ርእሶም ክቀትሉ ኮለው ነቲ ርእሶም ክቀትሉ ዝገብርዎ ዘለዉ ክቀትል ኣይትርእዮን

    • @እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
      @እንተገጊኹማመለይእዩሽማ 2 ปีที่แล้ว

      ብምሒር ጭንቐት ናይቶም ዝተሰውኡ ኣሳቅዩዎ ይኸዉን ከምኡ ዉን ኩሉ ዝገብርዎ ጌጋ ከምዝኾነ ዘይርዶም ኣይኮነን ግን ንኹሉ ዝገብርዎ ብዉሽጦም ይሕይኾም ኢዩ

  • @habtomtesfazgi1059
    @habtomtesfazgi1059 2 ปีที่แล้ว

    Adekeswo eski nezi gigna bhwet nzeyle Seb entay gber tblwo alekum

  • @brhaneberakie5670
    @brhaneberakie5670 2 ปีที่แล้ว

    እንታይ ክጠፍ ኦም ደኣ እና ረኣዩ ዑዉራት እና ሰምዑ ጻማማት ኢዮም ኮይኖም ዝነብሩ

  • @mercy9051
    @mercy9051 2 ปีที่แล้ว +1

    Wala mis zimote dikum tibiasu !

    • @bynamtensae1165
      @bynamtensae1165 2 ปีที่แล้ว

      G'hG'h YBeL Ezi SeraQi wuchu Mot'Qa KwHdo. I bet he is in hell burning and crying for help.

  • @amandegesna5585
    @amandegesna5585 2 ปีที่แล้ว +1

    Beal wuchu dobgola ember seb aykonun

  • @jjjkkk2651
    @jjjkkk2651 2 ปีที่แล้ว

    Btaami lbi nzelewo dem nzelewo fitret seb nzelewo zeyedeks eyu ahebr hawna.

  • @astoleneroee
    @astoleneroee ปีที่แล้ว

    Kkkk tegage wrong turne geyre kezabat

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 2 ปีที่แล้ว

    ኣብ ስዊስ ካ ን17 መስከረም ከህልፉ ይሻባሸቡ ኣለዉ

  • @weldemicaeltesfamariam2981
    @weldemicaeltesfamariam2981 2 ปีที่แล้ว

    Erisat wen jeganukum ketsirefu kelew kebrom kemzehelo ketgebru alekum

  • @GhebrezghiBiniam
    @GhebrezghiBiniam หลายเดือนก่อน

    Hasot hasot

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 2 ปีที่แล้ว +1

    Wuchu SeraQi - in 1991 right after Aseb port liberated he sold YAMAHA Motor cycle full of container worth millions of dollars. This is true you can ask people who were in Aseb port around 1991. Wuchu had big belly from too much drinking.
    At the time Wuchu joined GedLi from Teseney there was Gebru named closest of his friend. Both were together that Gebru helped Wuchu to survive. The sad thing Gebru burned by cluster bomb while he fighting enemy at Semhar the worst Gebru body turned to deadly cancer. Gebru suffered consistent pain from his burn including the spreading skin cancer made his pain worse. Wuchu Selfish never visited him nor he said him EzGi YmHarKa.

  • @amandegesna5585
    @amandegesna5585 2 ปีที่แล้ว

    Bhaki asseb kab 2009 ksab 2012 neyre gibdo zbhal bota 3 ametin 4 werhin kea gere fake merea zbhal alo ab asseb kmrueo eye elka kab mmhdar kem tmrueo 3 messekakir gerka nab ahaduka family Ysedulka ahaduka kea nmerea elom Eyefti Yseduka seb kab adis Kampala business merea nab europa canada tgebir nihna kea kab asseb nab sdrana fake merea ngebir nerna nay hgdef mendef Ygerim eyu nazom newramat

  • @alonaeyob6648
    @alonaeyob6648 ปีที่แล้ว

    Serkti

  • @GhebrezghiBiniam
    @GhebrezghiBiniam หลายเดือนก่อน

    Kemerovo emknka

  • @matthiasaraya8755
    @matthiasaraya8755 2 ปีที่แล้ว

    Henog nefusiher

  • @Aba-Gobyee
    @Aba-Gobyee 2 ปีที่แล้ว +1

    ውጩ ጅግናስ በዞም ከድዓት ክግለጽ ክክክክክ መዛናግዒ ኢና ንጥቀመልኩም ኣንቱም ተረፍ ተጋሩ